Thanks so much Dr Sharon for sharing አነ ሐንቲ ሕቶ አላትኒ ክትምልስለይ ከአ ተስፋ ይገብር ሕቶይ ከአ ከርበ ምስታይ ካብ ቡዙሕ ሕማም ከምዘሕዊ ሰሚዔ አለኹ ብዛዕባ እዚ እንታይ ትብሊ ከምእውን ጽቡቕ እንተኮይኑ ዓቐን አሰታትያ ክትሕብርኒ ደስ ምበለኒ። Thanks again 🙏
@mimibella6367 Жыл бұрын
Yane gobze astamry mert eko nash tabrakey🙏🙏💕💕🤩
@fisumyeman5299 Жыл бұрын
Am really appreciate you Dr Sharon you describ it very well proud of you 👏
@adiamnegasi843710 ай бұрын
Selam n aki Dr sharon thank you for effort khateki zdeli xeban dnshn kwesd kbele keleku kebdey ynfah gas ymele fatyliver aleki tebahile aleku tenqi menfahti nsu do ykewn
Пікірлер: 361
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ። ብቃንቓ ኣደካ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ፡ እሞ ከኣ ብናጻ፡ ተመስገን ኣምላክ።
@pauloshabte4878
Жыл бұрын
Kbret yhabki Dektorey kametn nlaali ena nemesgn Doktor Hanti hto alatni Drket Menfatn trah tekoynu k kemey malet eu aske abrhley zkone Bira zkone tesetina Menfahti ygebrelna azi kabmntay eu Sorry gn Doktorey ndhrit Meliseki abrhlna wey bwshti Add elki sxhafley Dktorey !!!!
ዝኸበርኪ ዶክቶር ሻሮን ኣቐዲመ እግዚኣብሔር ይባርኪ እናበልኩ ቀጺለ ድማ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ሒይወትኪ እምነየልኪ። ኣብ ተመሓላልፍዮ ዘሎኺ ናይ ሕክምና ትምህርቲ ወይ መግለጺ ንህዝብና ኣዝዩ ጠቓሚ ብምዃኑ ካብ ውሽጢ ልበይ ከመስግነኪ ደስ ይብለኒ። ንእትህብዮ ትምህርታዊ ፍልጠት ተኸታታሊ እየ። ብተወሳኺ ኣነ ናይ ጭር ጭር ዝብል (Tinnitus) ኣብ ከባቢ እዝነይ ወይ ኣብ ርእሰይ ሽግር ኣሎኒ እዚ ካብ ዝጅምረኒ ድሮ ሳልሳይ ዓመት ኮይኑ ኣሎ፣ ብዛዕባ'ዚ ዘሎኪ ኣፍልጦ ኣብ ፕሮግራምኪ ክሰምዕ ምደለኹ። ብተወሳኺ ኣብ ሃገርና "መንድዓት"ዝብሃል ኣብ ሕቖ ሰብ ኩዱም ኢሉ ዝርአ ኮይኑ መድሃኒት ተባሂሉ ድማ ብዓብይ መስማር ኣርሲኖም ይትኩስዎ ገለ ሰባት ዓቢ በሰላ ይገድፍ እምበር ሓውዮም ይረኣዩ ብሕክምና ሞያ እንታይ እዩ? ብምንታይከ ይመጽእ? ገለ ካብቲ ዘይውዳእ ፍልጠትኪ ኣካፍልና።
@user-ol4yw5sx6l
9 ай бұрын
አር ኣነ እውን እዝነይ ካብ ዘሕመንስ 2ዓመት ገር ኢና በተስፋ ንፅበ ክትስርሕልና ክብርቲ ሓፍትና Dr ♥️♥️♥️♥️
ብሓቂ ዶክተር፡ 20ዓመት ጨፈፍ ዝበክሉ ትምህርቲ፡ ንዓና ግን ኣብ ደቓይቕ ተኾልስና ኣለኺ፡፡ ንበርልና
ነዛ ሓፍትና ኪናተባብዓ ይግብና ኢዩ ጽቡቅ ኢያ ትምህር ያላ ኩላትና ሼር ንበለላ 1000000 ኪትብጽሕ ስብክራይባ
ከማክስ እንተ ዝበዝሓልና ጽቡቅ ነይሩ
ኣሰይ ማሻኣላህ ናትና ጀግና ከማኺ ይብዙሕልና ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ
ጽፉፍ ርዱእ ትግርኛ 👌
Wawawawawawa ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን ቀጽልዎ ዝሓፍተይ ጋል ኤረይ🙏🙏🙏👌👌👌❤️
Tebareki Dokter nfeti haftna xbuk mglax ajoki brti 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Egzabeher edmen tenan tseguen yebzehalki. 🙏💕💕
ጸቡቅ ትምህርቲ ሳሮን ሓፍትና❤❤
Thank you, Doctor Rishan tsegu yebzehalki Egziabher
We love all your Health videos and presentation Dr. Sharron, we are extremely great full to hear you in Tigrinya. Keep it up.
ክብረት ይሃበልና ዳክተረይ መድሂናኣለም ምሳኺ ይኹን ።❤❤❤❤
መርሓባ ዶክተር ሻሮን ሓፈትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️👍👍👍🎉🎉
ናይ በሃቂ ዓቢይ ትምህርቲ ትህበና ዘለኪ ከይመስገንኩኪ ክሃልፍ ኣይደለን ብታሚ ንህዝቢ ይተቅም አዩ ኢልኪ ደኪም ከይብልኪ ከምዚ ብምግባርኪ ይቀንየልና ሃፍተና ዶክተር ሻሮን ዕድመን ትዕናን ይምነየልኪ ንሕና ክንከስብ ማለተይ አየ
ውሑሉል ኣቀራርባን ኣዝዩ ማሃሪ ነጥብታት የቀንየልና ድ/ር ሻሮን።
ሰላም ክብርቲ ሓፍትና ዶክተር ሻሮን ስለቲ ትህብና ትምህርቲ ብጣዕሚ የመስግን ብምቅጻል 2 ሕቶ ኣለዋኒ ንክትምልስለይ ድማ ብዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ (1) ኣብ ሃገርና ቆልዓ መትልኡ ይግረዝ ከሙኡ ውን ዓንቀር ነክልኦ ኣብ ስደት ከ ንኣብነት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ወጺና ኣለና ንደቅና ኣበይ መትልኦም ነግርዞምን ዓንቀር ነክልኦምን ምስ ተወልዱ ከ ኣብ ክንደይ ወርሖም ተገዲስኪ ክትምልስለይ ብዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ የቀንየለይ ክብረት ይሃበለይ ክብርቲ ሓፍተይ ዶክተት ሻሮን።
You are a gift for Habesha people. God bless you . I am proud and happy seeing you.🙏🏾❤️
Amlak yibarieki gualna Dr.Saron sile haberetaki, Amlak mistwial yiweskelki. kab Germen.
Amlak edman tenan yehabki doctor Sharon
ዝኽብርኪ ዶክቶር ሻሮን ሕቶ ክሓትኪ መብርሒ ክትሕብኒ ብዛዕባ መንፍሕቲ (ፈረ- ነብሲ) ካብ ምንታይ ሳዕብን ይምጽእ ኢዪ?
ንቡዙሕ ዓመታት አሳቂኒ ብዙሕ ግዜ ምርመራ ይገብር አለኩ እንታይ ትመክሪ የቀኔለይ 🙏🙏🙏🙏
ንፍዕቲ ዶክተር ሻሮን ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽልዮ ክብሪ ይሃብኪ ብዙሕ ትምህርቲ ናይ ጥዕና ትምህርና ኣለኪ ቀጽልዮ
Thankyau ❤
ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ዶክቶረ በዚይ እትህብዬ እዋናዊ ትምህርቲ የቀንየና
ዕድመንጥዕናን ይሀብኪ ዶክቶር ሻሮን
ክብረት ይሃበልና ዶክተረይ 👍😍💖
ብሉጽን መሳጥን ኣቀራርባ ኩሉ ጊዜ ምስጋና ይግብኣኪ እዩ።
@wakatubeweldeabkeshighebre6471
Жыл бұрын
ቴለፎን ናይ ዶክተር ሻሮን ዘለኩም ግዳ ተሓባበሩኒ ኣሕዋት
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሰራርሓ ኣገላልጻ ዶ'ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ሻሮን ሓብተይ ወዝቢ ሕልፍ ክብል እየ ርእየኪ እቶም ተቅርብዮም መደባት ዝገርሙ እዮም። ኣዝዮም ጠቐምቲ ብሙኾኖም ሰብስክራይብ ገይረኪ ኣለኹ። ቀጽልሉ ካብዚ ትህብዮም ምኽርታት ብዙሓት ክመሃሩሉ እዮም። ኣብ መነባብሮኡም ድማ ለውጢ ከምጽኡ እዮም።
ThanksDctor shar you teaching us realy Good Bless you Berchety
Dr sharron l need to apprciate for ur supportive information.ብዝኮነ ንሓፍተይ መንፋሕቲ ናይ ከብዲ ኣጋጢሙዋ ብተደጋጋሚ ሕክምና ጌራ ክንጽረሎም ኣይከኣለን፡እንተኮነ ደም ዋሕዲ& ምጉዳል ሚዛን ሰብነት ውን ኣለዋ፡ኣብ ኤርትራ ያ ውን ዘላ።ሕጂ ታይ ተገበርና ይሃይሽ።please ተገዲስኪ ክትምልስለይ ይምሕጸን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ።
Thank you ስለቲ ቀጻሊ ተቕርብዮ ኣስተምህሮ
Thanks Doctor ,great as usual ♥️
ብልፅቲ ኢኪ ብሓቂ እቲ ዝደልዮ ዝነበርኩ ሕቶይ እዩ Dr.Sharon thank you
Doktor ane xegem nay hxret tfas gere tewesak dkam ysmean hkimna mis kedku wela hati yeblkan yblun kab mntay ykewun tegedsk telefok etetsedley xbuk neru Thanks
Khateki delye brktey bxgam wegen koynu kbdey klu gze bzey erefti yeguse kab mentay eyu ezi tebreki 🙏🙏🙏🙏🙏💔💔
Eza zdlya znbru menfahty kbdy xbkty habrta ❤ Sis Sharon tnx ❤
ብዛዕባ ኣላርጂባ ገለ በልና ዶክተረይ
ሰላም ማዓረይ ናይ መገኛ መዳሓኒት እባ ነገረኒ
God gave u every thing, brain, beauty and confidence. I love I soo much
የቀነልና ብዛዕባ ሃርሞን ምዝባዕን ሲስት ቁሩብ ገለ በልና doctor🙏
ዶክተረይ ምቕርቲ ኣምላኽ አድመ ይሓበልይ ኣነ ደሕሪ ምሕራሰይ ከምኡ ኣግትምኒ ኣሎ አሞ ደሕሪ ምሕራስ ናይ ሆርምን ምቕያር አንታይ ምልክት ኣሎ ንገርና በጅ ኪ ብኸምይ ከ ናብንቡር ይምላስ ብታአ ሚ አና ንፈትውኺ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
Thanks Dr, gn Kebdey yinefiheni ena dirqet aloni bitaemi eyu zihmeni meftihi sirhlina
Thank you❤❤❤❤❤❤
She is really doctor Miss you
ደ/ ሻሮን ሰላም ሰላም ቀጽለ ሕቶ ኣላትኒ ኣመጋግባና ምስ ዓይነት ደም ምትእስሳር ኣለዎ ድዩ? ዶክተር እዚ ኣቀራርባ ትምህርትኪ ኣስዩ ብሉፅን ጽፉፍን ግሉጽን ምዃኑ ክገልፀልኪ እፈቱ ክብረት ይሃበለይ
እንቋዕ ተወለድኪ፡ብርኽቲ ፍጥረት ኣነ በዚ መንፋሕቲ ዳርጋ 20 ዓመት ትርሳቒየ መዓናጡየይ ተሓጺበ መሊሱ ግን ይለዓለኒ።ሕጂ በሪሁለይ ጽገመይ
Thanks so much Dr Sharon for sharing አነ ሐንቲ ሕቶ አላትኒ ክትምልስለይ ከአ ተስፋ ይገብር ሕቶይ ከአ ከርበ ምስታይ ካብ ቡዙሕ ሕማም ከምዘሕዊ ሰሚዔ አለኹ ብዛዕባ እዚ እንታይ ትብሊ ከምእውን ጽቡቕ እንተኮይኑ ዓቐን አሰታትያ ክትሕብርኒ ደስ ምበለኒ። Thanks again 🙏
Yane gobze astamry mert eko nash tabrakey🙏🙏💕💕🤩
Am really appreciate you Dr Sharon you describ it very well proud of you 👏
Selam n aki Dr sharon thank you for effort khateki zdeli xeban dnshn kwesd kbele keleku kebdey ynfah gas ymele fatyliver aleki tebahile aleku tenqi menfahti nsu do ykewn
ሰላም ደ/ር ሻሮን ከምዚ ገርኪ ንዓና ንምሕጋዝ ከየመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን። ብምቕጻል ኣነ መንፋሕቲ ከብዲ ኩሉ ግዜ የጋጥመኒ እዩ፣ ሕክምና ከይደ ኩሉ መርመራ ገረሙለይ ግን ወላ ሓደ የብልካን ኢሎምኒ። ተደጋጋሚ ምስ ከድክዎም ግን ከኒና(pantoprazol)STADA 40 mg ሂቦምኒ። እዚ ከኒና ኣብ ዝተነፋሕክሉ ከብደይ ይወስዶ ይጠቕመኒ ከኣ ኣነ ደልየ ዘለኹ ካብዚ ብዝተፈልየ ክገብሮ ዘለኒ እንተሃልዩ ንእትገብርለይ ምትሕብባር ኣቐዲመ የመስግን።
Betami zednaq srah eu hanti gan kehtaki delya nera haftey bezab nay kolalit ketbrhlna medlku beztrfa yemsgnaki
Hi dr please eba nay Dandruff treatment ,effect ,cause and reason Please
መንፋሕቲ! ማይ ሓምሊ ...ከይበልኪ ነቲ ዝጠፍእ ዘሎ ሕዝብኺ ድምጺኺ ሃቢ!
@ariamyemane197
Жыл бұрын
Ata sedi demxi gerka entay gerka bel Temhar seketka ok
@livinghope8039
Жыл бұрын
@@ariamyemane197 ባርያ ደኣ ብዘይካ ስቕታ እንታይ ምርጫ ሃሊይዎ ኣቲ ዕስብቲ ቀታሊት ህዝባ!!
@dinglmaryameyadegoytay9328
Жыл бұрын
botaka aykonn albo hangol
@senaittesfazgi9707
Ай бұрын
She is a medical doctor, not politician,
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ በጃኪ እባ ታሓባረኒ 😢
ንዓይ ዝኮነ ምግቢ እተበሊዐይሲ ከብደይ ይነፍሐኒ እሞ ካብኡ የጥርጠኒ🥺🥺
Doctor sharon edmen teenan fetari yabki ❤❤❤❤❤
God Bless You .
EDMEN TENANN YHABKI DOCTOR SHARON HAFTEY🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Blessings.😇🥰
Amlak yibariki Dr. Sharon ab gizie eti zediliyena habereta siletihibina bihijiwun buzuh neger ina kabaki kinxibe emo aytidongiyina iki🥰🥰
Barbere zbezho ente belia ynfaha Entay eu tenki
አንካዓ ብሰላም መጻክይ 🙏🙏🙏
We love you 💙
❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
Selam selam D.sharon medebatki aziu meharn teqamn eu qexlyo. bzaeba telephon bbzhihi mtqam zemxalka saebien gele entetblna xbuk nyeru yqenyeley
Thanks more great sis
God bess you
Thanks doctor sharon
ሰላም ዶግተር ኣምላኽ ይባር ክ ኪ
Neseki fleyti iki Dr. S . Feltetki yezayd haftey,,, agedasi koyenu rekibeyo.
🙏❤️
🙏🙏❤❤👌👌
ክብረት ይሃበልና ክብርቲ ሓፍቲ
ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ 🙏
❤❤ል❤❤
Doc sari betaemi ey zefetweki amlak moyaki yebarkelki my lovely sis
ክብረተይ እንቃዕ ሰላም መጻኪ
Betemi nfeti yqnylna ❤️❤️❤️❤️
የቀንየልና ድክተር ሻሮን
Ok d/saron hafetey nay bahaqi xubuq hasab eu. Abzi gen menfahti ,alo so gena ab wuShet kebdi dmxi alo,kamnata eu,ab game abzi wexalu wen bzuh dimexe alo.
You help us a lot!! God bless you 🙏🙏🙏
Kbret. Yehabelna. Doktor
🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Btami yemesgneki dokter btami ab hiwtey teshgreni zelena neger eya ab hkimna bukulu fetna wala hade wxit sana buzuh gaz yewxa atay kithgzni takali
Thanks dr sharon
Selam dokter ሻሩን ሕክምና ከደ ሓንቲ የብልካን ይብሉኒ ዝሰተክዎ ማይ ግን ደው ኣይብልን ቀቀልትፈ ይሸይን በጃኺ አባ ሓግዝን
Welcome back doctor ❤
You help us a lot May God mighty bless you more and more
ክብርቲ ዶክተር ብእትገብርዮ ጥዕናዊ ትምህርቲ ኣዚየ አየ ዘመስግን።ሓንቲ ሕቶ ተገዲስኪ ክትምልስከይ ብምሕጽንታ ክጽበየኪ ኢየ ።ኣነ ቅድሚ 5 ዓመት ኣቢሉ ኣብ ሚኣኮረይ ሄመሪዶ ዓይነት ጥረ ሓቢጣትኒ ኣብ ሕክምና ብዝገበርክዎ መርነራ ድማ ሄመሮዶ የብልካን ተባሂከ ክልተ ግዘ ድማ መጥባሕቲ ኣጋይደ ነቲ ዝነበረ ሕበጥ ከኣሊ ብተወሳኺ ሕጂ ድማ ምስ ጊዘ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝደኽመሉ ወይ ድማ ጅኑስ ስረ ገረ ኣብ ዝዊለሉ ስሓን ቃንዛን ይገብረከይ ።በጃኺ ሓበረታ እንተ ኣለኩ ተገዲስኪ መልስለይ ከምዚታት ከ ኣሎ ዲዩ
Kbret yhabeley docterey💖
Btaemi nfeti haftna kemaki ybzihu GBU
Thank you doctor 👍❤️🙏🌼🌷
شكر 🙏🏼
ሰላም ዶክተር ሻሮን ሓፍትና ብትምህርቲኪ ኣዚየ ህጉስቲን ሕብንትን እየ ቀጺከ ክብለኪ ዝደሊ ናይ ደቂ ኣንስቲዮ ሕቶ ኣላትኪ ደቂ ኣንስቲዮ ኣሕዋትና ኣብ ጡብ ዝወጽእ Fibroadenoma ዝብሃል ሕማን ዝወጽእ ኣሎ ግዜ ተወሲዱ ካኣ ናብ ካንሰር ይቅየር ይብልዎ ህጂ ክተብርህልናን ክትመክርናን እየ ደሊየ ምክኒያቱ ኣነ ኣብዚ ሰሙን ኣጋጢሙኒ መጥባሕቲ ጌረ ካኣ ሰዲደዮ ስለዚ ዝኮነት ጋል ኣብ ቱባ ዝሓብት ወይ ዝዕንክር ዝብል ሓሳብ ንኩላትና ኣዋልድ ኣገዳሲ እዩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ምክኒያቲ ኣነ ብዘይምፍላት ብዙሕ ግዜ ስለ ዝሓመሙኩ እዩ ክንምሃረሉ ደሊየ ተገዲስኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር ካብ ኣድናቂትኪ ናዝሬት
God bless you doctor ♥️❤️❤️♥️
Thanks for sharing