ዛንታ ኢራብ ኢሎማ ብ ድምጻዊት ኣበባ ሃይለ። erab eloma b Abeba Haile & Isseyas Tsegay. eritrean Music

Ойын-сауық

erab eloma b Abeba Haile & Isseyas Tsegay. eritrean Music
Instagram World_love77
#worldLove #eritreanEntertaiment #eritreaMusic #Tgraymusic

Пікірлер: 33

  • @drarbeyene5603
    @drarbeyene56034 жыл бұрын

    ሰላም ኩቡር ሓው ኣዝዩ ዘሐብን በቲ ካላእ ድማ ምስቲ ህብና ኣሻሓት ኣለምን መሰልታን ከፊሉ ከብቅዕ ዘሕልፎ ዘሎ ካብ መሪር ዝመረረ ውርደትን ሓሳረ መከራ እናራኣኻ ደም ትነብዕ!!ብዝኾነ ክላበወካ ዝደሊ ነቲ ሓድጊ ኣለም(ኢራብ)ዝኾነ ወዳ ብሂወት እንተልዩ ከምቲ ታሪኻ ክትረክብ ዝገበካዮ ጻዕሪ ነዚ ዉሉዳ ረኺብካ ናብ ሓፋሽ ምሕጽንታ ኣቕሪብካ ሓገዝ ዝረኽበሉ መንገዲ ሃሶው ክትብል ኩሉ ኤርትራዊ ውን እጃሙ ከበርክት በዚ ኣጋጣሚ ኣምሪረ ክምሕጸን ይደሊ የቐንየልና ኩቡር ሓው!!!

  • @angosomhagos2160
    @angosomhagos21604 жыл бұрын

    ዋውውውውው ነይታ ብታዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ ዛንታ ብምዝታዉካ ብታዕሚ የመስግነካ ጠዓመ ኣርከይ ብቅዓት ኣቀራርባ ኣብ ቦቱኡ ሎ ቀጽሎ ቀጽሎ 100%100

  • @user-fc8jq3mu1l
    @user-fc8jq3mu1l4 ай бұрын

    Bravo ketsilo tarik tegadeltna kem natom tezygeberna nety zgeberwo kenzentwo alona Teawet Teawet 🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fitsumamine75
    @fitsumamine752 жыл бұрын

    ከመይ ትኸውን ክቡር ሓው። ኣብዛ ፖስት ጌርካያ ዘለኻ ሓደ ዝተንከፈኒ ነገር ስለዘሎ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ። ወዳ ነታ ጅግና ስውእቲ ተጋዳሊት ኢራብ ዛግረ ዝበሃል ዋጋ ናይቲ ኩነታት ዘስዓቦ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናይ ኣካልን ቅሩብ ከኣ ናይ ስነ ኣእምሮን ጸገም ብምግባር ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ከተማ ተሰነይ ኮይኑ መኪና ይሓጽብ ከምዘሎን ገዛ-ኣልቦ ወይ ከኣ ግዳም ሓደር ኮይኑ ይርከብ። ገለ ግዱሳት ሰባት ክሕግዝዎ ዝኽእሉ እንተ ተረኽቡ ኣነ ብዓቅመየሰ ናብቶም ዝፈልጦም ናብ ማሕበር ምትሕግጋዝ መተዓብይቲ ተሰነይ እትብሃል ግሩብ ሼር ክብላ እየ። ብወገንካ ውን ንዘለካ ናይ ሰዓብቲ ብልጫ ተጠቂምካ ብሓላፍነት ናብ ኩሉ እዝኒ ኤርትራዊ ከተብጽሓሉ ብስም እታ ስውእቲ ወላዲቱ ኢራብ ይላበወካ።

  • @fqriemnetu1383
    @fqriemnetu13834 жыл бұрын

    Nice job hawey natey😍

  • @nkedem_belu
    @nkedem_belu4 жыл бұрын

    *ዋው ኢራብ ዝፈትዋ ደርፊ*

  • @natitsegay2169
    @natitsegay21694 жыл бұрын

    Bmejemerta thank you bro 🙏, Emo Alem tsegay ab 1983 tesewiya eta hanti Alem mesfn Kea 1974 eka Slezi hakom alewu Alem mesfn ya kedameyti switi

  • @worldlove9447

    @worldlove9447

    4 жыл бұрын

    Kbur haw . Erab Alem xgay eya. Erab eza ab slahta werar ztesewet eya. Slahta werar kea 1983 eyu neru.

  • @tayerlove4027

    @tayerlove4027

    10 ай бұрын

    እቲ ዛንታ ናይ ኢራብ ኣለም ጸጋይ ። ብዛዕባ ቀዳመይቲ ስውእቲ ጓለንስተይ ተኾይንካ ግን ጽቡቕ ኣለኻ ኣለም መስፉን ኢያ ቀዳመይቲ ስውእቲ ጓልስተይ ኤርትራ እዚ ዛንታ ግን ብዛዕባ ኢራብ ጸጋይ ኢዩ ኣበባ ሃይለ ውን ካብ ቃላ ኢላቶ ኢያ ኣብ ሰላሕታ ወራር ዝተሰወት ኣለምጸጋይ ምኳና ። ኣለም መስፉን ኣብ ሕድሕድ ኲናት ኢያ ተሰዊኣ ቀዳመይቲ ስውእቲ ምዃና ድማ ትፍለጥ።

  • @agaazyanmedia9794
    @agaazyanmedia97942 жыл бұрын

    የቀንየልና ቐስሎ ሸር ጌርናዮ ኣለና

  • @abelosten2724
    @abelosten27244 жыл бұрын

    *ich will dir nochmal danke sagen*

  • @mulugeta6522
    @mulugeta65224 жыл бұрын

    THANKS bro

  • @tesfalemgoitom8362
    @tesfalemgoitom83624 жыл бұрын

    Nic bro

  • @dlietproduction7194
    @dlietproduction71943 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝምስገን ታሪኽ ኢኻ ኣቅሪብካልና ክብረት ይሃብካ ብፍላይ ናይ ውሉዳ ግን ዝገበርካ ገርካ ክትረኽቦ እንተትፍትን እንተ ረኺብካዮ ድማ ብሓዲሽ ዘሐጉስ ናቱ ታሪኽ ክተቅርበልና ክጽበየካ እየ።

  • @user-wf6gi8wi3c

    @user-wf6gi8wi3c

    7 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ታሪኽ

  • @okubayandom7662
    @okubayandom76622 жыл бұрын

    Kexlo bravo

  • @yemaneshishay
    @yemaneshishay4 жыл бұрын

    ብታሚ ኢና ነመስግነካ ኣርከይ

  • @dahlakmedia3716
    @dahlakmedia37164 жыл бұрын

    Ab hadas Eritrea 17 ሰነ 2014 ከምዚ ዝብል ጽሑፍ የለን

  • @zkrientertainment

    @zkrientertainment

    4 жыл бұрын

    ዓምዲ ገጻት ሂወት ከ ኣንቢብካ ዶ

  • @ghirmaykifom1500
    @ghirmaykifom15004 жыл бұрын

    ክክክክክ ታሪክ ኣይተባላሹ ኣለም መስፍን እያ ቀዳመይቲ ስውእቲ1974 እዛ ትብላ ዘለካ ኣለም ጸጋይ 1983 ትብል ኣለካ ባዕልካ ደቂቅ መጽናዕቲ ውሰድ

  • @waterfall9624

    @waterfall9624

    4 жыл бұрын

    ክክክ ጽቡቕ ኣለኻ ግን ኣበባ ን ኣለም ጸጋይ ኢያ ደሪፋታ። አታ ደርፊ ነየነይቲ ኣለም ከም ዝተደረፈት ኢኻ ተደናጊርካ ዘለኻ ።

  • @wedimemhr4124
    @wedimemhr41244 жыл бұрын

    Ja bejaka Deutsch amxalna kulakum eko tefikumna loms

  • @yoniwedigash3418
    @yoniwedigash34184 жыл бұрын

    74 doyeqdem 83 dunr tarik aytebalshu alem stgay tibahal bedhrit eya tesewa

  • @tayerlove4027

    @tayerlove4027

    10 ай бұрын

    እቲ ዛንታዩ ናይ ኣለም ጸጋይ እምበር ቀዳመይቲ ስውእቲ ኣይኮነን እቲ ዛዕባ ቀዳመይቲ ስውእቲ ጓል ኣንስተይቲ ጽቡቕ ኣለኻ ኣለም መስፉን ኢያ 74 ኣብ ሕድሕድ ኲናት ከም ተሰወአት ይፍለጥ ኢዩ። እዚ ዛንታ ግን ናይ ኣለም ጸጋይ ኣብ 83 ሰላሕታ ወራር ድሕሪኣ ዝተሰወአት ኢዩ። ኣበባ ሃይለ ውን ባዕላ ከሙኡ ኢላ ኣላ ሓቁ ኢዩ እዚ ወዲ

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere4 жыл бұрын

    ወዲ ኢራብ ሕጂ አበይ አሎ

  • @dahlakkebir6736

    @dahlakkebir6736

    3 жыл бұрын

    ኣሎ መሽክናይ ናይ ጥዕና ጸገም ኣለዎ ኣቡኡ እቲ ወዲ ሸርሙጣ ሸገግ ዝባህል ኮነረል እዩ ባዓል ሓንቲ ማዓልቲ ንወዱ ሓጊዝዎ ኣይፈልጥን

  • @liyahagosasmelash2788

    @liyahagosasmelash2788

    9 ай бұрын

    Uyyyy haqika dika eway 2 mot

  • @megeshahdgetdkamalbo1743
    @megeshahdgetdkamalbo17434 жыл бұрын

    Thawawiska ala hawey 74 83 men eyu zkdm

  • @worldlove9447

    @worldlove9447

    4 жыл бұрын

    kemey maltka

  • @megeshahdgetdkamalbo1743

    @megeshahdgetdkamalbo1743

    4 жыл бұрын

    World love men eya akedima tesewia alem mesfn or Alem xegay?

  • @zkrientertainment

    @zkrientertainment

    4 жыл бұрын

    ዘይተሓዋወሶ ንዓካ ዘይተረዳካ ከይከውን እታ ኣብታ ደርፊ ኢራብ ትበሃል ዘላ ኣለም ኣብ 83 ያ ተሰዊኣ እታ ንስካ እታ ቀዳመይቲ ስውእቲ ኣለም መስፍን ከኣ 74 ። ክልቲአን ኣለም ዩ ስመን ፡፡ኢራብ ግን እታ ኣብ 83 ዝተሰውአት'ያ።ተረዲእካ ክከውን ተስፋ ይገብር..

  • @zkrientertainment

    @zkrientertainment

    4 жыл бұрын

    @@megeshahdgetdkamalbo1743 alem mesfun

  • @megeshahdgetdkamalbo1743

    @megeshahdgetdkamalbo1743

    4 жыл бұрын

    Aቢቲ 27 brova xubuk meglexi eyu kab zey mridideae eyu ane erab men eya ahkonkun hatite kedameyti swieti erab eya alem xegay zbele mediluni eyu b gega teredieyo thanks for your polite message 🙏

Келесі