"ካብ ባዕኼር ክሳብ ሱዳን ዝተዘርገሐ መርበብ ሞት. . . "

Ойын-сауық

ዓርሰ እምነትን ኣንደበተ ርቱዕነትን ዝተላበሰ ጅግና መንእሰይ እዩ። ወታደራዊ ብቕዓቱ ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኮይኑ ኣመስኪሩ፤ ስዒቡ ድማ ኣባል ሰራዊት ትግራይ ኮይኑ ኣብ ቃልሲ መኸተ ተኣምር ሰሪሑ። ኣብ ግንባር ምዕራብ ከባቢ ባዕኼር ብዝገርም ወነ ናይ በይኑ ቦታ ፈልዩ ፀላእቱ ከም ቆፅሊ እናርገፎም ከሎ ብኸቢድ ተወቒዑ። ፀላኢ ነቲ ቦታ ምስተቖፃፀሮ ድማ ሞይቱ ኢሎም ረጊፀሞ ሓሊፎም። ተሲኡ ህይወት ሰሪዑ ምስ ቁስሉ ፀላኢ ናብ ዘለዎ ከተማታት ባዕኼርን ሑሞራን ኣትዩ። ኢሉ ውን ዝለዓለ ፈተሻታት ሰጊሩ ብቀጠናታት ሞት ሓሊፉ ናብ ሱዳን ሰጊሩ። ኣብ ሱዳን እናተሓከመ ድማ ንኹለን ዓለም ለኻዊ ሚድያታት ተኣምራዊ ኣጋጣምታቱ ዘንትዩለን። እዚ ምትሓታዊ ሞት ዝተሓሰሞ ጅግና - ተጋዳላይ ህይወት ኣረጋዊ (ወዲ ሕጊ) ይበሃል። ዝኹሉ ከመይ ኢሉ ሰጊርዎ? ሓቢርና ንከታተሎ።

Пікірлер: 212

  • @saeewwwry
    @saeewwwry2 ай бұрын

    ርጉዕ ውን ጅግና ውን !! Kbri ntegadalay

  • @user-ce1nm7nf2x
    @user-ce1nm7nf2x2 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ምእንታና ክንደይ ሓሊፍኩም😢 ክብርን ምጎስን ንሰማእታትና

  • @esayasmesefen7784
    @esayasmesefen77842 ай бұрын

    እቲ ገባራይ እውን ብጣዕሚ እዩ ተጋዲሉ ምሳካ ጅግና ግባራይ ትግራይ፡፡

  • @pj6930
    @pj69302 ай бұрын

    ትገርሙ መናኣሰይ እኹም የቐኒየልና አነ ኸም ፃድቃናት እየ ልርአኩም😢 እዚ ር ሕማቓት መራሕቲ ኽትርኢ ደመይ ይፍለሐኒ😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰራዊት ትግራይ

  • @user-co5ex3jq2e

    @user-co5ex3jq2e

    2 ай бұрын

    ብጣዕሚ 😢😢😢💔

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa44192 ай бұрын

    እህ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትናን ንዓኩም ብህወት ዘለኩምን ይኩን ሰሚዕካ ዘይምኖ ናይ ብሓቂ መስተንክር ዝኮነ ታሪክ ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ሕጊ ፈታዊ ህዝቡ❤❤

  • @Weditembien-to8bd
    @Weditembien-to8bd2 ай бұрын

    ጀጋኑና ብሰላኹም እየ ናይ ሰላም ሃዋህዉ So ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @amitasmerom2676
    @amitasmerom26762 ай бұрын

    ፍቃድኩም እንተከይኑ ሓደ ጅግና ክተቅርብልና ብትሕትና ይሓትት?!🙏 ተጋዳለይ ፍቅረ ሳሃለ ኣርኣያ ይባሃል ወዲ ሓውዝየን እዩ ኣብ ኑእስ ዕድሚኡ ማለት 16 ተ ዓመቱ ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝኣተወ ክስካብ ሓዚ ድማ 6ተ ዓመት ምስ ብፀቱ ዘሎ ፍሉይ ፍቅሪ ዓዱ ዘለዋ ጅግና ውዲ ጅግና ብዙሕ ታሪክ ዘለዋ እዩ ም ስለዚ ኣቅርበልና 🙏🙏

  • @user-zc1id2hb4c
    @user-zc1id2hb4c2 ай бұрын

    ሳላኹም ጀጋኑና 😢😢😢😢 ልዑል ክብሪ ንተጋዳላይ ትግራይ❤😢😢😢

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @kffgetrr5571
    @kffgetrr55712 ай бұрын

    እንኳዕ ተረፍካልና ክቡር ሓው 🙏 ፊልሚ መሲሉ ተሰሚዕኒ ክንደይ ሓዊ ኢካ ሰጊርካ ተመሰገን ሰራሕ ኣምላክ ሓያል እዩ 🙏

  • @wson4901
    @wson49012 ай бұрын

    😊😊😊😊ተአምር፡ጀግና፡ብፃይ፡ተጋዳላይ፡፡❤❤

  • @user-ru7jj1ne5b
    @user-ru7jj1ne5b2 ай бұрын

    ፅቡቀይ እንካዕ ተረፍካ ኩሉ ናይ ሞት ፈተና ሰጊርካዮ ኩሉ ሰናይ ነዓካ

  • @weldeselemazeraiy8917
    @weldeselemazeraiy89172 ай бұрын

    እዚ ዝዝንግዕ መራሒ እንትርአ ኣዝዩ ይኸፍአካ እበር ወዲ ትግራይ እንታይ ዘይገበረ ❤እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ❤

  • @liduafom7145

    @liduafom7145

    2 ай бұрын

    Its fiction.

  • @dfsdxzdfingfgfdxsding5640
    @dfsdxzdfingfgfdxsding56402 ай бұрын

    ❤ዝገርም ትብዓት ዝገርም ጅግንነት ታሪክን ሓሕሊፈካ ብህወት እንካዕ ሃለካ❤

  • @GdfDr-tq4hs
    @GdfDr-tq4hsАй бұрын

    እንኳዕ ቢሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ 🥰🙏 ዝኩሉ ላኣና እዩ እሞ ብጣዕሚ የቀንየልና ጎይታዋይ 🥰🥰

  • @sawsanaraya
    @sawsanaraya2 ай бұрын

    ዝገርም እሸል ሰሚእካ ዘይትመንዎ እድመን ጥእናን ይሀብካ ሲስዋይ ድማ እድመን ጥእናን ይሀብካ ከምዚኦም ዝአመሰሉ ጀጋኑ እሸላት ተቅርበልና ዘለካ ምስጋና ይግባአካ

  • @YrsawHafte-lu8uc
    @YrsawHafte-lu8uc2 ай бұрын

    እንኻዕ ብሂወት ተርፍካ ጅግና ወዲ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @STAMA123
    @STAMA1232 ай бұрын

    ጅግናና እንኳዕ ተረፍካልና ውፃእ ማዓት ብጣዕሚ ኢና ንኾርዓልኩም❤

  • @KbromHadera-hn1sy
    @KbromHadera-hn1sy2 ай бұрын

    ወይ ትግራዋይ ዘይረከቦ መከራ ዶ ይህልዎ 😢😢 እንኳዕ እስኪ ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤

  • @KbromHadera-hn1sy

    @KbromHadera-hn1sy

    2 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Ziyade-xp6om
    @Ziyade-xp6omАй бұрын

    ወአዲኢ ሂጊ ዚኣረከየ ኡነቂ ተረፈካ ኣወት ኢሮቦ ኢየ አተ ጀጊና

  • @fitsumhaile5052
    @fitsumhaile50522 ай бұрын

    ጅግና ዘ ሀወይ ዲያስፓራ ፍሉይ ፍቅሪ እዩ ዘለና ንአካትኩም❤❤❤❤

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatishАй бұрын

    ህይወት ዓርከይ ኣታ ጅግና ወዲ ሓዉዛ ናይ ሶማሌ ዓርክካ እየ ወዲ ረጅመንተይ ምሰ ኮነሬል አወጡ ከለካ ብሓደ ነይሪና ቀፃሊ አቅሪበልና ሰበይ

  • @genetgetachew2150
    @genetgetachew21502 ай бұрын

    ትግራዋይነት ማለት ከምወርቂ ብሓዊ ምፍታን ማለትዮ❤❤❤

  • @KibromHailu-id9sj
    @KibromHailu-id9sj2 ай бұрын

    ትግራይ ብዙሕ ዕዳ ኣለዋ !! ወዲ ሕጊ ጅግና ወሎዶና ❤❤❤❤ ጥይት ዝቐትል ዘይመስለካ ጅግና ቃልሲ ትግራይ ብጅግንነት ዛዚምካዮ ብፃይ ውዕሎታትካ ኩሎም ድማ ኣብ ናይ ኣርምኻ መፅሓፍ በዓል 30 ገፅ ተፃሒፍልካ ኣሎ። ትግራይ ዕዳ ኣለዋ !!

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @RUGYyj
    @RUGYyj2 ай бұрын

    ዝገርም ሂወት ታሪክ ፅንዓት ያብካ ጅግና ተጋዳላይ

  • @almazabebe4776
    @almazabebe4776Ай бұрын

    የቐንየልና❤❤❤❤❤ነመስግን ንኣገልግሎትካ

  • @KbreyKbreyy
    @KbreyKbreyy25 күн бұрын

    ኣንካዕ ብሰላም ወፃካ ወዲ ሕጊ ዓርከይ መሳላጥንተይ ኣብ ክልቲኡ መሰልጠኛ ኩሓ ላጪ ይልዮ እየ ሰልኩ ላአከለይ እንተኪአልካ ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ ምውፃእካ ዓርከይ

  • @FaysalKsa-sn9pp
    @FaysalKsa-sn9pp2 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤

  • @greattigray5290
    @greattigray5290Ай бұрын

    ኣነ ብንብዓት እየ ጀሚረ ወዲአያ እንኳዕ ተረፍካ ጀግና

  • @maron278
    @maron2782 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሓወይ ማዓረይ ናይ ፈጣሪ ተአምር እዩ ብሓቂ ትረፊ ዝበላ ነብሲ ❤❤❤❤❤

  • @BelayneshSyum-nu2sv
    @BelayneshSyum-nu2svАй бұрын

    ሰላም አሕዋት ደስ ዝብል ታርክ እዩ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ጅግና ሓውናን ሽሻይ ወረስን ናይ ፕሮግራም ተካታታልት እየ ቀፅለሉ

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu54932 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓውና ብጣዕሚ ኢና እንፈትወኩምን እነፍቅረኩምን ጀጋኑና ❤❤❤ ብሳላኹም ኮሪዕና ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @almazabebe4776
    @almazabebe4776Ай бұрын

    ጅግና ወድ ጅግና እንኳዕ ተረፍካልና

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy2 ай бұрын

    ናይ አግዝአብሔር ድቅ ስራሕ ብትክክል ዝኩሉ መከራ አሕሊፍካ አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወና ክብርን ሞጎስክን ንስማእታትና 🙏🤲💔💔💔💔

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray92812 ай бұрын

    እንካዕ እግዚብሄር አወፅኣካ ህዝብና መንግስቲ አምላክ የዋርሶም 😢😢😢

  • @popopepo3069
    @popopepo30692 ай бұрын

    ጀጋኑና ብስላኹም እዩ ዝኽሉ ናይ ስላም ንፋስ ዘንተፍስ ዘሎ ህዝብና እና ክንዲ ኽሉ ኡኹም ናዓና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻልና😢❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @popopepo3069

    @popopepo3069

    2 ай бұрын

    @@GenetChannel-uo3rv ገይረለኺ ክብረተይ

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher32112 ай бұрын

    ሓደ ሓደ ነገር ዘየድሊ ንህዝቢ ሓደጋ ዘቃልዕ ዘረባታት ተዝግደፍ

  • @rahilhayale2627

    @rahilhayale2627

    2 ай бұрын

    Tikikl

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu93622 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ🙏🙏🙏

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe38802 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተሪፍካ ዝሓለፍካዮ ሂወት ንምዝራብ ኣብቀዐካ 🙏

  • @castech2127
    @castech2127Ай бұрын

    እስካብ ሐዚ ብዙህ ሰምዐ ከምዚ አይረአኹን አምላክ ይመስገን

  • @user-fl6zs3hb5n
    @user-fl6zs3hb5n2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓውና❤❤❤❤

  • @michaelgebremedhin6527
    @michaelgebremedhin65272 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዓብዪ መፅሓፍ ይወፃ! thank u for your service U could show us the mighty of God very apparently !

  • @berihug4715
    @berihug47152 ай бұрын

    Wow we are so speechless. Wow, you are so lucky. Thanks God we see you again, ❤

  • @tsegahagos9951
    @tsegahagos9951Ай бұрын

    ኣታ ጅግና ተጋዳላይ እቱ ገባራይ ግን ዳሃዩ ተትረኽቦ ፅቡቕ ነይሩ፡፡ ንስኻ ብህይወት ክትወፅእ ባዓል ውዕለታና እዩ፡፡

  • @galtigrayhalal5170
    @galtigrayhalal51702 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ጅግና ተጋዳላይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ😢❤❤❤

  • @MemEri0-fm8ex
    @MemEri0-fm8ex2 ай бұрын

    ጂግና ኢካ👏

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatishАй бұрын

    አቤት አገላልፃ ደሰ ክብል ቀፃሊ እዉን አቅሩቡልና

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew61422 ай бұрын

    አዝዩ ዘገርም ታሪኽን ፅንዓትን ህዝባዊነትን ታሪክ !! ውፃእ መዓታት ጀግና መርኣያ ሕራነ መናእሰይ ትግራይና !!👌💪✌️👏👏👏

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom32422 ай бұрын

    Thank you for your service dear Wedi Hege. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name l pray

  • @GebreabTadesse
    @GebreabTadesseАй бұрын

    እግዚአብሔር እንኳዕ ናብዙይ አብቀካ

  • @user-hg1tv2jm8f
    @user-hg1tv2jm8f2 ай бұрын

    ሂወት ሓወይ ጅግና እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈካ ኩርዓተይ ኢካ ኣታ ጅግና

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el2 ай бұрын

    Wow, your story is unbelievable. Anbesa tigray, I thank you for what you did for our people/ country . God bless you.

  • @abrhagebremeskel6416
    @abrhagebremeskel64162 ай бұрын

    ጅግና ❤❤❤❤❤😍🇻🇳

  • @titinotitino2910
    @titinotitino29102 ай бұрын

    ናይ አምላክ ምሕረት እንካዕ ተርፍካልና ዛሐወይ

  • @tsehayeabraha5808
    @tsehayeabraha58082 ай бұрын

    God bless you brother you are true hero

  • @serkalemabate4691
    @serkalemabate46912 ай бұрын

    ጀግና እንኳዕ ብሰላም መፃኻ

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha68112 ай бұрын

    Egziabher msaka alo jegna❤

  • @user-zo8qr4pn8n
    @user-zo8qr4pn8n2 ай бұрын

    ሂወት ፈተና ያ።

  • @zafu6265
    @zafu62652 ай бұрын

    ኣይኮንን እዚ ታሪክ ሰሚዐ ባዕኸር/ምዕራብ ልብል ቃል ክሰምዕ ከለኹ ምፍጣረይ እየ ዝፀልእ💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔🥲😓😓 ልምንታይ ግን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ለይሓዊ ቑስሊ ኣሎ ኣብ ልበይ 😢😢ኣይ ምሓዙተይ😢😢😢 😭💔💔 😢😢 ታሪክ እዚ ብመፅሓፍ ክፅሓፍ ኣለዎ 😢😢😢

  • @brhaneye9521

    @brhaneye9521

    2 ай бұрын

    😢ኣጆኺ ዛሓፍተይ 😢

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2eАй бұрын

    ብሓቂ ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤

  • @user-pd2qg9ul5y
    @user-pd2qg9ul5yАй бұрын

    ታኣምር ታኣምርእዩ

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat5162 ай бұрын

    ቅድመኻ ድኣመ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም👏🥰

  • @Girmay2023
    @Girmay20232 ай бұрын

    It’s Miracle bro you are our hero and so lucky ❤big respect brother 🙏

  • @azmeragebremariam4659
    @azmeragebremariam4659Ай бұрын

    Enquae Egzabher awtseka btaemi teamregna gegna eka halewa fetari zeytefeleyeka melaml eshelat mente hzbkum zeyttkae hywetkum ahlfkum zhabkumna geganu semaetatna bselam erefu fetari ab hkfu yenbrkum

  • @user-km3yl8ho5l
    @user-km3yl8ho5l2 ай бұрын

    ጅግና እንኳዕ ብሂወት ተርፍካ ዝሓወይ❤❤

  • @serkalemabate4691
    @serkalemabate46912 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ አንበሳ ትግራይ

  • @user-cf3pg4wo9n
    @user-cf3pg4wo9n2 ай бұрын

    በጣዕሚ ትጋገ ኣለካ እትበር እፎርመሽን እዳማሓላለፍካ ምኩኑ ኣይርደእካን

  • @KibromBerihu-uv8uw
    @KibromBerihu-uv8uwАй бұрын

    ብሓቂ ጅግና

  • @user-sk5yf8sj4u
    @user-sk5yf8sj4u2 ай бұрын

    ❤🎉😢😢😢😢እንቃዕ ብህይወት ትረፊካዝሓውይ

  • @LciGalkeshi
    @LciGalkeshi2 ай бұрын

    እንኳዕ ኣተረፈካ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉

  • @AshenafiAsefa-pm7td
    @AshenafiAsefa-pm7tdАй бұрын

    አረ ወድ ሕጊ ዓርከይ ኣንታ ጅግና

  • @haniHani-vy7tk
    @haniHani-vy7tk2 ай бұрын

    ተመስገን እንኳዕ ተረፍካልና ጀግናና❤❤

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom32422 ай бұрын

    I am proud of you, dear Hege

  • @Fafa-us6cj
    @Fafa-us6cj2 ай бұрын

    Anka bhiwet terefka.jegna❤❤❤😢

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom32422 ай бұрын

    I thank God for saving your life. God is good

  • @gizegize4486
    @gizegize44862 ай бұрын

    ሰየአብራሀ,ይመሰል

  • @manjussegen3654
    @manjussegen36542 ай бұрын

    ኣብዚኣ ማ ክብሩ ሓዉ ነቲ ስዉር ቃልሲ ብፍላይ ድማ ግፍዒ ትግራዋይ ገሊጹ,እሞ ምስቲ ሕጂ ዝህቦ ዘሎ ቃል ዶ ንጸላእቲ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሃቦ ምስክሩ ንድሕሪት ኣይመልሶን,ስለምታይ ቅድም ኢልኩም ዘይሓስብኩምሉ,እቲ ምንታይ ስቢል ነይረ,እንደገና ተገዳላይ ነይረ ዝብል ሲ ነቲ ጆናሳይድ ዶ ተጻራሪ ኣይኮንን😢ጅግና ሓወይ ካብ ልቢ ኣመና ይፈትወካ,እንካዕ ካብ መስዋእቲ ተረፍካ❤❤

  • @AbriloG-hp2sv
    @AbriloG-hp2sv2 ай бұрын

    እንካዕ እማ ተረፍካልና ሓዊተይ!

  • @mengustuberhane4948
    @mengustuberhane49482 ай бұрын

    Respect🙏

  • @fderfeet7866
    @fderfeet78662 ай бұрын

    ሳላኹም ኻብርና😢

  • @tsysusys4184
    @tsysusys41842 ай бұрын

    ብጣዕሚ መሳጢ ሂወት ታሪኽ ኢዩ

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8832 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hailemariam-ph7ge
    @hailemariam-ph7geАй бұрын

    Wow Fantastic

  • @brktitkabo2588
    @brktitkabo25882 ай бұрын

    ጀግና🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p2 ай бұрын

    እግዚአብሔር እዩ ብታኣምር ኣዋፂእካ ዛሓወይ

  • @raheldeata8542
    @raheldeata85422 ай бұрын

    ማኣረይ ጅጋና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fjfbhhdf260
    @fjfbhhdf2602 ай бұрын

    ❤❤❤❤ጅግና ብሓቂ

  • @aaabbn1717
    @aaabbn17172 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @sunshine-hq9fq
    @sunshine-hq9fq2 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @iamselina7200
    @iamselina7200Ай бұрын

  • @asdftyu4148
    @asdftyu41482 ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒሎ

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher962 ай бұрын

    God help tigray.

  • @user-rc8jt1pp3c
    @user-rc8jt1pp3c2 ай бұрын

    😢😢አህ

  • @EfreamAdisalem
    @EfreamAdisalem2 ай бұрын

    btami eu gerami bro

  • @user-ev9kv6nf1n
    @user-ev9kv6nf1n2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mihreat1tadese460
    @mihreat1tadese4602 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha68112 ай бұрын

    ❤❤❤jegna

  • @abrhagebremeskel6416
    @abrhagebremeskel64162 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @alugaltigray2248
    @alugaltigray22482 ай бұрын

    እፍፍፍ ስቃይ 😢❤😓

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p2 ай бұрын

    ኣነሰ ግረም ይብለኒ ናይ ዙም ተጋደልትና እፍፍፍፍ😢😢😢

Келесі