" ልበ ብርሃን ተኣምራዊት ህፃን " ልቦና እዩ ዝርእይ! ወዲ ሮሚጥ.....?
Ойын-сауық
Unique Show is a KZread channel that features interviews with unique people from all walks of life. The channel's host, Semere Birhane and his team, interviews people who have overcome challenges, achieved great things, or are simply living an interesting life. The channel's goal is to inspire and entertain viewers, and to show that anything is possible if you set your mind to it.
Semere's interviews are informative and engaging, and his always gets the best out of his guests. He has interviewed people from all walks of life, including entrepreneurs, athletes, artists, and everyday people who have done something extraordinary.
If you're looking for inspiration and motivation, or if you're just curious about the world around you, then Unique Show is the channel for you. Subscribe today and start watching interviews with unique people from all over the world.
✅ ንሓበሬታ ይደውሉ Contact us
📶 +251921588398
09 56 40 5903
Email hanielsami.d@gmail.com
✅ብጣዕሚ ገረምቲ ቪድዮታት Unique show /ዩኒክ ሾው
ብፆተይ ኣብ ሜዳ ተሪፎም ▶ • ኣዝዩ መሕዘኒ ዕላል ምስ ኣርቲስት ...
ናይ ትግራይ ሕቡእ ካሜራ ማን ▶ • ⭕️ ናይ ትግራይ ምስጢራዊ ካሜራ ማ...
ኢድ ካይሃለዋ ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተመዝገበት ▶ • ካብ TDF ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተ...
ብዘይ ኢድን እግርን መኪና ዝዝውር ሰብ ▶ • ብዘይ ኢድ_መኪና ዝዝዉር መስተንክር...
ዝኾነ ይኹን ህንፃ ብእዱ ተገልቢጡ ዝወርድን ዝድይብን ▶ • 🛑 " ብኽሳዱ_ መኪና ዝጎትት መ...
✅ Our Other Social Media Profiles
KZread:shorturl.at/krFUX
Facebook: rb.gy/i2xwqu
===========================================================================
Subscribe Now Here 👉▶ / @uniqueshow.
===========================================================================
#unique Show
*Unique show
#ዩኒክ ሾው
##uniqueshow
#news
today#lokesh kanagaraj interview#eritrean movie#dw news#xrp news today
#eritrean music#israel news today live tv#today's news#fox news today#fox news today
#fox news today breaking news#ebsethiopian movie#ethio forum#eritrean film 2023#msnbc news today#new eritrean movie 2023#ethiopia#mezmur orthodox eritrea#mezmur protestant#eritrean movie 2023 new today#gere emun#eritrean music 2023#tigray tv#abel birhanu#eritrea
eritrean film 2023 new today
tigray media network
joseph stalin
dw flame
death of stalin
tmh tigray media house
mcdonald's fries
mcdonald's drive thru
zara tigray
the death of stalin
isreal war live#tolosa ethiopia#mahlet gebregiorgis#dimtsi weyane#dw tv tigray
#kidase ethiopian orthodox church#gmn tv ethiopia#fano amhara
#solomon yikunoamlak#fano music#getachew reda#donkey tube comedian eshetu#tigray media house#fano amhara today news#amhara fano#enda thsh#tigray tv news today#tigray media#tigray news today#dimtsi weyane tv#
#DV 2026 #Hazen #Tigray TV #Unique Show#new Idea#መርድእ#ብሔራዊ ሓዘን
#Dimtsi Weyane News #DV Amhara Region#Eritrean new music
#Amhara Region#israiel War#Selomon Tesfay #2024#ዝኽሪ ተጋደልቲ#ሓዘን ትግራይ
#Fano#Today news#israel war#Hamas war#israel video #መርድእ ትግራይ#የትግራይ መርዶ
#gazal #እስራኤል#ኢስራኤል#Ethiopian War#Today News#
#Donkey tube#New Eritrean Music#new ethiopian movie
#music festival Topic#Music#New Ethiopian Music#new Isreal
#New Ethipipian Tiktok#news#اثيوبيا#New Ethiopian Music2016
#New Ethiopian Movie#Embassy of Ethiopia#lousiana #New Music
#New Funny Video#New motivational video#new Ethiopia news
#New EthiopianMovie #2024 ##2024#New Video#New RElaxing Video
#Amhara Region #Amhara War#Amhara Region#Amhara Force
#Tigrigna new music#New Ethiopian News#Ethio 360#ድንቅ ልጆች#How to make
KZread ፋኖ #comedian Eshetu#donkey tube #new Ethiopin orthodox mezmur
new Ethiopia Orthodox tewahdo mezmur#All in one mezmur All in On music
#መዝሙር መዝሙር#tigrigna mezmur#ትግሪኛ መዝሙር#ኣባ ገብረ ኪዳን ግርማ
Fews menfesawi#Aba gebre kidan girma#Aba gebre kidan #new eritrean movie#ብሄራዊ ሓዘን ትግራይ#ዕላዊ መርድእ ጀጋኑ#መርድእ ጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ#ትግራይ ሚድያ ሁውስ#Zara media network
ሀ ሁ ሂ ሃ ሄ ሂ ሆ ለ ሉ ሊ ላ ሌ ል ሎ ሐ ሑ ሒ ሓ ሔ ሕ ሖ ረ ሩ ሪ ራ ሬ ር ሮ ሰ ሱ ሲ ሳ ሴ ስ ሶ መ ሙ ሚ ማ ሜ ም ሞ
#eritrean movie#ethiopian music#eritrean music#ebs#eritrean film 2023
#mezmur orthodox ethiopian#eritrean comedy#mezmur protestant#mezmur orthodox eritrea
tigray music#tigray interview#new eritrean interview#tigrigna interview#tigray culture
tigray culture#tigray culture#funny ethiopian interview#Ethiopian#interview show
#reality show today#new reality show##reality show today#new reality show#interview eritrean artist#trending reality shows#eritrean talk show#Unique Show
dawit eyob comedy
eritrean comedy 2024
shima leyti eritrean movie
enda zmam
mahlet gebregiorgis
tigray music 2024
Пікірлер: 745
እመብርሃን ብርሃን ትኹንኺ ሓፍተይ❤
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ዝያድይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ😌👏🌿🌿
@embetukonjo
4 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢
@HiwiGaltigray
Ай бұрын
@@MgbeyMgbey ዛምቤተዋኒ ገይረልኪ ኣለኩ ናተይ እውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤❤
@HiwiGaltigray
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምቅርተይ ❤❤❤
መዓረይ ናይ ዘፈወሰ ስላሴ ናዓኺ እውን የፈውስኺ እነ 20 ዓመታት ኣዓንተይ ይሽፍነኒ ነይሩ እግዚአብሔር ይመስገን ስላ ምሕረት ስላሴ ሕሽኒ እዙ ስሚዕት ስለ ዘፋልጦስ መጀመሪያ ቅድሚ ምስመዓይ እየ ዘጾሕፍ ዘለኹ
እግዚአብሔር አምላክ ብርሃንኺ ይኺፈተልኺ ምቅርቲይይ 😢😢😢😢
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
ዓይኒ አይኮነን ዝርኢ ልቢ እዩ ዝርኢ ብሓቂ ፈጣሪ ብርሃን ዓይኒኪ ይመለሰልኪ ብልፅቲ እኪ❤🥰
ዋውውውውው..... ብጣዕሚ ትገርም ቆልዓ እያ ክንሕግዛ ንደሊ ኢና
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@user-ud1js7hp6r
4 ай бұрын
አሰሰሰሰይ ኣቱም ትሕግዙ ብብዙሕ ተባረኹ
@user-ud1js7hp6r
4 ай бұрын
ተትሕገዝ ምናልባሽ ብርሃን ዓይና ምበርሀ ተዘይኮነ ኸኣ ብዶነር ገለሲ ተትሕገዝ!!??!!ብሐኪም ዝዕረ ተዘይኮይኑ ካብ ዓይኒ ባንኪ ብውህብቶ ዝተዋህበ ተትርዳእ ማለተይ እዩ
@user-bk1ps4yn9r
3 ай бұрын
❤
ምቅርተይ ፊልይት ፍጥረት❤❤❤እግዚአብሔር አምላክ ብርሃን ዓይንኽ ይፈተልኽ😢❤ኦቅዱስ ሩፋኤል ከምት ዓይን ጦብቲ ዝኸፈቲኻ ዓይን ብርሃና ኽፈተላ😢❤❤❤😢ክቡር ሓዉና አውን ክብረት ይሃብኻ❤❤
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ
ሓቂ ልቦና እዩ ዝርእይ ጋልነይ ብርሃንኪ ይካፈት
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
ማዓረይ እግዝብሔር ድሳኣኖ የቡሉኑ ሞ ብርሃን ዓይንኽ ይኽፈተልኽ🥰😥
@mikaibayrim2710
4 ай бұрын
ዓንኪ የብርሃልኪ ፈጣሪ
ቱ ጋዜጠኛ ደስ ክብል ስነ ስርዓቱ❤
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ህያብይ💙💙❤❤💙
ኣደና ቅድስት ድግል ማርያም ናይ ዓይንኪ ብራሃን ትኩነልኪ ሓፈተይ ናተይይ ናይ ብሕቂ ዓይኒ ኣይኮነን ዝርኡይ ልቢ አዩ ዝርኡይ መክንያቱ ብዓይኒ እንዳ ደለካ ትሰአኖ አሞ ምስ ኣዕረፍካ ብልብካ ኢካ ትረክቦ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AseTeklberhan
3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
ብርሃን ዓይኒኪ ይክፈተልኪ ፈጣሪ ❤❤❤
ምቅርተይ ዓለም ኣነ ኣለኹ ዓይነይ እናራኣየ ልበይ ዝተደፈነ😢😢
እግዚብሔር ኣምላክ ብርሃን ይክፈተልኪ ማዓረይ🙏❤️
ድንግል ማርያም ብርሃንኪ ይክፈተልኪ
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ
ማዓረይ እመብርሃን ዓይንኪ ተብርሃልኪ 🙏♥
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
እግዚእብሄር ኣምላክ ብርሃንኺ ይክፈተልኺ ዝሓፍተይ🙏 ኣይዘኺ ማዓረይ😢
መዓረይ ምሕረቱ ብዙሕ ዝኮነ ጎይታ ብርሃንኪ ይመልሰልኪ😢
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤😔😔
ብሩህ ኣእምሮ ዝዓደለ ልበ ብርሃን ዝኾነት ተማሃሪት ኤደን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ! ኣብ ዝልዓለ ብርኪ ከምትበፅሒ ኣይጠራጠርን!
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ❤❤❤
አምላክ ዓይንኽ ያብርሀልኽ😢 🎉❤
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
ጎበዝ ዛጋላይ አጆኺ 👏👏👏👏👏👏
እውነት ፈጣሪ ምሉእ ልቦና እዩ ዝህብ እመቤቴ ዓይነ ብርሃንኺ ትኽፈተልኺ😢❤
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ❤❤❤👏👏
እውይ ኣታ ክንደይከ ትምቅር ኡፍ እመኣምላክ ባዕላ ብርሃኑ ትክፈተልኪ❤❤❤❤❤❤
እግዝአብሔር አምለክ ከምቲ ብሩህ ልብኽን ኣእምሮኽን ዓይንኺ የብረሀልኪ ማዓረይ❤😢😢
😢😢😢😢😢ማዓረይ ብራሃን ያሃብኪይ ፈጣሪይ❤❤❤❤😘
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
ናይ ብሓቂ ልበና እምበር ዓይኒን ኣይርኢ እመብርን ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ዝያዳይ ኣጀኪ💙💛💚❤
Sey xbiqiteyyy Mara eye fetieya from Eritrean 🇪🇷
@AseTeklberhan
3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
ናይ ባሓቂ ብለፅተይ ኣጀኺ ጥንኽሪ ❤ ኩሉ ነገርኺ መግለፂ ስእነልኺ❤በእነት❤❤
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💙💙💙
ወላዲተ ኣማልክ ብርሃን ዓይኒ ትኩንኪ ብልፅቲ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AseTeklberhan
3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
እጀኩ ዛበይተይ አምላኪ ዓይኒኪ የብራሃልኪ
ዋይይ ሓፍተይ መዓረይ ጥዕምቲ ቆንጆ ኣይዞኪ ዛ ሓፍተይ ኣብ ጎኒኺ አለና
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
እግዝኣብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪ ብርሃን ዓይንኪ ፈጣሪ ይፈውስኺ
እግዚአብሔር አምላክ ብርሃንኺ ይኺፈተልኺ ዝሓፍተይ😢❤❤❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@user-ul2wb3pj1q
4 ай бұрын
E.r amlak brhan aentkie ykftelki ❤❤❤
ብቅዱስ መንፈሱ ይዲህስስኪ ክብርተይ❤🙏
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ💙💙❤❤❤🌿🌿😊
😢ደርፍ መጨረሽታኡ ናብ ስኦል እዩ ስለዚ ናብ እግዚአብሔር ኣምላክ ምዝማር ይሐሸኪ ብተ ጥዑም ድምፅኺ
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒን ዝያድይ❤❤💙💙
@user-vi9nt9xw1x
23 күн бұрын
ብሓቅ 😢❤
ሰመረ ብርሃነ ንኹሉ ማእኸል ዝገበረ ሚድያ ስለ ዘለካ ነመስግነካ ቀፅሎ
ብርሃን ዓይኒኪ ይክፈተልኪ ንእስቱ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
በሳል ብሓቂ ! ❤ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ🙏
@AseTeklberhan
4 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤
ዋዉዉዉዉዉዉ ብጣዕሚ ትሩጉም ቆልዓ እያ
እመብርሃን ዓይኒ ብርሃንኪ ትክፈተልኪ ዝሓፍተይ 👏👏👏
የኔ ጣፍጭ ፈጣረ አይነ ልቦናሸን ያብራልሸ በዚ አንደበት መዝሙር ቢዘመረበት በሰመአም❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ❤❤❤
ዓይኒ ብርሃንኪ ይክፈተልኪ ማዓረይ❤
ትክክል በእውነት ልቦናዮ ልርኢ እመብርሃን ዓይንኺ ታብርሀልኺ 😢❤❤❤የኔ ማርርር ደረፊ ኣይኾነይ ዋ መዝሙር ፍጣርኺ አመስግኒ ብረሁ ልቢ ስለድነሀኪ ኣንደበትኺ ብመዝሙር ፍጣርኺ አመስግኒ ደረፊ ባህላዊ ገብርናዮ ዳኣሚ ሃጥያት ዮ ኧር ደርፊ ኣይኾነይ ማዓርይ ንሐግዘኪ ኢና 😢
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ እዛ ሓፍተይ 💚🙏
@user-wc8tq9qn8w
4 ай бұрын
እግዚ አብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምቅርተይ❤❤❤❤🎉🎉😢
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
@@user-wc8tq9qn8wፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
ብስሐቅ ጀሚረ ብስሐቅ ወዲኤያ
@AseTeklberhan
3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
ብርሃን ዓይኒኪ ይክፈተልኪ ፈጣሪ❤🎉
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ💙💙❤❤
እመብርሃን ተብረሀልኺ ሓፍተይ
ኣምላክ ብርሃን ዓይኒይ ይፍጠረልኪ ማዓረይ❤❤❤😢😢
እመብርሃን ፅላል ትኩንኪ ማዓረይ 👏👏👏
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
ፈጣር ዓይንኽ ያብረሀልኽ ማዓረይ😢😢❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💙💙❤❤
ልቦና እዩ ዝርእይ
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
አመብርሃን ፅላል ትኩንኪ ማዓረይ
ኣጀኪ ማዓረይ ቅዱስ ሚካኤል ብርሃን ዓይኒኪ ይክፈተልኪ
ፈጣር ብርሃን ይላኣኸልኽ ጓልኖዋ 😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብሓቂ ዝርኢ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር ልቦና እዩ ዝርኢ ❤❤ዓይኒ መብራህትኪ እመ ብርሃነይ ተብርሃልኪ ዋግን ዙድምፂ እዙይስ ልመዝሙር ተዝኮን እምበይ ናይ ዛዓለም ምዚቃ ድአ ናይ ኮንቱ ኮንቱ እዩ መቀረት ሓፍተይ❤
@AseTeklberhan
3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣሪ ማዓረይ😢😢
ምዓረይ ፈጣሪ ብርሃንኪ ይክፈተልኪ ዛሓፍተይ ትብዓታ ደስ ክብል😥💗
አድመን ጥዕና ያሃብኪ ማዕረይ
መቀረተይ ዓይኒኺ የብራሃልኺ እግዚኣብሔር ኣምላክ ቅጭነይ❤
ፈጣሪ ብራሃንኽ ይኽፈተልኽ ምቅሪተይ❤❤🙏🙏🙏
ooh😢😢💔 ❤❤Wowww she is so talented God bless u sweetyy🙏🙏❤❤❤✊✊✌✌
እግዚአብሄር አምላክ ብርሃኒክ ይክፈተልክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ 🙏🏻🌺ኣብትደልይዮ ደረጃ የብፅሕኪ ፈጣሪ 🙏🏻
ሰላም አብ ዘዘለኽሞ ደቂ ዓደይ ናይ ብሓቂ ዓባይ ቃል እያ ዝሓፍተይ ዓይኒ ጥራይ ሪኡ ክሰርሕ ዋውውው ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ሰነይ እግዚአብሔር ሓሳብ ልብኺ የስምረልኺ ናይ ወዲ ሮሚጥ ዝደረፋ አይትርእን አይትበልዋ ዝርኢ ልቢ አለዋ ናይ ብሓቂ ንዓኺ እዩ ደሪፍዋ 🙏🕊❤️❤️❤️❤️❤️
ብራሃን ይክፈተልኪ ፍጣሪ ማዓረይ
ብርሃን ዓይንኪ ይኽፈተልኪ ፈጣሪ
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብርሃን ይዓደለካ✝️_
ዕሸለይ እግዚአብሔር አምላክ ብርሃን ዓይንኪ የብረሃልኪ😢😢
Lebi eyu zeri behaki edmen tebebet yewskelki amlak ❤❤
እመብርሃን ዓይኒ ብርሃንኪ ትክፈተልኪ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉
እግዚአብሔር ፉሉይ ጥበብ ዓዲልኪ እዩ ማዓረይ❤እመብርሃን ጻሓይ ብርሃና ተብረሀልኪ😢❤
ማዓረይ
እመ ብርሃን ብርሃን ትኩንኪ ህያበይ በርትዒ❤❤❤❤
ፈጣሪ ብርሃን ዓንኺ ይኽፈተልኪ
@AseTeklberhan
3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ናተይ
በሐቂ ቡሩህ አእምሮ ዘለዋ ቆልዓ ዕድመ ጥዒና የሃብኪ ፈጣሪ ክንደይ ዓይነት እያ ዝዘርዘረትልና አብዛ ውስንቲ ደቒቓ ሙሉ ተስፋ ክእለት ዘለዋ ንፍዕቲ ትግራወይቲ
ፅጋበይ እመ ብርሃን ተብረሃልኪ ❤❤❤
ማዓረይ እግዚአብሔር የብርሀልኪ😢😢😢
ፈጣሪ ዓይኒ ብርሃን ይክፈተልኪ ማዓረይ
እመብርሃን ዓይንኪ ተብረሀልኺ ምቅርተይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኪ ማዓርይ❤❤❤❤❤
Amazing Tigray lady, God bless you ! I wish you success for your journey.Eduway mearey
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ይሃብኪ መዓረይ እግዚኣብሔር ታይ ይስኣነካ ብተኣምሩ ዓይንኪ የብርሃልኪ ምቅርተይ 🙏🥰
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿💙💙
እዛ መንእሰይ ብጣእሚ ጎበዝ ካብ ናይ ገርየ ኡሙን ዝበለጸት ተዋናይትን ተዋሳኢትን ሐገዝ ደገፍን ይግባአ ቴሌፎና አብ ታሕቲ ጸሐፉ
ምጭውቲ ፍጥረት እግዚአብሔር ኣሎ መዓረይ በርትዒ❤🎉
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿
አግዚአብሔር አምላክ ብርሃን ዓይንኺ የብርሀልኺ ማዓረይ😢ምቅርቲ ከንደይ ደስስስ ትብለካ ምቅርቲ❤❤❤
ዋውውውውውውው ገራምት ቆልዓ ፈጣሪ ወስኹ ይሃብክ❤🎉
Brilliant girl. She is more brilliant than those that can see.
ሰመረ 💛
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓይነ ብርሃንኪ ይኽፈቸልኪ ንእስቲ ሓፍተይይይይይ
Snklna lbi❤ ember snklna Ayni . Snklna kemezeykone mereaya ekhi bertie🎉🎉🎉
እድመን ጥእናን ያሃብኺ ፈጣሪ ብርሃንኺ ይኽፈተልኺ 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ዝገርም ተውሕብቶ አዩ ዘለዋ ዛሹኮር ሓፍተይ ናትኪ ይቱብ ክፈቲ ኤልሱ ሓፍተይ ነበራታታዓያ የሕዋትት❤❤❤❤
@AseTeklberhan
3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ 😍😍
ያብረሀልኽ
ማዓረይ መዝሙር ፅቡቅ ነይሩ🙏
@MgbeyMgbey
4 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ህያብይ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃንኺ ይኽፊተልኺ ❤❤❤❤😢😢
That guy is handsome for sure. I love his show. He is very open.
ዛኃፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይኒ ብርሃንኪ ይኽፈተልኪ 😢❤
ብሩህ ዝርኢ ልብን አእምሮን አለኪ ምርኣይ ትኽእሊ ብስልቲ በላሕ ንቁሕቲ ልዕሊ ዓይኒ ዘለዎ ሰብ ትርእይ ትፈልይ መብርህት እይኺ። ዓይንኺ እውን ክኸፍተልኺ ፈጣሪ ፍቃዱ ይኹን። የዕብኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ።ተስፋ ዘለኪ እይኺ ብትምህርትኺ ብሞያኺ ትብርትዒ ይላበው። ሓገዝን ክንክንን ምብርታዕን የድልያ እዩ ዝምልከተኩም ሰብ ሞያታት ተዳሃይዋ አላትልኹም ።
@GenetChannel-uo3rv
4 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ
@WELELASELAM-zl1ek
4 ай бұрын
እሺ ገኒ
ሓቅኽ ለባመይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናይ ያሃብኽ ማዓረይ ለባመይ እወ ዓይነ ልቦና እዮ ዝርእይ❤🙏
@AseTeklberhan
3 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓፍተይ መዓረይ
Keep it up the hefty, you doing great job❤❤🙏