ከም ንጥፉእ ወዲ … ሰሚዕካ ዘይምኖ መዝሙር ........... ዕረፍቲ ንልቢ kem ntfue wedi bzemari bereket tkue

ሰብኡት ንምንታይ እዮም ኣንስቶም ዝሃርሙ ? ሰብኣይ ተኾንካ እስኪ ተንክፈኒ...!
• ሰብኡት ንምንታይ እዮም ኣንስቶም ...
• ዝጽግዖ እንባ የለን ብዘይካ ቅዱስ ...
ካልይ ግዜ ደጊሞሞ ብጣዕሚ ደስ ይብል ሰሚዕኩም ዶ?
• ካልይ ግዜ ደጊሞሞ ብጣዕሚ ደስ ይብ...
ሽሕ ሰብ ብናይ ኣድጊ መንጋጋ ዝቀተለ ሓያል ሳምሶን መንፈሳዊ ፊልም ብትግርኛ ታሪኽ
• ሽሕ ሰብ ብናይ ኣድጊ መንጋጋ ዝቀተ...
ሰራሕተኛን ሓፍቱን ምስኡ ይድቅሳ ከም ዝነበራ ኣይፈጣን ነበራ
• ሰራሕተኛን ሓፍቱን ምስኡ ይድቅሳ ከ...
zemari bereket tkue
ዘማሪ በረኸት ትኩእ
• Video

Пікірлер: 355

  • @aronpicsartentertainment9577
    @aronpicsartentertainment95772 жыл бұрын

    ከም ንጥፉእ ወዲ ከም ንጥፉእ ወዲ ምሕረትካ ዘጥረዮ ምጥፍእይ መሊስካ ምድሓንካ ሪእዮ ታሪኽይ ቀይርካ መሊስካኒ ክብረይ ኣምላክ ሰናያተይ (ክበር ብመዝሙረይ(2)) ዘይከም ድኽመት ዘርኪዬስ ዝሓጸሮ ንግቢ ተጋዊ እንደየ ነይረ ዘይናቱ ኣካቢ ብፍጽም ትሕትናይ ቃላትካ ከይስከም ኣብ ሳግላ ትዕቢተይ ሓኹረ ክትዕነን ትሪ ልበይ ሴርካ ከፌትካ ንዓይነይ ቤተይ ምስ ባረኽካ (ርኤካ መድሕነይ(2)) ኣዝ..... ይትረፉ ኣነ ንህያው ዝዛረብ ብልሳን ሰማይ ኣንቃዕሪራ ዑፍካ ትምስክን ሎቆታ ከብደይ ግን ተመስገን ደረታ ብሰሪ ስስዕቲ ንሕግኻ እስሕታ ሰላመይ ክትመስል ንሓጥያት ከርዲና ሓይሊ ኢድ ምሕረትካ (ውሉድካ ኣድሒና(2)) ኣዝ.... ከም ጥጦስ ኣይኮንኮን ክብርኻ ዝመሰከረ ከም ጴጥሮስ ኣይኮንኩን ንስሓ ዝኽበረ ንሳቶም ብግብሮም ክስመዮ ጸጋ ንዓይ ንሓጥእ ግን ግብሪ ኣይነበረንን ምሕረትካ ዓዚዙ ሂብካኒ ይቅሬታ ምስጋና ይብጻሕካ (ናይ ሰራዊት ጎይታ(2)) ኣዝ.... በሊሕ ብምርጋጸይ ነብሰይ ከም ትጉዳእ ኣየናይ’ላቶ ልበይ ንቃልካ ክትርዳእ ፈቃር ኣምላኽይ ግን እንታይ ይስኣነካ ብግሊ ግሌኻ ንርእሰይ ጎልቢብካ ብዝርጉሕ ቅልጽምካ መሊስካኒ ክብሪ ክርስቶስ ተመስገን (ለዋህ ኣቦ ፍቅሪ(2)) ከም ንጥፉእ ወዲ ምሕረትካ ዘጥረዮ ምጥፍእይ መሊስካ ምድሓንካ ሪእዮ ታሪኽይ ቀይርካ መሊስካኒ ክብረይ ኣምላክ ሰናያተይ (ክበር ብመዝሙረይ(2)) Follow us at Instagram: @Kidstie_silase

  • @kabrontube

    @kabrontube

    2 жыл бұрын

    🙏🙏🙏

  • @havenabraham5252

    @havenabraham5252

    2 жыл бұрын

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @godislove1261

    @godislove1261

    2 жыл бұрын

    Amen zemarie melaekt yesmealna. Egzabher xegeu yebzehalka Bereket hawey 🙏🙏🙏❤

  • @titigaltigray7118

    @titigaltigray7118

    2 жыл бұрын

    🙏🙏🙏🍃❤️

  • @user-or9nf1dz9c

    @user-or9nf1dz9c

    2 жыл бұрын

    🤲🙏🙏🙏

  • @emaema7744
    @emaema7744 Жыл бұрын

    I hope ነዛ መዝሙር እንዳሰማዕኩ ናብ ክብረይ ክምለስ ፍሉይ ዝክሪ በቃ ስደት መንገደይ ኣስሒቱኒ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ኣሕዋት

  • @JE10149

    @JE10149

    Жыл бұрын

    Emebrhan Tdegfka xelot kudusan hawey

  • @user-xb7lq4rc5v

    @user-xb7lq4rc5v

    10 ай бұрын

    Xelot kdusan ajoka!

  • @ruti935

    @ruti935

    9 ай бұрын

    Ajoka amlak msaka u

  • @Bana07tv

    @Bana07tv

    7 ай бұрын

    xolot kudusan zhawey 🙏🙏🙏

  • @Almazfqri

    @Almazfqri

    2 ай бұрын

    Xelot nay emebrhann nay kulom kudusan msaka ykun🙏🙏🙏

  • @user-ts9pg4qo8i
    @user-ts9pg4qo8i2 жыл бұрын

    #ከም ንጥፉእ ወዲ ምሕረትካ ዘጥረዮ ምጥፈአይ መሊስካ ምድሓንካ ሪእዮ ታሪኸይ ቀይርካ መሊስካኒ ክብረይ ኣምላክ ሰናያተይ ((#ክበር ብመዝሙረይ/2)) #ዘይከም ዘርኪዬስ ዝሕፅሮ ንግቢ ተጋዊ እንድየ ነይረ ዘይናቱ ኣካቢ ብፍፅም ትሕትናይ ቃላትካ ከይስከም ኣብ ሳግላ ትዕቢተይ ሓኺረ ክትዕነን ትሪ ልበይ ሴርካ ክፌትካ ንዓይነይ ቤተይ ምስ ባረኽካ ((#ርኤካ መድሕነይ/2)) #ይትረፍ ኣነ ህያው ዝዛረብ ብልሳን ሰማይ ኣንቃዕሪራ ዑፍካ ትምስክር ሎቆታ ከብደይ ግን ተመስገን ደረታ ብሰሪ ስሰዕቲ ንሕግኻ እስሕታ ሰላመይ ክትመስል ንሓጥያት ከሪዲና ሓይሊ ኢድምሕረትካ ((#ውልድኻ ኣድሒና/2)) #ከም ጥጦስ ኣይኮንኩን ክብርካ ዝመስክረ ከም ጴጥሮስ ኣይኮንኩን ንስሓ ዘኽብር ንሳቶም ብግብሮም ክስመዩ ፀጋ ንዓይ ንሓጥእ ግን ግብሪ ኣይነበረንን ምሕረትኻ ዓዚዙ ሂብካኒ ይቅሬታ ምስጋና ይብፃሓካ (( #ናይ ሰራዊት ጎይታ/2)) #በሊሕ ብምርጋፀይ ነብሰይ ከምትጉዳእ ኣይናይ"ላቶ ልበይ ንቃልኻ ክትርዳእ ፈቃር ኣምላኸይ ግንእንታይ ይስኣነካ ብግሊ ግሌኻ ንርእሰይ ጎሊቢብካ ብዝርጉሕ ቅልፅምካ መሊስካኒ ብክብሪ ንክርስቶስ ተመስገን(#ለዋህ ኣቦ ፍቅሪ/2)) ከም ንጥፉእ ወዲ ምሕረትካ ዘጥረዮ ምጥፈአይ መሊስካ ምድሓንካ ሪእዮ ታሪኸይ ቀይርካ መሊስካኒ ክብረይ ኣምላክ ሰናያተይ ((#ክበር ብመዝሙረይ)

  • @HAQI_TEZARB
    @HAQI_TEZARB10 ай бұрын

    ትክክል ሰሚዕካ ዘይምኖ የዕጽምቲ ዘለስልስ🌿🌿🌿 ናይ እግዚአብሔር ዶ ኣይኮነን🌺🌺🌺

  • @user-sm3mi9qm1n
    @user-sm3mi9qm1n6 ай бұрын

    ዝማረ መላእክቲ የሰምዓልና በረከት ሓወና እግኣቢሔረር ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣቤቱ የጸንዓካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-rm4gw1mb8k
    @user-rm4gw1mb8k2 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና፡ ክቡር ሓውና። እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ። ዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባረኽ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ፡ ቀጽሎ ዝሓወይ። ወለዶና ማለት እዚ መንእሰይና ሰኣን ከምዚ ጌርና ንእግዚኣብሔር ምምስጋንን ምጽላይን እንድዩ መፍቶ ድያብሎስ ኮና ዘሎና፡ ብደርፍን ጓይላን ኣጎልጉሎት ድያብሎስ ንገብር ዘሎና፡ ኣይጠዓመናን ከኣ፡ ከመይ ኢሉ ከ ካብ ኣምላኽ ዝረሓቐ ወለዶ ክጥዕሞ።

  • @eyerusendriass8191

    @eyerusendriass8191

    2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ክቡር ሓወይ/ሓፍተይ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትና፡የዒንቲ ልቦናና ኸፊቱ ብመላእኽቱ ከሊሉ፡ናብታ ናይ ዕረፍቲ ቦታና ቕድስቲ ቤተክርስትያን ይምርሓና።

  • @azugaltigray8414
    @azugaltigray841411 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐና በረከት ሓዉና ኣቤት የንብርካ❤️‍🩹✝️🕊

  • @GenetAlem-tj8yu
    @GenetAlem-tj8yu8 ай бұрын

    ክቡር ወደይ በረኸት ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ብጣዕሚ ዝፈትወካን ዘኽብረካን

  • @selihomchannel
    @selihomchannel2 жыл бұрын

    ልብኻ ዘረስርስ ዝማረ ኣንታ ክንደይ ይጥዕም ዜማ ኣንታ ኣቦይ መዓስ የ ክምዚ ገረ ከመስግነካ ዝማረ መላእኽቲ የሰምዓልና ሓውና ኣዕዚዙ ይባርኽካ እእዝኣቢሄር

  • @user-nn9ed4oh5u
    @user-nn9ed4oh5u3 ай бұрын

    ብጣዓሚ ጡዑም መዝሙር በረኸት ሓወይ ደስ ዝብል በቃ መግለጺ የብለይን 🙏🙏🙏❣️

  • @aesdgerziher9605
    @aesdgerziher96054 ай бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐናል ፀጉእን በረኸትን ይብዘሐልካ ክብር ሓወይ ኣብ ቤቱ ይንብርካ🙏🙏🙏

  • @oneday8568
    @oneday8568 Жыл бұрын

    ድ/በረኸት ንዓኻ ክገልጽ ዝክእል ቃላት የብለይ። ነዚ ብስደትን ብሓጥያትን ናይዛ ዓለም ጉሁይን ሕዝንን መንእሰይን ህዝቢ እግዚኣብሔር ብሓፈሻ ከምዚ ግርካ ከይተፈለካ ኣጸናናዓዮ ጥራይ እየ ክብለካ ዝክእል፣ብኣካ ግሩ ንመንፈሰይ ዝሕድሶ ተስፋ ከምዝሰንቅ ዝገበረ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን፣ ናይ ዘመና ዳዊት ኢካ ንዓይ። ዕድመ ማትሶላ ይሃበለይ

  • @user-hx5ye1gs3q
    @user-hx5ye1gs3qАй бұрын

    😢😢ኡፍፍፍፍፍ አነ ጥራይ ድየ ግን ናይ በረከት መዝሙር ኩሎም ዘንብዑኒ 🤲 ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤

  • @sarhali1760
    @sarhali1760 Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት ይሰመዓና እግዚአብሔር አምላክ ናይ ዘመን አገለግልትካ ይባረክልካ ክብር ሓውይ ኩሉ መዝሙርካ ድሰ ክብል ኣነሰ በጣዕሚ እየ ዝደንቅካ በረከት ሓውይ እግዚአብሔር አምላክ ይክብረልና በፍላይ አብ ሰድት ዘልና በዙሑ መፀናኒዒ መዝሙር እካ ዘመረካሊና💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒ኦርቶዶክስ ምኳን ትዕድልቲ ፈጣሪ እዩ ተዋህዶ ንዘላአለም ተንበር💐💐💐💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺❤❤❤❤❤❤

  • @mengsfilmon7148
    @mengsfilmon7148 Жыл бұрын

    በረከት ሓወይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና መዝሙራትካ ምስጢር እዮም ንልቢ ዝምርሙሩ !!! ኣምላከ ቅዱሳን ጸጋኡ የፍስሰልካ

  • @tadeseamare9544
    @tadeseamare95442 жыл бұрын

    Kbri namlak beza mezmur nebsey rekibeya zmare melakti yesmalna Berye bruk naka dima nay agelguilet zemenka ybark nana dima ziseme handebetna yikfetelna amen 🙏

  • @ashebrteklu3487
    @ashebrteklu34872 жыл бұрын

    ኢየሱስ ፀጋኻ የብዛሓዮ።

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 Жыл бұрын

    እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም ❤🙏🏾💓💕💫

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74029 ай бұрын

    Zimare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @mbrakzemkiel9670
    @mbrakzemkiel96709 ай бұрын

    Zmare Melaekti yesmalna nzemaray Dawit zbareke Goyta srawit naka ybark ab betu yenbrka nay msgana kalat ab lbka yenbr memeliska ktzmr edme Matusala yhabka Kemti Goytann Amlaknan nana ndkumat barotu khlu zeytakes Nktzmr keyttakes Bereket Egziabiher ab zuryaka ykun Amen(3)

  • @robelmtrd
    @robelmtrd9 ай бұрын

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @-marizematube
    @-marizematube Жыл бұрын

    ይህን መዝሙር በተዳጋጋሚ ባዳምጠው ባዳምጠው አልጠግበው አልኩኝ ወንድማችን ዝማሬ መላአክት ያሰማልን!!!!!

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 Жыл бұрын

    Amen Amen Amen zemare malekti yesmealena Behra hawey

  • @user-th7mg9dj2f
    @user-th7mg9dj2f9 ай бұрын

    ❤❤❤🎉ተመስገን ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ዝጸዋዓና ጎይታ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣምላክና❤🎉

  • @muraelnaeb9922
    @muraelnaeb99224 ай бұрын

    ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር❤❤❤🙏💒❤❤❤

  • @msganatesfamikael1984
    @msganatesfamikael19842 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና በረኸት ሓውና

  • @RobelYacob
    @RobelYacob9 ай бұрын

    ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ሓዉና 🙏🙏🙏😍😍😍

  • @hanakbrom7504
    @hanakbrom75042 жыл бұрын

    Xguen berketun ybezhalka ...amlak senyayna ykber bmezmurna!

  • @weiniestif4684
    @weiniestif46849 ай бұрын

    Zmare melakti yesmalna kubur hawna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetyosief8036
    @genetyosief80362 жыл бұрын

    ካብ ጽምኢማይ ንላዕሊ መዝሙርካ ፈጣሪ ሰላም ንሂወተይ"እዩ ፡ቃል ሂወት የስምዓልና፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @zainazaina2750
    @zainazaina27502 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወትየስመዐልና ክውር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልና

  • @user-xw5nj6nu9w
    @user-xw5nj6nu9w2 жыл бұрын

    ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኻ ይባርኽ ብመንፈስ ኩላትና ዝጠፋኣና ኣምላኽ ባዓሉ ናብ ቤቱ ይምለሰና ጸሎት እመ ኣምላኽ ምስኹላትና ይኩን

  • @semharina272
    @semharina2722 жыл бұрын

    Wawww tetuemus bgoyta eyesus krstos dea inkea nkalei aykone wawww kexlo bere hawey

  • @user-rd4vf5mr1f
    @user-rd4vf5mr1f9 ай бұрын

    Zmare melaekti yesmalna Bereket hawey amlak tsegeu yebzhalka ❤❤❤

  • @zamzam4140
    @zamzam41409 ай бұрын

    ዝማሬ መልእክት ያሰመዐልና ክብረ ሓዉና 🙏💖❤💖❤💖

  • @yodittekie6118
    @yodittekie61182 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፡በራኺ ሓወይ ፈጢርልካ ከምዚ ክትብል ክትዝምር ንበር።

  • @hagosmusgun2512
    @hagosmusgun25124 күн бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዐና በረከት ሓዉና ኣቤት የንብርካ

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74024 ай бұрын

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @ushuxdugdutdydhdh2933
    @ushuxdugdutdydhdh29337 ай бұрын

    Amen amen amen zemare melekti yesmalna nay agelglot edmekum yebarek ezgabher amlak 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷

  • @filmonghirmay8591
    @filmonghirmay8591 Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ክቡር ሓው ዘማሪ በረኸት!! ኣገልጉሎትካ ይባረኸ።

  • @wintahabtetsion6486
    @wintahabtetsion648610 ай бұрын

    Zmarie melaekti yesmealna kbur hawey egziabher xegu yebzhalka,zmarie melaekti yesmealna❤❤❤❤

  • @masmaa6587
    @masmaa65873 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለስናይ ያስምዐልና ኩቡር ሓወይ ብሓቂ ይኽበር ይመስገን ክርስቶስ ኣምላኽና 🙏🙏🙏🙏 ዕልልልልልልልል 🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @brhanagerye815
    @brhanagerye815 Жыл бұрын

    ብሓቂ ቀያሪ ታሪክና እየሱስ ጎይታና ክብሪ ይውሰድ ኣምላኽ ዘበንካ ይባርኽ ብሩከይ

  • @AkberetMael
    @AkberetMael4 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸግኡ የብዝህልካ ክብርን ህዉና

  • @salinatey8322
    @salinatey83222 жыл бұрын

    Aseyyyyy elll ell brukey amlak xegio yebzhalka

  • @alexanderalexander7126
    @alexanderalexander71263 ай бұрын

    ኣሜን (3) ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓዉና

  • @saragebremedhen398
    @saragebremedhen39810 ай бұрын

    Amen amen amen ❤❤❤ Elelelelele elelelelell elelelelell❤❤❤❤ Zmare mlakti ysmeline kubur hawne edman tinan yhabki fetari 👏👏👏❤❤❤❤

  • @shewittesfastion7658
    @shewittesfastion76582 жыл бұрын

    Amen amen amen zemare meliekt yesmealina bereket hawey egzeabiher amlak naye agoligulet zemneka yebareklika 🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤

  • @joninayyesus3512
    @joninayyesus35122 жыл бұрын

    እግዚኣቢሄር ኣቦ ጎይታና የሱስ ይባርኽካ ሓወይ ናተይ ጸጋ ኣምላኽ ይብዛሓልካ

  • @hermonabrham8433
    @hermonabrham84339 ай бұрын

    Zmare meleakti yesmealna bereket hawey kem smu bereket

  • @bilubirhane5589
    @bilubirhane55897 ай бұрын

    Zmarie melaekti yesmalna edmen tenan yhabka fetari bereket hawna❤❤❤❤❤

  • @fregaltawahdo5816
    @fregaltawahdo58162 жыл бұрын

    amen amen amen amen amen amen amen amen amen elllll 🙏🙏🙏

  • @user-ql1hc2bq6o
    @user-ql1hc2bq6o2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸግኡ የብዝሃልካ ኩቡር ሓውና ።

  • @user-wl8py7jx8t
    @user-wl8py7jx8t2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

  • @rahelberaki8097

    @rahelberaki8097

    2 жыл бұрын

    Amen kbri n amlak ykun

  • @aboyhalaley5258
    @aboyhalaley52582 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን።ዝማሬ መላእክት የስምዓና፡ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ በረከት ሓወይ

  • @feruzmussie1611
    @feruzmussie16112 жыл бұрын

    Wow 😳 amlak tsegiu yebizihalika...bertie bera hawey ...Amen🙏🙏🙏

  • @FtCf-qf6so
    @FtCf-qf6so6 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምአልና

  • @user-go7js8tx5q
    @user-go7js8tx5q4 ай бұрын

    Nay Bhaki Lbka Ttnkf Mezmur Eiya ❤🙏🙏🙏🙏🙏Kexlyo Zhaftey 🇪🇷🇻🇳

  • @user-ls4em3xj6g
    @user-ls4em3xj6gАй бұрын

    እግዚኣቢሄር ይመስገን AMEN AMEN AEMN🙏✝️⛪️

  • @kesanetgoytom6077
    @kesanetgoytom6077 Жыл бұрын

    Amen Amen 🙏 hawey natey Aseyyyyyyy

  • @shewitmulu-bk1ue
    @shewitmulu-bk1ue10 ай бұрын

    Zmare melaeket yesmealna bereket hawey ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-or9nf1dz9c
    @user-or9nf1dz9c2 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ

  • @mewael_black1844
    @mewael_black1844 Жыл бұрын

    💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️ ክብርን ምስጋናን ንጎይታና ኢየሱስ ይኹን

  • @ruthalinda8358
    @ruthalinda83587 ай бұрын

    ኣሜን ዝመሬ መልኽቲ የስማዓልና ድያቆን በረኸት ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልካ

  • @savanah6075
    @savanah6075 Жыл бұрын

    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና በሬ ሓወይ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኻ ይባርኸልካ

  • @semhartesfay7044
    @semhartesfay7044 Жыл бұрын

    Offf degime degagime zeytmno mezmur zmare melakti yesmalna Amen Amen Amen

  • @delian443
    @delian443 Жыл бұрын

    Kem ntfue wedi nay bhaki....All to the Almighty....God only and as long as people classied God as a religion I'm so Happy to be Tewahdo....♥️😇

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓወይ🙏🙏🙏✝️✝️✝️💖💖💖🥀🥀🥀✝️✝️✝️🙏

  • @mozaiktube9105
    @mozaiktube9105 Жыл бұрын

    Qale hiwet yesmialna. Zmare melaekt yesmalna xeguu ybzhalka egziabhier nay agolglot zemenka ybark

  • @fyoritesfalem5990
    @fyoritesfalem59902 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ Amen amen amen amen amen amen amen amen amen

  • @eldanaqudus7919
    @eldanaqudus79192 жыл бұрын

    Amen Amen Amen tarikey qeyrka meliskani abkbrey amlak senayatey kber bmezmurey 💕💕💕💕🙏🙏👏👏👏🙏Lwah abo fqri🙏💕💒

  • @shamberhe2272
    @shamberhe227210 ай бұрын

    Amen Amen Amen ❤

  • @abbeyene
    @abbeyene8 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ስሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢

  • @merhawisereke9822
    @merhawisereke98229 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሃልካ በረኸት ሓወይ ዝማረ መላኽት የስማልና ኣዝያ ደስ ትብል መዝሙር 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @heraniyob59
    @heraniyob599 ай бұрын

    Amen Amen Amen Zmare melakti yesmealna

  • @mashaodesta2201
    @mashaodesta22012 жыл бұрын

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልኻ ክቡር ሓውና👏👏👏

  • @getfanmedia
    @getfanmedia9 ай бұрын

    ቃለሕይወት ያሰማልን/የስምዐልና

  • @yerusalemtsehaye7149
    @yerusalemtsehaye7149 Жыл бұрын

    Zimare melakti yesmalna kuburat hawena egzabher tsegu yebzahlka!!!😍🥰🙏🤲🤲🤲

  • @fhht9095
    @fhht90956 ай бұрын

    ዝማሬ መላአክት ይስማዓለና ፀጉእ የብዝሓልካ በረከት ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GenetAbraham-kr7rq
    @GenetAbraham-kr7rq Жыл бұрын

    Ellllllllllllllllellllllllllllllellllllllllllllllll ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Semieka zeyxgeb lbka zsebr mezmur bruk hawey amlak edmein tienain ybabka xegu ybxihalka brukey.

  • @lulyosief8024
    @lulyosief80242 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዕልና በረኸት ሓውና

  • @fitsumteklay9319
    @fitsumteklay93197 ай бұрын

    Bereket hawey zimare malakiti yesmalina amilak ❤️

  • @user-gd6eq2yh4y
    @user-gd6eq2yh4y6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዓና 🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏

  • @misghinaamanuel7485
    @misghinaamanuel74852 жыл бұрын

    Zemarie melaketi yesmalna NY agelgulot edmieka yebareklka mfexmt.yexebqelka

  • @elsamehari742
    @elsamehari7422 жыл бұрын

    ሰላም ዉሰናይ ክብር ሓወይ ማኣረይ ብሓቂ ይክበር ይመስገን ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክና በረኸት ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ ሰላም ኣምላክ ሓይሊ ኣምላክ ይሃብካ ፈጣሪ ክሉ ኣለም ደጊመ ደጋጊመ ዝሰምዓ መዝሙር ኣጆካ በርትዕ እስካዕ መፈፀምታካ መንፈስ ቅዱስ ምሳካ ይሕደር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @semerezerai8425

    @semerezerai8425

    2 жыл бұрын

    Amen 🙏

  • @user-th7mg9dj2f

    @user-th7mg9dj2f

    9 ай бұрын

    ❤❤❤🎉

  • @lemlemkahsay2097
    @lemlemkahsay20977 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏ዝማሬ መላኣክቲ የስመዓና🥰❤

  • @user-ix3bg7gv4p
    @user-ix3bg7gv4p9 ай бұрын

    Zmare melaekt yesmaelna amen amen amen

  • @faas-qc5bz
    @faas-qc5bz11 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐልና ሓወይ🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @user-ct2fv7fi8z
    @user-ct2fv7fi8z2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ በረከት ሓውና

  • @sabawelday2623
    @sabawelday2623 Жыл бұрын

    Zemare melaekete yesmealna 🙏❤️🙏❤️🙏❤️ betami zefetwo mezmuratka xegu yebzhalka fetari

  • @yerusalemyohans6729
    @yerusalemyohans67292 жыл бұрын

    Ketem mezmur .il in love with this mezmur .txegeu yebzehalka kebur hawey zemari bereket🙏🙏♥️🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️🙏🙏

  • @nebyatweldemicael1224
    @nebyatweldemicael12242 жыл бұрын

    amen amen amen zmarei melaekt yesmealna lbka ztnkf mezmur edmen tenan yhabka hawey mearey

  • @awezukahsay1435
    @awezukahsay1435 Жыл бұрын

    ክንደይ ደስ ዝብል መዝመር እዩ ፈጣሪ በረከቱ የብዝሐልካ. በረከት ሓውና

  • @rozinateshaye5987
    @rozinateshaye59872 жыл бұрын

    Zmarie melaketi yesmalna ktzmrelna nber admen teanan yhabelna fetari

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray71182 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓዉና 🙏🙏🙏

  • @senaittesfabrhan6564
    @senaittesfabrhan6564 Жыл бұрын

    Amen zmare melaekti yesmealna bereket hawey ⛪🇪🇷💗

  • @user-tm5ux6rb1w
    @user-tm5ux6rb1w2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ አግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና

  • @aranshingusse9578
    @aranshingusse95782 жыл бұрын

    Amen(3) Qal hiwet yesmeana amlak agelgulet zmenka ybark bereket hawey

  • @RahwaAnd-ed1uw
    @RahwaAnd-ed1uw7 ай бұрын

    ክቡር ሓውና ዘማራይ በሬ ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልካ : ነዓይ ብሓጥያት ዝወደኩ ኣብ ጸሎትኩም ዘክር:

  • @user-gu5ix6pp9m
    @user-gu5ix6pp9m7 ай бұрын

    ❤❤❤ዘማሪ የስማልይ ዘማር ያስማልና

Келесі