Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 30 August 20 - 2021
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 30 August 20 - 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 30 ነሓሰ 20 - 2021
Tv Sened
Antonio Tesfay
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 30 August 20 - 2021
ቃል መሕተት ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 30 ነሓሰ 20 - 2021
Tv Sened
Antonio Tesfay
Пікірлер: 277
Jegna Wedi haile, please, I beg you to continue telling the beautiful and amazing stories you’re telling us. Believe me 99.9% of us are waiting to hear you every single week!! Please disregard some , just few stooges of the tyranny system!!! GOD BLESS YOU MY BROTHER!!!🌹🌹🌹
@amanielsolomonmenghistu4891
2 жыл бұрын
Ata Jesus tahabieka tzareb
@siyummahmud438
2 жыл бұрын
ተኸስተ ጓህመሰም ሓሳዊ አነ አብ ውግእ እምበሰባርያ አብ ቀርን ማይ ጨው አባል ከቢድ ብረት ነረ ሓሳዊ
@jesusking7000
2 жыл бұрын
@@amanielsolomonmenghistu4891 anta Adgi wedi Adgi
@jesusking7000
2 жыл бұрын
@@siyummahmud438 kidata hasawisi hasawi aybelka lekubat
@ab2916
Жыл бұрын
@@amanielsolomonmenghistu4891 ከም ደማሙ ክውለዳ ኮለዋ ዓይነን ዘይነቁሕ ኣማኑኤል ሓወይ ክኣ የእሙሮኻ ተደፊኑ'ዩ ዘሎ ኣምላክ ይቕረ ይቐለልካ።
ቢጣዕሚ ዝናአድ አቃራርባ ጹቡቅ ታሪኽ ዘዲሊዮ ይስማዓዮ ዝስማ ዝቢላዕ ታሪኽ አቅስሚካና
አደ ወሊዳ ትምከን። ጅግና ንታሪኹን ንህዝቡን ግምባሩ ዘወፈየን ዘወፊ ዘሎን።
አርካናት ገድሊ አብዛ ግዜ ኢኹም ን ኤርትራ 🇪🇷 ተድልይዋ ነዚ መንእሰይ አብ ሐደ ❤️🇪🇷 ከም ቀደምና እዩ ዘጸብቀልና ክብርን ሞጎስን ን አርካናት ገድሊ ዓወት ንሓፍሽ፣🇪🇷💪።
Every session is impressive. Wedi Haile is among the most #Mature Arkanatna... Excellent leadership, and problem solving skills
ጅግና ወድ ሃይለ ታሪኽና ንኸይዝንተው ዝገብርዎ ዕንቕፋት ስለዝኾነ አይተስተብህለሎም።ጅግና ቐጽል ጥራይ አዘንቱ።የቐንየልና ጋዜጠኛ አንቴንዮ ጽቡቕ አቀራርባ።
ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ:: ፍልጠት 100% ድፍረት 100% ኣደ ወሊዳ ትምከን ጅግና ከማኻ ይብዙሑ::
@jesusking7000
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
The best ! Truly sened like it's name is. Please continue to tell us our history. I like this a true image of our values and the norms of our society. I practically enjoy hearing Him and it reminds me the environment I grew up. God bless our heroes, it so SAD that we have not done good job to at least honor them, if not rewarding them. Many are going for good ; time running against us , May God preserve them for us.
ነመስግነካ ተባዕ ጅግና ወዲ ሃይለ💐 💐 ካብቶም ታሪኽ ሕዞም ዝቅበሩ ብዘይምኻንካ:: tusen tack 🙏
እንኳዕ ድሓን መጻኩም ክቡር ብ/ጀ ወዲ ሃይለ
@metkeltesfay7308
2 жыл бұрын
Kkkkkk agame enjoy your life now
I appreciate the intersting the past Eritrean history. Thanks allot B/g. Gedim hero mr. Tekest Haile. I am proud of you. Please write a book and we learn more our brothers,fathers and mothers history. May God bless you!
Incredible classic History. You fought double enemies and both of them surrendered up on you !!
ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ነዚ ሕሉፍ ታሪኽ ውልቅካን ኣሃዱካን ብሓፈሻ ብመልክእ መጽሓፍ እንተ ተቅርበልና ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ
@nalemna
2 жыл бұрын
Ktekisero delikha 10 sebat zeygezawa ksemawa keman aykalun
long live great general Tekeste hayle and thank u for telling as youre learnable history.
Eritrea is proud to have educated person like you ✊🏼
Wel come eritrean hero General Tekeste Haile. Thank you very much.
Interesting and well recounted of events.Thank you indeed dear *
ብ/ር ጀነራ ተኸስተ ብጣዕሚ ደስ ዘብልዩ ኩሉ ኣግገባብ ኣታራርኻ/ኣጋላልጻ ብመጽሓፍ ክጽበየ ብወገነይ ደስ ዘበለኒ ኣብ ምስ ጀብሃ ዝነበረ ካብ ወገንነት ዝረሓቐ ኣገላልጻ ስለ ዝነበረ ግን መጽሓፍ ሕድርኻ
ክቡር ጀነራል፣ብሂወት ጸኒሕካ፣ውዕሎኻ ከተዘንቱ ምብቃዕካ ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ።ክብረት ይሃብካ፣ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
ጅግና ናይጀጋኑ ዕድመ ይሃብካ ብአኻ አዝየ ይኾርዕ
Hello hello dear hero B/G Tekeste Haile thank you very much for taking the time to pass history to young generation. I like the word “tebarikatna endia “ said Wuchu. Entay emo eyhilifki endom yehlifki hibkini Wedi Haile kimokowko kelo so funny 😃😂🤣 I like that thank buzuh halikum mesakin our big brother.
All I can say is thank u very much 🙌🏿
You are the real eye witnesses of our hard struggle we can't get enough to hear from you BG Tekeste haile long life
Jigna b/g we’d haile thanks for your service!
እንታይ ዝበለ ዓቅልን ጽንዓትን፡ ብውሽጥን ብደገን ከም ወርቂ ብሓዊ እንዳተለብለብካ ትሓልፎ፡ ሃገር ንምስራሕ ዝኽፈል ዋጋዶ ኢልና ክንሓልፎ። ዳሕዳሓዮ ክንሰምዖ ንህንጠ ኣለና።
thank you b/g newih ademn teanan yahabka
Kubur abona b/general tekeste Haile natka interview bximona teketatileyo kab part 1-31 naybehaki jigna nay jeganu kemzie gerka misnay tihtna azerarba zgeberkayo I’m so proud of you admen teanan forever mis kulu sdra eza nay 30kfal zbelkaya ezi timae eyu kalie alo mistir zbelkayo bejaka kulu awxayo because ezie naytom arkanatna tarik keynegeruna ztesewu eyu tezentwo zeleka kubur abona b/general tekeste Haile degime admen teanan forever mis kulu sdrabetka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ Etom tarikna hizom dekisom zelewu kabaka kmaharu tesfa ygebr
ብሪጋድር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ጅግና ኣቦና ብጣዕሚ በዚ ትገበሮ ዘለኻ ኣዝየ ከመስግንካ ይፈቱ፡ መጻሓፍ ታሪኽ ሂወትካ ኣብ ገድሊ ዘርዚርካ እንተትጽሕፍ ጽቡቕ ነይሩ። ኣንቶንዮ ውን ሰለ እቲ ጻዕርካ ክትምስገን ይግባኣካ። እንተኾነ ግን ተኸስተ ክዛረብ ከሎ ዘይምስማዕ ክኸውን ይኽእል፡ ነቲ ዝበሎ እንደገና ትሓቶ። ባሓቂ ስምዓዮ፡ ብዛዕባ ካልእ ሕቶ ትሓቶ ኣይትሕሰብ። ምስናይ ትሕትና
Welcome wide eri b/G Tekest Halie 🇪🇷💫💫👆🙏 koakob Hager ekia nisika
የቀንየልና ተከስተ ሃይለ ( ወዲ ሃይለ ) ኣምላክ ዕድመ ያሃብካ ።
@jesusking7000
2 жыл бұрын
amen amen amen
ክቡር ጅግና ኲባኻ ብዙሕ ኢና ንምሃር ኩሉ ኣቀራርባኻ ኣዝዩ ዝንኣድ እዩ thank you our heroe
Smart enough thank you we are proud of you
Waw wedi haile you the best bro keep it up
Nxurn xfufn. Kbret yhabelna brgader général 🙏
Kihtem zelewo rezin tarik . Edmen tienan yihabka BG tekeste hayle . Yekenelna tv sened
Honestly good job guys
Wedi Haile and Antonio. Hope you have a very long healthy and happy life. For our benefit Truly heros
Sebay sebut eka antay amo wedi medhn berad atalilkum General wedi haile Ur our hero 👌🤙💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿
ተኸስተ ሀይለ ዘኽፍእ አ የተዛረብካን ብጣዓሚ ጽቡቅ ኢዩ
Very interesting, spread out the truth ,indeed you are the heroe
Well come hero. Long live
እዉይ ገዜጠኛስ ከወድኣካ ።ኣብ ሞንጎ ይኾልፎ ዘይከውን ሕቶ ክኣ ይሓትት።
Edmen tien yhabelnakemzi zimesel tarik zezentw ybzahalna .
Marhaba shanen. ..
ወዲ ሃይለ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ሀሮ
ጅግና ፡ ቀጽሎ እቲ ሓቂ ክግለጽ እዩ።
Thank we haile I love so much
Dear well said again general
Jigna Harbenya Bixby B.G Tekeste Haile 👍🌷❤
ወዲ ሃይለ ኣነ ምስ ደቀይ ነታ ሰሙናዊ ቃለ መሕተትካ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበያ: ከምቲ ዝበልካዮ ግን ነቶም ነዚ ታሪኽ ጅግንነታዊ ክሰምዑ ዘይደሊዩ እዝኖም ጡጥ ይወትፍሉ!!!ንዓና ከይዕጡሉና ካብ ኩሉ እዚ ታሪኽ ንወልዶታት ክመሓላለፍ ኢና ትጽቢትና ብጽሑፍ ክስነድ ክኣ ንኣንፈይ ይላቦ::ተኸስተ ተባዕ ኢኻ!! ሕጂ ውን ኣብነታዊ ነቶም ታሪኾም ምስኦም ሒዞሞ ዝተቐብሩ ኢና ኣጉሃየና ንዞም ዝተረፉ ግን ኣብነት ኮይንካዮም ስለአለካ ክበራበሩ ይኽእሉ እዮም ዝብል ግምት ኣለኒ እሞ በርትዕ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ::
ሰላም ጀነራል ዕድመን ጥዕናን እናተመነኹልካ እዘን ዝስዕባ ሕቶታት ክትምልሰለይ ብኣኽብሮት ይሓትት? 1. ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓይልታ ቦጦሎንታት በራጊድ ክፍለ ሰራዊት ኮርን ዝቖማሉ ዓመት እንተተኻኢሉ እውን ምስ ኣዘዝተን ክትጠቕሰልና? 2. ኣብ 1974-1977 መስፍን ሓጎስ ኣዛዚ ግንባር ደቡብ ኔሩ? እተን ካልኦት ግንባራት እንታይ ተባሂለን ይጽዋዓ ኔረን? ብመነመን'ከ ይምርሓ ኔረን? 3. ኣብ ሓርነት ናቕፋ 1977 እተኻፈላ ቦጦሎንታት ብመነመን ይምርሓ ኔረን? እንተተኻኢሉ ምስ ምክትላቶም? 3.1 በራጊድ መዓስ ቆይመን? እቶም ቀዳሞት ኣዘዝቲ በራጊድ ምስ ምክትላቶም መነመን ኔሮም? 4. ኣዛዚ ግንባር ውግእ ሰሊና 1977 መን ኔሩ? ኣብቲ ውግእ እተኻፈላ በራጊድ ምስ ኣዘዝቶም ክትገልጸልና? 5. ኣዛዚ ግንባር 6ይ ወራር 1982 መን ኔሩ? ኣብቲ። ውግእ እተኻፈላ በራጊድ ምስ ኣዘዝቶም ክትጠቕሰልና? 6. ብወገን ህግ ኣዛዚ ግንባር ሰላሕታ ወራር መን ኔሩ? ብሓፈሽኡ ብዛዕባ እቲ ውግእ ገለ ክትብለና? 7. ኣዛዚ ናይታ ቀዳመይቲ ዝፈሸለት ግንባር ሰ/ም/ሳሕል (ውቃው እዝ) መን ኔሩ? 8. ኣብ ናደው እዝ - 1988 ኣብ ስርሒት ፈንቅል - 1990 ኣብ ግንባር ደቀምሓረ 1991 - ዝነበሩ ኣዘዝቲ ኮራት መስፍንን ሳልሕ ሑሩይ ኔሮም። ኣዘዝቲ ክፍለ ሰራዊትን በራጊድን ምስ ምክትላቶም መነ መን ይባሃሉ ኔሮም? 9. ኮራት መዓስ ቆይመን መን ነይሮም ኣዘዝተን ምስ ምክትላቶም ኣብ ትሕቲኤን ዝነበራ ክፍለ ሰራዊታት መነ መን ይባሃላ? ኣዘዝተን ምስ ምክትላቶም እውን? የቐንየለይ.። 9.
@user-pm3fb9er7l
2 жыл бұрын
መስፍን ክሳብ 77 ቀዳማይ ውድባዊ ዝግበር መሪሕነት እዪ ነይሩ ብድሕሪ እቲ ጉባኤ ግን ኣይቀጸለን ፣ ክሳብ ጉባኤ ዝግበር ክ'ኣ ዝልዓለ ሓይሊ እዪ ነይሩ ድሓር እየን ቦጦሎኒ ቆይመን ብርጌድ ኣብ መፋርቅ ሰማንያታት ክ'ኣ ክፍላተ ሰራዊት ቆይመን ። ካብ 77 ወትሃደራዊ ብ ኢብራሂም ዓፋ ዝምራሕ ' ዑቅበ ኣብርሃ ' ዓሊ ሰይድ ' ወዲ ሰለሙን ' ዘለውዎ ቆይሙ ' ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግንባር ክኣ ብቀረባ ይመርሑ ነይሮም '። ድሕሪ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ ' ስብሓት ኤፍሬም ዝመርሖ መስፍን ሓጎስ ' ሃይለ ቻይና ' ሳልሕ ሕሩይ ' ተክላይ ሃብተስላሰ ' ብርሃነ ገረዝጊሄር ዘለውዎ ወትሃደራዊ ሽማግለ ቆይሙ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግንባር ክ'ኣ ብቀረባ ይመርሑ ነይሮም ከምዚ ነይሩ ።
ጅግና ብርጋደል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብመርገጺኻን ትብዓትካን ስራሕካን ንሕበን ኢና። ተሪፋትካ ዘላ ስራሕ ንመንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሓደ መኣዲ ምምጻእ ጥራይ ኢያ። ፍትሒ ንህዝቢ ኤርትራ
@samharamen6278
2 жыл бұрын
Nay bhaqi hawey natey wedi Erey mearey🇪🇷🙏
@samsonmehari7013
2 жыл бұрын
@@samharamen6278 ሱቅ በል ፈገር ንዘይ ፈልጠካ ቤሎ ጉሓፍ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ሃይለ ጅግና
Jignna 💪🏾🐐B/GTekeste Haile n Abona..izi tigebro zeloka qexilo hiwetka zikefelkalu tarik zeigelexka da intai …kulom Jeganuna tarikom keigelexu hizemiwo yom zikedu zelewu.Sle zi Jeganuna diserhiwo tarik tarik kuluna yu mo kigilex alewo🗣
ሰላም ኣዳለውቲ ቲቪ ሰነድ ከምኡ ውን ብርጋዴር ጀረናል ተኸስተ ሃይለ። ብዝቀርብ ዘሎ መደብ ጽቡቅ ናይ ታሪኽ ምዕቃብ ስጉምቲ ስለ ዝኾነ ብልቢ የመስግን፡ ክተባባዕን ክሰፍሕን ከም ዘለዎ ውን የዘኻኽር። ሓጺር መልእኽቲ ናብ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ። እዚ ወለዶ ናተይ ብዙሕ ክፈልጦ ዘገድሰና መልእኽቲ ተሰጊሩ ወይ ብዕቃበታት ዝስገር ዘሎ ኮይኑ ስለዝተሰመዓኒ እየ ክጽሕፍ ተገዲደ። ካባኻ ሓሊፉ ታሪኽ ቃልሲ ህዝብና ክነግር ዝኽእል ውን ዘሎ ኣይመስለንን ፡ ዋላ ኳ ታሪኽ ምምልላእ እንተኾነ ግን ብዕቃበታት ዝስገሩ ኩነታትን ኣስማት ሰባት ጽባሕ መን ክነግረና ከምዝኽእል ትሕጃ ስለ ዘየብልናን እቲ ትፈልጦ ንገረና ደኣ ። ሰሰናዩ።
በሎ ወላ እቲ ዝተረፈ ምስጢር እውን ኣውጽኣዮ: እዞም ናይ ሎሚ መንእሰይ ከኣ ተባዕ ጅግና ንብለካ 💐💐.
ኩቡር አያና ሐርበኛ ጅረናል (ወዲ ሃይለ) ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ:ሐቀኛ ታርኽ እተዘንቱ መጽሐፍካ ብሃንቀውታ ንጽበያ አለና።
ኣብዚ ነሀልካ ኒ ሓቂ ምሕቃቕ ዝባሃል ሞጎተ ። I appriciat you Wedi Haile
Jogna abona! Kibri yhabka, hgi wun tark tgebr aloka emo 🖤 bnebsika kurae!
Gigna harbenga general tekeste haile 👑 1000 amet nber
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም
Eway meaere kemzi gedly nay bhaki gin xewar eka my hero tegadaley general tekeste haile
Great
Jeneral welcome hero 🥰
ንታሪኽ ተጋድሎ ከተዘንቱን ኪኖ ምዝንታው ኣብ መጽሓፍ ኣብ ምስናዱ ንእትገብሮ ተብግሶ ኣሳልጦ ይምነየልካ። ካብዚ ናትካ ቃለ-መሕተት ጥራይ እኳ ክንድዚ ዝተመሃርና፡ ካልኦት ውን ንሕሉፍ ተመኩርኦም ብቆራጽነት ንኸዘንትውሉ መድረኽ ዝጠልቦ ጉዳይ እዩ። የቐንየልና ጀ.
❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ኩቡር ኣያና ብ/ጀ ተክስተ ሃይለ የቀንየልና ዝብላዕ ታሪክ ኢዩ ኣብ መጽሃፍ እንተዝሕተም ግን ደስ ሚበለና
Selam Abona Jigna wedi hayle xbuk tarik,kale bzaeba mstir gna hgi mistir kebke kkel alowo mknyatu ezi kulu shigr zmexe zolo natatkum zeymzrabkum eu msnay akbrot.
@tesfayadhanom
2 жыл бұрын
hero
ውድ ሀይለ አንቃኦ ብድሐል ምጽካ
Wedi Hayle jigna❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ከቢድ መጥቃዕቲ ኣንጻር ብዓል ወዲ-ሃይለ ኢና ሰሚዕና: ተሟጊቶም ነብሶም ከድሕኑ ክኣ ርኢና: መወዳእታ ብ/ጀ ኣባል ሰልፊ ሙኻኑ ዓንዲ-ሕቆ ከም ዝኾኖ: እንተዘይኮይኑ ግን እቲ ውዲታዊ መውቃዕቲ: ሓደገኛ ክኸውን ዝኽእል ምንባሩ ዝገለጻ ግን ብጣዕሚ'ያ ተትሓሳስብ። Thank you.
እዛ ትስዕብ መአረምታ ንብ/ጀ.ተኸስተ ሃይለ ኣማሓላልፈለይ ስምኦን ዕቁቡ (ርእሲ ምራኽ) ምስ ስዒድ ፈረጅ ዘይኮነ ተመዲቡ ቅያር ስዒድ ፈረጅ ኮይኑ ምስ እዮብ (ሓሊባይ) ክሰርሕ እዩ ተመዲቡ.ኣብ ስራሕ ድማ ንኣዋርሕ ኣይኮነን ንሳምንታት ውን ኣይሰረሐን ምስቲ ክ/ሰ ውን ከይተላለየ እዩ ካብ ሓላፍነቱ ወሪዱ መበገሲ ዘረብኦም ድማ ንስኻ ዘበላሸኻዮ ኣሃዱ ከዐሪ መጺአ ኣለኹ እዩ ኔሩ እዚ ድማ መስተ ምስ ሰተዩ ምኻኑን ኣብ ኣደባባይ ምኻኑን የረጋግጸልካ
Emden teenan yhabka b.g.tekeste hayle komu wn adalawi TV.sened qexlo bertee
Anbesa Anbesa Erterawi Gegna Eka
Selam malet haki kkewun ykel u wey kea no, gn wuchu bhiwet kelo zeytelaele ksab hji entay nmrkab eu ezi kulu gze wesidka nhaki 30 amet weys nshm nktrekb eu dletka????
Btami des zbl zereban agelalitsan ayana wedi haile jigna
ይበል ኣቀራርባ ታሪኣክ ምስ ሰፊሕ ኣፍልጦ
👍
ወዲ ሃይለ ተባ ተባዕታይ ታርክካ ታሪክ ህዝቢ ናይ ብሓቂ ዘደንቅ ታሪክ ኣለካ ኣካብቶም ዘክብሪካ ኢካ።
ኢንቛዕ ብል መዋጸኦ ፈጠረልካ ዘስደምም ዛንታን ታሪኽን ወዲ ሃይለ ርኢቶካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢቲ ኽስምዕ ዝለደል ይስማዓዮ ብርግጽ ንሱ ኢዩ ኢቲ ሓቂ።
Welcome hero
Bitsay👍🌷❤
ኣነ ሰብ ርእየ እየ እሞ ከማካ ግን ሓቐኛ ሰብ ብሱል ጭዋ ሰብ ኣይረከብኩን። ንኣምላኽ የመስግኖ ከምዚ ዝበለ ኩቡር ታሪክ ብሓቐኛን ክብረት ዘለዎ ኣጋላልጻ ስለ ዝቕረብካልና ክቡር ጀነራል።
ጅግና ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይል ሕቶ አብ ግዜ ውግእ ሕድሕድ 1980 ቦታ አብ ሰሜናዊ ምብራቅ ሳሕል ምዕላብ ዝተባህለ ስፍራ ከቢድ ውግእ አጋጢሙና ጀብሃዊት ብርጌድና ብርጌድ 97 3ይ ቦጦሎኒ ካድር ናይ ቦጦሎኒና ዝነበረ ቔሳር መዋእል መብራህቱ አብ ጥቃይ ተወጊኡ ክወድቅ ሪኢየዮ እንዳጎየኹ ከውጽኦ ከይደዮ ሽመይ ፀዊዑ ኪድ ደሓን ከይትልከም ኢሉኒ ቶኽሲ ብብርቱዕ ይዘንብ ስለ ዝነበረ ክንሳሕብ ተገዲደ ዳሓር ህ.ግ ማሪኾሞ ሰሚዕና ቁሩብ ፀኒሕና ድማ ተሰዊኡ ሰሚዕና መውጋእቱ ንመስዋእቲ ዝህብ አይነበረን እሞ እንተድአ ትፈልጦ ኾይንካ ከመይ ተሰዊኡ ዶ ምነገርካና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
Edme yhabka ayana
ሰላም ሰላም ቲቪ ሰነድን ክቡር ኣቦ (ኣርካን) ተክስተ ሃይለ (ወዲ ሃይለ) እታ መጽሓፍ መዓስ ኢካ ክትዝርግሓ ኣብኣ ብዙሕ ምስጢር ክህሉ ተሰፋ እገብር እዚ ኣብዚ ንሕለፎ ትብሎ ዘለካ ኣብኡ ክህሉ ተሰትፋ እገብር።
I am proud of you very nice history
እቲ ኩሉ ምስጢር ኣውጽኣዮ... ምስጢር.. ሓንቲ ዝጎድኦ የለን.. ቅድም 30 ዓመት ዝኾነ ታሪክ እዩ... ምስጢር ኣይኮነን
@aruaki4454
2 жыл бұрын
ፈስፋስ ወይ አመስግን ወይ ስቅ. በል ከም ሁቦብላ ሳክት አይትንፈሱ አቦና ወዲ ሀይለ ዘይድገም ጅግና ተባአአ አዩ ::
Intelligent General wedi haile jigna
Jigna sebay btaemi nai mzkar akmi aleka.
Kkkk kef zelewa interview
BG Wedi hayle hero of hero
30 part interview!
Jigna wedi Haile edimen tinan yahabka bka fetari
Akairwo
First of all, I want to thank you for the work you do. You've told us how it happened but I do not know why Wuchu, Risimirak and Abrhalej want to attack you in that way? What were their motives?
@jesusking7000
2 жыл бұрын
Astewilka smayo entay u eti xegem melsi ktrekbelu mentn
@dawithaile1606
2 жыл бұрын
@@jesusking7000 I know he said "wdit" something between risimirak and the other guy. But it is not clear what risimirak want. I don't want to speculate. I want to know what kind of "widit" risimirak had in minde.
@dawithaile1606
2 жыл бұрын
@@Aba-Gobyee I don't like you to disrespekt him. He is a hero. I just want to understand.
@dawithaile1606
2 жыл бұрын
Who are you to judge him? All of you who hide and write whatever will be held accountable. You are brainwashed and believe everything the so-called president says to you. If you believe what you say. Why not go to Eritrea and defend your country? What do you not understand?
Merhaba wedi haile mehderi 1000.
ክቡር ናይ ጅግና ጀጋኑ ህቡብነትካ ኣብ ህዝብካ ሰማይ ይዓርግ ኣሎ እዚኣ ነቲ እከይ እሰያስ ኣይትዋሓጠሉን እየ በተቶም ኮሪኩር ብዙሕ ጸለመ ክመጸካ ምኮኑ ርድእእዩ ዝበዝሕ ህዝብካ ብጎንካ ሰ ዘሎ ኣይትገደሰሉ ነቱ ኣቀዲምካ ዝገለጽካዬ ኮነ ብሕጂ ተቅርቦ ብጽሕፍ ክትስንዶ ኣምላክዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ኣብዓወት እውን የብጽሕካ
ካብ ተኸስተ ሃይለ፡ ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ስለ ኣኽብሮትኩምን ኣድናቖትኩም ብጣዕሚ የመስግነኩም። ክብረት ይሃበለይ የቐንየለይ !
@tsegaykahsay5289
2 жыл бұрын
ብ.ጆ ተከስተ ሃይለ ሎመዓንት ደአ ጠፍእክምና ከይንድክስ ከአ ሕማቅ አልምድኩምና.
@habeteabrhem6940
2 жыл бұрын
Wdey. Haeley. naeyadey gosuAetrsaeo
@habeteabrhem6940
2 жыл бұрын
Tlfonka. Lakley
@tsegaighebremedhin5536
2 жыл бұрын
ጀነራል ተኸስተ፣ክረኽበካ ምደለኹ፣ይከኣል ድዩ?
@user-ig2xd9mp2b
Жыл бұрын
Thank you ወዲ ሃይለ ጅግና
Hero