ኣዋጅ! ኦ ሕዝበይ እምነትካ ኣጸቢቕካ ተረዳእ።ምስ መምዝመጸ ንፋስ ኣይትወሰድ። መልሲ ንተኽለማርያምን ዘቕረቦም ናይ ሓሶት ታሪኻትን) ብስልጣን ከሰተ)

መዘኻኸሪ፣ ሰላም ተኸታተልቲ ጎዶልያስ ቲዩብ፡ነቲ በዚ ዝመሓላለፍ ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ኣብ ክንዲ download እናገበርኩም ሼር ትብልዎ፡ነቲ link ጥራይ ሼር ክትብልዎ መልእኽተይ አመሓላልፍ።እቲ ቀንዲ ምኽንያት ንምንታይ እንተተባህለ እቶም ነዚ ቪድዮ ዝከታተሉ ሰባት ካልእ ዘውርዶም ትምህርትታት ብቐጥታ ንኽበጽሖም ስለዝሕግዞም'ዩ።
ጸላእቲ ንቤተክርስትያን ከጥፍኡ ዘይደኸሙ፡ንሕና ንዕኦም መልሲ ካብ ምሃብ ኣይንደክምን ኢና።

Пікірлер: 509

  • @user-ur5ub1ee3h
    @user-ur5ub1ee3h3 жыл бұрын

    ኣንታ ተናፍቂ ጅግና ወዲ ተዋህዶ እንቋዕ ምጽኻ " ብላም ዳኣ ኣቃልዓዮም እዞም ባዶ እምንተ ።

  • @godolyastube4733
    @godolyastube47333 жыл бұрын

    መዘኻኸሪ፣ ሰላም ተኸታተልቲ ጎዶልያስ ቲዩብ፡ነቲ በዚ ዝመሓላለፍ ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ኣብ ክንዲ download እናገበርኩም ሼር ትብልዎ፡ነቲ link ጥራይ ሼር ክትብልዎ መልእኽተይ አመሓላልፍ።እቲ ቀንዲ ምኽንያት ንምንታይ እንተተባህለ እቶም ነዚ ቪድዮ ዝከታተሉ ሰባት ካልእ ዘውርዶም ትምህርትታት ብቐጥታ ንኽበጽሖም ስለዝሕግዞም'ዩ። ጸላእቲ ንቤተክርስትያን ከጥፍኡ ዘይደኸሙ፡ንሕና ንዕኦም መልሲ ካብ ምሃብ ኣይንደክምን ኢና።

  • @user-qu4wc8wh9j

    @user-qu4wc8wh9j

    3 жыл бұрын

    Eshi Sltuney and Wellcome bro

  • @kesetehadas1797

    @kesetehadas1797

    3 жыл бұрын

    Kone elu eyu aytamen zbl zelo hasawi sle zkone eyu enda felete eyu zgage zelo mhret yewrdelu

  • @weldayzereu7978

    @weldayzereu7978

    3 жыл бұрын

    Amien amien amien kale hiwet yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum hawna memhr sltab egziabhier amlak abzihu yhabka

  • @endryasaboy

    @endryasaboy

    3 жыл бұрын

    ኣጆኻ ዝሓወይ ኣብ ጎንኻ ኣለና ሸር ከኣ ኣይንሕመቕ ኣሕዋተይ

  • @user-ux5ox1zv9e

    @user-ux5ox1zv9e

    3 жыл бұрын

    ሓውና

  • @user-gi8ms8uv9j
    @user-gi8ms8uv9j3 жыл бұрын

    ስልጣን ሓውና እንኻዕ ብሰላም መፃካልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርክካ ንዕኡ እውን ናብ ልቡ ይምለሶ እግዚአብሄር ኣምላክ

  • @selamawikrstosselamkahabena
    @selamawikrstosselamkahabena3 жыл бұрын

    ዲያቆን ሓውና ብጣአሚ አና ነመስግን ን ተኽለማርያም ከኣ ናብ ልቡ ይምለሶ ኣምላኽ አኣይ ንሓትያተኛ ከኣ ኣብ ጸሎትካ ዘክረኒ 🙏🙏🙏❣️❣️❣️

  • @mussietn1966
    @mussietn19663 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብ ልብና የሕድሮ ደቂ ተዋህዶ ድማ እግዚኣብሄር ኣብ እምነትና የጽንዓና 🙏⛪️❤️ kzread.info/dash/bejne/pp2Hk4-cldjal6Q.html

  • @mcfhhbbnnb477

    @mcfhhbbnnb477

    3 жыл бұрын

    Amen .

  • @weinikeleta3461

    @weinikeleta3461

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @love-xg3ws

    @love-xg3ws

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @merhawihailehadush3507

    @merhawihailehadush3507

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen ❤️❤️❤️

  • @hdhdydhd1763

    @hdhdydhd1763

    3 жыл бұрын

    Amen amen

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy19973 жыл бұрын

    ሰላም ሓው ስልጣን ቃል ሂወት የስማዓልና ብምቕጻል እዚ ተኽለማርያም ዝባሃል ሰብ ይላገጽ እዩ ዞሎ ኮሙኡ ውን ሓደ ዘይረብሕ ዝዛሮቦ ዘይፈልጥ ረሳሕ ሰብ እዩ ዳሓር ካኣ ካላኣይ ግዜ ዘይደግሞ ዘረባ እዩ ዝዛረብ ቁዱስ ገብሪኤል መልኣኽ ነዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ከበስራ ኮሎ ብድንግልናኣ ከም ትወልድ እዩ ኣበሲሩዋ ከመት ኢሉ ይኸውን ምስ በለት ድማ እግዛኣቢሄር እንታይ ይሳኣኖ ኩሉ'ዩ ዝካኣሎ ኢሉ ምስ መለሰላ ድማ ዝበልካዮ ይኹን ኢላቶ ኮይኑ ድማ ሕጅስ ከመይ ጌሩ እዩ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ወላዲት ኣምላኽ ዝብል የለን ዝብል እዚ ሰብ ንምስሓት ዝተላዕለ ድያብሎስ እዩ ህዝበ ክርክትያን ኣስቶዉዑሉ ቆሩበት በጊዕ ዝተኸደኑ ቶኻሉ ተላዒሎም ኣለዉ

  • @awetlegese8424

    @awetlegese8424

    2 жыл бұрын

    Nay bhaqi qal hiwet yesmalna Amlak xegu yebzhalkum shkorinatet yhwateyy 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰selam Amlak meskum yekuna

  • @tsdatheshehashe9344
    @tsdatheshehashe93443 жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ እንካዕ ብድሓን ምፃካ እግዛቤሄር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ እግዛቤሄር ይባርካ እዴና ቅድስተ ቁድሳን ድንግል ማርያም ትሓልወልና።

  • @almazweldezghi7243
    @almazweldezghi72433 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክብር ሓወይይ ሓላለይይይይ

  • @user-zo8ri2mr1j
    @user-zo8ri2mr1j3 жыл бұрын

    *ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ስልጣን ከሰተ ናይ ተዋህዶ ዕንቂ ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ*

  • @ttfutrg3896

    @ttfutrg3896

    3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለህይወት ይስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓዉና

  • @user-dt1yh3lc6k
    @user-dt1yh3lc6k3 жыл бұрын

    *ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ስልጣንንኣቶም እውን ኣምላኽ መስተውዓሊ ልቢ ይዓድሎም💞💞💞💞

  • @HK-rn8yx
    @HK-rn8yx3 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣብ እምነትና የፅነዐና ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ

  • @hermonsahle7281
    @hermonsahle72813 жыл бұрын

    ድያቆን ሓወይ ቃለ ሂወት የስማልና ብልቢ የመስግንካ አልኩ አዝግብሄር ኣምላኽ ምስኣና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️❤️

  • @niqodimosawet1228
    @niqodimosawet12283 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣነይ ጽቡቅ መነቃቅሒ ካብ ብውሑድ ብሓጺር ሓሰቱ ክቅላዕ እንከሎ ናይ ኣባ ሰላማ ከሳተ ብርሃን ታርኽ ዘይፈልጠ ተኦሎጂ ተማህረ ይብል ክንደይ ከ ይኽእለሉ ኣጀኻ እሁየ ከይተሓለልካ ተነቃቅሓና ዘለኻ ጸጋ የብዝሓልካ

  • @mashomasho3777
    @mashomasho37772 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣኒ ሓወይ ዕድመ ጢዒና ይሃብኻ እግዚአብሔር ኣምላክ👏👏👏👏👏🌴🌴🌴🌴🌴🌴

  • @almaztesfazghi7014
    @almaztesfazghi70143 жыл бұрын

    አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓኻ ሃንደበታዊ ትምህርቲ ክህበካ ናዓና ካኣ መስተዋሊ ልቦና ክህበና ፀጋ በረኸቱ የብዝሓልካ ቡሩኽ ሓዉና ስልጣን

  • @user-uv7qp4ms2e
    @user-uv7qp4ms2e3 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የስምዓልና ሓወይ...ህዝበይ ስኣን ኣፍልጦ ይጠፍእ ኣሎ...ብዘይካ ተዋህዶ ካልእ እምነት የለን...መሪጸ ዘይኮንኩስ መሪጽካ ተዋህዶ ዝገበርካኒ ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦይ...

  • @gabigunners8073

    @gabigunners8073

    3 жыл бұрын

    ናይበሓቂ

  • @user-if9uk1dx3z
    @user-if9uk1dx3z3 жыл бұрын

    እግዚኣብሔር ይመሥገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉናስልጣን ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና ፀግኡ የብዝሐልና የተዋህዶና ዑንቂ ንበረልና ክቡረይ ንኣቶም ምስትዉዓል ይዓድሎም

  • @jhonhabtu9076
    @jhonhabtu90763 жыл бұрын

    ኣምላኽ ይባርኽካ ሓውና ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል ፈጣሪ ቃለ ሂይወት የስመዓልና

  • @mashaodesta2201
    @mashaodesta22012 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ🙏🙏🙏

  • @nkulubfqri2234
    @nkulubfqri22343 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስምዓልና ምምህር ስልጣን ሓውና። ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ከማኻ የብዝሓልና ደስ ዘብል ትምህርቲ።

  • @user-pw1jt6mr5g
    @user-pw1jt6mr5g3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርከልካ ናይ ተዋህዶ ዕንቒ

  • @mrim222
    @mrim2223 жыл бұрын

    ኣይዞካ ከሚዚ እናገበርካ እውፀአዮም እዞም ተካሉ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @natankiflay9193
    @natankiflay91933 жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ እዚ ኮነ ኢሉ ኢዪ ኣምላኽ ጥራሕ ምሕረት የውርደሉ

  • @user-ml8fx8qi7o
    @user-ml8fx8qi7o3 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የሰመእልና ክብር መምህራን አሜን አሜን አሜን

  • @temesgenamiak1409
    @temesgenamiak14092 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesalina dakeney nayibhki Ezeiye zmhrkomna Egzabheri Amlak Teguue yebzhlukom

  • @user-nf2xq2be4o
    @user-nf2xq2be4o3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓዉና ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @hhghgyyy4886
    @hhghgyyy48863 жыл бұрын

    አሜንንን አሜንንን አሜንንን ዲያቆን ሃዉና ቃል ሂወት የስመና 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @selamgotiom4300
    @selamgotiom4300 Жыл бұрын

    ቃል ህይወት የሰምዓልና ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏 🙏🙏🙏

  • @mesigaltigray9656
    @mesigaltigray9656 Жыл бұрын

    ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ስልጣን ሓውና ክቡር መምህርና♥️👏 እንኳዕ ናትና ኮንካ ተመስገን ኣምላክ👏👏👏♥️♥️♥️♥️🥰🥀

  • @medihintadese7390
    @medihintadese73903 жыл бұрын

    ብ ሓቂ ቃል ህወት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓወና ሰልጣን👏

  • @gdu8216
    @gdu82162 жыл бұрын

    ፀጋኡ ይብሐልካ ክብር ሓውና አርቶዶክስና ካዓ አብ አምነትን ይፀነዐና

  • @user-bo7rq5qe6s
    @user-bo7rq5qe6s Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣን ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ይሓልወልና

  • @erishortvideo8068
    @erishortvideo80683 жыл бұрын

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna hawuna seltan 🙏🙏🙏✝️✝️✝️💓💓💓💓⛪⛪⛪⛪💝💝💝

  • @user-le4zl3fc2k
    @user-le4zl3fc2k2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዓና

  • @user-rm3gc2oy5u
    @user-rm3gc2oy5u3 жыл бұрын

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ሓውና ሰልጣን ፀጉኡን በረከቱን የብዝሓልካ

  • @rahwarahwa9513
    @rahwarahwa95133 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዕልና እግዚአብሔር አምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና አሜን አሜን አሜን

  • @kahsaihaile6285
    @kahsaihaile62853 жыл бұрын

    ቃል ሕይወት የስመዓልና ሓውና ሱልጣን፡፡እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ። ን ተኽለ ከኣ እግዚኣብሔር ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምቶ፡፡

  • @goodplaza8351
    @goodplaza83513 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ሚሲጡሩን ጥበብን ይግለፀልካ ክቡር ሓውና ነተኽለማርያም እውን ዓይነ ልበንኡ ይክፈተሉ እግዚአብሔር አምላኽ

  • @tedroskiflezghi2518
    @tedroskiflezghi25183 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ዲ/ን ሓወይ። ንዓና ድማ ኣብ እምነትና የጽንዓና። ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ካብ እምነቶም ዝዘንበሉ ድማ ናብ ልቦም ይምለሶም። ዘስተውዕል ጥበቡ ይዓድለና ልዑል ፈጣሪና።

  • @abrhertabrhet7675
    @abrhertabrhet76753 жыл бұрын

    ናይባሓቂ ናይ ድንግል ማርያም ስም ሰይጥን አይደፍሮን

  • @kidaneberhane6938
    @kidaneberhane69383 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @Ma-yv5ji
    @Ma-yv5ji3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ድያቆን ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልና ካብዚ ቄናን ዝኮነ ነገር ይሰዉረና

  • @Firszapo23
    @Firszapo233 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዛአብሄር ኣምላክ ይመሰገን

  • @gdghdcgh5780
    @gdghdcgh57803 жыл бұрын

    *_ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓውና_*💐💐

  • @reemalaqile.6986

    @reemalaqile.6986

    3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዝሒወይ ማዓረይ

  • @user-oy2em3lq2j
    @user-oy2em3lq2j3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣንን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዝሕ ንተክለማርያም ደማ ህዝቢ ሒዞም ዝጠፍእለው መስተውዓሉ ልቢ ይፍጠረሎም

  • @mazamaza8414
    @mazamaza84142 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብር ሓወይይ

  • @hhhh299
    @hhhh2993 жыл бұрын

    ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አግሉግልት ዘመኒካ ይብሪከልክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ

  • @abrhertabrhet7675
    @abrhertabrhet76753 жыл бұрын

    ክብር ሓወይ መናፍቃን ዘውፅእዎ ቃላት ዘለከ ጥንቃቂ ዘገርም አዩ አምላክ ያሓግዝካ

  • @user-gg1de6nh9v

    @user-gg1de6nh9v

    3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም እግዛኣብሄር ይሓግዝካ ክቡር ሓዉና ቃለ ሂወት የሰመዓልና

  • @user-uz5kf1ss7r
    @user-uz5kf1ss7r3 жыл бұрын

    አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ቃለ ሂወት የስመአልና አሜንንን 🙏🙏🙏

  • @mulugetagebru9564
    @mulugetagebru95642 жыл бұрын

    ኣጆካ በርትዕ እዚሓወይ እግዛብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ & ቃለሂወት የስማዓልና

  • @user-wb2qj4vv2o
    @user-wb2qj4vv2o3 жыл бұрын

    እዋይ ኣንታ ንስካስ ክንዲ ሺሕ ኩን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና እንኳዕ ብሰላም መጻካ ጸጋን ጥበብን የብዝሓልካ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና እዉይይይይይ ኣብየት ኣንታ ጎይታይ ካብ ከምዚኦም ዘይሓፍሩ ዓይኒ ጠል ዘንጥሎም ዝበልዑ ተኳሉ ብሓይልኻ ገስጸልና ልዑል ጎይታ መጀመርያ ምድሪን ንዓና ሓሳኹ ዝፈጠርካ ኣብ መወዳእታ ክኣ ኩሉ ፍጥረት ኣብ ቅድሜካ ኣቅሪብካ በቢ ግብርና እትፈርድ ቁዱስ ጎይታ እዋይ ጎይታይ እዚ ዓቅልካስ ከመይ ዝበለ ቁዱስ እዩ ንኩልና ጸይርካ ትኸይድ ተመስገን ብዝኮነ ንሕና ክንገብሮ ዝግብኣና ንሶም እንተዓፈሩ እዝኒ ኣይንሃቦም እቲ ናቶም channel ኣይንራየሎምን ኣይንስምዓሎምን እዞም ድሁላት 💔ፎእእ ሑሱራት ደናቁር 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭በሉ ሕርርርርርርር በሉ ድሁላት እምበር ኦርተዶጉስ ተዋህዶ እያ ቀዳመይትን ጥንታዊትን ነባሪት ክኣ ንዘልኣለም ዓለም ንስኹምን ምሃርትኩምን ምእንቲ ረብሓኹም ክትብሉ ናይ ዘልኣለም ሕነ ፍዳኩም ክትጸግቡ ኢኹም ናብ ልብኹም እንተተመለስኹም ክኣ ድሓንኩም መሳኪን ዓይኖም እንዳርኣየ ብግዝያዊ ስግኦም ክብሉ ዝዓወሩ ጉዳማት ውሓጥዮ እንተበልኩዋስ ትጎስሞ ጉድኩም እኳ ኣብ ውሽጥኹም ከይትገብሩስ ናብ ደገን ሜዳን ንዓኹም ሰሚዑ ዝሰምዕስ ምሕረት የውርደሉ ካብታ ተካል ቻነልኩም ይሰውሮ ኩፉእ ምዓልቲ ከይውዕል መታን 💔💔💔💔💔💔

  • @user-zl5kg7in5r
    @user-zl5kg7in5r3 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓውና ኣታ እስኳስ እንኳዕ ናትና ኮንኳ ቡልፅ መእመን ኣጆኻ ቀፅለሉ🙏⛪➕💞💞💞💞

  • @thth3221
    @thth32213 жыл бұрын

    ኣሜንንን ኣሜንንንን ኣሜንንንን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልካ ዝተመሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ 🙏💚💙❤👏🤲🍀💐

  • @meharihayelom6173
    @meharihayelom61733 жыл бұрын

    ሓውና ስልታን ቃል ሂወት የስማና አግዛቢህር ኣምላክ ጸገኡ የብዝሃልካ

  • @mohamaddalel2497

    @mohamaddalel2497

    2 жыл бұрын

    AMEN AMEN AMEN KALe huwet ysemhale hawy

  • @hiwatgotha275
    @hiwatgotha2752 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ጽገኡ የብዝሐልካ. ኣምላክ ንከምዚኦም ክኣ ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም።

  • @user-uz9tl7ff9x
    @user-uz9tl7ff9x2 жыл бұрын

    ሰልጣን ሓውና እግዛቢሄር ይባሪካ🙏🙏🙏

  • @user-lm7ru8dc3q
    @user-lm7ru8dc3q2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ጸጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሄር ኣምላክ

  • @zaidasres8243
    @zaidasres82433 жыл бұрын

    ቃል፣ሂወት፣የሰምዕካ፣ዝወደይ፣፣

  • @Rd-pt7fy
    @Rd-pt7fy3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃላ ህውይት የስምዓልና ዝሓዉይ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ፅጋ የብዘሕዮ እግዚኣብሔር ኣምላካ

  • @user-vq7oz5kj8f
    @user-vq7oz5kj8f2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና ኩቡር መምህርና

  • @tedroseyasu9097
    @tedroseyasu90973 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ንሓዉና ኣድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @baarn5671
    @baarn56713 жыл бұрын

    ኣጆካ ዘሓወይይ ጸሎት ቅዱሳን ኣብዝተጋዓስካዮ ምሳካ ይጋዓዙ

  • @kiflomtsegay5214
    @kiflomtsegay52142 жыл бұрын

    """ይትባረክ ኣምላከ ኣባዊነ""" ኣሜን( 3) ቃለ ሂወት የስማዕልና መምህር ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ቅዱሳን ናይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርከልካ ናዓን ንኦርቶዶኩስ ኣጽናፋዊትን ዝኮነት ቅድስቲ ቤተክርስትያን ተዓቂብና ክነብር ኣሰር ኣሰር ኣቦታትና ክንስዕበን ናቱ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና ነቶም ተማሂርና ኢና ዝብሉ ዘለዉ ክላስ እዮም ቖጽሮም እንበር ልቢ ኢሎም እንተዝማሃሩ ነይሮም ኣብ ቅዱስ ቦትኡ ኮይኑ ንእግዝኣብሔር ክብሪ ይኮኖ ንዖኦም ከኣ ናብ ልቦም ይምለሶም

  • @hiyabokbamichael2560
    @hiyabokbamichael25602 жыл бұрын

    Amen Amen Amen qal hiwet yesman kubur hawena xega egzabhir yebzhalka mesetwali lebona yehbna 🙏🙏🙏

  • @henokgebremeskel253
    @henokgebremeskel2533 жыл бұрын

    Amen amen amen sultan hawena tum kenu temrti kale hiwet yesemalna kubur hawena abza kenti emnetna yexenana 🙏🙏💖💖💖💖💖

  • @bsratbs6688
    @bsratbs66883 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ህይውት የስመዕልና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ክቡር ሓውና ኣብ እምነትና የፅንዕና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ምስተውዓሊ ልቦና ይዓድልና ብጣዕሚ ዝሕዝን ነገር ይቅር ይበለልና ኣምላኽ እስራኤል ተውህዶ ሃይማኖተይ አፅንዕና ሓቅኛአ መስክረና ኣምላኬ ክቡር ሓውና ብእውነት ፀግኡ የብዝሕልካ እግዝኣብሄር ኣምላኽ

  • @user-vz8ov4sv7j
    @user-vz8ov4sv7j2 жыл бұрын

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ዲያቆን ስልጣን ሐወይ ፀጋኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ የንወሖ🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @roozz5503
    @roozz55032 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሐልካ

  • @robelmelake5735
    @robelmelake57353 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰማዓና nay ዘይበንካ ኣገልጎለት yebareku ቀደስቲ ቁድሳን ደንገል ማረያም ትሓልካ ነዚኦም ገዶሎ እምነት በሎም ጥራይ

  • @NoName-ru1tx
    @NoName-ru1tx3 жыл бұрын

    አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @svhbfcjjfhuvrvhxhh2658
    @svhbfcjjfhuvrvhxhh26583 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብር ሓውና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን

  • @user-vz8yi4rf1k
    @user-vz8yi4rf1k2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ በረከቱን ታብወሐልካ ኣዶ ጎታ መድህን አለም ክብር ሓውና ስልጣን /// ንእመብርሃን ወላዲተ አምላኽ ብሎም ዘይኣሙኑ ዘይኣምን ንወዳ እውን ዘይምእማን ይትረፈኩም

  • @user-wk8lk2gq4u
    @user-wk8lk2gq4u3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ንአና ዱኩማት አሕዋትካ እውን መስተውዓሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ

  • @abrahamzeray2020
    @abrahamzeray20203 жыл бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna

  • @merawiayawi5450
    @merawiayawi54503 жыл бұрын

    ቃል ህይወት የስማዓልና ሓውና ድያቆም ስልጣን

  • @selamtesfay8911
    @selamtesfay89113 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ሓውና ፈጣሪ ጸጉኡ የብዝሓልካ!

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene25683 жыл бұрын

    ኣሜን ክቡር ሓውና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ። በሎም ዳኣ ነዞም መዳናገትቲ እቲ ልብሲ ዘይ የውጽኦ ከደናግረሉ ኢሉ ድዩ ቀደም ዘደናገርዎ ይኣክሎም ቢዝነሳውያን።

  • @haluluhalulu984

    @haluluhalulu984

    3 жыл бұрын

    ተኽለ ኣይሰመዐካን ኣይትደከመ

  • @ucucyxobucgogic9g686
    @ucucyxobucgogic9g6863 жыл бұрын

    አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ

  • @artflow216
    @artflow2163 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዕልና ሰልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ምሰኸ ይኸን ዕዳም ጥዕን ይሃብልና

  • @user-qb3pd8zc6i
    @user-qb3pd8zc6i2 жыл бұрын

    ስልጣኑ ሓዉና እጆካ አምላክ ይሓግዝካ ንተመልከትዉን ዓነልቦናና የብርሃልና

  • @user-ed7js4ev5f
    @user-ed7js4ev5f3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @fqrituem69
    @fqrituem693 жыл бұрын

    Sltan hawey btami eka belih edmen tenan yhabka fetari

  • @tsegatesfahanes7325
    @tsegatesfahanes73252 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጽግኡ የብዝሓልካ 🙏

  • @user-jw6of6mo8y
    @user-jw6of6mo8y2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰማዕልና

  • @user-qy4od9fs4u
    @user-qy4od9fs4u3 жыл бұрын

    ኣሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቁቡአ ዎዲ አግዚኣቢሄር

  • @brhanf3629
    @brhanf36293 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዕልና ክብር ሓውና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌺 🌺🌺🌺🤲 🤲🤲🤲🤲🤲

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya66913 жыл бұрын

    AMEN ( 3 ) Qal Hiwet Yesmealna Amelak Tsegeu Yebzhalka DIYAQON SULTAN 💒❣🙏

  • @user-jw9tk6mh8q
    @user-jw9tk6mh8q3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና መምህርና🕊🕊🕊✋💓💓💓💚💚💚🕊🕊🕊💓💓💓🕊🕊🕊📖💓💓💓🙏

  • @erfddgggdrghug76
    @erfddgggdrghug763 жыл бұрын

    እግዝኣብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክብር ሓውናን መምህርናን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሜን፫

  • @hsajoo8148

    @hsajoo8148

    3 жыл бұрын

    Kial hwate ysimlan

  • @hagushgaltigray5875
    @hagushgaltigray58753 жыл бұрын

    ብሓቂ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክብሩ ሓወና ኣለካ ኣብ ጎንካ ተዋህዶ ተዋህዶ ንበል ካም ኣቦታትና ንካናከና ካምቱ ዘፅንሑና ነሕልፋ ናብ ደቂ ደቅና እዩ እሞ ኣብ ተዋህዶ ሃይማኖትና ክንፅንዕ ካብ ናይ ሓሶት ድያብሎስ ይርሕቀና ልዑል እግዜኣብሔር ኣምላክና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @djjd7434
    @djjd74342 жыл бұрын

    ቃለህወት የሰመዕና ኣሜንኣሜን(3)

  • @albadr2531
    @albadr25313 жыл бұрын

    Amen.amen.amen.seltina.hewaya...eshi.nebalena..💪💪💪💪💪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @asteraster1838

    @asteraster1838

    3 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ንዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r Жыл бұрын

    እግዝአብሄር ይመስገን ብሓቂ ቃልህወት ያስመዐልና ክብር ሓውና

  • @saramengustuabitow4204
    @saramengustuabitow42043 жыл бұрын

    Amenn Amen Amenn Amenn Amen Amen Amenn Amenn Amennn Amenn Amenn Amen

  • @user-kh1eu4je4j
    @user-kh1eu4je4j2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዛብሄር ኣምላክ ኣገልግሎት ዘመን ይባርከልካ ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍 ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ።

  • @segenwelde5999
    @segenwelde59992 жыл бұрын

    Amen Amen Amen Deacon Hawna Kale hiwet Yesmalna Egziabher Tsegueu Yebzhalka

  • @user-oy7mo5iy9o
    @user-oy7mo5iy9o3 жыл бұрын

    አሜን ቃል ሂወት ይሰመዐልና ኩቡር መምህርና

  • @yednglmaryamlijnegntemesig5656
    @yednglmaryamlijnegntemesig56563 жыл бұрын

    kale hiwet yasmealina kibur hawna tsegau yabzehelka

  • @user-uz9tl7ff9x
    @user-uz9tl7ff9x2 жыл бұрын

    እግዛቢሄር ኣምላክ ይባሪካ

  • @jomolomo8625
    @jomolomo8625 Жыл бұрын

    ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡሩ ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባሪክ🥰🥰🥰🥰

Келесі