NEW ERITREAN MOVIE 2024- QAL -ሓዳሽ ናይ ትግሪኛ ፊልም ቃል 2024

#eritrea #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanfilm #Tufahentertainment#ethiopianmovie #ethiopia #ethiopianmovie #ethiopianmusic

Пікірлер: 338

  • @mogosaregay
    @mogosaregayАй бұрын

    ዮናስ ሓወይ ጽቡቅ ሰራሕ ናይ ብሓቂ ቀጽሎ ኣንሕና ኣብ ጎንኻ ኣለና ብዘተረፈ ዕድመ ምሰ ጥዕና ይምነየልካ ዘተረፈ ዘበነካ ይባረኽ ክቡሩ ሓወይን መምህርይን ዮናሰ መንግስትኣብ ቡሉጽ ሰብ 💞🥰❤️✅

  • @dngleywahsey5061
    @dngleywahsey50615 ай бұрын

    ሎሚ ነታ ዝፈትዋ ዝነበርኩ ተዋሳኢት ንያት ምስ ረኣኩ ነዛ ፊልም ሪኤያ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ልደትን ይግበረልና ደቂ ሪመይ ነዓድና ንምለሰሉ ይግበረልና 2024🎉🎉🎉🎉

  • @TsedalYaqob

    @TsedalYaqob

    5 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @SemharTekali-dn6mj
    @SemharTekali-dn6mj5 ай бұрын

    ን ንያተይ ዝፈትዋ አርትእስት አይትጥፍእና ክአ ❤ብዝኾነ ጽብቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ ርሕስ ሓድሽ ዓመት ክአ❤❤❤❤❤❤❤

  • @samuelfesha8172
    @samuelfesha81725 ай бұрын

    ዋውውው ንያት እንካ ደሓን መጻክና ኣዝየ ዘድንቀኪ ተዋሳኢት " ብጠዓሚ ኢኪ ንፍዕቲ ነዛ ጽብቅቲ ስራሕ መቀረት ወሲክላ❤🙏✍️

  • @daynomgerbremeskel6692

    @daynomgerbremeskel6692

    5 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤?

  • @helenhabtegergish7438

    @helenhabtegergish7438

    4 ай бұрын

    Wala ane Makeup zeytigebir natural bitefetrua tiagib kemzi kemay

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab79065 ай бұрын

    ካብዘን መንእሰያት ተዋሳእቲ ኣነ ብሂወተይ ከም ንያት ማሓሪ ጌራ ንጥበብ መስዋእቲ ትኸፍል ኣይርኣኹን❤❤❤❤ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐክን ዝፈትወክን ኒተይ ሽኮር❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ኣብ ኩሉ ትገብርዮ ካኣ ዓወት ይምነየልኪ🙏🙏🙏ናይ መጻኢት ኮኾብ👸❤በጃኻን እተን ካልኦት ካብ ንያት ተማሃራ፡ንኣብነት፥ ሕሙማት ኮይንክን ክትሰርሓ ከለኽን ማዓት ሜክኣፕ ኣብ ገጽክን ትገብራ ሽዑ ኣብ ክንዲ ሕሙም መርዓት ትመስላና ፡ ሓዘንተኛ ፡ ከምኡ ውን ናይ ገዛ ኣደ ኣብ ገዛ ሜክ ኣፕ ዝበሃል ኣይትገብርን ኢያ። እዚ ውሑድ ካብ ትዕዝብተይ ኢዩ።

  • @merhawiadmekom3497
    @merhawiadmekom34975 ай бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ዮኒ ሓወይ ንኡድ ኢካ፡ ንያተይይ ምስ ራኣኩ ደስ ኢሉኒ ኣይትጥፍእና፡ ብራቦታት ንያት ራኪ ስዒደይይ

  • @user-qc1si4hy4n
    @user-qc1si4hy4n4 ай бұрын

    ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዮኒ ግን መግለጺ የብለይን ናይ ብሓቂ ኣክተር

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa4 ай бұрын

    ንያት ድሕሪ ምምርዓዋ ሃሲሳትና ኔራ እንቋዕ ብሰላም ተመልስኪ ናፊቅናኪ❤ " ደላይ ነብሱ " እንክዝክራ ንያት ያ ትረኣየኒ

  • @Leave-me588
    @Leave-me5884 ай бұрын

    ሰኣን ምስማዕ ዝመጽእ ሳዕቤን: 😢 ሓንቲ ቃል ክቡር'ዩ ዋግኣ ሰማይን መሬትን ብቃል እየን ቆይመን የሕዋት። ስለዚ ብዝተኻእለና መጠን ቃልና ንሓሉ። good job to all who make this movie guys

  • @DanielHabtemariam-wh8ch
    @DanielHabtemariam-wh8ch5 ай бұрын

    ሰኣን ሓንቲ ቓል እቲ ቑኑዕ ምንባር ረኺብካዮ ኣለኻ ዮኒ ሓወይ። ራኪተይ ኒተይ ስዒደይ ናተይ ኣዚኩም ንፉዓት ኢኹም ቐጽልዎ።

  • @Gifttv1997
    @Gifttv19975 ай бұрын

    ዮኒ ቡሉጽ መንእሰይ::ናይ ብሓቂ መሳጢ ስርሕ ናይ ሓድሽ ዓመት ገዚምካና::ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ::❣️💝❣️🤍❣️🌍❣️

  • @user-jp3jr7qb5s
    @user-jp3jr7qb5s5 ай бұрын

    ዝፈትዋ ተዋሳኢት ንያተይ እንቃዕ ብዳሓን መጻክና አዜይ ዘድንቀኪ ንዓኪ ምስ ረአኩኪ እዛ ፍልም ረአይ መቀረት ሂብኪይ አይትጥፍእና ንያተይ

  • @fetahchekan8796
    @fetahchekan87964 ай бұрын

    Good to see Niyat back, we love you and wish you a happy and healthy life Niyat

  • @wediabdu2589
    @wediabdu25895 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ትብልን መሃሪትን ዮኔ ሓወይ ቀጽሎ ኣጆካ ርሑስ ሓድሽዓመት ድማ ይምነየልካ ምስ ሰበይትካን ምሉኣት ስድራካን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-cs2kb1ok2m
    @user-cs2kb1ok2m5 ай бұрын

    ናይ ባሓቃ ገራምት ፈሊም እያ ዮናሰይ ካዓ ይፈትወካ እየ ዕድመን ጥዕናይ ብዘለካዮ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @regengg3267
    @regengg32675 ай бұрын

    ብጥዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ዮኒ ተወሳኪ ካኣ እንዃዕ ደሓን መጻኪ ንያት ሽኮር ጠፍእክና

  • @lemlemgebre1616
    @lemlemgebre16164 ай бұрын

    Nyat shikorr ❤❤❤ miss you 😘 tefiki eko please mls mls beli❤❤

  • @Qaltop
    @Qaltop4 ай бұрын

    ጽፉፍ ስራሕ ጽቡቅ ዛንታ ጹሩይ ስእሊ All perfect asherino.CASS mate. I am so happy that you have reached this level.go a head. Much respect all of you guys

  • @NahomPhotography
    @NahomPhotography4 ай бұрын

    its a typical eritrean movie. Niyat's acting and expressions at the last scene is really realistic and very expressive. She made a good impact and she deserves more recognition.

  • @mulugetatewelde1187
    @mulugetatewelde11875 ай бұрын

    ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ምልእቲ ፊሊም🎉🎉🎉 ከምዚ ኢና ንጽበ ካባኩም ደቂ እረይ🎉 በርትዑ🎉 ነቲ ሓያል ህዝቢ ኤርትራ ዘበኑ ይባረክ

  • @rezenegebreslasie5404
    @rezenegebreslasie54045 ай бұрын

    ብጣዕሚ ንፋዕ ዮኒ

  • @maekelemeasho3700
    @maekelemeasho37005 ай бұрын

    ዮኒ ሓቢቢ መርሓባ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ።ኣጆኻ ቀጽሎ ካብዚ ብዝዓቢ ክንጽበየካ ምኻና ግና ኣይትረስዕ።እዛ ፊልም ናይ መወዳእታኻ ክትከውን የብላን ።❤❤❤ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ምስ ምሉኣት ስድራ ቤትካ።❤❤❤❤

  • @yoditzergabr1886
    @yoditzergabr18865 ай бұрын

    እዛ ፍሊም ኣዝያ ጥዕምቲ ካብ ሙኳና ዝተላዓለስ ተፈጸመ ምስ በለት ስም ደራስን ዳሪግተርን ነቢበ ክሳብ ምስጋና ኣንቢበ ባሓቂ ካኣ ደስ ትብል ስራሕ ዮናስ እቲ በጥራም ተዋሳኣይ 😂 ደራሲ ሓያል ኢካ ምውሳእ ሓያል ኢካ ❤ ብሓይሊ ጥበብካ ኣብ ሓደ መድረክ ወጼ ክገልጸካ ተስፋ ይገብር ናይ ቀደም ፍሊም ኣዘኪርካኒ ኣጆካ በርትዕ ሓውካ ኣቢ ወዲ ከሰተ እየ ❤ ዓጊበ ኣብ ሂወትካ ዕግበት ርከብ እዛ ሓወይ ❤ ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ንመላእ ህዝቢ እዛ ዓለም ሰላምን ፍቅርን ዳተመነኩ ዘመና ምትእክካብ ክገብረልና ናብ ፈጣሪ ዳጸለኩ ኣኣብ ዘለናዮ ሰላም ክንህሉ ምንዮተይ እዩ ፡ ስደትና ይሕጽረልና ፈጣሪ ❤ ያኣ ጾሎት ካኣ እስኪ ግበሩለይ ናብራ ኣፍሪቃ እኮ ሚነዋለ ኮይንና ባእ ሞባይልና ሰሪቆሙና ህኮት ዳኣ ይባሃል 😂 ዘዝሰራሕናዮ ንሰረቅቲ ኮይኑ ኣየ ሂወት በሉ ጠጥዕሙ ክሳብ ንራከብ 2024ተን ከምዚ ተቀጺላ ብግእዝ ክቆጽር ክጅምር እየ 😮

  • @yoditzergabr1886

    @yoditzergabr1886

    4 ай бұрын

    ​@@Eriboy1365በቃ ናይ ዓምና ቃል ደጊምካለይ ጸላኢና ይስረቅ ኔው በሎ ብኖኬኣ ተመን ምጽዋት ግርም ተዋሃሂድኒ ኣሎ 😅

  • @mogosaregay

    @mogosaregay

    Ай бұрын

    ።​@@yoditzergabr1886

  • @Rahwa20156
    @Rahwa201565 ай бұрын

    Nice movie ናይ መጀመርታን ምቅርትን ማሻኣላህ ዮኒ ሓወይ ረቢ ብርዕኻ የሰስኖ👍👍👍👍

  • @user-lu6lj7oi7u
    @user-lu6lj7oi7u5 ай бұрын

    Amazing movie yoni Hawna kea qexlo btewaso kabtom nfuat eka hiji kea bdrset mexikana btaimi xbuk so keep it up 🥰

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab32814 ай бұрын

    ኣብ ከባቢና ብኣና ዝግደስ ሰብ ከም ዘለና ተረድኣካ ዋውው ገለ ዓይነት ፊልም ❤❤❤

  • @Gunnersawimiki
    @Gunnersawimiki5 ай бұрын

    መጀመርያ ንያት ኣዝየ ዝፈትዋን ዘድንቃን ኩላትኩም ብልቢ ዝፈትወኩም ብምቅጻል ኮመንት ተንብቡ እንተ'ኮይንኩም ሶሲ ን ቢኒ ጥንሲ ከም ዘለዋ ክትነግሮ ከላ ኣለባብሳኣ ጸዓዳ ኔሩ ኣብ ደሓራይ ቅንብር ግን ተቐይሩ Director ምስትብሃል ጎዲልካ ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ!

  • @mustofahaji1837
    @mustofahaji18375 ай бұрын

    Waww Niyat Amxiekalna yoni thankyou and good job

  • @noahnatey2275
    @noahnatey22755 ай бұрын

    Yoni hawey bdrset welcome ajoka bravo 👏👏👏

  • @freweyniefrem4898
    @freweyniefrem48985 ай бұрын

    Wow kendey teteam za film❤ lebka tetenkef!! Xebuq serah & rehus hadish Amet nekulatkum and Awet yemneyelkum ab qexali serahkum

  • @titi-kg4ky
    @titi-kg4ky5 ай бұрын

    Amazing movie...meharit 👏..yoni u r one of the best actors and drset kea xbuk movie ariekana...Good job keep it up

  • @merhawidebesay5172
    @merhawidebesay51724 ай бұрын

    ባሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ንኣዝየ ዘድንቃ ንያት ካኣ ኡንቃዕ ተመልስ'ክና ክብል ይፈቱ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ሪመይ🎉🎉❤

  • @user-pw1ur8ir2s
    @user-pw1ur8ir2s5 ай бұрын

    Nitu mkrti entay konki gen abirki❤❤❤

  • @user-bs5py2ws1z
    @user-bs5py2ws1z5 ай бұрын

    ፁቡቅ ስራሕ ጎሮቦትና❤

  • @millionefrem

    @millionefrem

    5 ай бұрын

    ኩሉ ታዓዛቢ ጎሮቤትና ከማኻ ወይ ከማኺ ተዝኸውን ❤❤

  • @Leave-me588

    @Leave-me588

    4 ай бұрын

    ጽቡቅ ይሃብኩም ጎሮቤትና😅

  • @mshdo1712

    @mshdo1712

    3 ай бұрын

    ከምዚ እንተ ኢልኩም ካብታ ባሕርና ክናጭንወኩም ኢና ❤

  • @Sim-rv8rl
    @Sim-rv8rl5 ай бұрын

    My favourite full movie...Wow

  • @degolahferom178
    @degolahferom1784 ай бұрын

    Bhaki gelaxit film yoni btaemi zednikeka bertie kibleka yfetu bhafesha deki ere acters be strong mehari nhzbnan menisayetnan tekrbuwo fetary ab srahkum awet adaliton ygberelkum 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-sg7ps6kk3z
    @user-sg7ps6kk3z5 ай бұрын

    ብጣዕሚ ንእድቲ Filim ብፍላይ ክኣ እታ ዝፈትዋ ኣርቲስቲ ኒያት ደጊመ ምርኣየይ

  • @fnanamanuel7847
    @fnanamanuel78475 ай бұрын

    waaw ብጣዕሚ ኣዝያ ጽብቅቲ ፊልም ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮሰ ምኻኑ እዩ ኣጆኹም ኣይትሕመቁ ቀጽልዎ ብፊላይ ክኣ ዮኒ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yanethabib9045
    @yanethabib90455 ай бұрын

    Yoni you're best actor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @maranatae
    @maranatae5 ай бұрын

    Well done 👍 love it from beginning to the end keep it up Yonas

  • @nati-tewelde
    @nati-tewelde5 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ዮኒ ኩላ ምላ ዝወጻ ደይብላ ግን ከምዚ ብሉጽ ስራሕ ክትሰርሕ ትኽእል ተኾንካ ድገመና እበር

  • @nanetataye1679
    @nanetataye16795 ай бұрын

    Wawww good job yoni hawey.you are one of the best actors in 🇪🇷.Love you deki rimey❤❤❤

  • @user-xq6vq5ds5g
    @user-xq6vq5ds5g5 ай бұрын

    Wowwwww very interesting movie!!Kab kulu nyat amxiekuma nyat mkrti

  • @Mile-wedi-Barentu
    @Mile-wedi-Barentu5 ай бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ደቂ ኤረይ ❤❤ ግን ኣብዛ ፊሊም ገለ ነገር ዝታዓዘብክዎ ኣሎ ኒያት ማሓሪ ነዊሕ እዋን ኢያ ጌራ ኔራ fillm ምስራሕ ካብ እትገድፎ ገዲፋቶ ዲያ ወላስ እንታይ ሓደ ፈጣሪ ኢዩ ዝፈልጥ ኣብዛ fillm ምስ ራኣኽዋ ግን ነብሳ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረቶ ሓሚቃ ኣብ ክሳዳ ውን ገለ ዘስደምም ነገር ሪኤላ ሓሚማ ዲያ ኔራ ንምንታይ'ከ shear ዘይበልኩማ ህዝብና ታሓጋጋዚ ሙኻኑ እና ፈለጥኩም ግን ኣብዛ fillm ዲዩ ወላስ ባኣካል ውን ከምዛ ዘላታ ኢያ ዘላ እስከ መሉሱለይ ተገዲስኩም 🙏𝐩𝐥𝐬🙏🙏

  • @natuteklu2959

    @natuteklu2959

    4 ай бұрын

    Behayli ketehemema deleka guduse zega 😂😂😂😂😂😂😂

  • @hermonzerit
    @hermonzerit5 ай бұрын

    ቃላ ዓርክይ ይበል ገረማ ፈቅር ወዲ ከፍትውካ ሞዓት አያ ማይ በስቲ❤❤❤❤❤

  • @EriNikhat
    @EriNikhatАй бұрын

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ኣምላኽ መመሊሱ ንሃገርና ኤርትራ ይባርኽን ካብ ክፉእ ይሓልዋን። ኣዋልድና ከም ንያት፣ ኣወዳትና ድማ፣ ከም ዮናስን ሰዒድን ይኹናልና። ኣሜን።

  • @suzanaeseyas6571
    @suzanaeseyas65715 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብሰንኪ ሓንቲ ዕድል ምሃብ ቡዙሕ ክሳራ ከመ ዘጋጥም አያ ተረድአ ሩሑስ ኣውደኣመት ደቂ ኤሬይ ጹቡቃት❤❤

  • @yorsalemkinfe7351
    @yorsalemkinfe73515 ай бұрын

    Wwwwww good job yoni Hawey ajoka kexlo you are one of the best actors, love you deki erieyy ❤️❤️🙏🥰

  • @nebiatmussie8798
    @nebiatmussie87985 ай бұрын

    Wawwwww gele aynet film yoni hawey gn bka ab dhan zkone channel zergihkaya ❤ happy new year and rhus awdamet ygberelkum deqi eri ❤

  • @KisanetMelake
    @KisanetMelake5 ай бұрын

    Welcome & Happy New year deki erey❤❤❤

  • @samirahamid9739
    @samirahamid97394 ай бұрын

    Waw amazing job Yoni keep it up ,we’re waiting more ❤

  • @milkiyasfilmon3415
    @milkiyasfilmon34155 ай бұрын

    ጥንሲ ቅድሚ መርዓስ ነውሪ እዩ ዝነበረ ከም ፋሽን የእቲኹሞ በቃ, ተሕዝኑ።

  • @jaferali5831
    @jaferali58314 ай бұрын

    Thanks for wonderful movies and good listen for others 👏

  • @user-ts2sk4fy9v
    @user-ts2sk4fy9v5 ай бұрын

    nay bhaqi meharit sean hanti edil nbzuh edmeka tbdl❤❤❤❤ happy New Year deqi erey❤❤❤❤❤

  • @Tufah-Entertainment

    @Tufah-Entertainment

    5 ай бұрын

    happy new year🍾

  • @wudassieguesh8558
    @wudassieguesh85585 ай бұрын

    Amazing movie wowww thank you.

  • @denayitfsaha5418
    @denayitfsaha54185 ай бұрын

    Mara mahart film ms zfetwom tewasati ❤

  • @tsadkan7968
    @tsadkan79685 ай бұрын

    Well come deqi Eritrea.

  • @mikiashaley1295
    @mikiashaley12955 ай бұрын

    ዮኒ ሓወይ ቀጽሎ እመ ብርሃን ዕድመን ጥዕናን ትሃብካ ። እምነት ልክዕ ከም ወረቀት 'ዩ ሓንሳኣ እንተ ተቀዲዱ በቃ ።

  • @thomasandmelody1089
    @thomasandmelody10895 ай бұрын

    Amazing good job, Yonas !!

  • @martaabraham8272
    @martaabraham82725 ай бұрын

    Amazing movie ever 👏

  • @user-xz5cd2cc4c
    @user-xz5cd2cc4c5 ай бұрын

    My favourite full move❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MNBARMELA
    @MNBARMELA5 ай бұрын

    Woww😮💯✅👍🏾 Naybehaqi blxti film ms bluxat tewasaeti ❤ Thank you 🙏🏼

  • @Humanthe9th
    @Humanthe9th5 ай бұрын

    Great movie!

  • @muzittadese8857
    @muzittadese88572 ай бұрын

    Waww gel aynt Zanta yoni hawey mglxi senla netu hafety ayttfewa bejkum ❤❤❤

  • @timnitderar
    @timnitderar5 ай бұрын

    ፍቅረይ ብሉጽ ኩሉ ግዜ ከም ልበይ😥❤

  • @MahasenYasen-le8tn
    @MahasenYasen-le8tn5 ай бұрын

    Owww nay bhaqi film meharitn mesatitnya emo yoni jegna ajikha Happy New year 🎉 ✨️ 💛 🤗 💖 ☺️ 🎉 ❤❤❤❤❤

  • @EsromMekonen
    @EsromMekonen4 ай бұрын

    ፅብቕቲ ፍልም ብሓቂ

  • @solomonaster
    @solomonaster4 ай бұрын

    Very educative movie. Well done.

  • @sesu775-
    @sesu775-5 ай бұрын

    N Mejemerta gize b shemay movie Semie ❤

  • @user-nm5or8ei8j
    @user-nm5or8ei8j4 ай бұрын

    Wowww gele aynet film so nice job ❤

  • @rutess97
    @rutess975 ай бұрын

    Wawww btaemi xbukat Movie ❤️

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74025 ай бұрын

    Wawwwww Good job super job keep it ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹

  • @Ermihabeney
    @Ermihabeney5 ай бұрын

    Amazing job ❤❤❤❤❤

  • @willwilimars9093
    @willwilimars90935 ай бұрын

    nice fim wellcom back deki eray thanks gelaynet beqat ❤❤❤🎉

  • @Sweet_Dreams88
    @Sweet_Dreams884 ай бұрын

    Nice Movie Yoniyeee Thanks

  • @grmawittesfa8996
    @grmawittesfa89965 ай бұрын

    Betaemi xebketi serahe wow ❤❤❤❤🇪🇷

  • @hiwetkidane9833
    @hiwetkidane98332 ай бұрын

    Niney abay seb jigna meswaetiki hademealti blchu eyeryena ❤❤❤❤❤❤

  • @user-fj1vw6ku9i
    @user-fj1vw6ku9i3 ай бұрын

    Amazing job❤❤❤❤❤

  • @feventesfay3310
    @feventesfay33105 ай бұрын

    ዋውው መግለጺ ኣልቦ ብልጽቲ ስራሕ ብሉጻት ሰባት ❤❤❤

  • @user-ph6yp5of1f
    @user-ph6yp5of1f5 ай бұрын

    Great job yoni proceed 👍👍👍

  • @musicismylife6482
    @musicismylife64825 ай бұрын

    Mara xbuk sirah yoni hawey keep going well done ❤❤

  • @tigestimehari3262
    @tigestimehari32625 ай бұрын

    Wawww geleaynet film yoni qexilo ❤❤❤❤

  • @iloveyoumummy1899
    @iloveyoumummy18995 ай бұрын

    You reminded me my best friend who I use to love ❤ Amazing movie brukateyyyy ❤❤

  • @saadaYasin-nl9el
    @saadaYasin-nl9el5 ай бұрын

    ከምዚ ኢዪ ክዝህለካ ቢኢድካ ክዊዕካ ብማንካ ብሪቦ ቃል

  • @user-ej2if7os5x
    @user-ej2if7os5x5 ай бұрын

    Well come🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @zdr-gz1zy
    @zdr-gz1zy20 сағат бұрын

    Wowww geleaynet btaemi blxti dess eilatni🎉🎉🎉

  • @rahwaalembirhan9191
    @rahwaalembirhan91915 ай бұрын

    ዋው ዮነይ መግለጺ የብለይን ❤❤❤❤❤

  • @tirhashagos26
    @tirhashagos262 ай бұрын

    ቃል ትዕግስትካ ደስ ዝብል እዩ ቀፅለሉ

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob87525 ай бұрын

    Forsa 1000 subscribers nebxahaya

  • @herityhadgu536

    @herityhadgu536

    5 ай бұрын

    Nmntay 1k kenebxaha?

  • @kidanemariameyob8752

    @kidanemariameyob8752

    5 ай бұрын

    @@herityhadgu536 ካብ ዩቱብ ኣታዊ ገንዘብ ክትረክብ ብውሑድ 1000 ሳብስክራይበራትን ን4000 ሳዓታትን ክረአ ኣለዎ ፊልምታት ኣብታ ቻነል ዘሎ።

  • @erimozaicmedia

    @erimozaicmedia

    5 ай бұрын

    ​@@herityhadgu536eza film bksara zergihoma sle zelewu.1k entebexiha gn monetize sle tbahal nzqxil srah kab ksara kidhnu.

  • @freweyniefrem4898

    @freweyniefrem4898

    5 ай бұрын

    Yegbeom yu hawey, kemu mehsabka wun neaka yegbaeka yu

  • @meronyowhans1027
    @meronyowhans10275 ай бұрын

    Woww btami temten mahareten film ab qexale kemzi zebel serah kenxeb ena❤🤗🎞️

  • @haftegabrandebrhan9930
    @haftegabrandebrhan99305 ай бұрын

    well come

  • @user-pz9lu8xm1u
    @user-pz9lu8xm1u5 ай бұрын

    I love this move Good job❤❤❤❤❤❤

  • @meazahabtemariam7966
    @meazahabtemariam79664 ай бұрын

    Btaemi xbuk srah ❤❤❤

  • @yoditberhe
    @yoditberhe5 ай бұрын

    Nic movie kab kulu niyat ms rekwa des ilni gn dhan dya ksada sharba teteqlila wediata

  • @user-kl3lx4ev2
    @user-kl3lx4ev25 ай бұрын

    Well come ❤🥰🥰😍😘

  • @maxinore200
    @maxinore2005 ай бұрын

    Yoni ambesa ❤❤🎉🎉🎉

  • @mamaynataymaminaty4936
    @mamaynataymaminaty49364 ай бұрын

    Yes 2024 full movie tray amxulna kmzi nay Ethiopia pls

  • @fyoritsegay5797
    @fyoritsegay57973 ай бұрын

    ደቂ ኤረይ ጽብቓት ብታዕሜ መሃሪት film ቀጸልዎ bravo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-md8lj5xc1x
    @user-md8lj5xc1x5 ай бұрын

    Nice film

  • @user-if8mr4ed9c
    @user-if8mr4ed9c5 ай бұрын

    ዋው ዋው

Келесі