"ፖለቲካ መራሕቲ ትግራይ ዝገብሩዎ ዘለው ፀወታ ኣንጭዋ ክልተ ዓንዴል ብመቐስ ክቑረፅ ኣለዎ!" ምስ ተጋዳላይ ታደለ መንግስቱ ዝተገብረ ቃለ መሕትት 2ይ ክፋል
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#ርእሶም_ገብረገርግስ
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ስነ_ጥበባዊ_ርእሶም
#Artist_Ruesom_Gebregergs
#ታደለ_መንግስቱ
#ተጋዳላይ_ታደለ_መንግስቱ
#Tadele_Mengstu
Пікірлер: 74
ጀግናና በርትዕ 💪💪💪💪💪 እግዚአብሄር ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣቤት'ወ ብልሒ ኣቕኒእኩምና ተጋሩ ኣሕዋተይ ዓይኒ ጸላእትኹም ይደፈና 🎉
አንበሳን ዋዕሮን ነመስግነኩም ! Please continue the struggle, because the future is yours ! The young have to bring about a meaningful change in Tigray.
ሰላም መድህን ሓፍተይ ከመይ ቀኒኺ፣ እዛ ሓወይ ዝብላ ዘሎ ምስ ደኸምካ ናብ ዓዳዊ ምጥምዛዝ /ም ጥዋይ 100% ናይ ህግደፍ ስራሕያ። ስለዚ ሱር ከይተኸለ ክትቆጻጸርዎ ክትኣልይዎ ኣለኩም እዚ ሓሳብዚ። ይቕሬታ ደንጉየ ብምስመዐይን ርእይቶ ብመሃበይን። እዚ ትገብርዮ ቃለ መሕተት ግን ኣጆኺ በርቲዕኪ ኣሎኺ ኣጆኺ መሊስኪ ጎብዚ።
I will like to say thank you so much for all you do. I am from Eritrea born in Ethiopia I live in the USA 🇺🇸 . I admire you and your dedication you are my inspiration. Thank you so much for all your hard work 💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Tigray needs you young man thanks for your service we ❤appreciate from USA
ንመጀመርያ ግዜ ተመሲጠ ዝሰማዕኽዎ መንእሰይ ከምዚኦም ዝበሉ መናእሰይ እዮም ንትግራይ ዘድልይዎ ፍሉይን መሳጥን ብሄራውነት ዝመነነ ብሉፅ መንእሰይ ❤️
BOLD and uplifting. Tigrai needs a few of you. 🙏 Medi
ብዛዕባ ፀጥታ ኣቅርብልና መዲ ጅግና❤
Thanks tadele from my Army and medi for your great contribution to save the people's of tigray,,,
Behaki Wedi Hzbi tigray eka 👍💛♥️
ተባረኽ ወደይ ሓቂ ኣባኻ ኣላ። ምስ ህዝቢ ዝወገነ ኩሉሻዕ ሓቂ ይሕዝ እዩ። ይቅኔልና መድሂን።
"ሰረቕቲ ተአኪቦምስ ሰራቒ ሲኢነ ይብሉ" 😄 funny but true
ተጋዳላይ ታደለ መንግሥቱ 👌 እምበር ተጋዳላይ!❤👍🙏
ኣጀኻ በሪትዕ❤
Very brilliant mind man go ahead God be with you
እዚ ጅግና ተጋዳለይ ብጣዕሚ ንትግራይ ስለ ዘድልያ ንሂወቱ ይፈርሕ ኣለኩ !! ወይ ኣነ ተጋሩ ክሳብ ክንድዚ ምውራድና ብጣዕሚ የሕዝነኒ መጨረሽታና እንታይ ክምዝኸውን ብጣዕሚ ኣብ ጭንቀት እየ ዘለኹ 💔😭
ድሕሪ ዳንኢል ብርሃነ ዝዓደምክዮ ፈላጥን ውፍይ ውልቀ ሰብ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ መድህነይ መዓረይ ናይ ብሐቂ ንህዝብ ትግራይ ወክልኪ ደው ዝበልኪ ወሐለ ርእሲ ኹለን በልሐት አዋልድ ትግራይ አለኪለኹ ዕድመን ጥዕናን ወስኹ የሃብኪ
ተጋዳላይ ታደለ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ ባሓቂ
ጀግና ከማካ ዝበለ የብዝሐልና❤
ብሉጽ
ተስፋ ዘለዎ መንእስይ❤❤❤❤❤❤
Ab tigray kemzi zble nay ztemehare seb analysis nikdmit metsyu nitegarun tigrayn zmtn mhdera ab zhatsere gizie kemzgahad emnetey eyu,,,matsae tigray bibusulat tegaru bruh kikewn eyu,,,long live!!!
ጅግና ወዲ ህዝቢ ሓንቲ ግን ናይ ፍትሒ ጉደይ ንኣብነት ጭወያን ክትራንን ዘይጠቐስካ ወይ እንታይ እዩ ኸ ትብል እቲ ፀገም ትብል
He is fully comprehends the real situation of tigray and tegarus , 🤔
በጃኹም በጃኹም ሕልና ዘለኩም፣ ለውጢ ከተምፅኡ ትኽእሉ ፣ ዓቕሚ ዘለኩም ሰባት ስልጣን ምልቃቕ ማለት፣ ስልጣንካ ነቲ ምንም ከይሓተተ ዝተቐረበሉ ዝውሕጥ ዝለመሰ በዓል ስልጣን ምግዳፍ፣ ንሱ ሂወትካ ክውስነልካ ምፍቃድ ማለት እዩ። እዚ ድማ ንትግራይ ብድሌትካ ንበላዕቲ ኣሕሊፍካ ምሃብ እዩ። ትግራይ ዝጠቅም ኣይኮነን። ስለዚ ምሕታትካ ቀፅል፣ ካልኦት እውን ክፅምበሩኻ ግበር፣ ለውጢ ንኽመፅእ ኣላዓዕል እምበር ከይትወርድ። ቅዋምካ ብቻ ከምኡ ጌርካ ኣፍልጥ። “እዞም ላዕለዎት ቤት ፍርዲ ዝገበርዎ ናይ ስልጣን ምውራድ ኣትሪረ ይቃወም” ኣብኡ ኾይኖም ዘጋጥሞም ሽግራት ንህዝቢ ብመግለፂ እናፍለጡ ተዝቕፅሉ ዝሓሸ ለውጢ መምፅኡ። በጃኺ ሜዲ ንኹሎም ዕዱማትኪ እዚኣ ነጥቢ ኣጥቢቕኪ ንገርለይ። ❤❤ we love you guys, God bless you. God bless Tigray!
ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ❤❤❤
ሰላም ከመይ ይ ውዕልክም ።
🤛🏾🤛🏾🤛🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
በዓል ብሱል እንደብት እስኻን ከማኻን ንቅድሚት ይምጸኡልና።
❤❤❤
ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር'ውን ኣንጽላኣዮ ፡ ወየ'ውን እንተተፈቒዱ!
መድሂን ከምዚኦም ደፋራት ነቲ ዘሎ ኣብ ባይታ ዘሎ ህሉው ኩነታት ዝገልጹ ሰባት እናዓደምኪ ህዝቢ ክፈልጦ ዝግባእ ኣብ ምግባር ትሰርሕዮ ዘሎኹ ዓቢ ናእዳ ይግብኣኪ ፡ ቀጽልዮ ። ጀግና ሓውና ቀጽሎ ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሕውሓትን ግ/ም/ትን ናይ ህዝቢ ጉዳይ ረሲዖም ንስልጣኖም ክቋራቆሱ ከለዉ ተስፋ ትቆርጽ ከም ብዓል ታደለ ዝኣመሰሉ በላሕቲ መንእሰያት ክትርኢ ከለካ ድማ ተስፋካ ይልምልም መድህን ድማ የመስግነኪ ክወግሕ'ዩ
👌👌👌
Tesfa Zelewo Tegadalay eu bertiee Zehawey 👍💛♥️💛
ክገልፀካ ደልየ ግን ቃላት ሲኢነልካ ጅግና ተቃላሳይ በሊሕ መንእሰይ። ኣባካትኩም እዩ ተስፋና በጃኩም ገለ ግበሩ ትግራይ ክትድሕን! እስካትኩም ሓዙዋ ትስልጣን ዳሕዋሓት ይኣክሎም የዕርፉ ተስፋ ጥራሕ ሰልችይና በቃ!!
እዚ ሐውና ከምዝበሎ ሕወሓት 50 ዓመት ትግራይ ንድሕሪት አትሪፋ ብተጋሩ መስዋዕትነት ኢትዮጵያውያን እዬም ተማይሾም። ናይ አማራራሐ ጉድለት እዩ።
በወልቃይት የደረሰው ግፍ ላይደገም አክትሟል ወልቃይት አሁን አቅም አለው
መድህን ሓፍተይ ናይ ፀፅታ ሽግር ናይ ጭዋያን ክትራንን ሳዕሪሩ ህዝቢ ኣማሪሩ ዘሎስ እንታይ እዩ ትፀገም ስጉምቲ ዘይውሰድ ከ ንዝብል ንዝምልከቶ ኣካል እባ ኣቕርብልና
ኣርእስትኺ ኣዕርዮ!! ንዓይ ዝመስል/ ዝመስሉ ኢየ ዝብሃል።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አበይ ዝነበርካ ኢኻ ወደይ ? ግርም ጽዋ ኢዩ። የቕምጡኻ ዶ ይኾኑ? ሓቢርና ንርአዮ።
Gobz etu haki awtsayo
ኣቱም ሙሁራት ኢና ትብሉ በይዛኹም ነቲ መንእሰይ ኣላዓዒልኹም ገለ ግበሩ ከብድና ቅርፅ ኣቢሎምና ዞም መራሕቲ ዚኦም 💔
Tegadalay Tadele mengstu nay behaki belih gigna wedi hizbi ab Getachew Reda zeleni tekawmo tigray kefrs kab pp teleko tewahibu zmeste seb eu ab srah zeyele ab Addis Ababa kmelales zw El telea aki eu ywred
፦ አብዚይ እኒሆ ዓዛርኸ እንታይ እዩ ዝብለና ዘሎ? ፖሎቲካዊ ተንታኒ መለት ድዩ? አብ ሜዳ ዝፈልጦን ዘይፈልጦን ዝቅደድ ዘሎ? ህውሓትን ወዲ ወረደን አበይ ይፈልጦም? እንታይኸ ኣእተዎ ዓቅሚ ተልይዎ ንባዕሉ ዘይሰርሕ አብ ሜዳ ዝቅደድ ዘሎ። ቤናታቶም ቃልስን መስዋእትን እያኮ ትግራይ ጠጠው ኢላ ዘላ። ገልጠምጠም አይትበሉ ገልጣማት።
Himam gorbeit telagabi kem zibhal do koynu. Ezi lihkh ab hizbi Eritreawi ny sina hasab kemzi ayinet amsalunet b hasot mimskar, mihkad, zy nishka mimsal, Hilena albo, haleyot albo,chikana, hinwat u ab hizbi Eritrea waredu zolo, hizbi ka beqa kem qudus wasedo hizbun hagerun mitlam baxhu. Dihray shari ayitbqula koynu. B teqalala fustum nitar hasab kona fiqri halyot kb hizbi Eritrea ab lhli hizbi yelan. Hagern hizbin kwo ny Eritrea b hkulu u hanyu
😂😂 itom serekti takiboms seraki seb sina yiblu
ትግሬ አቅም ሓይል አለኝ ካለ በኢሮፕ ያሉ/52/ቀበሌ ከኢሬትራ ጭቆና ሂዶ ነፃ ያውጣቸው 274/ሺ/ወታደር አለን ስትል ሂድና ነፃ አውጡት ???
No more woyane in tigray no more tighnaghna in tigray amhararic will be official language in tigray unity amhara and tigray people and all Ethiopians. Tigray is ethiopia. Ethiopia will take over official by military war asap port and red sea port belong to ethiopia. Our enemies are Eritreans shiapia government. We must support Brighget nahamodo with military. Ethiopia 🇪🇹 forward ethiopia tikdem 😂thanks from tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia forward
በርትዕኹም ስርሑ ህዝቢ ይፅበሎ እዩ ለውጢ😭ናግልኹም ለውጢ አይትስርሑ ታርኽ አይተባላሽው።
Ab Tigraye seb wedi seb Zesheytala zelwatlan kuyna alo bezab ezi guday ke gele eba bely selam kemxe tekuynu sarkti alo ab weshetkum Please awexewm beflay ab Eritreawi keb $5.000 keflu ena belu seb yeskawu alwu ezi ab zahxer gezi melbi tezy terkibwu ab xelim Tarik kemzgeb eyu Tigeray right Now Sam Libya 🇱🇾🇱🇾 ።
እስኪ ከናተ ተለቅ ያለ ሺማግሌ ጠይቁ ከትግሬ ለሰው የሚጠቅም አንድ እስኪ ጥቀስልኝ ለሌላ ክልል ስው የሚጠቅም ጥቀስልኝ ትግሬ ሺማግሌዎች ውነቱ ጠይቁ
ሁሉ የትግሬ ሺማግሌዎች ያውቃል ጠይቁት ትግሬ ሲመጣ ትንሽ ኹርጥያ ብትር አንጠልጥሎ በእግሩ በአስመራ ዝሮ ወደ ወልቃይት ይመጣ ነበር ሁሉ ትግሬ ይህን ያውቃል ትግሬ ተከዜ አይሻገርም አከተመ አለቀ አይደገምም ሀለተኛ አይወረርም በቃ
Nmen emo n'emen!! Etu hade nab Media wetsyu nbaelu chwa gieru nkali'e kweks t'sem.o. Etu hade netu hade mwkkas 'mber ftah zemts'e akal ayr'anan ksab hzi. Lomis kulu selchuna eyu gdefuna.
የትግሬ ቡዱን ላይመለስ ተቀብሯል በኢትዮጲያ ህዝብ መቀለድ መጫወት መዝረፍ መግደል አብቆለታል ወድሟል
ወልቃይት ኢትዮጲያዊ ነው ኢትዮጲያዊ ነው
kinue seb nabkidmit kimets,e alewo kemaka ainet seb....................
Abey zollo sarawit iyu
ናይ ኦሮምያ ኣብነት ንትግራይ ጥፍኣት እዩ። ናይ ኦሮሞ ፖለቲከኛታት እዮም ኣብ ትግራይ ፅንተት ፈጢሮም። ብወንጀል ተሓተትቲ እዮም፡
አዋይ አለኹ ማለት ክጥአም አቱም ሰባት ዘለኹም ድዩ ዝመስለኹም ዘሎ የለኹምን አኾ ትግራይ ሰብ ሲአና ትጣራአ አያ ዘላ bro
@user-qt7gj6vi5e
20 күн бұрын
ጣዕ ትበል ታነኻ ወዲ መናጢት ዘየለኻ ንስኻ እንተሊኻ መጀመርያ እቱ አብ ትግራይ ዝጠፉኡ ልዕሊ 100ሽሕ ስራዊት አርድእዎም ካብኡ አለኹ ክብል ባርያ
@sabagebru6850
20 күн бұрын
ሕ. ግ. ሕ. ደ. ፍ ኢቦላ 🐖
@bini5364
20 күн бұрын
@@sabagebru6850 አቦላ ድያ መን ድያ ወይን ቒርዲድ አንድያ ምስ ሻዕቢያ ከተወዳደሩ ም ቒሩብ ምስ ሓፈርኻ አታ ደንቆሮ
@sabagebru6850
20 күн бұрын
@@bini5364 shabiya mafiya, isis 👎
@asmelashtesfay5931
20 күн бұрын
ጊላ ህግደፍ
ደብረጽዮን ዝበሃል ዒንክሊል ተዘይተቀይሩ ሞንጀሪኖ ጉጅለ ፣ጌታቸው ዝበሃል ሰካረም ለያቡ ጀናራላት ተዘይተቀየሮም አይንድሕንን። ናይ ሽግግር መንግስት ክቋቋም አለዎ።
ኩሉ ፈለስፋ ኮይኑ ኣብ ትግራይ
❤❤❤