ሌባ ሌባ ፕራንክ... ባጃጅ ኣዳፉኢኒ ኢሉ ጠሊምዎም 😂ዝኣምኖም ሲኢኖም😥
ንፈለማ ግዜ ናይ ፕራንክ መደብና ኣብ dw internation television (ድወት)ሰምበት ጀሚሩ ኣሎ :: ኩሉ ግዜ ሰምበት 9:40 ኣብ dw ቴሌቭዥን ተፀበዩኒ 🥰 ናይዚ ቻነል ቤተሰብ ካብ ልቢ እየ ዘመስግን ሳላኹም እየ ኣብዚ በፂሐ 🙏
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ
@gereemunentertainment
@yadaprank
#tigray #eritrea #prank #ethiopia
Пікірлер: 248
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ እቶም ትጻረፉ ወይ ከምዚ ኣይትግበር ትብሉ ፕራንክ እንታይ ምኳኑ ሰለ ዘይትፈልጥዎ ሱቅ በሉ ፕራንክ ማለት ንሓደ ሰብ ካብ ሓሳብ ወጻኢ ትገብረሉ እሞ እንታይ ዓይነት ገጸ ባህሪ የንጸባርቅ ኢዩ ስለዚ ጽብቅ መደብ የቅርብ ኣሎ ተኪኢልኩም ተዘናግዑ ኣስተማቅርዎ ተዘይኮኑ ሱቅ ጥዑም ኢዩ ። የዳ ድማ ናዓካ ፕራንክ ክገብረካየ ዮቲፕ ቻነል ዳኣ የብለይን እምበር ወላ ኣብ ፈይስብከይ ክጥቃዓካየ ተጸበ 😄😆😂😂 🥰from 🇪🇷
@yadaprank
2 ай бұрын
Thank you nay libey negirkaley🙏😂
@user-ku7ur2mh6u
2 ай бұрын
ጎቦዝ፣ፅቡቅ
@user-id6zw3vc5e
2 ай бұрын
ንሰብ ሞራሉ ዝሃሲ ኣይትግበሮ ማለትና ኢና ሪኢቶና ንህብ ዘለና እምበር ፕራክ ዳኣ እንታይ ኮይና ዘይንፈለጦ ህውከት😂😂
@ksanethaile2624
2 ай бұрын
@@user-id6zw3vc5e 😄😆🤣 ብፕራንክ ሞራሉ ዝህሰ ሰብ ተሊዩ ማይ ጨሎት 17 የሕጽቦ ህውከት 😄😆🤣🤣🥰🥰🥰
ፉቱዋት ጠፊኤ ዝለዝመፀኹ ቪዶታተይ ናብኩሉ ኣይበፅሕን ዘሎ..please ናብ ኩሉ ክበፅሕ share & like ግበሩለይ
@Halamadr146
2 ай бұрын
Ok
@zaebakulu8553
2 ай бұрын
እረ እዚ ትንዕ ምባል ይትረፍካ ዋ የሕዋትና ኣይተሸማቕቆም ክቡር ሓው ብዝተረፈ በርትዕ
ደቂ ሪመይ ከመይ አልኩም ናይ ያዳ አድነቅቲ ላይክ👍👍👍💕💕💕🇨🇳💕🇨🇳🌿🇨🇳🌾💕💕🌿🌾
አታ ሰብ አይተዳፍኡ ታይ ዓይነት ፕራንኪ እዩ😢😢😢😢😢
ያዳ ልዞም ፕራንክ ትገብርዎም ሰባት ግን ዝኩሉ ልቦም ጠፊኡ ጥርሖም ኣይትስደድዎም ዋላ ናይ 100 ካርዲ ሸልምዎም 😢😢😢
@yadaprank
2 ай бұрын
eshini
@EtadaErada-rs9bz
2 ай бұрын
ብሓቂ😢
@user-lj1ll3hx3d
2 ай бұрын
ብጣዕሚ ማርያምን 😢
ፈፂሙ ኣይስሕቅን ስርዓት ግበር ንዓበይቲ ሰባት ፕራክ ኣይትግበር
@adfvv3688
2 ай бұрын
ማርያምን እዝይ ስራዓት ካም ዝሕዝ ክግበር ኣለወ ህዝብና ልባዕሉ ዘየዐረፈ ላሃለየ ኣብዝይ የደግፅወ ኣለዉ😢
ዋይ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ደሰ ኣይብልን😏
@user-dw9dy1pz1v
2 ай бұрын
ሓቂ😢
ያዳ ሓወይ መዓረይ ናይ ሎምስ ፕራንክ 🥲💔ናይ ብሓቒ ደንጊፆም ኣህዋተይ መሳኪን🥲🥲
ያዳየይ መሕረር ኣትሰንብደም እና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ💜💜🥰🥰
ያዳ መሕረረ❤❤😂😂😂😂😂 ተጋሩዋይ አይትስአኑ ዓይኒ ፅላኢኩም ይደፍን❤❤❤ ፍትሒ ን ክብደይ ቆሲለ ብስሓቅ😂😂😂😂😂
ኣይ ሓደ ናይምንባር ዕላምኡ ዝወደአ ከይረኽበካሞ ለኪሙካ ከይጠፍእ😅😅😅
@user-tn9yu7pv3b
2 ай бұрын
😂😂😂😂
@Justworkhard-iu4ry
2 ай бұрын
😂😂😂😂 ሓቂ
ያዳ ብልቢ እየ ዘድንቅኻ ሓሪፈ ስራሕ እዩ ቅጽሎ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yadaprank
2 ай бұрын
🙏
ያዳ ዕድሜካ ይንዋሕ ዋ ክሳዕ ዘረባ ዝጠፍኦ ተደናግርዎ😁😁💚💚
@zaebakulu8553
2 ай бұрын
ሃሳስ እንታይ ዘስሕሕ ኣለዎ እዚ ህዝቢ እናተሾቑረረ
@user-mt1kx5kc4o
2 ай бұрын
@@zaebakulu8553 ችዲ
Waw edmen tana yhabka fetari yada❤❤❤❤❤
ኸምዚ ዓይነት ፕራንክ ምንም ዩ ደስ ዘይብለኒ ቀይር ቀይር ያዳ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@yadaprank
2 ай бұрын
Eshini
@Halamadr146
2 ай бұрын
@@yadaprankጽቡቅ ኣሎ ቀጽሎ
@Adutigray
2 ай бұрын
ታይዓይነት ፕራንክ ተደሊ😅😅😅
Bravo bro ketslelu tekielka mealti mealti video sded 👍👍👍
ታእዩ ከሕዝነካ በጃካ እዚ ደስኣይብልን😢
ችድ ረሳሕ ዋይ እካ ከብደይ በልእንይ ዝወድይ😢
@Haftomteklebrhan
2 ай бұрын
Resah aybehaln astayet eyu zwehab
@gamilahgamilah3329
2 ай бұрын
@@Haftomteklebrhan መዓረይ ርእክዮም ቶም ኣወደት ከብድካ ይበልእካ ዋይ መምሀሃራ ነገር ዘይገብሩ ህዝብና ኮ ብጭንቀት እዩ ተወጥሩ እንዮ ገና የዕረፍን ቀ
@Ngsti518
2 ай бұрын
አረ ረሳሕ ኣይባሃልን😮
@adfvv3688
2 ай бұрын
አረ ብማርያምካ ካምዝይ ከይትሰርሕ ዋይ ልቅርሺ ኢልካስ ካምዝይ ሰባት ተሰብድ 😡😢😢
@freweynihadush255
2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢@@gamilahgamilah3329
እዉይ ከፈተዉካ እዞም ህዝብናሰ ልቦሞ ፃዕዳ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ማዳዋይ ይመችኻስ ጥራኣይእ❤❤❤
ያዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ🙏❤💛
ስላም ያዳ ሓወይ ብጣዕሚ እየም ለሕዝኑካ ማለተይ መሳክን እየም ንስራሕ ናከዱ ናሃለዉ ኣይት ደንግፀም በጃካ ንዓበይቲ ፕራንኪ ኣይትግበር 🙏
ሃምና ለማዓቲ ስሒቀ ኣይፈልጥይ😂😂😂😂😂😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ያዳዋይ❤እህ ኣሕዋተይ ልቦም ኣውፅካዮም ኮ ያዳ መሕረር ሓደ ዝሞሮሮ ከይረክበካ ሓደ ማዓልቲ😂😂😂
አረ ያዳ ሓወይ ነቶም ፕራንኽ ትገብሮም ሰባት ዋጋ ኻርዲ ዋላ ሸውዐኣብለሎም😢ዋጋ እቲ ዝድንግፅዎ ዘይኾን😕
እረ ይመችኹም❤ ይዳ😂😂
😂😂😂😂😂ስርቂ እዩ ልኾን ሸዋል ያ😂😂😂😂😂
Yada tewnah gerami new
Wuyyyyyy zereba tefieni ምንጪ ስሓቅ ዝኮንካ ሰብ 😂😂😂😂
Ymech yada ❤❤😂
😂😂😂😂😂yada tifile eka
ማራ ኣሕዚኑን ማዓረይ🥺
አረ ይመችኻ😂😂😂😂😂😂
አረስሓቅ ሞቱኹ😂😂😂😂😂😂😂😂
ታይ ካስሕቅ እዝይ አሕዝንን አለሰ እፍፍፍፍ😢😢😢😢
አዚኣ ብትኽኽል ሓገዝ ዝደሊ ክፈርሕ ይከእል መምሃሪ ነገር ኣይመስለንን 🤗🤕
ኣይ መሕርር😂😂😂
እረ ይመችካ ያዳ 😂😂😂😂
Weye yard 😮😂😂
ያዳ ተሪአዮ ሳሓቅ እየ ዝሞት😂😂😂
@yadaprank
2 ай бұрын
😂🙏
ሽረ ይመስል ትዓዲግን ሓቀይ
❤ያዳ መሕረር😂😂😂 እቲ በራሕ ሰብኣይ ኣሕዚኑኒ
ብራኪ ኣቦ😂
Way yada mehrer 😂😂😂
Nne I swear to god kem nay yada prank sehike ayfelten ufffffffff😂😂😂😂
ጺብቅቲ ፕራንክ ነራ ጊን አታ በትሪ ንይ ዓይኒ ሱዉር ሓጺራ
ኤህ ያዳ 🤣🤣🤣 ታይ ገበርኩም ማሳክን😢
ያዳ ቀፅለሉ ገራም ፕራንክ ግን እዞም መሳክን የሕዝንን ኣለዉ 😢😊❤❤❤😂😂😂😂😂
ኣየ ያዳ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ😮
ያዳ መሕረር 😂ጨጎሮኣም ኮ ልሒፅካዮም ካሕዝንካ😢
ያዳዋ ክፈትየካ❤😂😂
ኣይ ያዳ መሕርር❤😂😂😂😂
Ape apepe kkkkkkkk 😂😂😂 that's why I like this channel 😂😂😂😂
@yadaprank
2 ай бұрын
🙏❤
ትክአል ኢካ
Appreciate 😂😂😂😂😂👍👍👍👍❤❤
ኣታ ሓደ ናብሰብ ትንዕ ኣይትበሉ ካልኣይ ከዓ ምስ መሓዛኩም ስርሑ ሰብ ኣይተሳቕዩ ወይፊልሚ ገይርኩም ንቲ ተመልካቲ ሸውድዎ ካብ ን ዚኦም ተሳቕዩ ዋ ክሕዝኑኻ የዓኺ 😢😢😢😢
@gamilahgamilah3329
2 ай бұрын
መጣቅእይ ዝኮነ ህዝብይ ያደ ጅግና የዳ ጎበዝ ይብል ሓሳዊ ዝከነ ህዝብይ ዓገብ ንበል ዋይ ከምዝይ ገይሩ ንሓወይ ናጋፍአ ተጸንሕንይ ዓይኑ ከውጸኦ ነይረ ኣየ ዋይ😪
@yadaprank
2 ай бұрын
🙏
@yadaprank
2 ай бұрын
ድሑር😂
@zaebakulu8553
2 ай бұрын
@@yadaprank ንዒቐካ ክንድግዛዕ ስብኣይ ትፃረፍ ቻው በል ይመችኻ
@zaebakulu8553
2 ай бұрын
@@gamilahgamilah3329 እረ እምበኣር ይፃረፍ ሎ እምበኣር ሚድያ ኣይተረደኦን ገና እዩ ስሒበለኩ ኣነ
Bejaka eileka nseb zeshk zeznanu NSEB AYTECHENK way
ብጣዓሚ ክሕዙኑካ ዞም ብራክ ዝገበሮም ልምንታይ ልዞም መሳክን መሪፅካ እስቲ ህድህድ ገለ ዙኮኑ ብራክ ገበሮም አቡኡ ክጥፉኡካ እዮም ሓወይ ተትኮን አብዚአ ብራክ ተትገብሮ ክልተ አስናንካ መምለቀልካ ኔሩ
በራሕ ኮንካስ ትሰርቅያ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
በይዛኹም ልህዝብና ዘደናግፅ ፕራንክ ግደፉ ኣነ ብጣዕሚ እዮም ዘሕዝኑኒ
ዙናመጀመርያ ኣሒዚንኒ😢😊
Yada mehrer😂😂😂
ንዓበይ ፕራክ ኣትግበር 🥺
ማሪያምን ኣሕዝነምኒ🤔❤
ያዳ መሕረር 😁😁😁♥️
from Eyasu Electrician... 😂😂😂
@yadaprank
2 ай бұрын
😂 ma bro
ተገልበጥ ያኪ😅😅
ዋይ ህዝብና ዘፍርሕ ፕራንኽ ኣይትስሩሑ እንታይ ዝገበሩ ሰባት እዮም😢
😂😂😂😂😂😂😂😂😂 እንታይ እዚ ፌስታል ያ
ጾይመ ኢየ ዘለኹ 😅😅😅😅😅
ያ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ግደፍ ተኮነ ውንዐመናእሰይ😢
Yada qexlo zarkey
ያዳዋይ በጃካባ ንወዲ ባቡ ፕራክ ግበረለይ😂❤
@yadaprank
2 ай бұрын
eshi
Gena keyreakwo sihike 😂😂😂
@yadaprank
2 ай бұрын
😂❤
ሰብ መርርዎ እዩ ድነኦ የታዳናግፅዎም
ዘረባ ጠፊእዎ
ያዳ መሕረር😂😂
ያዳ መሕረር😂😂😂
ያዳ ግን ትፍለ ኢካ 😂😂😂
እረረረ ሰብ ናብራ እናዳፍኦስ👉 ናብ ጭንቂ አይተእትውዎ ያዳ
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ፕራንክ ዘይተሳቅቅ ፍትሕ ኣብላ ተስሕቅ።ገራማ ኣይድያ።😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ትንዕ ኣይትበሎም ፕሊስ ዋ 😢
ኤድ ያዳ መሕረር🤣🤣🤣
❤❤❤
😂😂👌
❤❤❤❤❤
ዬዳ ቅተለኒ ማርያምን ብሳሓቅ ክንደይ አቁሑ ማዳም ሰይረ ይመስለኻ😂😂😂
😂😂😂😂😂💛
ብኣካል ረኪብካ ዝኮነ ሽልሞ ቭድዮ ስሪሕካ ይቅሬታ በሎ በስማኣም ሓመድ ትብለዐኒ😢😢😢😢
❤❤❤😂😂😂😂
😂😂😂❤❤❤❤
😂😂😂❤
ጥእይ መሃርይ ስራሕ ስራሕ ተዘየለ ህዝብና ኣይተጋፍዕ ዋይ መን እካ ንስካ ልባእሉ ጨንቅዎ ዘሎ ህዝብይ ጭንቅይ ኣይትወስከሉ ቅርሽይ ክትኣርይ ህዝብና ኣይተጋፍእ ደደብ ከብድካ ይበልእካ ዘም ኣስብእት ኣሕዋተይ😢
Kemzia ayrkebuka eyu zebl😅
❤❤❤❤
ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ
😂😂😂😂😂❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😂❤
😃😃😃😃😃