ፍካሬ ኢየሱስ ብቋንቋ ትግርኛ! ብዛዕባ ዝመጽእ ዘመናት ዝተነግረ ናይ ትንቢት ቃል። .......ንጉሥ ካብ ምብራቕ ክመጽእ ብዘመኑ ሰላም ክኸውን ኢዩ።

Ойын-сауық

#ዳውንሎድ_ምግባር_ኣይፍቀድን_።
ተርጓምን ኣንባብን ሥልጣን ከሰተ
#ዳውንሎድ_ምግባር_ኣይፍቀድን_ኢዩ።ፍቁራት ኣኅዋተይ ነዚ ኣጎልጉሎት ንምብርታዕ ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተ ሰብ ንኹን።

Пікірлер: 506

  • @godolyastube4733
    @godolyastube47333 жыл бұрын

    #ዳውንሎድ_ምግባር_ኣይፍቀድን_ኢዩ።ፍቁራት ኣኅዋተይ ነዚ ኣጎልጉሎት ንምብርታዕ ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተ ሰብ ንኹን።

  • @tekia8416

    @tekia8416

    3 жыл бұрын

    እዛ መጽሓፍ ፍካሬ ኢየሱስ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ?

  • @sendayowlegebrial4195

    @sendayowlegebrial4195

    3 жыл бұрын

    ኣነ ውን ይደልያ ነይረ ተተረኺባስ🙏

  • @albadr2531

    @albadr2531

    3 жыл бұрын

    አነለ አለኩ❤

  • @azebagame9935

    @azebagame9935

    3 жыл бұрын

    እሺ ክቡር ሓውና ቃለህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ

  • @user-uz9qe6rw4z

    @user-uz9qe6rw4z

    3 жыл бұрын

    ኣበይ ንረኽባ ፍካረ ኢየሱስ

  • @tgrayadey6428
    @tgrayadey64283 жыл бұрын

    ኦ አምላኸይ ዝንገብሮ አየንፈልጥን እም ብምሕረትካ ይቅር በለና👏👏👏😢😢😢

  • @user-lv6yk9kz2p
    @user-lv6yk9kz2p2 жыл бұрын

    እግዝኦ ምሓርና ኩርስቶስ😭😭😭 እግዝኦ ምሓርና ኩርስቶስ😭😭😭 እግዝኦ ምሓርና ኩርስቶስ 😭😭😭 ኦ ኣምላኸ ይቀረ በለልና እምበር ኣብ ኩፈእ ኣይትእትወና ከም ግበርና ዝይከነስ ምእንቲ ቁደስ ሰምካ ኢልካ ይቅረ በለልና ኦ ኩርስቶስ ምሓርና 💔💔💔😭😭😭😭

  • @user-pj1df8sn3g
    @user-pj1df8sn3g3 жыл бұрын

    ኦ እግዚሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቢና ኣብረሂ ናብ ነሰሃ ኣብቐዕና😥😥😥🙏🙏🙏

  • @selameyudlieteynsha4018

    @selameyudlieteynsha4018

    3 жыл бұрын

    Egzabher eyu ztsehaf yikreta gn

  • @user-em5ow4xg6r

    @user-em5ow4xg6r

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-jf3ri3nn8s

    @user-jf3ri3nn8s

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-oh9vr2fx9u

    @user-oh9vr2fx9u

    7 ай бұрын

    ​@@selameyudlieteynsha4018ሥ

  • @khankpk5662
    @khankpk56623 жыл бұрын

    እግዚአብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም

  • @user-me9cy5bn6z
    @user-me9cy5bn6z3 жыл бұрын

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ኦ ኣምላኸይ ካብዚ ግዜ እዚ ሰውረና😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @haleluyahaleluya8024

    @haleluyahaleluya8024

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏

  • @muketgbtsawi292

    @muketgbtsawi292

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏 🙏🙏

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452

    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብምሕረቱ ይምሓረና 🙏🙏🙏

  • @user-em5ow4xg6r

    @user-em5ow4xg6r

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @BasratBasrat

    @BasratBasrat

    2 жыл бұрын

    እግዚኦ ማሓረና ክርሰቶሰ እግዚኦ ማሓረና ክረሰቶሰ እግዚኦ ምሓረና ክርሰቶሰ ናይ ትምኒት መፈፀምታ ዘመን ኣይትግበረና ይቅረ በለለና ንሕና ንገብሮን ንሰርሖን ኣይንፈልጦን እሞ ይቅረ በለልና ካብ ወፂእካ ምቅራይ ሰውረና ንሰሀ ዘለዎ ሞት ኣብቀዐና

  • @user-nv5vt5ct6f
    @user-nv5vt5ct6f3 жыл бұрын

    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ኣነ ድክምቲ ጋልካ ካብ ሓሸዋ ባሕሪ ዝበዝሕ ሓጥያት ሰሪሐ እየሞ ናብ ንሰሐ ሞት ኣብቀዐኒ ኣሜን🙏🙏🙏ስልጣን ሓዉና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ

  • @anehakiyezefetu6142

    @anehakiyezefetu6142

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 😣🙏

  • @user-jf3ri3nn8s

    @user-jf3ri3nn8s

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @wegahtagedey7294

    @wegahtagedey7294

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen amen amen amen amen 🙏🙏

  • @user-et3ej5ky8h

    @user-et3ej5ky8h

    2 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o3 жыл бұрын

    ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና 💔💔💔💔😭😭😭🙏 እዝግዮ ምሓረና እዚስ ኩሉ በጺሕና ኣለና ንመስል ይክደነና ከም ብዝሒ ሓጥያትና ዘይ ኮነ ከም ብዝሒ ምሕረቱ ይጠምተና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ፍጣሪ ዓለም ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏 ጸግኡ የብዝሓልካ kubur ሓውናን መምህርናን ዳ.ቁ ስልጣን...

  • @selamtuam767

    @selamtuam767

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @AaAa-xp1fx
    @AaAa-xp1fx2 жыл бұрын

    እግዚኦ ማሓረና ኩርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ኩርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ኩርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ኩርስቶስ ኦኣምላክ ይቅር በለልና ከም ካብ ኩፉኡ ማሓረና ናብ ፈተና አይተእትየና ከም ግብርና እንተይ ኮነስ ግብርና ሓዲካ ይቅር በለልና 👏👏👏👏👏👏👏😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-gm4hh6bq9x
    @user-gm4hh6bq9x2 жыл бұрын

    ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ስልጣን ሓዉና ኣይይይይይይ ኣምላኬ ስደትና አሕፂርካ ንንሳሃ ዕድመ ኣብቀዐና ኩላትና እስከ ብፆሎትና ንተሓሳሰብ ብዝኻኣልናዮ ኣታዮ ዘፍርሕ ጊዘ ኢና ዘለና ፅቡቕ ኣመዋዉታ ግበረልና ንበሎ 🙏⛪✝️📚😭😢🙏

  • @user-dd8zw1lu9b
    @user-dd8zw1lu9b3 жыл бұрын

    አብ እምነትና የፅነዓና እግዚኣቢሄር ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና።💒➕🙏🙏🙏😭😭😭

  • @user-dx3kl4ph2d
    @user-dx3kl4ph2d3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የምዐልና ስልጣን ሓውና አታ አምላክ አነስ ዝገብሮን ዝፀውዮ እውን አይፈልጥን አይፆም አይፅሊ አይዝክር አነ መን እየ አታአምላክ ን አይ ሓንቲ ባርያ ጋልካ እንዶ ናብ መንገድካ ምርሓኒ ኸም ተጋብረይ ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ጠምተኒ ሕድጎት ሕደገለይ ልቢ ልድያ ዝከፈትካ አምላክ ልብ ና ክፈተልና አሜን አሜን አሜን አሕዋተይ ማዓረይ በጃካትኩም አብ ፆሎትኩም ዘክሩኒ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam123 жыл бұрын

    ክቡር ሓውና እግዛቢሄር ፀግኡ ይወስኸልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጌታ ከምፈቃዱ ክመርሐና ንፅልይ ብእምነትና የፅንዓና አብፈተና ትዕግስቲ ይሃበና ናይ ኹልና መጨረሻ የፀብቆ ቃለ ሂወት የስምዓልና ከይፈለጠና ብስሕተት ፈሊጥና ብድፍረት ዝገበርናዮ ሓጥያት ይቅር ይበለልና ልንሳሄ የብቅዓና እካዕ አብፀሐና ልደብረዘይት አሜን

  • @MaryMary-wq9iy

    @MaryMary-wq9iy

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏🤲🤲🤲😭😭

  • @user-zx9gs1wq3v

    @user-zx9gs1wq3v

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዝሕ በእድሜ እና በጥዕና የሓልወና ከሉከም.ፍቓድ አምላኽአየ.ብምሕረቱ ይጥመት

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p3 жыл бұрын

    ኦ ጎይታ መሓረና ይቅር በለልና ከም በዝሒ በደልና ኣይትፍደየና ብምሕረት ዓይንካ ጠምተና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን

  • @user-qo5bs4fy8q

    @user-qo5bs4fy8q

    3 жыл бұрын

    እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ እግዚኦ መሓረና ክርቶስ

  • @user-fv9id3fe9s
    @user-fv9id3fe9s Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ቃለ ሰናይ ቃለ ብርከት ይስመዐልና ስልጣነይ ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕርትካ ጥምተና ናብ ንሳሃ ሞት ኣብቅዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @senyathgos8809
    @senyathgos88092 жыл бұрын

    ጌታየ ሆይ ባዓይን ምሕረትኻ ጠምተና🙏🙏😭😭😭😭😭

  • @hiwettesfay4413
    @hiwettesfay44133 жыл бұрын

    ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሓልካ ሳላካትኩም ናብ ዉነና እንምለስ ዉሑዳት ኣይኮንናን እግዚኣብሄር ብመንገዱ ይምርሓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-jz2nc6xt5k
    @user-jz2nc6xt5k2 жыл бұрын

    እግዚኦ ማሓረነ ክርሰቶሰ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣን ሓወይ

  • @user-xi6qg8uw2e
    @user-xi6qg8uw2e3 жыл бұрын

    አግዚኦ ተዘከረነ በውሰጠ መንግሰትከ😭😭😭😭😭😥👆ጌታ ሆይ ማረኝ😥😥😥😥😓😓😓😓😓😓

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom45693 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት ያስምዓልና ዲያቆን ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ።ኣብ ጾሎትካ ዘክረና እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብዚ ናይ ዛዓለም ፈተና መወጽኦ ክህበና ኣሜን።

  • @user-vn1id6yr6f
    @user-vn1id6yr6f3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ እግዝዮ ማሃረኒ ክርስቶስ ጌታሆይ ንንሰሀ ሞት ኣብቀዐኒ ኣምላከይ

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39293 жыл бұрын

    እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ እግዚኦ መሃረነ ክርስቶ እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ ካብ ኩፉእ ሰውረና ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ፡ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።

  • @senaitmeasho7246

    @senaitmeasho7246

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kalhiwet yesmealna

  • @rshangaltwahdo9473
    @rshangaltwahdo94732 жыл бұрын

    ኦ ጎይታ ማሓረና ኦ ጎይታ ማሓረና ኦ ጎይታ ማሐረና ይቅረ በለልና ከም ኣበሳና ኣይትኪደና ብ ዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tedrosyohanns9489
    @tedrosyohanns94892 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመኣልና አግዛቢሔር ጸጉ የብዝሃልካ ሱልጣን ሃውና

  • @Tube-vu1kz
    @Tube-vu1kz3 жыл бұрын

    ራእየ ማርያም ተትጎምልና ደሰ ይብል

  • @user-nu9xh1zs1g
    @user-nu9xh1zs1g3 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዐና የቀንየልና ክቡር ሓውና ።ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ይቅረ በለልና።

  • @user-fi7os3lz2u
    @user-fi7os3lz2u3 жыл бұрын

    ኦ አምላከይ መሓረና አብታ ትመፅእ መንግስትካ ዘክረና ብቁድስ ወንጌልካ ንአምን አድሕነና ኦ አምላከይ አብ እምነትና አፅንዐና ንንስሃ ሞት አብቀዐና

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay63472 жыл бұрын

    እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ኩሉ ይከኣለካ እዩ እሞ ኣብ ምሕረትካ ኣዝዘና ፍቃድካ ንፍፅም ሓይሊ ሃና ትሕትና ክነሕድር ልቦና ዓድለና ኣብ ምሕረትካ ኣዝዘና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏🌿🌿🌿

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre24523 жыл бұрын

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ በእንተ ማርያም ማሓረና ክርስቶስ በእንተ ማርያም ማሓረና ክርስቶስ በእንተ ማርያም ማሓረና ክርስቶስ ኣቤት ጌታየ ሆይ ማሓረና ከም በዝሒ ሳህልካ ይቅር በለልና ኦ ጎይታይ ኣብ መንግስትካ ዘክረና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-jw9tk6mh8q
    @user-jw9tk6mh8q3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ 🤲🤲🤲 ኣበቱ ጌታ ሆይ🕯🕯🕯✝️

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane69383 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልካ ሓውና ስልጣን ኦ እግዝኣብሔር ኣምላክ ካብ ኩሉ ሓጥያትና እትምሕር ንስካ ለዋህ መፍቀሪ ሰብ ኢካ 'ሞ ካብ ሓጥያትና ይቅረ በለልና

  • @gsfggfzgv2290
    @gsfggfzgv22902 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን መጨረሳና የፀብቀልና እግዚአብሔር አምላክ👏

  • @geshugeshu4888
    @geshugeshu4888 Жыл бұрын

    ቃለ ህወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ኣብዚሑ ጸጋ ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-ce6no2zk8u
    @user-ce6no2zk8u2 жыл бұрын

    ኦ አምላኬ ንገብሮ አይንፍልጦን እሞ ብዓይነ ምሕረተካ ጠምተና😢🙏🙏🙏

  • @almazhabtealmazhabt5003
    @almazhabtealmazhabt5003 Жыл бұрын

    Nay hiwet kal yesmeana xega dibe xega yhabka AMEN 🙏

  • @hermelagirmay2337
    @hermelagirmay233710 ай бұрын

    ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣሜን

  • @abrehetweldu4098
    @abrehetweldu40982 жыл бұрын

    ኦ ኣምላኽ እንገብሮ ኣይንፈልጦን ኢና ሞ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና 😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪

  • @user-nl5nb6nd2l
    @user-nl5nb6nd2l2 жыл бұрын

    ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉር ሓውና ስልጣንየ💕💕 ኦ አምላኽና ሓያል ልዑል እግዚአብ አብ ዳግማይ ምፃእትካ ዘክረና አሜንንንንንንንን

  • @musemusa9166
    @musemusa91663 жыл бұрын

    ክብር ሓዉፀጋ የብዝሐልካ ኦጎይታይ ስደተይ አሕፂሪካ ንንሰሃ ሞት አብቀዐኒ።

  • @user-gy2uk5vn1u
    @user-gy2uk5vn1u2 жыл бұрын

    ኦ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረትኻ ያዓብ ኩቡር ሓወይ ፀጋኡ የብዘሐልኻ 🙏🙏🙏😭💔

  • @lovetigray7773
    @lovetigray77732 жыл бұрын

    ኦጎይታነን መደሐኒትናን እዮስስ ኩርሰተስ ብዓየነ ምሕረተካ ጠመተና ኣበሳና ይቀረ በለልና ንሓዉናዉን በረከተከ ይብዘሐለና ብሓቂ ቃለሂወት የሰመዐና

  • @user-nk4gf5tl8s
    @user-nk4gf5tl8s2 жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ ልቦናካ እናሰፈሐ ይሕደር ንምሸትን ንንጉሆን እግዚአብሔር ይባርክካ ዛሓወይ ክተቅረበልና ተለካስ ክንደይ ክጥዕም እዩ

  • @user-uy3vf7vn1j
    @user-uy3vf7vn1j2 жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሓልካ ብሓቂ ቃል ሂወት ይሰመዐልና🌿🍃

  • @DejuDeju-sy2kv
    @DejuDeju-sy2kv9 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ፀጋን በረከትን የብዛሓልካ እዝጊኣቢሄር ኣምላክ ሓወይ❤

  • @hvjn878
    @hvjn8783 жыл бұрын

    ኦ ኣምላከይ ከም ሓጥያተይ ዝይኮነስ ብምሕርትካ ጠምተና ይቅረበለልና

  • @abelkahsay7052
    @abelkahsay70523 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማአልና ስልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ የብዛሓልካ።

  • @user-jw6qq5bl2e
    @user-jw6qq5bl2e3 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስማዓና ስልጣን ሓወይ ኣብ ልብና የሕደሮ

  • @user-nm5kw3tw7u
    @user-nm5kw3tw7u3 жыл бұрын

    ጎይታይ ማሓረና ጎይታይ ማሓረና ጎይታይ ማሓረና ሰልጣኑየ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @user-sk4dd4gq7s
    @user-sk4dd4gq7s2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አቤቱ ጎይታ ሆይ መሓረና ይቅር በለልና 🙏 እግዚኦ ተሰሃለነ🙏 እግዚኦ ተሰሃለነ🙏 እግዚኦ ተሰሃለነ🙏 አሜን አሜን አሜን🙏

  • @user-vm5ln7qe8l
    @user-vm5ln7qe8l3 жыл бұрын

    ክብር ሓዉና ፀጉኡ የብዝሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም

  • @user-rn4zw6sb2m

    @user-rn4zw6sb2m

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማዕልና እግዚአብሔር ብጥዕና ብዕድመ ይሓልወልና ፀጉኡ ይብዛሓልካ ብእውነት እግዚአብሔር ይባርካ ብዛሓት ስባት ፍካረ እዩስስ ብኣማርኛ ብቻ ስለ ዝነበረ ሕጂ ግን ኩሉ ስብ ከም ዝከታተሎ ተስፍ እገብር ኦ ጎታና ኣምላክና መዳሓኒትና እዩስስ ክርስቶስ ሆይ ኣስተዋይ ልቦና ሃበና ቅኑዕ መንፍስካ ኣብ ውሽጥና ሓድስልና ደንዳና ኣይነ ልቦናና ኣብራሃልና ፣ዝስማዓናዬ ኣብ ልብና ይሕድረልና ንፍረ ንበርከት ግበርልና ዎ ኣምላክ ንሕና ኣባካ ተወክልና ኣሎና እሞ ይቅር በለና፣ስላምካ ሃበና ምሕረት ይቅርታ ፣በርከት፣ፀጋ፣ስናይ ዘመን ንውፅዕ ህዝብና ሃበልና ጌታ ሆይ ፍጥረትካ ብቁጣካ ኣይተጥፍኣና ቸር፣ይቅር ባይ፣ማሓርይ ኢካ እሞ ስለ ርህርህቲ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እልካ፣ስለ ቅዱሳንካ፣ስለ ሽምካ ራሃራሃልና ስላምካ ፍጥና ትድረስልና ጽዮነይ ሓደራ ለምንልና መጨረሻና ኣፀብቅልና ዕድመንንሳሃ ዘመን ንፍሳሃ ኣውህብና ወስባሃት ለእግዚአብሔር ወለወላድቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ንዘላእለም ዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏👉⛪⛪⛪👈😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-vm5ln7qe8l

    @user-vm5ln7qe8l

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @gebrigebri2293
    @gebrigebri22933 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ሰልጠነ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኻ ይባርኽ ንኹልና ኣብታ ትመጽእ መንግስተ ሰማያት ክንኣቱ ቅዱስ ፈቃዱ ይኹን ምእተ ቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ምእንተ ቁዱሳኑ ኢሉ ካብ ክፉእ ይሰውረና እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽::

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil75407 ай бұрын

    ንመንጉስቱ ይብቃዓና ርክብና ምስ እግዝኣብሄር ነደልድል እግዝኣብሄር ይሃበልና መምህር

  • @simonabrehale604
    @simonabrehale6043 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ዘበን ኣጎልግልትኩም፡ይባርክ ኣምላኽ ደቆን ሓወና ኣምላኽ እዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ወላዲትካ ሕርያትካን ኣምላኽና ኣቦታትና ተለመነና

  • @salamahmm9007
    @salamahmm90073 жыл бұрын

    ኣምላኬ ሆይ ናብ ንስሀ ሞት ኣብቅዐን እግዝኣበሄሪ ፀግኡ የበዝሐልኻ ክቡሪ ሒዉና❤❤❤❤❤

  • @user-he8ys2kk2o
    @user-he8ys2kk2o3 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ስልጣን ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲✝️ ኦ ኣምላክ ካብ ፈፀምቲ ትንቢት ሰውረና 🤲 ከም ተግባርና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ይቅረ በለልና ስደትና ኣሕፅረልና ናብዛ ቅዱስቲ ሃገርና ብሰላም መልሰና ንሃገርናን ንኩሉ ዓለም ድማ ሰላም ኣውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲✝️

  • @anesnafike9536
    @anesnafike95363 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የሰመኣልና ሃውና አግዝኣብሔሄር ብምሕርቱ ይጣምተና ኣሜን

  • @freweynimeles2495
    @freweynimeles24952 жыл бұрын

    እግዚኦ ማሀረነ ክርስቶስ እግዚኦ ማሀረነ ክርስቶስ እግዚኦ ማሀረነ ክርስቶስ ኦ ኣምላክ ኣብቲ ብዙሕ ሓጥያት ዘለው ናትካ ምሕረት ይበዝሕ ሞ ከምጥፍኣትናን በደልናን ዘይኮነስ ከም ምሕረትካን ቸርነትካን ማሓረና ይቅረ በለና 😭😭😭

  • @user-by6lv9nw2r
    @user-by6lv9nw2r3 жыл бұрын

    አግዚኦ ማሓረና ከም ምሕረትካ አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና

  • @danielmahari4110
    @danielmahari41103 жыл бұрын

    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ እግዜኦ ማሃረነ ክርስቶስ ብእንተ ማርያም ማሃረነ ክርስቶስ ብእንተ ቁድሳን መላእክት ማሃረነ ክርስቶስ ብእንተ ጻድቃን ማሃረነ ክርስቶስ ብእንተ ሃዋርያት ማሃረነ ክርስቶስ ብእንተ ስማይታት ማሃረነ ክርስቶስ ብእንተ ደናግል ማሃረነ ክርስቶስ ብእንተ ሰንበት ማሃረነ ክርስቶስ።

  • @artflow216
    @artflow2163 жыл бұрын

    አቤቱ ጌታ ሆይ ማረን ይቅረ በለን አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰማልን ሰልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋው ያብዝሐልኽ

  • @henokamanuel1424
    @henokamanuel14243 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልን ኩቡር ሓወይ 💒💒💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @user-xe4gq4gg7w
    @user-xe4gq4gg7w3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ

  • @user-pm2lq6kf2y
    @user-pm2lq6kf2y3 жыл бұрын

    ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዝሕልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @user-jj9kd7ig3p
    @user-jj9kd7ig3p3 жыл бұрын

    ኦግዚኦ ተዘከረነ 😢😢😢😢😢 ኦ ጎይታ ካብዚ ግዜ እዚ ሰውረና😢😢😢

  • @yemanehabte4278

    @yemanehabte4278

    3 жыл бұрын

    Egzabiher mihiretka awiredelna Tedalini kinxenih xegaka abzalna xeguau yebzalka hawina

  • @berhanayohanes5555
    @berhanayohanes55552 жыл бұрын

    Kale hiwet yesman sltan hawna,amlak bmhretu ytearekena

  • @yuuiuyuiuhhh7397
    @yuuiuyuiuhhh73973 жыл бұрын

    አሜን አሜን ቃል ሂውት የሰመዓናን

  • @user-vz8ov4sv7j
    @user-vz8ov4sv7j2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዝሐልኻ ሱሉጣን ሐወይ እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሀብኻ🙏🙏🙏🙏🌾🌾🌾🌾

  • @user-wd1nf7pk2m
    @user-wd1nf7pk2m3 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna kubur hawna xegue yebzhlka fetari 😭😭😭😭😭

  • @user-gp7yk6il5u
    @user-gp7yk6il5u2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂውት ይሰመዐና ስልጣንይ እግዚአብሄሔሬ ኣምላኬ ናይ ኣገለግለተ ዝበነካ ይበርካለካ 🥺🥺🥺😭😭😭👏👏👏

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale48303 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna egziabher amlak ayne lbonana yffetelna dyakon hawna

  • @Asmeretey-hs8pp
    @Asmeretey-hs8pp2 ай бұрын

    እዝጊኦ ምሃረነ ክርስቶስ ብዓይኒምሕረትካ ጠምተና

  • @user-ef7gv4sy1m
    @user-ef7gv4sy1m2 жыл бұрын

    ኩብር ሓዉና ቃለህወት የሰመልና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fairoozfairooz3607
    @fairoozfairooz36073 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በመንግስተ ሠማያት ያዋረሰልነ በፀጋ ይሐልወልና

  • @user-ns5ej1jq4z
    @user-ns5ej1jq4z3 жыл бұрын

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና

  • @kpkkhan2201

    @kpkkhan2201

    3 жыл бұрын

    ኦ እግዚኦ ማሓረና ኮርስቶስ ኦ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ኦ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ አሜን አሜን አሜን ኩሉ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ኣምላክና ዩኩነልና 🤲🤲🤲😭😭😭

  • @selamsielay3461

    @selamsielay3461

    Жыл бұрын

    Meharena goyta meharena goyta meharena goyta 🙏🙏🙏

  • @hfgggyy7705
    @hfgggyy77053 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ሔወትየስመአልና ክቡርሓውና ጸግኡ የብዘሓ እግዘአብሄር አምለክ

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg3 жыл бұрын

    ቃል ሠናይ የሥመዐልና ጽግኡ የብዘኀልካ ፍቁር ሓወይ ነዛ ዘመን እዚኣ ጎይታ ሰራዊት የሻጋግረና ልቦናና ይክፈቶ አቤት አቤት ጌታ ሆይ እግዚአብሔር አምላክ ንሃወርያት አብ ድብረ ዘይቲ ከም ዝኣከቦም ንዓና እውን አብ መንግስቱ ይኣክበና

  • @user-ns6cp9yi6b
    @user-ns6cp9yi6b3 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣብ እምነትና የጽንዓና

  • @user-pm2lq6kf2y
    @user-pm2lq6kf2y3 жыл бұрын

    እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና

  • @titigirmaygirmay7785
    @titigirmaygirmay77853 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን

  • @aggggv7035
    @aggggv70358 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና😢

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay99493 жыл бұрын

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዘመንካ ይባርኽ

  • @dgdgee651
    @dgdgee6513 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስመኣልና ኩቡር ሓዉና እግዛብሄር አምላክ ምሕረቱ ይላከና 🙏🙏🙏

  • @user-uz6pv1ol1q
    @user-uz6pv1ol1q3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና ክብር ሓውና እግዛኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ ይብዘሕልካ🙏🙏🙏

  • @lpjokljyoiukht5242
    @lpjokljyoiukht52423 жыл бұрын

    ቃል ሃወት ይስመዐልና ኩቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፅጉኡ ይብዘሐልኩም

  • @danieleyassu5346
    @danieleyassu53463 жыл бұрын

    እግዝኦ ምሓረና ክርስቶስ፡ምሕረትካ ኣይውዳእን ዪ ሞ ናይ ንስሓ ፍረ ክንፈሪ ኣዕንተ ልቦናና ክፈቶ መድሓኒ ኣለም ክርስቶስ ኣቦይ

  • @ftawfsahatsyen3286
    @ftawfsahatsyen3286 Жыл бұрын

    Egziabiher baynu mhrtu ytemtena amen amen amen🙏🙏🙏

  • @user-bl8hv7ux4o
    @user-bl8hv7ux4o3 жыл бұрын

    ኦ ጉይተይ መዓረይ ብምሕረት ጠመተነ ኣሜን😭😭😭 ቃል ሃይውት የሰምዕን መምህር ይ

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦይ ኣብ እምነትናን ኣብ ቤትካን ክንነብር ሓይልን በርተዐን ሃበና 🙏🙏🙏😭

  • @abiiabii8953
    @abiiabii89533 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna hawna 🙏🙏🙏

  • @user-cc8zy6is1y
    @user-cc8zy6is1y2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን እግዚኦ ተዘከረነ🤲😭😭😭 እግዚኦ ተዘከረነ 🤲 እግዚኦ ተዘከረነ🤲 ኦ ኣምላኬ ምሕረትካ ላኣከና እንገብሮ ኣይንፈልጥን እሞ ይቅረ በለልና ኣብ እምነትና አፅነዐና ኣምላኬ

  • @yewuhanadasta9093
    @yewuhanadasta90933 жыл бұрын

    ኣሜን ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ማሓረና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና

  • @grmaytes9038
    @grmaytes90383 жыл бұрын

    ብኸመይ ክንረኽባ ንኽእል እዛ መጽሓፍ መምህር ስልጣን ሓውና፡ሓበሬታኻ ኣይፈለየና

  • @rutamehari6080
    @rutamehari60803 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስ ቶም ሕርያቱ ይበለና ወላ ሽግር መከራ ይብዛሓና ኣብ እምነትና የጽናዓና 😭😭😭

  • @musemusa9166

    @musemusa9166

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452

    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏

  • @danielistop1654
    @danielistop16543 жыл бұрын

    Amen Amen amen kal hawit yesmealna egzberhey amlak xega yebzhaluk ❤💒❤🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-hk4xk3sw4d
    @user-hk4xk3sw4d Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ብየማናይ መንገዲ ይምረሐና😥👏👏👏

  • @hanetsaembaye5108
    @hanetsaembaye51083 жыл бұрын

    Amen kaley hiwet yesmalna egzio maharena kiristose kem mhiretka ember kem bedelina aykun amlak.

  • @medhinkiros3044
    @medhinkiros30442 жыл бұрын

    ቃለሂወት የስመዐልና ሐዉና እዛ መፅሐፍ አበይ ነረክባ አብ ጅዳ ዘለኩም ተሐባበሩና እባ ይሕዋተይ

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile69353 жыл бұрын

    Kiriyalayson egzio Tesahalene, kalehiwet yasemaln, Tezekerene egzio bewuste mengistike, Amen.

  • @user-kr9fh2dj3u
    @user-kr9fh2dj3u2 жыл бұрын

    ቃል ህይወት ይሰማዕሎ እዚግዮ ማሃረን

  • @user-fi9pl4mm4q
    @user-fi9pl4mm4q3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫

Келесі