ኤርትራ ንትግራይ ለቒቓ ምውፅኣ| ብሑመራ ምቁማር ኣብቂዑ|ህወሓት ናብ ወሳኒ ምዕራፍ
#selamawit #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!
Пікірлер: 131
ንፍዕቲ ጅግና እኪ በርትዓ
ብጣዕሚ እየ ዛድንቐኩም ናይ ባሓቂ ኣብ ትለቅዎ ሓበሬታ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኩም እሞ ኣጀኹም ቀፅልሉ ደቂ ረመይ❤️❤️👌
@tbstig
19 күн бұрын
የቐንየልና🙏
@yiheyiswoldesellassie2157
16 күн бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
16 күн бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤ ኣሰይ. ልልልልል ሰላምና የብዝሐልና ሀገርና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ዜናኺ በበኣርእሰቱ ኣንብቢ ዝሓፍተይ። በርትዑ።
ሃወሪያት ድሕነት ውድብ ሕዋሓት አርአያ ተክለብርሃን አክብሮት ይግቦኦ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጎበዝ ኢኪ:በርትዒ።
❤❤
ጎበዛት አጀኹም ንከታተለኩምና
🎉🎉🎉🎉🎉
❤👌❤
ይበል ዘብል ዩ ገ/መሰቀል ካሳ ብትኽክል ተረዲእዎ ሎ እቲ ኸይዲ ብጣዕሚ ወሰንቲ ሰባት ምዃኖም ፕ/ት ጌታቸውን ፕ/ት ጀነራል ፃድቃንን ምሰኦም ዘሎ ፕ/ት ጀ/ል ወዲ ወረደን 16:46
ብጣእሚ ንፈትዋ ጋዜጠኛ ዜና ክተቕርቡ ከለኹም ሽምኩም ግለፁ❤
❤❤❤
Tbs bravo?
TPLF IS NOT TRUSTED PARTY TO SERVE TIGRAI. THIS NOT THE TIME TO HAVE CONFERENCE OF THE PARTY, BECAUSE AT THIS TIME, THE MOST IMPORTANT IS TO FACILITATE THE DISPLACED PEAPLE TO MOVE TO THEIER HOMES. BUT ARROGANTL TPLF IS HAPPY TO START CONFERENCE OF THE SO-CALLED TPLF. NOT CARE THE DISPLACED TIGRAI . SHAME OF TPLF MEMEBERS.
Dawn Dawn wedi reda!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ግን መጀመርታ አርእሰቲ አንቡቡ
Bo gize lekulu!!!
Bezueh you tuberat tektatel gen. Neskatkum tekerbewo. 👍thank you
@tbstig
18 күн бұрын
ነመስግን
💛❤️
እናሰራሕኺ ተማሃሪ እናተማሃርኪ ሰጉሚ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👌
ኣብ ጎንኩም ኣለኩ በርትዑ
አምላክ በቃኩም ይበለና
ኣነ ንገብረ መስቀል ካሣ ዝገለፆ ኣገላልፃ መራሒቲ ብልፅግናን ይኹን ንፋኖ ብደቢ እዩ ገልፅዎ ያቐንየልና ክብል ይፈቱ።
አቱም ህወሃት አዚ ትእቢት ህዚኩም ክጠፍአ ኢዩ! ህዝብ ትግራይን ናይ አምሃራ ህዝቢን ብምዝርራብ ችግራትኩም ምፍታህ አምበይ ብሃይሊ ክሙክር አንተኢልኩም ናይ መጨረሻኹም አርማጌድዮን ትኸውን መሪፅኹም ማለት ኢዩ! ናይ ሰሜን ህዝቢ ብምትህብባር ብምዝርራብ ችግሩ ክፈትህ አለዎ! አቱም ቆልማፅ ሚዲያታት አስኪ አፍኩም አፀው !ነፍስን ድዩ ዝጠፍአ ዘሎ!
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤💛💛🙏🙏👍👍👍🐅🐅🐅🌹🌹🥀
Aneta. Nezeome. Ayete. Emebewoume. Zeamenu. Ayekonune.Gene. Merahete. TIGERAY. Yehezene. !!!
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👌👌👌
Emo. Hije. Eko. Getachewe. Reda. Nementaye. Yewerede. ? Bukuae. Amerareha. Zelewo. Yemeselene. Gene. Buzuhe. Kitetele. Megebare. Kabe. Adelaye. Zeyekone. Neouou. Zeyemeteno. Negerate. Enete. Tekotebu. Ane. Bi. Wegeneye. Getachewe. Reda. Bekuoe. Koyenu. Yesemeane. Bejakume. Tekebaberu, Ayetebaleou. Meaenete. HIZEBE. TIGERAY. ❤
Alhamdulilah thanks for ur Valuable News
What you are telling is not new. Returning back farmers to their former land is a must. We expect the returning back of administration of wolkaite and humera
ካብ ሻዕብያ ትብሊ እተን በሕዋተን ዝዕመጻ ዘለዋ የሕዋትኪ ድምፂ ዘይትኾኒ ዕስብቲ ሕዋሓት
🙏❤️❤️🙏🙏💖💖💖🥰🥰🧡🧡
Tnx gebremeskel Kassa!!!
Melles policy is empire policy / ዕምረራ
Tigary..... Broadcast........ MedIa........Tg...,.. Citly....... Country
ሜዛዊ ኩኑ
መራሕቲ ሕዋሕት ናብ ፍርዲ ይቅሩቡ !!!
@siblesible4838
19 күн бұрын
Megal mnagebah
🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👎🏻
Ayr Wigin dkatat Tmuya
Kab hsotkum zytmhru hjk iytmhrun dkum nhzbkum kttalulu ktnburu
Anta ayhikeyekumn dyu?!!! Eritrea ab gezakhum yelan!!! Gdefwa
ሃሕት ክጥፍ አልው
@user-mr6yu4ml5c
18 күн бұрын
ewe do aythelew ketfe eyu elka keythaseb
😂😂😂!
Tireru tegaru Mitrar aziu keged8sekum eyu Abiy poletika moytato eya tselaetikum kulom nay Edom rekibom eyom hadevterifu zelo. Aregit Eseyas tiray eyu terifu zelo nieseyas entezeyguihifkum gin temelisu kemzetfiakum.
The general is trying to find some foolish Tegaru. He has thousands of fano around the boarders of Tigrai, and yet he proposes peaceful means to be a solution. Isn't that funny.
ታይዙይ አርእስቲ ካሊእ ትንታነ ካሊእ
Proud weyaney tigray TPLF long live weyaney tigray TPLF TDF all tigray people free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF TDF 🙏🙏🙏💪💪💪
@tesmegebreyesus8883
18 күн бұрын
DO NOT COMPARE THE HERO TDF WITH THE ARROGANT TPLF
አማራና ትግሬይ ከተስማሙ ከእንግዲህ ማንም አይረብሻቸው አይደፍራቸውም ።
ገ/መስቀል አይኮነን ድዩ ዋና መምፅእን መሳሳይን ጆኖሳይድ ትግራይ ስቅበል ሃላይ በሊዑ ተዝሓንከለይ በለት ስላስ
😂😆🤣😆😂😆🤣😆😂
ነቲ ኣብ መቐለን ሽረን ኮይንካ ህዝብኻ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣመሓዳርን ዕጡቑን ናብ ግፍዐኛታት ወረርቲ ኣሳፊርካ ምብራር ወይ ምፍናው ምምላስ ተመዛበልቲ ዘይኮነስ ክሕደት እዩ
@JonNati
19 күн бұрын
እቲ ተሰደደደ ሀዝቢ ናብ መረበቱ ይመለስ በድሕሪኡ እቲ ህዝቢ ባዕሉ መራሒኡ ይምረጽ ። ናይትግራይ መንግስቲ ክሰርሕ ዝግብኦ እንተሃለወ እቲ ተመርጸ ተጸዋዕነቱ ናብ ተግራይ ክኸውን ከምዘለዎ ኢዩ ክሰርሕ ዘለዎ ። ኣለበለዚያ ምምሕዳሩ ይመለስ ገለ ዝበሃል ኣይሰርሕን ሀዝቢ ዝመርሖ ይምረጽ
ብህልኽ አ.አ ቤተመንግስቲ ገዲፎም መፂኦም ሕዝ ውን አነ እንተዘይ ኮይነ ሞይይተ ይርከብ አለኹ ዝብል ሓይሊ ብስርቅን ሕሶት አጭበርባራይነት ባሕርያቱ ንዘይ ምውፃእ ይመስሉ ነቲ ግምት ዘይድግፍሉ ምኽንያቶም;:/?
ብዘይ ውሽጣዊ ጽርየት ዝፍጸም ዝስራሕ የለን ።ህወሓት ኣኼባ ምንውሑ ኣይንጽለኣዮ በስሉ ደኣ ይምጻእ ።
ገረመሰቀል ኣይምልከተካን ምክንያቱ ንሰካ ብልፀግና ን ንህዝቢ ትግራይ ዘጨፍጨፍካ ሰለ ዝኮንካ።
@JonNati
19 күн бұрын
ሕደግ ትግራዋይ ንትግራይ የድልያ ኢዩ እታ ኣብ ማእኸል ጸላኢ ኮይኑ ንትግራይ ንህዝቡ ዝሰርሖ ማንም ትግራዋይ ክሰርሖ ኣይክእልን ስለዚይ ኣይኮነንዶ ትግራዋይኮይኑ ንትግራይ ዝሕለቕስ ዋላ ንግዜኡ ባንዳ ዝኾነ እንታሃልዩ መኺርካን ኣምህሪካን ናብ ውኖኡ ክምለስ ምግባር ኢዩ ናትና ናይ ተጋሩ ግደ ።
መን ውዳበ ትግራይ'ዩ ልኤርትራ ዘሚቱ ለድምዕ? ለይኾን ተስፋ እላሃብኺ ሕዝቢ ኣይተናዕቢ።
አምሓሩ ጎራሓት እዮም ናይ ትግራይ ይፅናሓልና መጀመርታ ንብልፅግና ንስዓሮ ስልጣን ተሒዝና ብድሕሪኡ ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢ አታሓባቢርና ንትግራይ ምጨፍላቕ ዘቐለለ እዩ ኢሎም ሓሲቦም ወጊኖም እዮም
@Lisalove.-yz9xl
19 күн бұрын
ትግራይውን ፅቡቅ ጊዜ ረኺባ ንኹሉ ብተጠንቀቅ ብዘይምዝንጋዕን ክትዳሎ ይግባእ
@Lisalove.-yz9xl
19 күн бұрын
አታ ሕዋሕት ትበሃል መርዚ ህዝብ ትግራይንዶ አጥፍኡልናን
መራሕቲ ሕዋሕት ነቶም ሕዚ ንህዝቢ ትግራይ ብስርቂ ዘስካሕክሑ ዘለው ለያቡ አቦታቶምን መምህራኖም መራሕቶምንዮም ። ውድብ ሕዋሕት ነዚ ኩሉ ስርቅን ዓመፅን ብዓሌትን ብዞባን ምጉጅጃልን መፈልፈሊት ማሽንዮም ። አብ ትግራይ ሌባ ክጠፍእ ተሃልይዎ ካብ መራሕቲ ወያነ ይጀመር ነቶም ዋናታት ግዕዙያት ገዲፍካ እናእሽተይ ለያቡ እዝ ሰረቁ እዚ ገበሩ ኢልካ ምውዕዋዕ ትርጉም የብሉን ። ወያነ ውድብ ግዕዙያት ለያቡ እዩ ። ናብ ፍርዲ ክቀርቡን ዝወረርዎ ንብረት ህዝቢ ክመልሱውን ይግባእ።
ክቡር ጀነራል ስለትግራ የሰጡት አስተያየት የዘገየ አይመሰልዎትም ?
አቲ ጽብቅቲ ትግረወይቲ ቀጽሉሉ። ትግራይ ዘላቂ ሰላም ትክረክብ ግና ህሕውትን ሻዕብያን ክውገዱ አለዎም። ናይ ቀዳማይ ጸገም ህዋህትን ሻዕብያን ጥራይ ኢዮም ። እሞ ሃገረ ትግራይ ንምህታት ፣ንምምላስ ፣ንምሕናጽ ናይ ግድን ህዋሕትን ሻዕብያን ክጠፍኡ ኣለዎም። እዝይ እንድህሪ ዝይገርና ህትኩትኩክ ኢዮ ክከውን ስራህና። እቲ ጊዝያዊ መንግስቲ ዝበሃልው እውን ክፈርስ አለዎ። ናይ ትግራይ ህዝቢ ጊዝያዊ መንግስቲ አይኮነን። ንትግራይ አይውክልን። እሞ ለቀ መልአክ ምግበይ መራሂ ትግርይ ይኩነልና። ሰራውቲ ትግራይ ድህንነት ዋልታና ኩናትና ይኩነልና። ኢት ሰካራም ጊታቸው ይወገድልና ፤ህዋህት እውን ካብ ሃላፍነት ይታአገደልና። ሃይሊ ትግራይ (TDF) ሕልውናና ይሃለውላን ቡታን ተግሩ (Diaspora) ንይ ሃይሊ ትግራይ ብይ ኪነ ኪነት (Technology) ነቅነቶን ንዕጥቆን እብል። ሃይሊ ትግራይ ንዝንተ ዓለም ይንብረልና ዋልታና ክብርና ኩናትና።
ኣነ ብጣዕሚ እየ ልከታተለኪ ንፍዕትን ብቅዕትን ሓቀኛ ጋዜጠኛ ኢኺ ቀፅልሉ
@tbstig
19 күн бұрын
የቐንየልና
ድሕሪ ሐዚ ውድብ ክትመርሕ ዝሓስብን ዝምነን ቀታሊ ጥራይ ዩ
Useless
ካበይ ኣምጺእኽሞ "ናብ ምዕራብ ትግራይ 'ውን ይጅምር ኣሎ" ትብሉ ኣለኹም?
@tbstig
19 күн бұрын
ኣብ ናይ ምሸት ሓበሬታና ብዝርዝር ክቐርብ እዩ። ተኸታተሉና
Tigray Broadcasting Services is serving for the people ,to the people for the people very Democratic Revolutionary Media .we the people most of us are with you .. Thanks ❤ 16:54
😂😂😂😂
እርእስተዜናኹምን ትንተናኹምን ኣይራኸብን Consistency ዉን የብሉን
አይ አይ ጻዕዳ ፍንጫ ዝበለ እንተበለ ደጊም ትግራዋይ ኣይኣምንን፡፡ ብምንታይኹም ንኣምነኩም? ሚንሊክ...ሃይለሰላሰ..ደርጊ..ንሰኹም ምሰ ብልግና ኾይንኹም ጆነሳይድ ገይርኹምና!! ሰለዚ ተፈራ ማሞ ኣይንኣምነካን!! ብጉርብትና ግን ጸገም ኣይብልናን
ሓደ እዚ ትምኒትና ኢልኩም እተቕርብዎ ካብቱ ቑም ነገር ንላዕሊ ኾይኑ ነዊሕ ግዜ ይወስድ አሎ ክትገድፍዎ ይግባእ ጠቕላላ ቑምነገር ዜና ክሰምዕ እናተፀበየ ንስኹም ሕለፍ ተመሓላለፍ ንምነ እንታይ ዶ አብዝብል ዘይጭቡጥ ትምኒት ኻልአይ ሎሚ ሓሙስ ዘሕለፍኩምዋ አርእስቲ ሻዕብያ ንትግራይ ለቒቑ እትብል ፅሑፍ ሰማዒ ሻዕብያ ካበይናይ ናይ ትግራይ መሬት ለቒቑ ኢሉ ክሰምዕ እናተፀበየ ሓንቲ ብዛ ዕባኣ ከይገለፅኩም ሓሊፍኪ ምጭብርባር ማለት እዩ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ብጣዕሚ እተቕርብዎ ርእሲ እተብርህዎ ሓቂ ክኾንአለዎ።😊
Congratulations, Tigray, your resilience, patriotism, and the unity of pupose have gained the world's respect and admiration. On the other hand, your opponents have found themselves where they belong.
No relation to reality on the ground. Sheer propaganda. Don't deceive the people of Tigray.
U r 1000 years backwards!
አርእስትኹም ምስ ትንታነኹም ኣሳንይዎ።
ምሰመን ኢኩም ከትነብሩ ትደልዩ ዎላ ሀገር ንከትኮኑ ደገፈ ናይ ኤርትራ አምራ የደለየኩም ኢዩ ሀተፈተፈ ትርጉም የብሉን
ጌታቸው ረዳ ናይ ተደማራይነት ኢትዮጵያውነት ስምዒት ብትግረዋይነት ዝጠራጠር ታክቲካዊ ሰብ እዩ ዘመልክት ኩሉ ምንቅስቓሳቱ። ናይ ፀላእቲ ዘረባ ክደግምን ከመጉስን እዩ ዝውዕል።
❤❤❤ተፈራ ማሞ እቲ ናይ ህግደፍ ጽግዕተኛ ብዝብሎ ዘሎ አይእመንንዩ!! ብውሕዱ ነታ ንልዕሊ 30 ተጋሩ ተመለስቲ አብ ከባቢ ወልድያ ዘቃጸለት ነታ በላዒት ሰብ ዝኾነት መነን ሃይለ ሓቂፍ እናሓደረስ ንትግራይ ጽቡቅ ዝሓስብ ሰብዩ ክብሃል አክአልን❤❤❤
Thanks Tigrai Broadcast for the information it's good news to Tigrai.
ዉዒጊን ፈኽራ በቻ😂😂😂😂😂
@AaA-nq7il
19 күн бұрын
ራያ ፀለምቲ ተመሊሰን ኣለዎ ሑሞራን ዛላበሳን ተሪፈን ኣለዋ💪💪💪❤️💛
@siblesible4838
19 күн бұрын
Tokula kifkaf
ናይ ብልፅግና ፓርቲ ሚድያ ኢኹም። ኣርእስቱ "ሻዕቢያ ካብ መሬት ትግራይ ለቒቑ ከምዝወፀ" ዘምስል ኣርእስቲ እዩ። dislike / unsubscribe ግበርዎ። report as fake.መብዛሕተን ኣርእስትታቶም ተዓዘብዎ
ምሳኹም ሐሰውቲ ዶ ሕረስ ሐ ረሰታይ..... አሎ እዮ ሐቁ ተዛሪብካ ምበር ብናይ ፀለመ ዜና ሰላም አይመጽእን እዮ
የጨነቀው፣ እርጉዝ፣ ያገባል፣ ለአማራ፣ አስተሳሰብ ፣
ሓሶት ኣይስልችወኩምን ዶ?
ካብ ሰላሳ ስነ ናብ ህዳር ሰላሳ ተምሓላላፊሉ
Hasawit lekika tibli
ወልቃይት ጠገደ ሠሜን አርማጭሆ ዳሻና ሑመራ ሥሙም ጎደሬነው መሬቱም ያአማራ💚💛❤️🌹
@siblesible4838
19 күн бұрын
Tetenkek gonderm endatata
@nurityimer4474
18 күн бұрын
@@siblesible4838 ቅማለም ምኞት አይከለከል ቆማጣ በምናችሁ ልትመጡ ዝም ብትሉ ይሻላችኋል በአማራ ክልል ብዙ ትግሬ አሉ ከፈለጋችሁ እንሸኝላችኋል😒
ለምን ትግሬ አቅም ሓይል አለኝ ካለ በኢሬትራ የተያዘው 52/ቀበል ኢሮፕ ነፃ ያውጣ ትግሬ ተከዜ ተሻግሮ ምንም ርስት የለውም
@kibklwy
19 күн бұрын
መጀመሪያ አማርኛህን በስትክክል ጻፍ ቀጥሎ ኤርትራ 52 ቀበሌ አልያዘችም
ኣብ ዙርያ ትግራይ ዘለዉ ኹሎም ዕጡቃት ክይፈትሑ ሰራዊት ትግራይ ዕጥቁ ከረክብ ምውሳን ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ምእታውዶ ኣይከውንን?
ካብ ኣኼባ ህወሓት ተሓተቲ ናብ ህጊ ንቅርቡን ነተሓሳስብ
ቅድም ቀዳድም ኣብ ፀለምቲ ካብዘለዉ ዕጡቃት ኣምሓራ ህዝብና ሓራ ይውፃእ
በማንም ጊዜ ትግሬ ተከዜ ተሻግሮ አያውቅም በአስመራ መንገድ ዝሮ በእግሩ በቁራጭ የአቡጀዲድ ጨርቅ የተለገበች ትንሽ ኹርጥያ በብትር አንጠልጥሎ ነበር ለስራ የሚመጣው ሁሉ ትግሬ ያውቀዋል ጠይቁ
@MattMatt-yi2lx
19 күн бұрын
ሻዕቢያ ኢካ
@siblesible4838
19 күн бұрын
Mnagebah ante sew bela tokula yerash sra erkus
ወልቃይት ትግሬ ሁኖ አያውቅም ትግሬ በአስመራ ዝሮ በእግሩ ነበር የሚመጣው ሁሉ ትግሬ ያውቀዋል ይህም ከ60/ዓመት በላይ ላሉ ትግሬዎች ያውቁታል
@siblesible4838
19 күн бұрын
Tokula megal kosal aygebahm tlam
@yiheyiswoldesellassie2157
16 күн бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
16 күн бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
16 күн бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
16 күн бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
16 күн бұрын
ሃወሪያት ድሕነት ውድብ ሕዋሓት አርአያ ተክለብርሃን አክብሮት ይግቦኦ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤