#live
Фильм және анимация
ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውሎድ ምግባርን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዝለዎ
ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዱዮ ዳውንሎድ
ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
#ፍሊም #ኮሜዲ#ደርፊ #ኢነተርቪው
Copyright: #NoohEntertainment
Copyright :#Nooh Entertainment Any unauthorized use.
Copyright or distribution is strictly prohibited
.shear .like .comment .subscribe
#Eritreanmusic #comedy #eriflim
ንቅጻሊ ትሕዝቶን ንምክታትል ሳብስክራብ ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና,
Пікірлер: 91
ደቂ ክልተ ሃይለ🖐🇪🇷 አበባ ሃይለ & ሄርመላ ሃይለ ጥዑም ድምጺ አለኪን 🇪🇷🇪🇷🖐💪💪
ዋውውውውውው! ተኣምር ዝኾነ ምቁር ድምጺ! ኤርትራና ተዓዲላ። መመሊሳ ብደቃ ትደምቅ ሃገር!
ኤርትራውያን ስምረት ከጸብቀልና! ሓድነትና ኣትሪርና ንገስግስ ጥራይ!
"ትብዓት የብሉን ቀመር" ናይ ብሓቂ ዓሚቁ ኣገላልጻ። መንእሰያትና ብሓደ ህርመት፡ ሓድነቱን ስኒቱን ኣስጢሙ ክትርኢ፡ ዘፈጥረልካ ባህታ መግለጺ የብሉን። ኤርትራውነት እና ሓደረ ክኹላዕ፡ ሓደራ ነዚ መንእሰይና ተስፋ ንሃቦ። ኤረይይይይይ!!
ዋውውውውው ናይ ባሓቂ ንፍዕቲ ሄሩ ሓተይ ድገምዮ ደጋግምዮ ናይዘን ወርቃውያን ኣዴታትና ደርፍታት ዋዕሮ ጋል ዋዓሩ ኤርትራውነት ወትሩ ከም ብርሃን ጻሓይ ይድመቅ ርሑስ ባዓል ናጽነት።
ሄርሜላ!!!! ብልጽቲ ፡ ደራሲት )) )) ፡ ተዋሳኢት ))) ))፡ድምጻዊት ትሕትን ልዋህን ፍጥርቲ
ኣየ ወ ናይባሓቂ ዋዓሮታት ደስ ክትብላ ኩሉ ነገርኪን መምሃራን ናይ ኩሉ ኢኺን ብሃገርኪን ትሓማ ትቕንዘዋ ተባዓት ኢኾን ኩቡራት ደቂ ኩቡራት በርታዓ
ተኣምር ዝኮነ ጥዑም ድምፂ 👍Beautiful Band!
My favorite song Abeba haile ❤️❤️❤️
ጥዑም ድምጺ ሄርሚ ዋዕሮ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ርሑስ ቅንያት ናጽነት ንኩልካ ተከታታሊ እዚ ቻነል ንኩልካ ህዝቢ ኤርትራ🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤️❤️❤️
Ash yaho heru shkor love you gul eri
ብዙሕ ልምምድን ብዙሕ ጻዕርን ጌርኪ ነቲ ብሉጽ ደርፍታት ሃገርና ክትድግምዮን ናብ ሓደስቲ ወለዶ ከተሰጋግርዮ ሓላፍነት ክውሃበኪ ይግባእ ሄሩ ጅግና
Heru kexlyo bejaku dmxi bxami desss kbleka happy Independence all my people ♥ ❤
ናይ ባሓቂ ጥዑም ድምጺ 👌
Erey ms deki ereyy ab zelekumo selamn tienann❤❤❤❤
በዚ ኣጋጣሚ ኢንኻዕ ንመበል 31 ዓመት ናጽነትና ኣብጽሓና ኣብ ውሽጥን ደገን ዘለኩም: : ብምቅጻል ሓፍትና ንፍዕቲ ኣጆኪ ቀጽሊዮ በሓቂ ዋርሳይ ወርስኪ ኣለኪ ጋል ኤረ በርትዒ ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ ምስ ህርመት ምኩራት ኣሕዋትና ሙዚቀናታት ብሓባር ጽቡቅቅቅ ስራሕ ::
❤❤❤ዋውውውው ሄሪሚ ሽኮር ጥዑም ድምጺ ናይ ብሓቂ ኤርትራዊ እዚ መንነቱ ብመጀመርታ ሩሑስ ብዓል ቅንያት ናጽነት ነቲኦም ጀጋኑ ሃገር ዘውሓሱ ሰዉኣት ኣቦታትና ኣዴታትና ኣያታትና ዋዕሮታት ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ኣነ ኤርትራዊ ምዃንኩ ኣዝዩ እየ ሕቡን ስለዚ ኤርትራዊ ኣብ ተግባር እዩ ዝኣምን ኣጆኹም ጸልኣትና ሕንቕ ይበሉ ሄርሚ ሓውኺ ኤርትራዊ ካብ ጀርመን
Woww merawih zkone dimxi mis segenay komet
Hermela Haile ሽኮር ካብ ልበይ ኢየ ዝፈትወኪ ❤ አጆኺ ቀጽልዮ ተስፋ እገብር ሐደ መዓልቲ ክረኽበኪ ።እግዚአቢሄር ጥዕናን ዕድመን ይሃብኪ አሜን 🙏🌷
ሄ ር ሚ ዋዕሮ, 🥰🥰🥰🥰
Asey 🥰 😍 🥰 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጸዓሪ ኣጽዕቕ ተቢልኪ ካባኺ ብዙሕ ክንጽበ ኢና live ብዙሕ ክትሰርሒ ኣለኪ ፎርሳ ብራሃን ዩ ቅድሜኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቅድሚ ገለ ዓመታት መሳርዕ እዚ ሓዱሽ ዎሎዶ ሃዶሽዶስ ኢሉ ኣንፈቱ ኣጥፊኡ ሎሚ መሳሩዑ ደልዲሉ ነቂሑ እንክትሪኢ መመሊስካ ትኮርዕን ትሕበንን ዎይለካ ከዳዕ
such lovely girl with a lot of energy keep going.
My favorite music. Excellent performance with passion. GO Heremela.. ❤️💪🏿
Gobez sweetie haftey
One Of My Favorite Abeba Haile Song & You Did Great With Amazing Voice Hermela Nebsi, Keep It Up 💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷..
Bkulu kef aleki gal eziom jeganu Irab
I ❤️ your a voice
I love this beautiful girl
🇪🇷 🇪🇷 Deqi Eri Jiganu 🇪🇷 🇪🇷
I am porud of you hermela ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
asey Nfti btami kanari dmxi aleki
heru shikor🇪🇷♥️
Waaaaaaw nice aytekaelikin tiem dimxi
I like this beautiful girl. I mean her voice. She has a perfect, golden voice. The band is also great
Very nice voice Gal Erey shikor
ዋዕሮ
Haritey ybel dmxi ajoki qexlyo
@festagide4317
2 жыл бұрын
Heriyi teium dmxi aliki
Nay bhaki nfati xbuk srah
Deki erey example nay Africa ekin
Thank you my sister!! Complimento brava
Heru haftey nay bihaki ..mesati dimxi aderarifa mis simietu woww 👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍
Wawww hieru shikorr xbuq dmxi marry
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Love hermie
Alem brktab awlezere❤🎉❤🎉❤
asseyy s ebetey mearey
Hieri I love you amlak adiluki you dmxi aseyy
Nay behiki nefeite himak aretrawi yabelnan natababaiyom
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Heri shikor tum dimxi gbu
❤️
Herey nay bhaqi xbuq srah
My favorite music. Excellent performance with passion… go Heremela!! ❤️
Aymxakyan
Wwww heri shkor ybel dmxi
Seni tibelxi ❤
😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hieru shekor
Waww tuem dmxi
Gdefa eba derfi abebayey aytebalshwoa
❤❤❤❤❤❤😢😙
#ንያትና_ናጻ_ሕርያና🇪🇷‼️ ሄሩ ሽኮር እንቋዕ ሓፍትና ኮይንኪ ተፈጠርኪ ሕቡናት ኢና ብኣኺ። ርሑስ በዓል ነጻነትና ደቂ ኤረይ🇪🇷‼️
Waeiro ketsilyo
Tuum dmxi heru shikor
Asey tem dmxa
nfieti, tium dimxi aleki
Eru shikorrrr naybhaki ketdeneki zegebaki tebaee eki aythameki kenxebeyeki ena
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Erab, Alem gal golgol hazemo entay mo adna enda abadimomo
Best DEmsi GWAL ERITERAN TGBLit Hidri GWAL ABEBA SALAM NE BEST ABEBA HAYLA ADE ZAMA SALAM 🤍🖐🌍
Bnay men fqad eki zergihkyo zeleki
Playback diu mic aliato kela still dmxi ywexie alo…aseliatkum
ቀትልኪያ እዛ ደርፊ
አባላሺኺያ ድተደርፈ ከማን ክትደግሚ አይትኽእሊን ኢኺ አይኮነን ቅላጸ አውጺኢኺ ከተጸቢቅስ ከተጸብቂ ክትብሊ ጸይቅክያ
ኣብ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ንዝተፈላለዩ ጀጋኑ ንጅግንነቶም ዝገልጽ ዜማ ተዘይምሎም'ዩ ። ክም ንዓዋተ ፡ ዓሊ ኢብራሂም ፡ ኢብራሂም ዓፋ ፡ በርሀ ጻዕዳ ፡ ዕቕባጋብር ፡ ጀጋኑ ሰማእታት ስጋለት ቀጣን - - ወዘተ # ኣለም ( ኢራብ ) ድማ ሓንቲ ካብተን ጀጋኑ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ኮይና ። ኣብ ሰላሕታ ወራር ኣብ ጥራሕ እግራ ባህርያዊ ተፈጥሮኣ ይኹን ጽንኩር ኩነታት ሰላሕታ ወራር ክምህ ዘየበላ ንስለ ኤርትራ በጃ ዝሓለፈት ስዉእቲ 'ያ ። ብልክዕ ንጹር ቦታ እኳ እንተረሳዕክዎ ኣለምን ዕቕባጋብር ገብረትንሳኤን ኣብ ሓደ ግንባር ኣብ እዋን ሰላሕታ ወራር ከምዝተሰዉኡ ፡ ብተወሳኺ ኣለም ( ኢራብ ) ሓደ ዉሉድ ከምዝሓደገትን ሱ 'ዉን ናይ ጥዕና ጸገም ከምዝነበሮን ኣብ ሓደ ሕታም ጋዜጣ ሓድስ ኤርትራ ኣንቢበ ነይረ ።
@hiwetzelalem3274
2 жыл бұрын
Waww thank u bro ane nmen eya tederifa eza derfi eile khasb kefieni xenihu. Terir melketi zhazet taeme zema🥰
ናትኪ ዘይትደርፊ ከመይ ዝበለ ደርፊስ መናኒህክያ
በጃኺ ብኽብረትኪ ሄርመላ ኣብዘይ ሞያኺ ኣይትእተዊ ነቲ ትደግምዮ ብዙሕ ዝተደኽሞ ፍርያት ብሉጻት ተቓለስቲ ተባላሽውዮ ስለዘለኺ ይትረፍኪ ናይ ደርፊ ተውህቦ የብልክን፡ ተውህቦኺ ኣብ ፊልምን ኮመድን ምምላስ ይሕሸኪ።
ኤውይ ወርዳት ቤቕዓት የብልክን ኣይትብልሸላ
ኣቲ፣ጓል፣ኣብዘይ፣ሞያኺ'ባ፣ኣይትእተዊ፣plaese,,,ይድረፍ፣እዩ፣ተበሉኺ፣ባዕልኺ፣ኣይትሕሰሪ‼
@healthylifestyle688
2 жыл бұрын
Hade hasad ayseanin eyu
@Sam_uel28
2 жыл бұрын
ተመርመር ሕስድና ዝብል ሕዱር ሕማማ ሒዙካ ኣሎ🙈
@aklilutesfamariam1565
2 жыл бұрын
fewsy zeyterekebo hmam hsdna
@mebrihittedros6199
2 жыл бұрын
Aymlketekan
@user-sv6qv5sr7r
2 жыл бұрын
ኣሕዋት ፣ እቲ ጌጋ ክትሕብር ኣይንኽእልን🧐:እንታይ ኢኹም ከተዛሩቡና ትደሉ😬
Haritey ybel dmxi ajoki qexlyo