መን ሓለፈ? ውድድር ላዛ ኣይዶል 4ይ ዙር - 4ይ ክፋል

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Пікірлер: 331

  • @Segen8518
    @Segen8518Ай бұрын

    ኤዱ ትብሉ ብላይክ ግለፁ❤❤❤

  • @tsegayetadele9743
    @tsegayetadele9743Ай бұрын

    ኤዱ ሓፍተይ 🙏ልበ ብርሃን አምላክ ምሳኪ ይኩን ! ዓብዪ ደረጃ ክትበፅሒ ይምነየልኪ!🙏 ናይ ምስግና አድናቂ እንድየ ናቱ ሪኢቶ እንዳተፀበኩ ፀኒሐስ አይከአለን ለካ ከምዚ ከማይ ደስ ኢልዎ ናይ ታሕጓስ!🙏🙏

  • @user-tv6xq2jh4b
    @user-tv6xq2jh4bАй бұрын

    እረ ማርያምን ኣቶም ምርኣይ ዝተስኣኖም ኣሕዋትና ይፍለዩ እዮም በጃኩም ሓግዝዎም ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክበፅሑ❤

  • @robimehrteab3477
    @robimehrteab3477Ай бұрын

    ኤዱ ሓፍተይ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ይባርኪ ኣነ ውን ምስ ምስግና ነቢዔ ብልቢ 😢 ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ

  • @user-sf4fx1hd7d
    @user-sf4fx1hd7dАй бұрын

    Thanks Edu habtey lbi zmele dmxi asmiekna ሓዉኪ ኤርትራዊ ካብ ደቡብ ኣፍርቃ ኣብ ዉሽጣ ዓለም ዝብርህ ብርሃን ዝተዓደለት ኮኮብ ብርሃን❤❤❤❤ ካብ ምስግና ንላዕሊ ናይተሓጋስ ንብዓት ነቢዐ ነፍቅረኪ ንፈወኪ ነክብረኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @wediqeshi4921

    @wediqeshi4921

    Ай бұрын

    ኩሉ ከማኻ ተዝኸውን ጽልኢ ዝባሃል ኣይምሃለወን ፍቅሪ ጥራይ ምነገሰ ኣነ ውን ሓውኻ ኤርትራዊ እየ ከማኻ ይብዝሑ ንሰብ ሰብ ብምኻኑ ክብሪ ይግበኦ እዩ ዝብል ካራኣእያ ዘለውም ይብዝሑ ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-sf4fx1hd7d

    @user-sf4fx1hd7d

    Ай бұрын

    @@wediqeshi4921 ክብረት ይሃብካ ኩቡር

  • @wediqeshi4921

    @wediqeshi4921

    Ай бұрын

    @@user-sf4fx1hd7d thanks brukey 🙏🙏🙏

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    Ай бұрын

    ክብረት ይሃብኹም የሕዋተይ❤❤😢🙏

  • @user-wo7zw5hk8l
    @user-wo7zw5hk8lАй бұрын

    በይዛኹም እም ምርኣይ ዝተስኣኖም ብፉሉይ ሓግዙዎም ሞራል ሃብዎም እፍፍፍ ኣነስ ከብደይ ከም ገለ ኢሉኒ😢 ብዝተረፈ ዕድመ ይሃብኩም ፈጣሪ ዓይንኹም የብረሃልኩም🙏❤️❤️❤️❤️

  • @edenAlemseged
    @edenAlemsegedАй бұрын

    የቀንየለይ ኩሉኩም ኣድነቅተይ

  • @Adutigray

    @Adutigray

    Ай бұрын

    ጎበዝ ኢኺ ኣጆኺ ዝሓፍትይ😊

  • @filmonmebrie460

    @filmonmebrie460

    Ай бұрын

    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ኤዱ ሓፍተይ❤❤❤

  • @swswots6782

    @swswots6782

    Ай бұрын

    ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ ኤዱዬ ካብዚ ብላዕሊ ገና ከምትሰርሒ ርግጠኛ እየ ።ናይሎማዓንቲሞ ንማህሌት በሊፅኺያ እንተበልኹኺ ምግናን የኾነይ❤❤❤

  • @yirgalembeyene4396

    @yirgalembeyene4396

    Ай бұрын

    Aduye edmen tenan yihabki fetari gobez zhaftey mkrti ❤❤❤🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @Natna_chanal

    @Natna_chanal

    Ай бұрын

    ንሕና ኢና ክነመስግነኪ ዝግባእ ነዚ ዝመስል ክስተት ብቅዓት ስለዘርኣክና ተሰፋ ንገብር ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ባዕልኪ ጥዑማት ደርፊ ሒዝክልና ከም እትመፅኢ 😍😍😘😘😘🙏🙏

  • @StarKsa-np4yf
    @StarKsa-np4yfАй бұрын

    ኤዱዋይ አንደኛ ፈጣሪ ብርሃን ዓይኒ ይፍጥርለኪ ጋልነይ 245🙏🙏🙏🙏❤️😘💋💋

  • @desaleweldeslase1140
    @desaleweldeslase1140Ай бұрын

    ተጋሩ የሕዋተይ ኣነ ኤር እየ ፡እቲ ኣዝየ ዝፈትወኩም ኣብ ባህልና ዘሎኩም ክብሪ ፡ ዜማታትኩም ኣከዳድና ኣልባሰት (ብፍላይ ደቂ ንስትዮ) ንስኹም ንበሩ እቲ ኩቡር ባህልና ናብ ዉሉድ ክሰግር❤❤❤❤❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    Ай бұрын

    ክብሪ ይሃብኻ ሓወይ❤❤🕊

  • @Serawgundi1
    @Serawgundi1Ай бұрын

    ድንግል ማርያም ንወዳ ለሚና ዓይንኪ ትክፈተልኪ❤❤❤

  • @user-xq7ii3qg6r
    @user-xq7ii3qg6rАй бұрын

    ዋዉ ኤዱ ብልጽቲ ብንብዓት ወዲአያ 😢😢 ማይክ ኣታሓዝ ትብላ ዘላ ግን ንሶም ዘየስተኻኽሉላ ምሽ ኣይትሪኦን ዘላ 😢💔

  • @TemesghenTadese
    @TemesghenTadeseАй бұрын

    Eden eden መቀረት ላዛ ኣይዶል ትግራይ ክትሕገዝን ክትታባባዕን ዘለዋ ሰገን ኢያ ሞ ኩሉና ሞራል ንሃባ ተሜ ኤርትራዊ🇪🇷 ሃገረ ጀርመን ዓወት ንኤዱ!!!!!!

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    Ай бұрын

    ❤❤❤🙏

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele3385Ай бұрын

    ደረፍቲ ድዮምስ ተዋዳደርቲ እዮም❤❤❤❤❤

  • @abeshalove2007
    @abeshalove2007Ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ግን የሕዋት ምስ ቋንቋ ኣምሓርኛ ከይተሓዋወሰ ትግርኛ ጥራሕ ተዛረቡ::🙏💕

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6cАй бұрын

    ኣዋይ ደስ ክቡሉኻ ኣምላኽ ብርሃን ዓይኒኹም ትክፈተለኹም እመ ብርሃን ኣብ ዝዓበይ ደረጀ የብጸሑኩም ፈጣሪ ኣነስ መክኣል ሲኢኒ ኦፎ 😢

  • @MerhawiGoitiom
    @MerhawiGoitiomАй бұрын

    ምስግና ቅኑዕ ሰብ ነቢዕካ ኮ ተንብዓና ኣለካ

  • @ghebrehannestekie6527
    @ghebrehannestekie6527Ай бұрын

    ኣዱ❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣነ ዉን ከም ስርዓት የ ነቢዐ: ግን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክርእየኪ ምንዮተይ ዩ❤❤❤

  • @freselamgualteklay8660
    @freselamgualteklay8660Ай бұрын

    ኣሰይ ኤዱ ሽኮር ብልጽቲ ኢኪ በሓቂ

  • @filimonteferi4165
    @filimonteferi4165Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ምስጌ ሓቀኛ ቁኑዕ ዳኛ ኢኻ ቀፅለሉ #one best ika

  • @tsegabtsehaye139
    @tsegabtsehaye139Ай бұрын

    ብሓቂ ኣብ ተጋሩ ዘሎ ርህራሄ ግርም ዩ ዝብለኒ :: ዕድመ ይሃብኩም ደያኑ ኩሩራት ነዛ ናይ መወዳእታ ተወዳዳሪት ዘርኣኩሞ ሓልዮት ከብደይ በሊዑኒ ::

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    Ай бұрын

    ብሓቂ ነቢዖም ኣንቢዖምና😢❤❤

  • @Halamadr146
    @Halamadr146Ай бұрын

    245 ናይ ሎሚ ብልጽቲ From Eri

  • @MerryTesfu-of4pe
    @MerryTesfu-of4peАй бұрын

    Eti demexa si keteame betami teum selezekones betami kab weahety ena semaeku eye nebiea hafetki eye kab 🇪🇷💙💙💙

  • @Tgiray
    @TgirayАй бұрын

    ኤዱየ ዓይኒ ብርሃንኪ ይክፈተልኪ ምቅርተይ❤❤

  • @solomentsegay4788
    @solomentsegay4788Ай бұрын

    Eden qalat sienela betami gobez haftey natey ❤❤❤👍👍👍🙏🙏🤩🤩🤩😍😍😍

  • @user-xd9ow8ni3n
    @user-xd9ow8ni3n21 күн бұрын

    ኡፍ ኣነስ ናይ ኤዱ ኣይክኣልኩን ብንብዓት ኤድየ እግዝኣብሔር ኣምላክ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪይ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ❤😢😢🎉

  • @Segen8518
    @Segen8518Ай бұрын

    ኤዱ ብርሃን ዓይኒኪ ይክፈተልኪ ፈጣሪ ክተመስግንዮ ❤❤❤❤❤

  • @binibana8035
    @binibana8035Ай бұрын

    የአብርሃም ገብረመድህን ዘፈኖች በሙሉ ለኤፍሬም አማረ በጣም ምርጥ ዘፈኖች እንደሚሆኑ አልጠራጠርም ከአብርሃም ጋር አይሄድም አንድ ቀን ግን የአብርሃም ገብረመድህን ዘፈን ኤፍሬም አማረ እንዲዘፍነው እፈልጋለሁ ከዛ በኋላ ውጤቱ ታያቸዋለ🥰

  • @neymarteame6888
    @neymarteame6888Ай бұрын

    Wow ኤዱዱዱዱዱ❤️❤️❤️❤️👌👌

  • @HaderaAbera
    @HaderaAberaАй бұрын

    ኤድዋይ ጅግና❤

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4oАй бұрын

    ዳያኑና ክብሪ ንዓኩም🙏😍

  • @mekonentesfagergis437
    @mekonentesfagergis437Ай бұрын

    Edu meqeret edmen tenan yhabki amlak ❤❤❤❤ beunet qalat sieinelki

  • @user-gr3un7gi1r
    @user-gr3un7gi1rАй бұрын

    ንኣይ ኤዱ ታለንት ግን ፍሉይ ኢዩ ኣይከኣልኩን ብትዕግስቲ ክሰምዓ ብንብዓት ገሊጸላ ኣድናቆተይ ቀጽልዮ ኣተባብዕዋ ኩልኩም ህዝቢ ትግርኛ ኣብ ዓለም ቛንቛና ክዓቢ ካብ ዝፈትወኩም ኤሪትራዊ

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    Ай бұрын

    ❤❤❤🎉

  • @wedigilue873
    @wedigilue873Ай бұрын

    Edu shikorr betam gobze 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏amlak mesak yekon ane nebaley aykalkon 💙💙💙💙💙245

  • @FisshaEmbaye
    @FisshaEmbayeАй бұрын

    Edu the best of best much love ❤❤❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gvАй бұрын

    ኤዱ ብልፅቲ ❤ማይክ ኣታሓዝ ትብላ ዘላ ግን ንሶም ዘየሰተኻኽሉላ ምሸ አይትሪኦን ዘላ😢😢

  • @user-ns4we8ce5e
    @user-ns4we8ce5eАй бұрын

    ኣነ ዝብሎ ተሃለወ ግን...በጃኹም ደያኑ ላዛ ኣይዶል ምስግና ብግጥምን ዜማን, እኒ ስንታየሁ ከዓ ምስ ካልኦት መሳርሕትኹም ድምፃውያንን ኣብ ደገ ምስዘለዉ ድያስፖራ ተጋሩን ኣተሓባቢርኩም ንእኒ በዓል ኤደን ፤ ሞጎስ ኣብ ሙዚቃ ዘርኣይዎ ተውህቦኦም ንኸቐፅልዎ ሞያውን ገንዘባውን ድጋፍ ተትገብሩሎም ወይድማ ንኽግበረሎም ተተሓባብሩ ሞ ኣብ ዝሓሸ ደረጃ በፂሖም ንኻልኦት ተውህቦ ዘለዎም even ብኲናት ንዝተሰንከሉ ጀጋኑና መርኣያ ተዝኾኑ ክብል ይላቦወኩም።

  • @user-ec3fr8xg9e
    @user-ec3fr8xg9eАй бұрын

    Adu habtena betaemi edmen tenan yhabelna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mizertsegay1275
    @mizertsegay1275Ай бұрын

    245 perfect ❤❤❤❤

  • @user-qo6tp9yj8c
    @user-qo6tp9yj8cАй бұрын

    ብጣዕሚ ቃሕ ዝብል መደብ እዩ ዘለኩም ኽብሪ ኻዓ ይግባኣኩም ንኹልኹም ብዘይ ኣፋላላይ ንዳያኑን ምስ ትትካል ባሓባራ❤❤❤

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050Ай бұрын

    ፍርያተይ መማህርተይ ኮሪዐልኪ❤❤❤

  • @robelrobel4217
    @robelrobel421720 күн бұрын

    ትግራይ ዓደይ ክትዕወት እኪ❤❤❤❤

  • @AsAs-tr4ty
    @AsAs-tr4tyАй бұрын

    ኤዱየ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ፈጣሪ

  • @WgshyWhfgh
    @WgshyWhfgh19 күн бұрын

    ብጣዕሚ ጎበዛት

  • @user-hk7em1hi3z
    @user-hk7em1hi3zАй бұрын

    Zersh ❤❤❤

  • @MebrahtomGebru-dc7sn
    @MebrahtomGebru-dc7sn14 күн бұрын

    Great performance Konjo Haftna...........!!!

  • @wediakeley763
    @wediakeley763Ай бұрын

    Edu 👌👌

  • @hanatekleweyni8247
    @hanatekleweyni824720 күн бұрын

    Wowww very very Nice king Aseyyyy Elililili ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @betel459
    @betel459Ай бұрын

    245 miss you tsbktey 🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @girmaydarcha1047
    @girmaydarcha1047Ай бұрын

    In the end, wow I can't control my tears back. Long live my sis and respected judges!!

  • @user-uv5su8sj8m
    @user-uv5su8sj8mАй бұрын

    Waw zersh arkey zgerm eyu broye ❤❤❤❤❤ 1 natka eyu

  • @hani-fg4wz
    @hani-fg4wzАй бұрын

    Eduway mearey edemn tenan yhabki 245🎉❤❤❤❤❤

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845Ай бұрын

    What an amazing judge ever, we appreciate you all, it’s really touching God bless you all.

  • @user-xp2pc4mo4e
    @user-xp2pc4mo4eАй бұрын

    301 ደርባባ❤🎉 291🌺

  • @birhanemesfin3258
    @birhanemesfin3258Ай бұрын

    ኤዱየ!❤

  • @user-tl4bi1ht5w
    @user-tl4bi1ht5wАй бұрын

    ❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @hntsaalem2736
    @hntsaalem2736Ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ

  • @DemekeTsiwa
    @DemekeTsiwaАй бұрын

    Friat zenebe ❤❤❤ keep it up . ur appreciator

  • @user-nd8uh5gh1c
    @user-nd8uh5gh1cАй бұрын

    ኢዱ ሓፍተይ ክትታባባዕ ዘለዋ መንእሰይ እያ❤

  • @simonrezene2583
    @simonrezene2583Ай бұрын

    245 www always amazing GOD blessed u 🙏

  • @haftomasefa1989
    @haftomasefa1989Ай бұрын

    ኣብዚ ዙር ዝሓለፉ ኽሎም ልዑል ክብሪ ኣለኒ ዝሓሸ እውን እዬም አቅሪቦም ንዳያኑ እውን ንሚዛናዊን ፍልጠታውን ሚዛንኹም ክብሪ ተዓደሉ❤❤ ኤዱየ ንፍዕቲ ኮኮብ ነይርኪ ❤❤ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ ኣብ ጉንኪ ኣለና ❤❤❤❤ላዛ #1❤❤

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye934Ай бұрын

    Good explain santayo bro ❤

  • @user-vo9hp7fc9r
    @user-vo9hp7fc9rАй бұрын

    ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉኒ

  • @hbrawitzebrhe
    @hbrawitzebrheАй бұрын

    Waw waw. Waw ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RedaeAbebe-qg7xu
    @RedaeAbebe-qg7xu27 күн бұрын

    245 ኤዱ ይበል ይበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ቆንጅየ

  • @user-py2qq9zf5g
    @user-py2qq9zf5gАй бұрын

    እግዛብሔር ዓይነ ልለበናኩም ይክፈተልከም

  • @erapentertement1043
    @erapentertement1043Ай бұрын

    Kod 245 dmxi klexa tenbo 100%100 ❤

  • @meriweldat7638
    @meriweldat7638Ай бұрын

    ኮድ 245 የኔ ቆንጆ ድምፂ 100።% ❤❤❤ላዛ

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bzАй бұрын

    ብሉፃተይ ኣጆኹም❤❤🎉

  • @mahletwelu-nh4si
    @mahletwelu-nh4siАй бұрын

    245❤❤🙏🙏

  • @astermarta4031
    @astermarta4031Ай бұрын

    Very nice ♥️

  • @ghirmaiweldemenkerios1138
    @ghirmaiweldemenkerios113826 күн бұрын

    ንኤደን ዘርክብ ተወዳዳሪ ዘሎ ኣይመስለንን, Eden should be number one in this competition, she is the best singer I’ve ever heard for long period of time!

  • @Shewittigraweyti
    @ShewittigraweytiАй бұрын

    ተጋሩዋይ ❤🎉🙏♥️

  • @hanatekleweyni8247
    @hanatekleweyni824720 күн бұрын

    Wowww very very Nice precis ❤❤❤❤sweet zeyaday ❤❤❤❤❤

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5hАй бұрын

    ኤዱዋይ ብልፅቲ😢❤❤

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye934Ай бұрын

    Wonderful keep it up edu ❤❤❤❤❤ my sister I love you 😍

  • @fetaritium5552
    @fetaritium5552Ай бұрын

    Eduye mearey bitaemi nifieti ajoki ketsiliyo mearey edmen tienan yihabki fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bereketlibanos1787
    @bereketlibanos1787Ай бұрын

    365 Confidence 100%. Keep it up sis.

  • @user-ml4mn6rq8q
    @user-ml4mn6rq8qАй бұрын

    just wawwwww ❤❤❤❤

  • @Goytam
    @GoytamАй бұрын

    Edenn❤

  • @er9272
    @er9272Ай бұрын

    I love this show and I always want people to see you guys special mesgan my favorite judge and singer 219 is the best singer this isn’t far because he choice easy song I am not happy with that

  • @ErmyasZerayakob
    @ErmyasZerayakobАй бұрын

    wawwww gerami

  • @dyys8192
    @dyys8192Ай бұрын

    ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsgegebremedhen4457
    @tsgegebremedhen4457Ай бұрын

    291 and 245 waw❤❤❤ Mesge teregagae wae aytdehalom

  • @hadasDugom
    @hadasDugom18 күн бұрын

    ስንቴዋ ምዓረይ ክፈትየካ👌😍😍😍😍😍

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye934Ай бұрын

    Misgina G/Michael keep it up bro ❤

  • @Goytam
    @GoytamАй бұрын

    Latxbeku neyre Adennnn ❤

  • @Rcggffgffcxfvcvjhvkj
    @RcggffgffcxfvcvjhvkjАй бұрын

    Friyatey shkorina ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️ ewey zakola btami meselel beka

  • @maryaman2629
    @maryaman2629Ай бұрын

    ኮድ 245 👌🥰🥰🥰👑

  • @hadgutesfahiwet6778
    @hadgutesfahiwet6778Ай бұрын

    Cod 245 ❤ኤዱ እያ ደራፊት ማለት❤❤❤

  • @user-gl7sp3xw2q
    @user-gl7sp3xw2qАй бұрын

    አረ ትክእሊ እኪ ኤዱየ❤

  • @weldaytsegay5215
    @weldaytsegay5215Ай бұрын

    ብሓንቲ ቃል *ውርዝይቲ*

  • @awetberhane9351
    @awetberhane935125 күн бұрын

    Edu Edu Edu❤❤❤❤ love you.

  • @ymariymelegaymariymelega4063
    @ymariymelegaymariymelega4063Ай бұрын

    291❤️🥰🙏

  • @rimnamedia6057
    @rimnamedia6057Ай бұрын

    ኤዱ ቀዳመይቲ❤️❤️❤️

  • @wedighirmay5930
    @wedighirmay5930Ай бұрын

    ኤዱ sweetheart ምቅርቲ❤❤

  • @SiniteyRicho
    @SiniteyRicho22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @AlemHiluf
    @AlemHilufАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hagosatsbha5917
    @hagosatsbha5917Ай бұрын

    ዓምብቡለይ ተጋሩ👌👌💊💊💊💊💊💊💊🍀😘😘😘😘❤❤❤❤

  • @Gfd-ef9kr
    @Gfd-ef9krАй бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @massawino4ever939
    @massawino4ever939Ай бұрын

    Edu👌❤️❤️❤️❤️

Келесі