HIDMONA TV is a channel broadcasting video clips, music, movies, series movie, comedies, interviews and other entertaining & informative arts, from people to people.
We would like to request you to like, share and subscribe to see and enjoy our media progressively.
Thank you
Hidmona
Пікірлер
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ big respect 4 u Aweley
❤❤❤❤❤❤❤❤
Awet Nehaffash
💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤😊😊😊😊
Aweley. Hakika aleka. 2edierey. Jigna
❤❤❤❤❤😮😮😮😮 wedierey. Hayet. Abkikayomeka. Nezomkedat❤❤❤
Awelino I really really amazed by you always! I don't have a word . Thank you for your good work. May God bless you abundantly 🙏❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምስ መሊት ክትቅበሩ እኩም
Thanks
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
መርሓባ ኣወል ሩሑስ ቀኒያት ባዓል ናጽነት ይግበርልና 💪🇪🇷❤ ኣብ ዘሓለፍ ቪድዩኻ በ ዛዕባ ናይ መዩሳሓ ኤመረት ላምባ ዘጥዕም ክም ዘወግድ ሓቢርካ ዕወት ስራሓ እዩ ነህዝብን ሃገርን ህዝበና ብ ሕማም ኩሊት እና ተሳቀየ ነረኢ ኣሎና ዓቅሚ የለን ኣብ ሃገርና ክሕከሙ ነወጻኢ ይኽዱ በሓገዙኒ እናበሎ ናይ ሙያሳሓ መፍተሒ እንታይ እዩ ኣበ ሃገርና ? ኣብ ቱርኪ ናይ 10 ሊትሩ ዕሽግ 1$ 09 ይኹን ካልእ ትካል ናብ ህዝቢ ይሽጥ ካብ ሓሚካ ሐክመና ተኻላኺልካ ጥዕና ሓደራኻ ነ ዘመልክቱ ኣካል ሐተትልና መፍተሒ ናይ ሙይሳሕ ✋
ሰላም ኣወሊኖ ጅግና ወዲ ኤረይ መኣረምታ ክትገብረላ ሬድዮ ጣብያ ብትግርኛ ዲዩ ጣብያ ዝብሃል
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣጆኻ ጂግና ዋዲ ሀዝቢ
😘😘😘😘😘😍🥰
Sido wie wish you long life and stay safe always love you brother ❤❤❤❤❤
Wellcame awelino jgna qexl tray meglex yebleyn ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ኣወሊኖ❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Happy independence day 🍀🍀☘️🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
❤❤❤
ነዛ ናይ ደም ባንዲራ ድኣ ክይጠፍእ መለይ ክይትትክኣ ጉስጉስላ ድኣ።😂😂😂ው
Abshir yabathal awal said ❤❤❤❤❤❤ eretrawinnet kubur mininet kibrin mogosin nixaylitaat eretrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🥀🇪🇷🌹🇪🇷🥀🇪🇷🌹🇪🇷🥀🇪🇷🌹🇪🇷🥀🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹
Jigna zeri jeganu fetari msakum ykun deki erey halalat
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🙏🏼❤️
Awel jevna
እቲ ዘግባእ አብ ዝግበእ እዋን አወሊኗ😍😍😍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👍👍
Selam awel hawna kemey tkewn , anes sle bandierana meredaeta ktkrb des mbeleni nenay nefsi wekefen tarik alewen Eritreas flag 🇪🇷 and meley bandierana ember nhamedu zbehalu hiwet albo zkonu fturat men eyu nay beynom geruwa
ሰላም ኣወል! ተበርክቶ ዘለኻ መቸም ቀሊል ኣይኮነን። እዛ ብዋጋ ኣእላፍ ቀያሕቲ ዝመጸትን ጸኒዓ ትግስግስ ዘላን ርሕስቲ ምድሪ ዘሕለፈቶ፡ ትሳግሞ ዘላ፥ ብሕጂ'ውን ትብድሆ ተጻብኦ ምእማቱ ዘአግም ኣይኮነን። ይኹን'ምበር፡ ነቲ ይትረፍ'ዶ ዕቱብ ታሪኽ ዓደ'ቦኡ፡ መባእታ ደረጃ ትምህርቲ'ኳ ከየጻፈፈ ኤውሮጳ፡ ኣሜሪካን ካናዳን ኮይኑ ደናጉላ ክድርቢ ዝውዕል ዘሎ መንእሰይ ንምንቃሕ ኣዝዩ ዓቢ ኤርትራዊ፡ ዜግነታውን ሞያውን ሓላፍነት ዘለካ ኮይኑ ይስመዓኒ። ብዛዕባ'ተን ንሃገራዊ ኣገልግሎትና ከም ሞዴል ተጠቂመን ከምዘለዎ ቀዲሐን ኣዋጅ ክእውጃ ኣብ ምሽብሽባ ዘለዋ ሃገራት ቀዳማይ ዓለም ኢና በሃልቲ ዘቕረብካዮ ኣዝዩ መሲጡኒ። ኣዴኻ ሱዛን ራይስ፡ ውሽማ ነፍስሄር ኣይተ መለስ (በራሕ ተመን) ነበር ኣብ ሓደ ቃለ መሕትት ብዛዕባ "ኣሜሪካ ሃገራዊ ኣገልግሎት ከተተኣታቱ ኣለዋ" ኢለን ዝተዛረብኦ ዲስኲር ድኣ ኣይሰማዕካን ዲኻ? ዓወት ንሓፋሽ ምባል ጥራይ'ዩ ተሪፍወን'ምበር፡ እታ ሳዋስ ከም ዘላታ ኣብ ኣሜሪካ ኮፍ ኢየን ኣቢለንኣ። ዘመኑ ዘበነ ሓበሬታ'ዩ ወዲ ሓወቦይ። እታ ቪድዮ እንተደሊኻያ ክሰደልካ ይኽእል'የ። እንተ ናይ መድህን ጸፋሕ እግራ'ሞ ደሓን?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤i Miss Eritrean
ሰላም ሰላም አወለይ ጅግና ኤርትራዊ ሓውና ብአኻ አዚና ኢና ንህበን ነዞም ተዃሉ ጎረባብትና የእሪፍካልና እንዲኻ እቶም ህውስዋስን ተቃወምቲ ኢና በሓልትን ኤርትራውያን ኢና በሓልትን ግን ከዓ ኣረይቲ ኩዕንቲ ዝዀኑ ውላድ ህውሓት ዝኾኑ ኮራኩር ገለ መናወጺ ርእሲ ትኸውን ፈይ አብለሎም እሞ ንእግረ መገደይ ግና ዝካኣል እንተኾይኑ ን ሓባ ዓጽሙ መልእክቲ ክተህልፈለይ ። በሰንኪ እዞም ጐሓላሉ ጎረቤትና ዘይኮነዮ የብልናን እሞ እሞ ድማ ተዛረብቲ ትግርኛ ስለዝኯኑ ጥራይ የሕዋት ኢና እንዳበሉ ክዛረቡ ስለዘይሓፈሩ ብሽም ምምስሳል ቖንቖ ድማ የህዋት ክንከውን ስለዘይንደሊ ነቲ እንህበነሉ ቖንቖና ምሶኦም ንዘይ ምምስሳል ቖንቖና እንዳደለናዮን እንዳፈተናዮን ዋላ ቖንቖ ንቐይር እምበር ምዞም ከሓድትን ሓሳዳትን ጉርብትና አየድልየናን እዩ ዋላ ፆጾ ቝቒ ጮቕ ቂቅ እንዳበልና ዋላ ንዘራረብ ኢልካ ፍቓድ ህተተልና እንታይ እሞ ክንገብር ፈንፊናዮም ኮይና ኢና ዓወለይ ፦እዚ ወድሓንካ ሓቢቢ። ዓወት ንሓፋሽ ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና እድመን ጥዕናን ናኣኻን ነቲ ጅግና አቦናን መንግስትናን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ይምነ።
ኣወለይ ኣብ ዓለሙ ቀይርዎም ድሙ ወረ ተሕሪቅኩሞ ናይ ኣንጭዋ ነገር ሕሰቡላ ተዘይ ኮይኑ ግን .... ኣወል በረካ በረካ ከድርፈኩም እዩ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤
Allllllllllllk
entay tefeltena hasawe
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Awley 🤴 👑 ❤❤❤
ኣየገድሰናን እዩ ናይ ኢትዮጵያ ጉዳይ ምኽንያቱ እንተ ጠመየት ትለመና እንተ ጸገበት ትወረና ይኣክል ምድሓኖም ካብ ድልየቶም እሞኻኣ ብደምና
❤❤❤❤❤❤
ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ ኣወሊኖ የቐንየልና ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🇪🇷❤💪