ክንደይ እዩ ዋጋኺ (Kindey Eyu Wagaki) - ዊንታ ብርሃነ (Winta Berhane) - New Tigrigna Music 2022
Ойын-сауық
@BANA_ENTERTAINMENT
Copyright violation (reproduction, reupload, and edit) of this content is strictly prohibited and will result in immediate copyright strike claim.
#SUBSCRIBE BANA INFOTAINMENT for more contents.
/ @bana_entertainment
Пікірлер: 347
ድምጺ %100 ግጥሚ %100 ዜማ %100 ዊንታና ብልጽቲ ዋዕሮና እኪ
ዊንቱ ፅቡቅ ስራሕ ንፈትወክን ነድቀክን ንትግራይና ትገልፃ ቀፅልሉ ኣቱም ተጋሩ ኣቲና ነተባባዓዮም ነዞም ጀጋኑናን ዋዕሮታትታን ትግራይ ንተጋሩና ስለ ዝከነት ብደምቢ ምሂረምና እዮም ፀላእትና ብዝበለፀ ክንሰጥምን ክንወሃሃድን ከም ዘለና
@talelearegay8857
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
ፅብቅ ስራሕ ዊንታ ሽኾር ዋዕሮ ትግራይ 💊💊💊💊💊💊
ቅድሚ ዊንታ ከመስግኖ ዝደሊ እንተሃልዩ እቲ ልሳን ዉቅያኖስ ዝኮነ ገጣማይ ዉቅያኖስ ጉዑሽ እዩ ❤❤❤💚💚💚💛💛💛ዊንታና ሽኮሪና ከምኩሉ ግዘ ነፍቅረኪ❤❤❤💙💙💙💚💚💚💛💛💛 በረከት ወሉ💪💪💪
@user-im7qp8bj7y
Жыл бұрын
ትክክለኛ
ትግራይ ትስዕር 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
ፅቡቅ ሰራሕ ዊንታዬ ቡሩክ ቀዳመ ሰንበት ተጋሩዋኒ #ድምፂ_ህዝብና ንሰምዐሉ ይግበረልና😭
@user-gc9se2bf9t
Жыл бұрын
አሜን ናተይ💖🙏
@frehailu3394
Жыл бұрын
አሜን(3)🙏🙏🙏 አጆኽ ፀላእክ ይንባዕ ሓላለይ🥺🥺🥺🥺
ዊንታ, ብጣፅሚ ብሉፅ ደርፊ፤፤ "ደውታ ዶ ትስእን መቖምያ ኽፊልካ????" ኽብሪ ነቶም ደውታ ዝሃቡና ስዉኣትን ጉዱኣት፤፤ትግራይ ብደቃ ትነብር፤፤
እወ ክንደይ እዩ ዋጋኪ ዓደይ በዚ ወለዶ ይአክል በልና ዓደይ ናይ መዓዘ እዩ ከ ዝኩሉ ዕዳ
ዋዕሮ ጎዋል ሃገረ ትግራይ ዊንታ ሹኮር ጹቡቅ ስራሕ
Sibikti derfi eya berti winta haftina Tigray teiwet Tigray tiser ❤️💚💚❤️❤️❤️💚❤️
እወ ክንደይ እዩ ዋጋኺ ዓደይ ? ወሎዶይ እዚ ግዜ ናትካ ዩ ፣ መልሲ ውን ናትካ ፡፡ ግጥሚ 100 ዜማ 100 ውቅያኖስ and በረኸት ንዝተገብርዎ ዘለኩም ቃልሲ የቀንየልና 🙏🏽 Wunta Brahane You too Thank You und well come 🙏🏽 ትግራይ ሃገር ግድን ዩ ✊
ውዕለት ትግራይ ዓደይ ከመይ ኢልካ ይክፈል ካብ ምፍታው ንላዕሊ ቀፅልሉ ዋዕሮና💊💊💊💘💘💘💪💪💪
ዊንታየይ ዋዕሮና👍👍
ይኽፈል ዶ ይኾውን ኣብ ናሃትና ወለዶ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ናፊቅናዮ 💛❤️🙏
ዋጋኺ ክንደይ ተምንልና እንዶ ክንከፍሎ ዓደይ ትግራይ ዊንቱ ሽኮር💛❤️🥰🥰🥰🥰🥰💊
ዋዕሮና 💝👸 ብዙሕ ዘይትመን ዋጋኣ ክብርቲ ሃገረና 💛🕊❤🌍🙏
ይብል ጓልታ ፅርይቲ ማህፀን ትግራይ ❤❤👈
@user-bc6el7eb3s
Жыл бұрын
ዊንተይ ዋዕሮ ትግራይና ❤️
ብጣዕሚ ዝገርም እወ ከንደይ እዩ ዋጋኺ ትምንልና 'ዶ።ዝገርም ።ጵቡቕ ገርኪ ደሪፍክዮ። ኩሉ ኩሉ እንታይ ክወጶ ዊንታየ ዋዕሮ ትግራይ 100% ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💋
እንካዕ ብሰላም መፀእኪ ውንታዋኒ ጥዕምቲ ድምፂ ደስዝብል ስራሕ ድማ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ድያስፖራ ዘለና ምትብባዕና ኣይፈለየዮም 💞💞💞💞💞💞
@yayeshbruh7630
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀእኪ ውንታኣ❤🌷❤🌷❤
አወ ክንደይ አዮ ዋጋኺ ትግራይ ዓደይ ❤️💛❤️💛❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽 ዊንታ ጽብቕቲ ኣነስ ክፈትወኪ ይበል ስራሕ
ኩሉ ነገሩ ባህ ዝብል : ግጥሙ : ምውህሃድ ሙዚቅኡ: ዜምኡን ዘያሚቱን ይበል ዘብል ስራሕ ::
ጓል ሃገረ ትግራይ
Oh thank you kexbeyea Xeniha❤ we’ll come wineyeee shikor ❤❤
ክንደይ እዩ ዋጋኪ ዓደይ ክንከፍሎ ንክእል ናይዚ ውለዶ ፁቡቅ ሰራሕ ሰራሕ ዊንታ ሽኮር❤💛
ዌልካም ዊንታይ ፅብቅቲ ገለ ዓይነት ሰራሕ ጓል ሪመይ ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ ሰላም ለሃገርናን ህዝቢናን❤️💛😘
ዊንታየ ጡዑምቲ ድምፂ
ፅብቅተይ ብርሃነይ ብርሃን ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ኣብ ዘለኩዮ ዊንታይ
ጥዕምቲ ድምፃ ዊንትዬ ፅብቅቲ እንኳዕ ዳሓን መፃኺ 💙🙏ሰላም ንህዝብና💛❤
እንካዕ ብዳሓን መፃእኪ ዊንታየይ ሾኮር💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💚💛💚
"ነጻነት" እቲ ክቡር ዋጋ ❤💛 ጽቡቅ ስራሕ ዊንታ👏👏
እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ተሃራፋይ ዝናኪ ኣተኣላልያ ቃላትኪ ኮኮብ እኪ
ዊንታየ ጥዕምቲ ድምፃ ዋዕሮ ትግራይ💜🙌
What a soothing voice ዊንታዋ🙏. I stopped counting after 12 times listening.
ዊንታ ባዓልቲ ጥዕምቲ ድምፂ ይበል ስራሕ
ይበል ዝኮነት ደርፊ ረዚን መልእክት ዝሓዘት እያ
ዊንታ ከም ኩሉ ግዜ ዝገርም ስራሕ❤❤❤ powerful lyrics ! ድምፂ100🙏🙏🙏🙏
ዋግኣ ልዕሊ ዋጋ ዩ ትግራይና ክበረት ይሃበልና ዊንታና ሽኮር ❤❤❤
Winta hadgu wearo Tig Tig.kindey eyu wagaki adey lovely song
ክንደይ እዩ ክንደይ ዋጋኪ ክንደይ ተምንልናን ዶ ባዕልና ክንከፍሎ #ትግራይ ❤️💛
ክንደይ እዩ ዋጋኺ ዓደይ እወ 😭❓️❓️❓️ብልፅቲ ስራሕግጥምን ዜማን ካኣ እሞ መደወዳድርቲ ኣለዎ 👍🏻ዊንታየይ ስሕልቲ ጎሮሮ ጥዕምቲ ድምፅይ 🥰🥰🥰👍🏻
ክንደይ እዩ ዋጋኺ ክትደይ ተምንልና እንዶ ክንከፍሎ ######ዓደይ###### wintei shkor zwotso yeblun klu srahki
ዊታይ ብልፅቲ ዌልካም ዝያዳይ❤❤❤
ዊንታይ መረዋሕ ድምፃ ❤️
wintu haftey wawwwww teum demxi👏👏👏👏👏👏💯💯💯💯💯❤❤❤❤❤proud of you waeroway
Takk skal du ha Søster Winta !! Vi må hjelpe og oppmuntre henne. "Ajokkum Jeganu Tegaru" og Tigray Tisier !!!
እንኩዓ ብሰላም መፃእኺ ዊንታዋይ ካብ ልትፀበኽዎ ንላዕል ፀንሕኒ ፅቡቅ ስራሕ ፍትዉተይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ ይመልስ ነፃንነት ሃገረ ትግራይ ዓደይ ወለላይ💊💊💊💊💊😢😢💔
ፅቡቕ ስራሕ
ቆንጆ ስራሕ ዊንትሽ ሓፍተይ በርትዒ ቀፅልሉ
One of the best tigrinya songs ever. I am proud of you Winta.
ዊንትየ ቃጭል ድምፃ ክንኳዕ ብሰላም መፃኽና
Listened to the music already 10 times ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adamsolomon3080
Жыл бұрын
Me 2222222
ዊንተይ 🥰🥰🥰🙌👌👌👌
you are the best out of all tigrigna lady singers, thats why i loveyou ma dear Tigriyan❤🩹❤🩹❤🩹❤🩹❤🩹❤🩹❤🩹
ዊንታይ መዓረይ! ብሉፅ ስራሕ ወለላ ድምፂ!!!
ዊንቲ ፅብቅቲ ሽምባቆ ድምፃ ገለ ዓይነት ግጥሚ ውቅያኖስ ጉዕሽ ጀጋኑና ዋሕስ ህዝቦም💊💊
እንቃዕ ብደሓን መፃኪ ዊንታየ ፅቡቅ ስራሕ💛❤
ትግራይ ዓደይ ብለን ዓይነይ
ዊተይ ጥዕምቲ ድምፂ እንኳዕ ብስላም መፃእኺ ዋጋ ትግራይና ብዝሑ ዩ መስፍሪ የብሉን
ኹሉ ዘጥዕመልኺ ሽኮር ሰላምኺ ብዝሕ ትርፍ ይበል የኔ ጅግና🥰🥰🥰
ፅቡቅ ስራሕ ይበል ዊንትሽ
ፅቡቅ ስራሕ " ፀጋኺ ምበር ትግራይ ናቶም ኣይሃረፍናን
ኣታ ለዋህ ህዝበይ ሰላምኻ ይብዛሕ
ዋጋ ትግራይ ብጣዕሚ ብዙሕ እዩ ንኣሻሓት ዓመታት ከፊላ ክኣክል ይግባእ ❤❤❤ ነይሩ
እንካእ ዳሃን መፃኪ ጋል ሃላል መሬት ደሞ ፅቡቅ ሲሪሒት ቀፅልሉ
Nay bahaki blxti derafit wintey 🥰🙏
ዊንታየይ❤️💛❤️👌
ዋው ፅብቅ ደርፊ
ዊንታ ማዓረይ ክፈትወኪ መዓት። ጠፊእኪ ሕጂ ድምፅኺ ምስመዓይ ተሐጉሰ❤️
ብጣዕሚ ብሉጽ ፣ ታሪኻዊ ፣ ይበል ዘብል ስራሕ ቀጽልሉ ዊትታ ብርሀነ ውቅያኖስ ጉዑሸ በረኸት ወልዱ
.ስምዒትና ስለዝገለፅክልና የቐንየልና ዊንቱሻ
ዊንታየ እንካዕ ድሓን መፃኪ ምዓረይ
ኣይትጣራጠሪ ሻላ ኩቡር ምስዋእቱኩም ተከፊሉ ኢዩ ክብርቲ ሓፍቲ !!!!! ትግራውነት ኩቡር መንነት!
ደስ በሃሊ ስራሕ ዊንታ ቆንጆ።
እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ዊንታይ መረዋሕ ድምፅ ዝገርም ስራሕ'ዩ💜
ዊኒትሸይ ጎበዝ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ዊንታ ማዓረይ❤🥰
ሃገረና ትግራይ ❤💛
welcome wintay shlti grero😍😍😍
ዓደይ ✊️✊️💊💊💊🦋🦋🕊️🕊️🕊️
ፖውውው አዋይ ደርፊ ባሓቂ ዋዕሮ ድምጺ 100% ግጥሚ 100% ኩሉ 100% ዋውውው ሓፍተይ ማዓረይ ቀጽሊሎ ኣጆኪ ጡዕሙ ድምጺ ኣለኪ 👌💞💞💞💞💞💞
ዊንታየ ብልፅቲ 💊
ናፅነት ክንደይ እዩ ክንደይ
What an amazing song 💞💞💞💞💞💞💞. ❤️❤️💛💛💛 all those heavey price is paying for you #Tigray.. 😢😢😢😢😢😢😢 #FreeTigray
ኣጆና ዊንታ ጀግና
ፅቡቅ ስራሕ ዋዕሮ ሓፍትና🙏🙏🙏💛❤💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ልብል የዕወት💊💊 ዓኽኽኽ ኡኹል ዋጋስ ኸፊላ እያ ዓደይ ማዓረይ ትግራይ ልብል መራሒ ስኢና እበይ ብምንታይ የኾን ልሰምዑ እዞም መረሕትና 💔💔💔
ዊንቲየ ብልጽት ዋዕሮ ትግራይና💛❤️
ዊንታ ጀግና እንኳዕ ብሰላም መፃኢ ፅቡቅ ስራሕ ኡዩ ቀፀልሉ
እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ዊንታ ሓፍትና በርትዒ
እንካዕ ብሰላም መፃእኺ ዊንተይ❤💛
ዊንታ ድምፅኽን ቁም ነገርክን ደስ እዩ ዝብል ካብ መድረኽ ኣይትጥፍኢ ብሓቂ ባዓልቲ ሞያ ኢኺ
ዋውውውው ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ዋዕሮና
Great song Wina haftey, very proud of you❤❤❤ Forever Tigray❤❤❤💪 💪 💪❤❤❤
perfect music, it define our tigray I love youuuuuuu Go head............................!
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ዊንቱ ጓል ዛ ሓላል መሬት 💛❤🙏
ዊንታ ሽኮር 🖐🖐🖐🖐
ዊንታ ሹከር ጹቡቅ ስራሕ♥️♥️♥️♥️
እንኳዕ ዳሓን መፅከ ዊንታ ሾኮር
wow ደስ በሃሊ ድምፅ እዩ ማዓረይ በርትዒ ❤️💛🥰💊
One of my favourite singer winta ❤️ the lyrics is fantastic well done to whole team ❤️🙏
ይብል ስራሕ ዋዕሮዋይይ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤