LSAN MEDIA : "ወዲ ጅግና ስዉእ"ግጥሚ ብምኽንያት 20 ሰነገጣሚ ከሊፋ ሳልሕ(ከሊል)

Ойын-сауық

መደባትና ተኸታቲልኩም #ሼር #ሳብስክራይብ #ላይክ ምግባርኩም ንዓና ዓቢ ሓገዝ እዩ። ተተባቢዕና ካልእ ብዙሕ ስራሕ ንኽንሰርሕ ውን ስለ ዝሕግዘና ርእይቶ፣ ኣራሚ ነቐፌታ ክትህቡና ብትሕትና ንሓትት። ምርጫኹም ልሳን ሜድያ እኹን።
Thank you. 🙏🙏🙏

Пікірлер: 4

  • @user-iq3tx1kh3p
    @user-iq3tx1kh3p22 күн бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና🇪🇷

  • @samiyemtek1982
    @samiyemtek198223 күн бұрын

    ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷🕯️🕯️🇪🇷

  • @zeamanuelhadera8653
    @zeamanuelhadera865323 күн бұрын

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማታትና

  • @kulud7904
    @kulud790423 күн бұрын

    ሓርበኛ አይነብን እዩ። ታሪኩ እዩ ዝዉረስ ።ንሱ መስዋእቲ እዩ ተሰዊኡ ። ንሃገርን ንስለ ህዝብን እዩ ዓመት ዓመት ከኣ ወናታቱ ናይስዉእ ህዝቢ ስለዝኾ ንዉልድ ወለዶ እዳተዘኸረ ኽነብር እዩ። እቲ ምንታይ ንሱ ሓርበኛ ንህዝቢ እዩ ።ዋና አለወ ሓርበኛ። ብሰመመን ዝነበር ብሕድኣት ከኣ ይጎኣዝ። ንሕናዉን ብረት ጸላኢ ዝፈንፈነና ጸበል ርስን ዝበልት ቁልዒ ቁራጽ ሓጺን አብነብስና ጼርና ግን ማልስ ንሃገር ኮይና ተመሊስና ። እዚ እዩ ቲ ዛንታ ። ስዉኡ ንሃገሩን ።ማልስ ንሃገሩን።

Келесі