መረብ ምላሽ ብ ኣወል ስዒድ 2ይ ክፋል

Ойын-сауық

Пікірлер: 1 600

  • @yebyoande1448
    @yebyoande14485 ай бұрын

    ንአወልስዒድ ጂጊና ላይክ🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zerabrukmichael5586

    @zerabrukmichael5586

    5 ай бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ

  • @SosnaSolomon-uq2ej

    @SosnaSolomon-uq2ej

    5 ай бұрын

    ​@@zerabrukmichael5586😮😮😮

  • @alganeshkelati9124

    @alganeshkelati9124

    5 ай бұрын

    Awel frqi haili

  • @selamgebre4802

    @selamgebre4802

    5 ай бұрын

    Awol tina etro🤣

  • @SamuelEye1988

    @SamuelEye1988

    5 ай бұрын

    @@selamgebre4802ሰላም ጋሕባ ሽቃቅ ዓጋመ😅😅😅

  • @slm1341
    @slm13415 ай бұрын

    እዛ ናይ ሎሚ ኣዝያ ፍልይቲን ብልጽትን ስራሕ ጀግና ሓውና ኣወል፡ኣብ ኩለን ሃገራውያን ሜድያታት ክትደጋጋም ኣላቦ🙏🏾 ።

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    5 ай бұрын

    ኤርትራውያን ዘይ ሓፍሩ ኣብ ሃገሮም ክዛረቡ ዘይ ክእሊ ተሰዲዶም የስተንፍሱ😂

  • @aruaki4454

    @aruaki4454

    5 ай бұрын

    ኣወል ኣብ ስደት ድዩ ዘሎ ? ወድዞም ሸየጥቲ መርድእ ውካርያ ኣውሊ

  • @Kostakuzakista

    @Kostakuzakista

    5 ай бұрын

    ​@@akiyor3615😂😂ዓዲ ገሊኦም ከኣ ህዝቦ ጥሜት ሞይቱ ከሎ ተረፍ ማዳም ሩዝ ብሕፍሶ ይበልዑ😂😂

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    5 ай бұрын

    @@Kostakuzakista እቲም ጋባ ዝብድልዑ ዘለዉ ኣሕዋትካ ከ ክክ

  • @erishekor

    @erishekor

    5 ай бұрын

    ⁠​⁠@@akiyor3615​​⁠​⁠ ክክክ ተጋሩ ድማ አብ ክልሎም ናይ ምዝራብ ዲሞክራሲያዊ መስል ስለዘለዎም አዴታት ትግራይ ኩዕንቲ ይበልዑ አለው😂 🇪🇷 ንኤርትራውያን

  • @kahsaygebreamlak6908
    @kahsaygebreamlak69085 ай бұрын

    ገንዘብ ክፊልካ ዘይርከብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምሕርቲ 🇪🇷❤️

  • @akberetgebremikael3958
    @akberetgebremikael39585 ай бұрын

    The truth always prevail Thank you so much Awel Proud to be Eritrean 🙏👏😬🇪🇷

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber80525 ай бұрын

    ኣወለይ ጅግና መግለጺ ሲኢነልካ ከየጉድለልካ ፈሪሐ, ምሉአ ደምበ ኢለካ ኣለኹ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏❤️🇪🇷❤️

  • @nazaretabraham9385
    @nazaretabraham93855 ай бұрын

    ኣወል ስዒድ ጅግና ሕማም ርእሲ ተወልጀ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ኩላትና ኤርትራውያን😇😇😇🙏🙏🙏

  • @elsawalday2717
    @elsawalday27175 ай бұрын

    ተዓወታ ተዓወት ኮኮበይ ኣወል ሰዒድ ጅግና ሓበን ሃገር ዓኒ ኣባካ ይደፈን🇪🇷❤⭐🌹❤ 💪ኩራዕ ኩራዕ ኤርትራዊ ንኪድ ጥራሕ ርሑስ ሓዲድ ዓመትትን ባዓል ልደትን ይግበረና ደቂ ኤረይ ሓላላት🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🎉🎉🎉🎉🐪💪🐪💪🐪💪✊ ወትሩ ዓወት ን ሓፋሽ!!!!

  • @weiniwoldetinsae626
    @weiniwoldetinsae6265 ай бұрын

    Thank you Awelino, very proud of you 🇪🇷♥️ Eritrea for Eritreans 🇪🇷♥️

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh16015 ай бұрын

    Very helpful educational message. Thank you great Teacher awel said.

  • @mattiastela1460
    @mattiastela14605 ай бұрын

    አቱም ዓወናት ተማሀሩ ታራክ የጠቅመኩም እዩ እምኔ ካብ ምድራባይ ጻን ኤልኩም ሰምዑ ታሪክና ከምዚ እዩ ኤራትርዊነት ክብር መንነት 💪💪💪💪💪

  • @PFDJ
    @PFDJ5 ай бұрын

    ከም ናይ ሎሚ ዝበልጽ ትምህርቲ ሰሚዕ ኣይፈልጥን እየ , ክብሪ ንዓኻ ኣወል ጅግና🇪🇷💪well done 👏👏👏👏👏👏

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.69725 ай бұрын

    ፖዉ አውራጃውያን ኩርናዕ መርጽኩም ተራፀሙ ሕጂ እዚ ይመስል ታርኽ ቫላዶን ጌርኩም ወሐጥዎ ኤርትራ ሀገረ ስድራ ያ:: Thank awel jigna for sharing our history ❤

  • @asmehope7604
    @asmehope76045 ай бұрын

    Well done Proud of you Viva Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meron5303
    @meron53035 ай бұрын

    ዋላኳ ስጋና ኣብ ስደት እንተ ሃለወ፡ ሃምናን ቀልብናን ግና ወትሩ ኣብ ጎድኒ ህዝብናን መንግስትናን እዩ ዘሎ፡ ዝመጸ እንተመጸ ንኽንጥርነፍ ሓንቲ (ፊስካ) ጥራሕ እያ ተድልየና። 🇪🇷

  • @amanuelberhe5677

    @amanuelberhe5677

    5 ай бұрын

    Meron Meron Meron Korida abeyenay kily Edme ekha delekha? bezkhone Ab Hagere Eritrean ab weshiteyin rekhibeka emo Wala ekua Megareja Sidet entekheweleni Weshitey Gina EREYIN HIZBEYIN EU ZBLENY EMO AB GIZE TELEAL HAGEREY ELKA KHTSEL BFLAY KAZOM NUAUS WOLODO ENTEDEA KONKA KEMAKHAN KEM METKELKAN FITERIN GOSGUSEN abzihelka komentkha eya aziya aziya mesitatny. ERITREAWINET KUBUR MENENET. ZEKHERIN KEBRIN NI SEMAETATNA AWET NI HAFASH.

  • @akiyor3615

    @akiyor3615

    5 ай бұрын

    መንግስቲ ዘየለ ኣብ ኤርትራ። በየናይ ሕግን ቅዋምን ዝመሓደር መንግስቲ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ሸፋቱ ኢዮም ዘለዉ ሕጊ ዘይ ቅይዶም በጋሚንዶታት😂

  • @eriwood6056

    @eriwood6056

    5 ай бұрын

    ​@@akiyor3615ዓጋመ ነብሲ እዚ ቻነል ናይ ኤርትራዉያን እዩ ገዛ ተጋጊኻ ኣለኻ :: እንታይ ኢኹም ዓጋመ ከም ሃመማ ኣብዝኾነ ቶብሎቕ ትብሉ??

  • @meronteklu5410

    @meronteklu5410

    5 ай бұрын

    ​@@akiyor3615መንግስቲ ዶ በልካ መንግስትን ፈረቃን እምበር ከኣ ኣለዋ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፎርቂ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 በጋሚንዶ ዲካ ዝበልካ መንነትካ እዩ ንሱስ ድሓን 🤣🤣🤣

  • @selam.291

    @selam.291

    5 ай бұрын

    ​@@akiyor3615ጉዳይ ኩዕንቲ እንዶ ግበር

  • @yehdegotekie9218
    @yehdegotekie92185 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ብአፍልጦን ብጭብጥን ዝተሰነይ ጽፉፍን ንጹርን ኣቀራርባ ጅግና ኣወል ስዒድ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @bekri7200
    @bekri72005 ай бұрын

    ኣብ ሓቅነት ዝተሞርከሰ ታሪኽ ኩሉ ግዜ ዕዉት አዩ። እዚ ሓቀኛ ታሪኽ ኣብ ካሪኩለም ናይ ትምህርቲ ተኣታትዩ ንዝመጽእ ወለዶ ብፍላይ ቀጻሊ ከም መወከሲ ክኸዉን ኣለዎ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወለይ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @Latx18
    @Latx185 ай бұрын

    ዓወት ንሓፋሽ!!!!🇪🇷🐪💚 ‎النصر للجماهير!!!!🇪🇷🐪❤️ ድል ​​ለ ህዝብ እና መንግስት!!!!🇪🇷🐪💛 Victory to the masses!!!!🇪🇷🐪💙 vittoria alle masse!!!!🇪🇷🐪+2 群眾的勝利!!!!🇪🇷🐪9 जनता की जीत!!!!🇪🇷🐪1

  • @amehazionbelay3392
    @amehazionbelay33925 ай бұрын

    ኣጆኻ ወዲ ሓወቦይ 💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጸባ ስተ ጸባ ተስትየና ኣለኻ🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻ጅግና ወዲ ሃገር🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-xt6lt2zf3k

    @user-xt6lt2zf3k

    5 ай бұрын

    እሞ ወዲ ሽረ ኢኻ 😂😂😂😂😂 ኣይትጽልኣዮ ሽረ (ትግራይ ) ዓዲ ጀጋኑ እዩ :: እቲ ዘሕዝን ካብኡ ክትሃድሙ ምፍታንኩም እዩ ::

  • @hermonrobel4451

    @hermonrobel4451

    5 ай бұрын

    ​@@user-xt6lt2zf3k bandera yeblkumn diyu natkum eta profilka zela flag natena eya anta sasah agame komal wesa kabzi astak tigrawayyy 😂😂😂

  • @nebyatokbagaber8052

    @nebyatokbagaber8052

    5 ай бұрын

    @@hermonrobel4451 ኪኪኪ ግደፎም ሕማም ነፍሶም እዩ ወዲ ሓወቦይ ብነፍሰ ምትሓት ድሳቀዩ ትሑታት ፍጥረት ድኣ እንታይ ባንዴራ ክህልዎም. ግን ክልቲአን ክፋል እሞ ጽቡቅ ጌሩ ይስመዓየን 3ይ ክፋል ዙ23 💪🇪🇷ኣብ ቀረባ እዋን በሎም ወዲ🇪🇷

  • @user-xt6lt2zf3k

    @user-xt6lt2zf3k

    5 ай бұрын

    @@hermonrobel4451 Ha Ha Ha ጓሓፍ ደንብያ :: ክትጥረዝ ኢኻ 😂😂 ዱሁል

  • @Yohanasenafe

    @Yohanasenafe

    5 ай бұрын

    ​@@hermonrobel4451kkkkkk Bandera yebilom meninet yebilom hade gize abay tigray hade gize agazian yibilu Hager yebilom soki ilu abi geza Eritrea atiyu kabi anicuwa miribashi xiray eyom zifelixu.

  • @erinabella5455
    @erinabella54555 ай бұрын

    ነዚ ነጎድጋድ ድምጹ አወለይ ጅግና ወዲ ኤረ እስኪ like ግበሩሉ 💪❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @eliashanqie5574
    @eliashanqie55745 ай бұрын

    ተዓወት ወዲ ኤረይ። m proud of you! ዕድመ ንህዝባዊ ግንባር ውላድ ሻዕብያ!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @roseekt4799
    @roseekt47995 ай бұрын

    💞SHAIBYA FOR EVER 💞💪🇪🇷 THANK YOU AWELINO FOR YOUR TIME AND EFFORTS 🙏💪🇪🇷💕

  • @Wawa61919
    @Wawa619195 ай бұрын

    ሰብ ኣለዋ እዛ ሃገር ኣደ ወሊዳ ትምከን ኣወል ስዒድ ጅግና 🇪🇷✅🤴 ሓቂ ተሮግሮግ ኣቢልካያ እቲ ፈሊጠ ዝደንቆረ ገገማ ኮይኑ ይንበር ታሪኽ ተማሂሉ ናብ ልቡ ተመለሰ ከኣ ወትሩ መስተውዓሊ ልቢ የሃቦ ዎደሓንካ ወዲ ሓውቦይ 🇪🇷🔋🙏

  • @meazatesfamicael2346
    @meazatesfamicael23465 ай бұрын

    Teawet Teawet elka alku anta Jegena wadey jaganu Awel hawey Fantastic well done keep it up man you're doing a wonderful job negarom natom Zeteasabu Esubat ❤❤❤❤ I am so proud to be un Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 May The Lird blessed Eritrea and the people of Eritreans 🙏🙏

  • @lilimehari1751
    @lilimehari17515 ай бұрын

    Happy new year to all beloved Eritreans 🎆🎆🎆🎆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🕊🕊🕊

  • @KbreKdusan-un3rl
    @KbreKdusan-un3rl5 ай бұрын

    ከኣ መጸ መጸ ኣንበሳ ይመስል ካብ ዱር ዝወጸ❤❤❤

  • @user-cc7uj4di7c

    @user-cc7uj4di7c

    5 ай бұрын

    Kkk welad adgiiii ilu mesl do 😂 higdeff funfunat

  • @KbreKdusan-un3rl

    @KbreKdusan-un3rl

    5 ай бұрын

    @@user-cc7uj4di7c ውላድ ኣድጊ ውን ጽቡቕ እንድዩ ኢሉ ኣምላም ፈጢርዎ።

  • @rahwagebreyesus1826

    @rahwagebreyesus1826

    5 ай бұрын

    ​ Uneducated person grow up

  • @Sdeddtd2565

    @Sdeddtd2565

    5 ай бұрын

    ​@@user-cc7uj4di7cገዛ ተጋጊኻ አለኻ ድቃላ ወዲ ድቃላ ኪድ ናብቶም ፉንፉናት በዓል ሓዃሪ አድጊ ከምቲ ነዴኻን ንሐፍትኻን ዝሐኾርወን እስኻውን እኮ ሓኺሮምኻዬም አብ ሰሃራ

  • @noahmvideo9101

    @noahmvideo9101

    5 ай бұрын

    ​@@user-cc7uj4di7c wuxae rukus geza tegagika aleka

  • @angeln9985
    @angeln99855 ай бұрын

    ኣወል ጅግና ንኽእለትካን ተውህቦኻን እንዳኣድነቕኩ ምስ እዋንን ኩነትን ኣሳኒኻ ስለእተቕርቦውን ኣዝየ ኢየ ዘድንቐካን ዘኽብረካን።

  • @areyzeregabr770
    @areyzeregabr7705 ай бұрын

    እቲ ሓቂ ታሪክ ምስ ሰነዱ ኣብ ኤርትራ እዩ ዘሎ ። ኣርባዕተ ነጥቢ ኣወልና ካኣ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦ ንምነይልካ ❤❤❤

  • @bahlbituum1530
    @bahlbituum15305 ай бұрын

    እዚ ወለዶና ብእልፊ ሓሰር ንፋይ ዓይኑ ክድፈን ጸኒሑ ኣወል ግን ሓቂ ነጊርካ መንነት ሃገሩ ተሓጊሱ ክሰምዖ ትገብር ኣለኻ ኣነ ብውልቀይ ኣርማ ተዝስርሓልካ ባህታ መመልአ ልበይ ቀጽል ከይትጠፍእ ኣወሊኖ 🎉❤❤

  • @Sdeddtd2565
    @Sdeddtd25655 ай бұрын

    መጸ ርእሲ ሕማም መርዘም ኮይንካዬም እኮ አወሊና ቀስ ጌርካባ ቅተሎም አብ ሰሙን 2 ግዜ ተመጺኻ ደአ ከይተሳቀዩ ክሞትና ንሕና ክሳቀዩ ኢና ንደልዬም

  • @godislove7204
    @godislove72045 ай бұрын

    I love you Eritrea my country❤️ our Heroes Forever in our hearts 🇪🇷🕌🇪🇷⛪️🇪🇷

  • @user-ey3pl6ih7z
    @user-ey3pl6ih7z5 ай бұрын

    ሕብረተሰብ ትግሪኛ ኩላትና ተጋሩ ኢና ሰራየ ዓጋመ ኣክሱም ሓማሴን ኣከለ ቓንቓካ ተዛረብ ጠዛእ ሕማም💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @ab-harish1742
    @ab-harish17425 ай бұрын

    Nay weagg menga bravo aweley wedi Ereyyyyyyyy

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup51505 ай бұрын

    Awel,we are learning a lot please continue,very informative,keep up,I can’t wait for the next episode 🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾👍👍👏👏💯💯✅🙏

  • @embaderho4807

    @embaderho4807

    5 ай бұрын

    ነቶም ብሓሶት ጀረኪዳ ደስታ ዝተበከሉ : ሓጎሎም ዳግም ክሕጸብ'ዩ : ብስርቂ ዝፍጠር መንነት የልቦን ::

  • @solomonsamuale6495
    @solomonsamuale64955 ай бұрын

    አወል ጀግና በሳምንት ሁለት ጊዜ ለነዚህ ድንጋይ ለሚወረውሩትና ተማርን ብለው ላልተማሩት ታሪካችንን ብታስተምራቸው ሁላችንም የዘጠኝ ብሄርና የሁለት ሀይማኖት አንድ ህዝብ ነን ንህናን ህዝብናን አወትንሀፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰👍

  • @hi-bye6325
    @hi-bye63255 ай бұрын

    Thank you very much Iwel for the lesson you teach us .. Wishing you A long life and God bless you and protect you.

  • @user-bm7kc9id8g
    @user-bm7kc9id8g5 ай бұрын

    ኣነስ ሕጉስ ኢለ በቃ ኣወል እንድዒ በቃ ኣስማዓዮም ደኣ ነዞም ትሩፋትት እዝኖም ደጊፍካ ♥️

  • @rorazara9117
    @rorazara91175 ай бұрын

    Eritrea is unique from the very begining!!! Eritrea wins as usual!! Eritrea forever!!!!!!

  • @user-fx1ch5uz1k
    @user-fx1ch5uz1k5 ай бұрын

    ንኣውልኬል ክሪኢ ከለኹ ጠስሚ ልበይ ኢየ ዝሰቲ ዓወት ናሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅💪✅✅✅💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam69315 ай бұрын

    U are my Hero Awelino wedi Eri xaeda. Jegna eka naye behaki ❤ 🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrearedsea5386
    @eritrearedsea53865 ай бұрын

    Thank you so much Awelino, I don’t know any of all this 😢. Great job 👏. Eritrea 🇪🇷 hagerey God bless you.

  • @senaitkidane9500
    @senaitkidane95005 ай бұрын

    ኣወል ንበረልና ክበረልና ብመልክዕ መጽሓፍ ከተቕርበልና አሞ ከምቲ ነቲ ኩቡር ሰነዳዊ መጽሓፍ ብጎንቲ ትሕዞ ዘለኻ ነቲ ንጹርን ታርኻዊ ሓቅታት ዝሓዘ ግጥምታትካ ብጎንቲ ክንሕዞ ልባዊ ባህጊ ሳዕብትካ አዩ አሞ ሃየ። ጆባ በለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wt7061
    @wt70615 ай бұрын

    ልቦም ደጊፍካ ኣስምዓልና ነዞም ዘይናቶም ዝደልዩ ዓመጽቲ ኣወሊኖ ኣንበሳ። ደቂኤረይ ይርና እያ እዛይር እሞ ብሓጓስ ንቀበላ ዓድና ክንሃንጽ ከነማዕብል ከኣ ንዳሎ ሓላላተይ 🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @tsegagebrezgi6063
    @tsegagebrezgi60635 ай бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇷 እባህ በል እባህ አታ መቅሰነይ አንታ መብረቅ አንታ ነጎድጓድ አወለይ እንኳእ ናይ ኤሬ🇪🇷❤🇪🇷ሬሬሬሬሬሬሬ ኮንካ ሕጅ ውን ባሕርና ብሉፃት አልማዝን 🇪🇷🙏🇪🇷ወርቂ 🇪🇷🙏🇪🇷ድከፈልናሉ እዩ በልመና ወይም ብሸሐኒ ቀሪቡ ድሕበና የለን 🇪🇷❤️🇪🇷 ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን አያ ተወዲኡ ።🇪🇷❤️🇪🇷

  • @user-uy7jg5tf2u
    @user-uy7jg5tf2uАй бұрын

    ዋው ኣወል ምርጥ ንግዲ ጀሚርካ ብጀጋኑ መራሕትና ናተፃረፍካ ካብ ስደት ተሪፍካ

  • @tsigetesfaye2690
    @tsigetesfaye26905 ай бұрын

    Thank u I learn alot keep up the good work shaebia for ever awet nehafash ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mohammedtaher6268
    @mohammedtaher62685 ай бұрын

    Keep it up legend❤❤❤Eri for ever🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tyamche7716
    @tyamche77165 ай бұрын

    You are our Hero, ❤❤❤ you are our teacher, always proud you teach our Eritrean History..Thank you so much...keep it up the great job

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash885 ай бұрын

    ናይ ብሃቂ አዝዩ ኩም ወትሩ ብሉጽ ስራህ:: አጆኩም ኤርትራውያን ስድራይ ብምሉእኩም: ንህና ሓደ ስድራ ኢና እሞ ፍቅርን ስኒትን ጥራይ እዩ ዘጸብቀልና:: ንቅድሚት: ዓወት ንሓፋሽ::

  • @mybestisyettocome.5753
    @mybestisyettocome.57535 ай бұрын

    ሓደ ኤርትራዊ ክንዲ ሽሕ ንብል ብዘይ መኽንያት ኣይኮነን። ኣወል ክንዲ ሽሕ።

  • @asmeromembaye419

    @asmeromembaye419

    5 ай бұрын

    ሓንቲ ፊሊት ንሺሕ ሓመማ (ኣጋሜ)

  • @user-lz8im3vd4m
    @user-lz8im3vd4m5 ай бұрын

    Long live for you Awel wedey proud of you super ❤❤❤ Godbless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera4 ай бұрын

    ኣወለይ ኮኾብ ዳይመንደይ ሉለይ፡ ጅግና ከም ወለዱ ወዲ-ኤረይ መለይ፡ እዝኖም ደጊፍካ ኣስማዓዮም ቀጽሎ ዋላ የቃጽሎም !!❤❤❤❤❤

  • @AbuYazid-kp7vz
    @AbuYazid-kp7vz5 ай бұрын

    Awel nusu eyu eti haqi❤❤❤❤❤❤❤❤❤ absherka tarhik aymhrin eyu::

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom6315 ай бұрын

    መርሐባ አወል ጂግና አንታ አንበሳ እንቋዒ ብሰላም መጻእካና አምላክ ይባርካ ጸሐይ ኤርትራና 🦁🦁🇪🇷🇪🇷👍🏼👍🏼👍🏼💕💕💕💕👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane73015 ай бұрын

    እዞም ቶካናት ጎሮቤትና ምኻኖም ብጣዕሚ ይሕዝን ህዝቢ ኤርትራ ዓይኒ ሓሳዳት ይድፈነልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @marantamaranta

    @marantamaranta

    5 ай бұрын

    Nsomsi yhwatna eyom zbluka 😂😅

  • @seblehayle2271
    @seblehayle22715 ай бұрын

    Thank you Awelino for serving the truth God bless our Eritrea 🇪🇷

  • @kibromweldesilasie-gc5qe
    @kibromweldesilasie-gc5qe5 ай бұрын

    Thank You Kebur Artiste Awel Seid ,For all Rialitiy Service and Explanation !.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍♥️🖐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 31:43 For Ever Hezbawi Gembar !.

  • @yohannesbaraya4269
    @yohannesbaraya42695 ай бұрын

    ❤❤❤ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና!!!

  • @teklitmahari5061
    @teklitmahari50615 ай бұрын

    መርሓባ ኣወል ርሑስ ሓድሽ ዓመት ምስ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዉሽጥን ወጻኢን ሓይልታት ምክልኻን መንግስትን❤️🇪🇷🌺👍

  • @wisdomismyname
    @wisdomismyname4 ай бұрын

    ንአወል ስዒድ ጂጊና ስራሕ ላይክ🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almaznguse1076
    @almaznguse10765 ай бұрын

    Thank u Awel so much keep up the good work proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🎉🎉🎉Happy New Year to all Eritreans 🎉🎉

  • @bisrattecle5640
    @bisrattecle56405 ай бұрын

    Thank you brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💯

  • @selam8217
    @selam82175 ай бұрын

    አታ መቅሰን ኤረይ ክሕሎ ናይብሓቂ ሰብ አለዋ ይመሰገን አምላኽ ሕጃዉን ንኪድ ንቅድሚት ብንቍሐት ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ከምቀደምና ብርህ እዩ ቁድመና🇪🇷💯🇪🇷💯❤️💯🇪🇷💯🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷💯

  • @yonastekie8762
    @yonastekie87625 ай бұрын

    እኔ ኢትዮጵያ ተወልጀ ያደግኩ ከኤርትራዊያን ወላጆቸ የተወለድኩ በኤርትራዊነቴ በጣም የምኮራ ሰው ነኝ ቅር የሚለው ገደል ይግባ

  • @asterzerazionwawwwww
    @asterzerazionwawwwww5 ай бұрын

    Amen My Brother Nicely Explained thank you So much. I like the way you Broke it down thank you now we all now the history of Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @trussom647
    @trussom6475 ай бұрын

    እዞም ብምኽንያት ትግራይ ኢና ዝብሉ ብገበን ብወንጀል ብትዉልዶም ቅልዉላዉ ዘለዎም ንኤርትራ ብዝኾነ ይኹን እቅሬታ ጣዕሳ ክምለስዋ ዝቀበጹ ኢዬም ስለዚ ኤርትራ ንኤርትራውያን ጥራሕ 🇪🇷🐪9️⃣✝️☪️💪🏾👈🏿

  • @m.j9886
    @m.j98865 ай бұрын

    ኤርትራውነት 🇪🇷✊ ኤርትራውነት 🇪🇷✊ እግዛቤሄር 2024 ዘበነ ልምዓት ሰላም ፍቅሪ ይግበረልና 🙏

  • @kalidameredinameredin3688
    @kalidameredinameredin36885 ай бұрын

    Wedi erey jigna king king awely jigna king Habibi ana 💪💪💪💪💪💪⁦🇪🇷⁩⁦🇪🇷⁩⁦🇪🇷⁩⁦🇪🇷⁩⁦🇪🇷⁩⁦🇪🇷⁩⁦🇪🇷⁩⁦❤️⁩⁦☝🏾⁩

  • @Freedom-bk6rt
    @Freedom-bk6rt5 ай бұрын

    ሐየት ፋርስ ጐሚዳ ከም ወትሩ አሐግስ አሐብን አቢልካና 💪💪🇪🇷🇪🇷💯💯🐪🐪❤️❤️

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu8415 ай бұрын

    ፍርያት ባሃር ኣወል ስዒድ ኣብ ህድሞና ነባሪት ዝመጽእ ኣዝዩ ብሉጻት ኢዮም

  • @merhawiyowhans7887
    @merhawiyowhans78875 ай бұрын

    Awelino ❤❤❤❤❤ jgna ajoka tray belom dea

  • @user-DJNahiti
    @user-DJNahiti5 ай бұрын

    Well done thank you great teacher awel sied good work proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @fn7619
    @fn76195 ай бұрын

    መርሐባቡ አወለይ መግለጺ የብለይን።🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tekleghebrehiwet9846
    @tekleghebrehiwet98465 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝምስገን ኣገዳሲ መልሲ ነዞም ብኽልተ እግሮም ደው ከይብሉ ንገዛእ ርሶም ዝነፈጉ ፣ ንሓቂ ዝምጉቱ ከም ንፋስ ዝፈኾሰሉ ሒዙ ዝኸይድ እሞ ኣበይ ከምዝበጽሐ ዘይፍለጥ እንትርፎ ሳዕቤን፣ ነዞም እናሓንከሱ ክነብሩ ዝመረጹ ብኣዝዩ ረዚን ዘይሃሰሰ ታሪኽ ልክዕ ልክዖም ሂብካዮም ንልቢ እንተኾኖም የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣወል ጅግና ወዲ ጀጋኑ🙏❤😍❤🙏 ኤርትራዊ ክቡር መንነት🙏🙏🙏❤😍❤😍

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde32475 ай бұрын

    የቐንየልና መምህር ኣወል ስዒድ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ~ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹልና ደቂ ኤረይ ሓላላት።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rebeccaml4839
    @rebeccaml48395 ай бұрын

    Thanks Awel for all your great work 🙏 Awet Nihafash Eritrea 🇪🇷 always wins 💪🇪🇷❤️

  • @zezuzanzan4946
    @zezuzanzan49465 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣቀራርባ ይበል ዘብል: ብፍላይ ነዘን ሓሹል ወዓግ መንጋ ጽቡቅ ጌሩ ዘቅዚቅለን:: ሕጂ ዘድልየና ዓዲ ክፈቱሉና ሕጋዊ ኣሰራርሓን ማይን: መብራህትን: ህንጻ ይከፈት ዓድና ክንኣቱ በስ: ኣብ ዘየለ ዕንክሊል ፖሎቲካ ጊዜና ኣጥፊእናዮ ኢና::

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu99815 ай бұрын

    ዓቢ ታሪክ ኣወል ሓውና።።።ንቅድሚት ጥራይ።።

  • @habtombrahne9263
    @habtombrahne92635 ай бұрын

    ኣወሊኖ ጅግና ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @user-ob4tt8ew5h
    @user-ob4tt8ew5h5 ай бұрын

    ኣንታ እዝኦም ሰብ ክልተ መልሓስ እሞ ዘየል ታሪኽ ክዛረብ ከለወ ብጣዕ ዝሕዝን እየ ንሕና ግን ዝበል ይበሉ ኤርትራዊ እና ዓወት ንሓፈሽ እዩ ጭርሕና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tommymichael4602
    @tommymichael46025 ай бұрын

    ንዓባ ወዲ ሪመይ ንዒባ ጋል ሪመይ ደቂ ኤረይ ንሐስቦ አብ ልብና ዘሎ ብአፊ አወሊኖ እንዳወጸ እዘን እንዳ ስግር መረብ ዘዕብደን ስምረትና ሙኻኑ አይትዘንግዕ ያላ ላይክ ላይክ ግበር አይትብቀቅ ሸር በሎ አታወዲ

  • @Hzbawit

    @Hzbawit

    5 ай бұрын

    Well said❤🤝🇪🇷🤝⏰📚✍🏾🛠️🐪

  • @aklilutec
    @aklilutec5 ай бұрын

    Great job Awel❤❤❤

  • @eritreademey539
    @eritreademey5395 ай бұрын

    Ajoka alena msaka awley🤴🏿🇪🇷azmarino

  • @user-lf2tm3he6g
    @user-lf2tm3he6g5 ай бұрын

    Eritrean first ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tseganehweldu9356
    @tseganehweldu93565 ай бұрын

    እቲ ናይ ደንኮሮ ትምህርትካ ገዲፍካስ ብተወሳኪ ነቶም ንኣካ ዝመስሉ ጀልጋድ ሽማግለ ገዲፍካ ዘለባትን ምሁራትን ዝሃቡካ ትምህርትን ሓበሬታን ወሓጦ! ሃላሊ ዘምፅአልካ ኣይትትፋእ ኣብዘይትፈልጦ ኣይተላክዕ!

  • @yosiefhabtesilasie2104
    @yosiefhabtesilasie21045 ай бұрын

    Thank you Awel Said heroe God bless you and our country Happy new year

  • @Eretrea
    @Eretrea5 ай бұрын

    Welcome back awel Habibi ❤️🥰🥰✌️🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @asmeromasmerom4765
    @asmeromasmerom47655 ай бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ታሪኽና ሰኣን ምንጋር ኢና ንድፈርን ንዳፋፈርን ዘለና ታሪክ ብኸምዚ ብ ኤረይ tv ክግለጽ ኣለዎ

  • @yahereberaki2324
    @yahereberaki23245 ай бұрын

    ንህግደፍ ሰለ ዘይደነቃ ኤረትራውነት ሰለ ዘቀደምካ ጅግና ኢለካ አለካ ኣወል

  • @eftereladebas5818
    @eftereladebas58185 ай бұрын

    አወል ሲዒድ እንቛዕ ድሓን መጻእካ እቲ ኩሉ እስኻ ትብሎ ሞራልን ስንቅን ናይ ኩሉ ኤሪትራውያን ኢዩ እሞ ዕድን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ይብዝሑ ሰላምታ አይረሳዕኩን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷

  • @samielabrhaley8657

    @samielabrhaley8657

    5 ай бұрын

    እንታይ

  • @Sdeddtd2565

    @Sdeddtd2565

    5 ай бұрын

    ​@@samielabrhaley8657አየተዋሐጠልካን ድዩ ማይ ጌርካ ውሓጦ ተድብልካ ድማ ሸቀቅ በል

  • @GhergisTeklehaimanot

    @GhergisTeklehaimanot

    5 ай бұрын

    ​@@samielabrhaley8657ዘይተዋሕጠሉ ሸቀቅ ይበል ኡሉ

  • @wadmashewa3247
    @wadmashewa32475 ай бұрын

    معلم لك التحية والتقدير والاحترام ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-jm7ov3ko6v
    @user-jm7ov3ko6v4 ай бұрын

    ኣወል ጅግና ባዓል ታሪኽ መሃሮም እስከ ።

  • @meronkeshi227
    @meronkeshi2275 ай бұрын

    Thank Awel for the truer history of our country. we are proud of you and keep the good work. I have one sagetion, and that's could you please bring all the history of Eritrea so that everyone can know the information and the history of Eritrea. Thanks happy new year.🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @mattiastela1460
    @mattiastela14605 ай бұрын

    ኣወሊኖ ውድ ኤረይ ጅግና🌹🌹🌹🌹🌹💯💯

  • @AsterMekonen-qn9rd
    @AsterMekonen-qn9rd5 ай бұрын

    አወሊኖ ጅግና ንገሮም እቲ ሓቂ

  • @abebawoldukiflay6523
    @abebawoldukiflay65235 ай бұрын

    መርሐባ አወሊኖ ጅግና ፈጥፈጥ አበልካዮም ብደሃይካ ከይደቀሱ ይብህርሩ አለው 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bettysolo3226
    @bettysolo32265 ай бұрын

    Aweley entay emo kenbel entrfi thank you jigna kemzi gerka dgelexkayo tarikna. awet n'hafash 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @user-lf2dc8sw5l
    @user-lf2dc8sw5l5 ай бұрын

    Anbeesa meror enkae bselam mexaka❤❤❤❤❤

  • @Tirhas2861
    @Tirhas28615 ай бұрын

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤🇪🇷

  • @almazghebremedhin7627
    @almazghebremedhin76275 ай бұрын

    Thank you ኣወል ንበር ንዘልኣለም 🙏🇪🇷🙏❤🇪🇷🙏

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam69315 ай бұрын

    Eri adey 🇪🇷 #EritreaPrevails ❤ 🎉

Келесі