ዘይንቡር ወሲብ - ነታ ኣብ @Dawittv ዝመጸት ጓል ዝኸውን 6 ፍታሕ

#eritrea #tigray #tigrigna #ጥዕና @Dawittv

Пікірлер: 427

  • @omarsalih6145
    @omarsalih6145

    ዶ,ሻሮን ኣብ መወዳእታ ኢዚ ዓመት(2023) 200,0000 በጺሓ ክረእ ዝደሊ ከምዚ ናተይ መን ኣሎ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷💐✅

  • @meryhadush428
    @meryhadush428

    Please ኣብ ግዜ ሕርሲ ኣብ ሕቆ ንውግኦ ፈውሲ ቁልውላው ሳዕቤን ኣለዎ ዶ ንቀጻሊ ሕማም ሕቆ ይጋትመካ ዝብሃል ውን ኣሎ ሓቅነቱ ከመይ ዩ thanks

  • @Letitgo-xy2mj
    @Letitgo-xy2mj

    እዚ ምኽሪ ንሓፍትና ጥራይ ዘይኮነ ንኹላትና ዝጠቅም እዩ የቐንየልና ዶክተር ሻሮን🙏😔

  • @nahomthebest1473
    @nahomthebest1473

    ዕድመ ይሃብኪ ጽቡቑ ትምህርትን ማዕዳን ምኽርን ኔሩ ዶኩተረይ፡ ተመሲጠ ክሰምዕ ጸኒሐ!!❤❤❤

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570

    "ናብ ብእምነቱ ክሕግዝዎ ዝኽእሉ ኣቦታት ካህናት ከይድካ ምኽሪ ምሕታትን ምንሳሕን ዓቢ ፈውሲ እዩ"

  • @briktizemicael3113
    @briktizemicael3113

    ኩሉ ሰብ ክሰምዖ ዘልዎ ትምህርቲ !!!"

  • @berhanetewelde5577
    @berhanetewelde5577

    ዶግተር ሻሮን ብጣዕሚ ኣምበሲት ክንድሽሕ ኢኺሞ ቀጽልዮ።ብዝተኻእለኪ መጠን ከኣ ነዛሰብ እንተትሕግዝያ ምሓሸ ኔሩ ይብል ኣነሲ ደዊልኪ ምኽንያቱ ብዙሓት የሕዋትና ኣለዋ ኣብክንደይ ጸልማት ዝኣተዋ

  • @simi118
    @simi118

    I love this doctor. I love how she speaks tigryina , you don’t get bored.

  • @bellotgmebrahtu5308
    @bellotgmebrahtu5308

    መጀመርታ ብጣእሚ ከይመስገንኩኪ ክሃልፍ ኣይደልን የ :: ቀፂለ ግን ተገዲስኪ ክትረክብያ ፈትኒ ከም ዋዛ ከይትጠፍእ እዛ ቆልኣ ደሃር መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ተበልናያ ዋጋ የብሉን እዛ ሃፍተይ :ይርደኣኒ ዪጊዜ ዘይብልኪ ይከውን ዪ ግን ነዛ ንእስነታ ርኣዮ::please🙏

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምኽሪ ኢዩ ድክተር ሻሮን ሓፍትና። እዚ ነገር ከምተወሳኺ ድማ እዛ ቆልዓ ኣቦ ብምሓዝ ማለት ኣባት ነፍሲ ብምሓዝ ክትንሳሕን ምኽሪ ብምርካብ ምሉእ ዕረፍቲ ክትረክብ ስለትኽእል፡ ወሳኒ ስጉምቲ ክትወስድ ኣሎዋ፡ ነዚ ምኽሪ ኣብጽሑላ ክቡራት ኣሕዋት። ዶክተር ሻሮን ከኣ የቐንየልና። ቀጽልዮ። እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኪ።

  • @mussietesfamariam1288
    @mussietesfamariam1288

    እታ ሓንቲ እንኮን መፍትሕን ብንስሓ ናብ እግዚኣብሔር ብምጽጻት ክትምለስ ኣለዋ !

  • @Mesi868
    @Mesi868

    ንዝኮነ ይኩን መፍትሒ ዝርኮቦ ነገር ናብ ፈጣሪ ተንበርኪካ ምፅላይ እዩ ፈጣሪ ዝስአኖ የለን

  • @EfiVision
    @EfiVision

    ጽቡቕ ምኽሪ’ዩ ዶር ሻሮን። ካብ ዝኾነ ዓይነት ወልፊ ዘገላግል መንፈሳዊ ሂወትካ ብምዕባ’ዩ። ጸሎት, ጾም, ስግዳን ምዝውታር ናይ ኩሉ መድሃኒት’ዩ። ነዚ ክትገብር ግን ናትካ ተበግሶን ንፋዕ መንፈሳዊ ኣቦ/ኮች የድልየካ። ብሕክምናዊ መንገዲ ሰብ ካብ ክቱር ወልፍታት ንሓዋሩ ኣይገላገልን’ዩ። እዛ በብቑርብ ዝበልክያ ኣብ ሕማቕ ልምድታት ኣይተዐውትን’ያ።

  • @eseyastekie4807
    @eseyastekie4807

    Fascinating lesson!!! Thanks a bunch dear. Keep on making more videos.

  • @tibletsabraham1447
    @tibletsabraham1447

    ❤❤❤❤ እንጀራ ዝጊ ብልዒ ዕድመ ይሃብኪ ቐዳማይ ንእግዛቢሄር ሕሹኽ ምባል ዩ 🎉🎉

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097

    ጽቡቅ ምክርን ማዕዳን ኢዩ ብርቲ ሓብትርና እቲ ቀዳመይ ኣምልካ ምግዳፍ ድሓር ድማ ናብ ኣምላክካ ተመሊስካ ምንሳሕን ጾምን ጾለትን ምግባር ጥራይ ኢዩ ከፈትሖ ዝክእል እሞ እግዝኣብሄር ምስኣ ይኩን

  • @betielyohannes8653
    @betielyohannes8653

    Very nice advice, thank you Dr.

  • @Dawittv
    @Dawittv

    Thank you sharon haftey

  • @bemnethailu1663
    @bemnethailu1663

    ተባረኪ 🙏

  • @erey712
    @erey712

    I never seen such a perfect person like Dr sharon we all Glad to having you around Doctor thanks for all meaning full messages we appreciate you gual Erey keep it up

Келесі