Winta Mekonen Dendani /ደንዳኒ New Eritrean music 2020-( official Music Video)
Музыка
#eritreanmusic #tigrignamusic #megaryamusic
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ. © Copyright: MEGARYA ENTERTAINMENT ንቐጻሊ ትሕዝቶና ንምክትታል ሳብስክራብ ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና። Subscribe us / @megaryaentertainment
MEGARYA Entertainment Presents;
Brand New Hot Tigrinia music Video ዊንታ ሞኮነን(ደንዳኒ)
Winta Mekonen Dendani /ደንዳኒ New Eritrean music
"New Eritrean Music" "New Eritrean Music 2020
Copyright © MEGARYA Entertainment 2020
Пікірлер: 4 000
ድሕሪ ህያብ ምሃባ ዝመጻእኩም like
@jebenameshrefet446
3 жыл бұрын
Ane
@SemereEriChannel
3 жыл бұрын
✋🏽😁
@michaelteame2634
3 жыл бұрын
Ane
@merrygt1956
3 жыл бұрын
ንፍዕቲ እያ ባሓቅ ለባም ዓባይ ሰብ እያ
@kidaneestifanos7773
3 жыл бұрын
☝
ድሕሪ ኣብ ኣዲስ ሓገዝ ምግባራ ዝመጻካ ላይክ ጽቀጥ. ዊንታ ሽኮር ኮሪዐልኪ ጋል ኤረይ።
@tsegaykidane2110
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቀ ኣብነት ኮይናትና ኣላ
@user-bj8ld3sn6l
3 жыл бұрын
Ane aleku
@biemnetwadik
3 жыл бұрын
💦
@user-ld5tl6hr9i
3 жыл бұрын
Me
@habtegatmt8315
3 жыл бұрын
Aleku ane
በዚ ዝገበረቶ ናይ ጽጉማት ሓገዝ ዝተሓጎስኩም እስከ like ጽቐጡ
@nabiafewerki2659
3 жыл бұрын
Phil
@julijulya145
3 жыл бұрын
Witeyyyy
@salifdia2029
8 ай бұрын
@@nabiafewerki2659vbvvvvvhjj
*መን ኣሎ በዚ ዝገበረቶ ንብዓት ዝሰዓሮ* 😌😌 ከማኺ ዘይኮንኩ ኢለስ ቀዱስ ቅንኢ ሒዝኒ ተሓቢነልኪ 💜💜💜💜💜
@abrahamasmerom5631
3 жыл бұрын
ኣነ
@bereketkal460
3 жыл бұрын
Kemay msom zbekeye alo aybln abqdimi amlak offfffff .
@msmerry5881
3 жыл бұрын
ዋላ ኣነ ከምዚ ከማኻ ቁዱስ ቅንኢ ቀንኤ💞💞💞 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ሎሚ በዛ ሓገዝ ናይ ዊንታ ( ደገፍ ጽጉማት )ኤርትራዊን ዝዓገብካ ❤👌👈👉 ዕድመ ጥዕና ምስ ሙሉእ ስድራኺ ዊንታ ሓፍተይ ሕማቅ ኣይጋንፍኪ 🙏💯❤👸🇪🇷
@merrygoelyesus3218
3 жыл бұрын
ኩላትና ዋላ ኣነ ሓወይ ናተይ።
@user-pg1nl1mg4v
3 жыл бұрын
🙏 amen
@medhngedy6741
Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-jj9ck6gn5e
Жыл бұрын
amen(3)❤️🙏
@kassayabebaw5738
Жыл бұрын
ኢርትራ ማዕረይ ፀቡቅ ዊንታ loveeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeee......
ወንታ ሽኮር እዚ ኩሉ ሰናይ ተግባኪ ምስ ሰማዕኩ ሕጂ ኢየ ምጽኢ ስምዕያ እሞ ክብሪ ይግባኣኪ ላይክ ሽር ኮምንት ሳብክራይብ ግይር ኣልኹ ታንክስ ንብዐ ብሓቂ
@rozagebrat3574
3 жыл бұрын
3bbb
ዊንታ ልቢ ብዙሓት ተንኪፍኪና። ንሕና ነተባብዓያ ኣጆኩም ኩብራት የሕዋት
ኣሰይ ዊኒንተይ አድመን ቴናኒ ያሃብኪ ፈታሪ ዊንቲ ዝፈቱ ሊክ የሃቢ
ዊንታዊት ተፈታዊት ሕልና ዘዕግብ ኢኪ'ሞ ሰሪሕኪ ፊጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኪ መሊስኪ ከም ወርቂ ደሚቅኪ ብሕልና ንሰርሓሉ ሓቂ ዝደምቀሉ ዓመት ይግበረልና
ኤርትራዊ ማላት🇪🇷🇪🇷 ዊንታ ሽኮር ዕዳማን ጥዕናን ይምናያልኪ እቲ ዝጋባርክዮ ሓጋዝ ኮላይ ካብ አምላክ ርካብዮ🤲🏾🤲🏾
@mammaalemeujjguh
3 жыл бұрын
Amen xolot negiberela ab dege zelena zeygebernayo geiratu 💯💯💯
Www winti shikorrr shikorr ጽጉማት ብምሕጋዝኪ ኣዝየ ኣድኒቀኪ ከምዚ ከማይ ድሕሪ ጽጉማት ምሕጋዛ ዝመጻካ like habeni eske.
አማርኛ የሚችል የኤርትራ ልጅ በላይክ ያሳውቀኝ! እወዳችኋለሁ
@romitessadiiii4477
3 жыл бұрын
እኔ😂😂ውሸት ግን እኮ ብዙአሉ በተለይ ቲክቶክ ላይ
@negedetobia
3 жыл бұрын
@@romitessadiiii4477 hahaa that's true
ደርፊ ምስማዕ ኣይፈቱን ኢየ ግን ሓገዝ ጌራ ምስ ረኣኽዋ ክሰምዓ ደስ ኢልኒ ናይ በሓቂ ኣብነታዊት መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዘጥፋእክዮ ይመልኣልኪ
wow ዊንታ ሽኮር ፅቡቕ ስራሕ እዩ ኣጆኺ ቀፅልሉ ነቶም ተስፋ ዘይህብ ኮሜንት ዝፅሕፉ ከኣ ሸለል በልዮም. ሰላም ንትግራይ ሰላም ንኤርትራ ሓውኺ ካብ ትግራይ
@abelabrha9893
3 жыл бұрын
Wawwwwwandommm
@user-zc4pb8ym6n
3 жыл бұрын
@@abelabrha9893 ዋውውውውውው ፅቡቅ ኣለካ ሸኮር ወዲ
@abigaltigray206
3 жыл бұрын
Wawwwwww konjoooo
@hamerhamar1635
3 жыл бұрын
ሃቅካ ዝሃወይ ፅቡቅ ሃሳብ
@eritrawityeane337
3 жыл бұрын
Andom Berhe agame kab meas haqi yzarebu lbom teway melhasom teway nhna ertrawyan ghin nhaqi abgnbarna ena nwqeala kid neta gemjae rahel haile atebabiaya qexliyo elka gunuf tbebna tbrb yemanen abrhamn eyu wxae kabzi amselu selam kea ybil abey tfeltwo selam reshat
ዊንታ ዓባይ ሰብ ኢኺ በዓልቲልቦና ኣብ ሂወትኪ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኺ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኪ ኣጆኺ በርትዒ ቀጽልዮ ክብለኪ ይደሊ ።
ወዲ ትግራይ ጅግና ማዓርይ❤💛💊💪🙏
@dnglmaryameyarfutalbey1494
Жыл бұрын
ትግራዋይ ድዩ ?
@user-se5tx9di9u
Жыл бұрын
እወ💛♥️
ዓባይ ደራፊት ክትኮኒ ኢኪ ድሕሪ ግዜ ግን respect ✊ ክህልወኪ ኣለዋ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና 🇪🇷❤️❤️
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ. © Copyright: MEGARYA ENTERTAINMENT ንቐጻሊ ትሕዝቶና ንምክትታል ሳብስክራብ ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና። Subscribe us kzread.info/dron/-Zcld_yldnjHwF3kFBd7Bw.html
ኤሪትሪያውያን ፍቅር እኮ ናቹሕ ሥወዳቹሕ❤
@romitessadiiii4477
3 жыл бұрын
በትክክል በመኑበት ነገር አይደራደሩም ይባላል😘😘
@merhawimehari2106
2 жыл бұрын
እናንተም
ጡዑም ድምጺ ጽብቕቲ መልክዕ ባዕልቲ ጽቡቕ ተግባር ዕድመን ጥዕናን እምነየልኪ
ዋው ዊንታ ሽኮር ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዮ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ
@gdhdhd6824
3 жыл бұрын
Wesltt wahd
ዊንተይ😥 ንብዓተይ ክቆጻጸር ኣይከኣልኩን ኣብነታዊት ናይ ሕልና ሰብ ኢኺ ካብ ቀደመይ ይፈትወኪ ኔረ እየ እሞ መሊሰ ፈትየኪ ❤❤
ኣቲ ኣንበሳ ቀጽልዩ ኩሪዓ ተኩርዓካ ከመይ ድኪ ጅግና 😍😍😍🤙🤙🌹🇪🇷🇩🇪
ብህዝበይ ኮሪዐ ስናይ ስራሕ ምስ ረኣየ ዘተባብዕ ። ኤርትራዊ ሙካን ዕድል ዩ ብሓቂ። መኹርዒ ሕብረተሰብ 🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Neza zia muzic tesemu zelekem br ktblu tehagosu ab zelekmo Maryam thalkum hasab lbkum yesmrelkum ashok aygakum selam nay gzie arefti ygberelna deki erey
Winetyy zeyada alemeyy hafetyy keteleyo ajoki, ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wintey meglexi sinelki beka idmen tinan yhabki fetari💎💎 🙏🙏🙏
መን ኣሎ እስካብ ሕጂ ኣብ ማዓልቲ 3 ዝሰምዓ ልዊንታ ዝፈትያ እስቲ like ግጨዩ💥👍
@helenmeheretab4488
3 жыл бұрын
0pppppp
@merrygt1956
3 жыл бұрын
ለብእም ኣያ ባሓቅ ኣምላኽ ጁባኺ ይምላኣልኪ ንእሽተይ ሓፍተይ ኣምላኽ ጎደለኺ ይምላኣልኪ።
@abzbelofetari2714
3 жыл бұрын
Aykonen ab mealti 3 gzei 1 keman ayseman ezi music aykonen aw elka zereba eyu, 3 gzie ab hade mealti ktseme tedelika nay abraham afewerki yemane barya wedi tkabo sami brhane ...... smae !
@abzbelofetari2714
3 жыл бұрын
Gn nuxugumat ela sle zserheta 👍🏾 hibeya aleku
@solomansium2235
3 жыл бұрын
አንታይ ማለት አዩ ዚፈቲ ጓል ሳምረ
ኣሰይ ጋል ኤረይ ሽኮሪና ቀጽልዮ ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ ኣለኪ ሓደ መዓልቲ ከኣ ናይ ሃገር ደርፊ ሒዝኪ ተመለስና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ
I'm from Somalia 🇸🇴 I love Eritrean People 🇪🇷❤🇸🇴💙 Tigrai and Somali are brothers ❤
@meskelkelit7721
3 жыл бұрын
Kuchalaye , Somalia
ወይ ሰብ ደቀይ። እዛ ቆልዓስ ክንደይ እዝጊ ኣማኺርዋ ደቀይ።ትሕዞኺ ይብዛሕ ሕልናዊት ብሓቂ። ኣኽቢርክናን ኣዘኪርክናን ክብረት ይሃብኪ ጸግዒ ውጹዓት
አቤት ውበት አቤት ድምፅ በጣም ደስይላል ኤርትራ እና ኢትዮጵያን አላህ ይጠብቅልን
ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኩም ማኣርያም ኣስመረየቲ ትአሓልኩም ደቂ አረይ ጻዕዳ and nicc song weintey
ኣሰይ ዊንታ ሓብተይ ኹሉ ዘምሕረላ ላባም ጓል ለባማት እንዲኺ ካኣ ከምዚ ከማይ ዝፈትዋ ንዊንታ like ይግበር ደቂ ኤረይ ሽኻኽር
ሞዴልስት ትግራዋይ ድምጻዊት ኤርትራዊት ኣብዚ 'ሎ ጥበብ ማለት። ንትሓቛቀፈሉ ግዜ የምጽኣልና።
@Sol-vl8xq
5 ай бұрын
ኣሜን
From Somalia we send you big love to Eritrean music. keep up the good music.
ዋውውውውውውውው ዊንቲ ሽኮር ድምፅኪ ደሰ ክበል ቀፅልሉ ዝያዳይይ ኣድናቂትኪኸ ካብ ትግራይ እየ
Bejakum deqi ereyy 🇪🇷 kemti senay hasiba zzergahata nhna kea zkealena gerna nza derfi abi xboqi dereja nebxhaya sle etom homumat elna 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@sammyhhh3985
3 жыл бұрын
Art mstmqar yu dedlyo so abti bqata zemeskeretlna tewaso gera thagzz.. btbebb gerka derfka msmae gn n snetbebb yedakmo yy
Winta ab libi sefirki yemane bariyay neaki afriyu hji yhagos thank you nayti zgeberkiyo hagaz na ahwatki we love you
ኣን ኣይጸሓፍኩላን ነይረ ድሕሪ ሓጋዘ ዝገብረቶ ኣበ ኣዲስ ኣባባ ግን ንክጺሕፈላ ገዲድኒ ጹብቅ ተግባራ ዊንታ ሺኮር ኣኩሪዒክና በሓቂ ኣበ ለዓሊ ይጸሓፈሊኪ እቲ ዝፈጠረና እግዛብህር
i am from Ethiopia i love you all people Eritrean 🇪🇹 & 🇪🇷
@eriboy9694
3 жыл бұрын
@Ngsti Saba sabino We Love you too 🇪🇷♥️🇪🇹👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
ዊንታ ሽኮር ጥዕምቲ ድምፂ በሉ ስከ ነተባበዐያ ዕዶመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ኩርናዓት ዓለም ትርከቡ ኣሕዋተይ ስደትና ኣሕፂሩ ምስቶም ንፈትዎም ስድራና የራክበና ላይክ ለሚነ ኣይፈልጥንየ ሎሚ ረጊፅኩምኒ ኣይትሕለፉ👍👍👍👍
Wintu shikor Enqa anes eritreawi konku hawi winta malet eka eye koriola
ኣነ ከምዙይ ታሓዋዊስና ክንነብር ኢና ዝደሊ ትግራይ ኤርትራን
Wintey shikorr Kulu tikleyo Great job meksebey love you sis ❤️❤️❤️❤️ Dendani ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawwwwwww wintey shkorrr edmen tinan yahabiki fetari akoki qxilyo eki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💯 💯💯
ለንቀነ ዶ ቅልቅል ምባል ተብዝሑ ኣለኹም ደቂ ዓበይቲ ቪው ከም ትውስኽ እስከ ንግበራ ኣታዊኣ መታን ወሳኺ ክኸውን ንዊንቱ ፈትየያ ኣለኹ ለንቐነ
God bless you winta for your kindness 🇪🇷
ደስ ዝብል ሙዚቃ ዊንታ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ጓል ኢረ ኣድናቂትኪ ጎሮቦትኪ ካብ ትግራይ❤❤❤❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
ዊንታ ሽኮር ብጣዓሚ ሓሪፍ ቀፅልሉ ብልፅቲ ናይ ብልፃቲ ግን ዊንቲ ሓፍተይ ሓንቲ ዝብለኪ ኣላ ከም ሓፍትኺ መጠን ኣካዳድና በጃኺ ደጋጊመ ክተስተኻክሊ ተስፋ ይገብ ክብርኪን ነብስክን እዩ ቅድሚ ኩሉ ኣነ ትግራወይቲ እዩ ግን ኩሉ ትግርኛ ዝዛረብ ሓወይ ሓፍተይ እዩ ዝመስለኑኒ ደጋጊመ ክነግረኪን ንኩላክን ደቂ ኣንስትዮ በጃክን ኣካዳድናክን ኣስተኻክላ ሕድርክን ዋላ ሓንቲ ኣይተረዳኣንን ምዕባለ ድዩ ዋላ ፅላለ
@theeverlastingfather1111
3 жыл бұрын
ገጽካ ትርሓቅ ኣበይ ድዓበካ ለቅላቂ ኢካታ ንስካ ከ?? ጉኑፍ
@user-vk7sf8jb9x
3 жыл бұрын
@@theeverlastingfather1111 ሶሪ ምሳኻ ክፃረፍ ግዜ የብለይን እንተኮነ ግን ጋል እየ ሓሳበይ ካኣ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ ኣይኮነን
@filmontesfamariam2769
3 жыл бұрын
Yneal gahba etay
@tdf1349
3 жыл бұрын
Kbret zeyeftwelkum denakur zmesela ktzareb kae mesela eu gn maez eikum ktemahayshu hade hade zelekum artrawyan faee
@selameuderetey7076
3 жыл бұрын
ስቅበሊ ሎቅማጽ ። ኪዲ ነቶም ድቂ ትግራይ በከዳድኖም ኮነ ብደምጾን ፡ ካንሰር ደርፊ ትግሪና ኮይኖም ዘለዉ ንዕኦም ከሙ በሊዮም ጋልታ ሓሳድ ። ወረ እንታይ ይምለከተኩም ኣብዘይ ምልከተኩም ጠብሎቅሎቅ ትብሉ ደኪ ደቃሉ
You have done very great job Wintu shikor
ድሕሪ ሰናይ ተግባራ ድመጸና አስክ አድና ሓፍ ነብል
@mistirfikri4465
3 жыл бұрын
Ane aleku
ጽብቅቲ ማዕተብ ብምግባርኪ የድንቀኪ እንተ ታቱ ገን ዊንታ ሓፍተይ አይግድን ንፍዕቲ ጥዑም ደርፊ
The best song of the world and beautiful people Eriterain🇪🇷 I from Somalia🇸🇴 we are brothers ❤
@haile.a3165
3 жыл бұрын
Do you want like 🤔🤥
@abrahamzare5390
2 жыл бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤❤❤👍🏾👍🏾👍🏾
@abrahamzare5390
2 жыл бұрын
Contexwise: it is a love song with a bad boy...- she deeply fall in love with- who cheated on her...didn't treat her honestly but she only realised it now... once she checked her bank account etc. Peace and Love for all of us ❤❤❤
ዊንታ ለባም ዘይ ከም እዞም ሓደ ሓደ አጆኺ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Winta sweet i love your voice confidence and character that is really amazing keep it up ❤❤🇪🇷👍
ብዘይ ሜክኣብ፡ በቲ ዘለኪ ጽቡቕ ናይ ተፈጥሮ ገጽኪ፡ እንተትጥቀሚ፡ ብጣዕሚ ምጸበቕኪ፡ ጽቡቕ ስራሕ እዩ፡ ዊንቲ
I am from Russia and I love this song Wintay sweet feb /2021
@binibrown279
3 жыл бұрын
@ibrahim mohammad ኣብ ጥቃና ኢኩም ማለት አቱ
Dhri hiyab zmexakum Like Like eske temalue 💪💪💪
Winteyy mekeret Xelakki hsmti tyt trkebo so great job ajoki 💪💪💪👏👏👏👏🤙🤙🤙❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍
I don't like music that much but I saw her interview, after that I were very happy, she was very blesses to help another people who don't have money.
Deep love Winti bealty abi Hasab........abnetawit nay humanity
Asey winta shkor edmen tienan yehabki fetari 💯💯💯
እዋይ ኣታ እዚ ሓበሻስ ማዕረ ክንድዚ ድንቁርና ኣሎ ዲዩ፡ ተዋሳኢት ስለ ዝኮነትስ በቃ ደርፊ ኣይምልከታን ኢዩ። ደርፊ፡ ተዋስኦ ኩሉ ኣብ ሓደ ኢንዳስትሪ እንዲዩ ዘሎ ከም ኬፋ፡ ኣብ ክንዲ ምትብባዕ መሊስኩም ሞራላ ትሰብርዋ በስመኣም። Well done ዊንቲ ሽኮር ካባኺ ብዙሕ ክንጽበ ኢና 🇪🇷❤
ማራ ተመችያትኒ ዛ ዘፈን የዊሂነይ ቀብራራ 💓💓💓
ድሕሪ ህያብ ምሃብኪ ተመሊሰ ይሰምዓ ኣለኹ ሰብኣውነት ኣርኢኽና ዊንታና 😍😍😍😘
Bela serah deheri xebuk geber nemene yebehal Gbu wintana
ከምቲ ነብሴሄር ኣብራሃም ኣፍወርቂ ዝበሎ ኩሉ ግዜ ተስፋ ዘይምቁራጽ ሂወት ኩሉ ግዜ ብተስፋን ብሓቦን እያ ትነብር። ዊንተይ ኣነ ርግጸኛ የ ካብዚ ላዕሊ ሒስኪ ከምእትመጺ ደሓር ኣይጠራጠርን የ ኣጆኪ ዝይዳይ ካባይ ድማ ሓንቲ ግጥሚ ተጸበይ ሸር ኮሜት ኣይትረስዑ
Bravo winta Me n my husband are proud of you 😁
እዞም ዲስ ላይክ ጌርኩም ዘለኩም ሕልና የብልኩሙን።
Wintu shikor tsibuk sirah kululum tebareku 🙏😍🇪🇷
1 Million nebxhaya abza semu neza xbuk hasab thasb mkrti
ዊንታ ንፍዕቲ ምፍታንኪ ኣይጸላእክዎን ፡ ማለት ኣብ ፊልሚ ዩ ፊርማኺ ዊንተይ ሽኮር
All Eritrean instead of talking negative, be positive , she needs support and love from us 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣንቲ ዊንቲ ኩሉ ትኽእልዮ ጽባሕ ጽባሕ ንጽበየኪ ኣለና ሞ ስልጥ ስልጥ በልና በሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዊንቲ
በጣም የምወዳት አርቲስት ♥♥♥♥♥♥♥♥♥💯💯💯💯💯💯🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@hamerhamar1635
3 жыл бұрын
ልዩ ናት ለኔ የኔ ice cream
ኣድናቅኽ እየ ብርሃኑ ካብ ዘባ ደቡባዊ ትግራይ ከተማ ማይጨው
@hamerhamar1635
3 жыл бұрын
full massage kkkkkkk
Ab 2021 zsemae degimu melkt ygber
I dont undersand the lyrics but i love it love from somalia 🇸🇴
@abrahamzare5390
2 жыл бұрын
Contexwise: it is a love song with a bad boy...- she deeply fall in love with- who cheated on her...didn't treat her honestly but she only realised it now... once she checked her bank account etc. Peace and Love for all of us ❤❤❤
ንጹጉማት ኢልኪ ደርፊክያ ታ ደርፊ ንባዕላ መዓት ጸገም ኣለዋ። ናይ ኣተሓሳስባኹም ጸገም ከተቃልዕ ደኣ ሰሪሕኩማ ዛ ደርፊ እምበር ከመይ ጌርካ ጹጉም ከምዝሕገዝ ኣይጠፍኣኩምን።ሸቀጥቲ ሽም ዉጹዓት መምጻእቲ ጸገም።
@titinatey1454
3 жыл бұрын
Eiway kndey eiba aelo eiyu tsgem zelowo. Aedezitskani belski mhret yewrdelka
@robelorobelo2995
3 жыл бұрын
@@titinatey1454 ሕሙም ደርፊ ናሰማዕና ከመይ ገይሩ ምሕረት ከውርደልና ኣቲ ጽብቕቲ ሓፍተይ
ንዊታ ደርፊ ኣይናትክን እዩ ዝበል ሰብ ኣብዚ መጺኡ ይስማዕ 💌💌💌💌💌💌
@siemtesfalidet9085
Жыл бұрын
Misaka aleku habibi
@user-jj9ck6gn5e
Жыл бұрын
@@siemtesfalidet9085 ❤❤❤👌
@robelmukur8982
11 ай бұрын
@@siemtesfalidet9085 87 tum y78
Ajoki winta shikok amlak abzihu yehabka👊🌹🌹🌹🌹🌹
Nic winta shkor
እዋይ ይድረፍ ኣሎ ኢልካ መጻወቲ! ታይ ኔርዎ ኣብታ ተዋስኦ ጥራይ ተትጸንሒ😞
@msgungebru4524
3 жыл бұрын
Kenae hasad kenieki enber gal mukanki keyterf
@lunaguabaxe2646
3 жыл бұрын
Msgun Gebru ዓሻ! ጽቡቕ ኣለኻ እንዳበልኩም ስነጥበባውያን ኣይተጽድፉ ሰብ ኣኣብ ዝኽእሎን ዘድምዓሉን ምስ ዝነጥፍዩ ዕውት ስራሕ ዝሰርሕ። ሃላው
@eritrawityeane337
3 жыл бұрын
Mikal Gherie tray elka qantsha terekibu derfi lomizeben ngho ngho boqilu yhadr
ክትታባባዕ ዘለዋ አያ like gberula ፡ኣብ ኣፍሪቃ ኮይና ክንድዚ ሓገዝ ሚግባራ ብታዕሚ ይገርም አዩ፡ዊንታ ሽኮር ኣምላክ አድመን ትዕናን ይሃብኪ።
ናይ ብሐቂ ዓቢ ናይ ሕልና ስራሕ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
Abentawit menesey winta mkonen bitami zemisgen srah serhiki
ኣነ እዞም ሕማቕ ዝዛረቡ ኣመል ደዩ ኣተዓባብያ በዲልዎም ኣይርደኣንን ነዛ ውልዶ ብስነ ጥበብ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ብንጥፈትን ጽቡቅ ብቕዓት ተበጊሳ ኣብ ምዕባይ ትርከብ ኤርትራዊት ሓፍትኩም ከተተባበዑ እዩ ዘለኩም ዊንታ ንፍዕት ጽቡቅ ስራሕ ከምቲ ልሙድ ቀጽልዮ 🇪🇷🇪🇷👍👌✌️
ልዶ/ር አብዩ ድዩ😛😂
@hamerhamar1635
3 жыл бұрын
Kkkkkkk
@user-xs5fh4br3l
3 жыл бұрын
Hhhhhh
@DinaWoldu
3 жыл бұрын
😂😂😂🙆🏻♀️
Love your song , welcome back We love 💔 Winta, what an Eritrean Icon gift girl you are. Pls keeps up the great job.
ዊንቲ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መምህር ፍቅሪ ናይ ሃገርና ልእልቲ ድያና እንተበልኩኺ ይንእሰኪ
Winti shkor tsbkti ertirawit 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድኽነትን ዋሕዲ ትምርትን ምሁራት ዘለዋ ሃገር ደርፈትን ተዋሳእትን ይበዝሕዋ፡፡mugabie wisdom ኣብዚኣ ዝሰማማዕ እስከ like.
@saraafewerki647
3 жыл бұрын
ምሁር ከኣ ይምህር እምበር ኣይነኣእስን ኢዩ። ደገና ናቱ ፈጠራ ኢዩ ዝፈጥር ሰባት ዝበልዎ ኣይደግምን ኢዩ ምሁር ።ስለዚ ምሁር ተኮንካ ኣብ ቦታ ዘይሙሁራት ደኣ እንታይ ዘወን የብለካ ኣሎ ወረጃ ማዕዶ።
I’m proud of you Winti shikor
ane eza derfi semieya ayfeltin lomi gin bezi zigeberto sirha bitsmi adnikeya ajoki kexilyo ab goniki alena God bless you
ዊንታ ኣነ ክብለኪ ዝደሊ ጻዕርኺ ኣይጸልኦን የ ግን እቲ ኣብ fb ዶ ኣብ ካል ናትኪ ማስ'መድያ ሸር ትብልዮ ስእልታት ዓገብ ጡብኪ ከፊትኪ ቀሊዕኪ ኮታ ሕፍረትኪ ቀሊዕኪ ሸር ትብልዮ ዓገብ የሕዋት ትለናኺ ንሕና ውን የሕዋት ደቂ ኣለዋና ሕማቅ ትምርቲ ኣይተመሓላልፊ ሂወትኪ ነብስኺ እዩ መሰል ኣለኪ ድለትኪ ክትገብሪ ግን ገጋ ሙኻኑ ግነግረኪ ክምሕጸነኪ ይደሊ እቶም ድጸርፉኺ ከኣ ዘይ እዱብ ጸርፊ እዩ ይርድኣና ግን ኮኑ ንኽጸርፉ ባዕልኺ ኢኺ ክብረትኪ ረሕስርዮ ዘለኺ ሕማቅ ግዜ ኮይኑ ኩሉ ርእሲ መናእሰይ ዘይ ሓስብ ኮይኑ ኣብ ሸር ዝበልክሉ ጽብቅቲ ዶ ካልእ ተበልኹ ጽባሕ ግን ኣብታ ካብ ዓለም ገዛ ክራይ ወጺና በብግብርና ንፍረደሉ በዚ ንገብሮ ጸይቅነት መንገዲ እዞም ዝኑኡድኺ ኣየድሑንኽን ዮም ካብቲ ሕማቅ ግብርና ንፍረደሉ ተኺኢልኪ ከም ኣደታትኪ ጻዕዳ ነጸላ ገርኪ በተክርስትያን ተሳመሚ ኮሙ ውን ባህልና ንወመዶ ነኣሽቱ የሕዋትኪ ኣሳጋግርለን ይቅረታ ኣቅሪበ እየ Thank
@filimonbrhane4442
3 жыл бұрын
Edit yi bro axebqka reayo
@onelove3755
3 жыл бұрын
Btami lebam mekre zehawey👍🏼👍🏼👍🏼
@user-hw6zw3de7o
3 жыл бұрын
ብሓቂ ትክክል አለካ ሓወይ
@nafqotmedia4777
3 жыл бұрын
@@filimonbrhane4442 ኣብዚኣ ደርፊ ይብል የለኹን ኩቡር ሓዊ ኣብ ኩሉ ናታ fb / ኢንስትግራም ወዘተ እየ ድዛረብ ዘለኹ ደሓር ከኣ ኢዲት ወላ ይኹን ከምዚ ዓይነት ኩሉ ግዜ ደርፊ ይኹን ድራማ ንሰብ ከተመሓላልፍ መልእኽቲ ካብ ኮነ ንረብሓ ኢልካ ዘይ ኮንካ ትሰርሕ ንክሊቲኡ ኣብ ግምት ብምእታው ባህልኻ እንዳ ዘከርካ ምስራሕ ዝበለጸ ምበልኩ ኩቡር ሓዊ
@EriMBH
3 жыл бұрын
@@nafqotmedia4777 ፌስቡክ ግን 3-4 ዝተፈላለዩ ናይ ዊንታ ኣካውንት ኣለዉ፣ ኣየናይ ኢዩ እቲ ሓቀኛ ፍሉጥ ኣይኮነን፣ ካልኦት ብሽማ ስእልታታ ይልጥፉ ከይህልዉ ማለተይ ኢየ
ሎምስ ፈሪሐ ኮ ንመጀመርያ ግዜይ ኣፍቂረስ ቅድሚ ቁሩብ እዋን ዓርኪ ሒዘ. ግን ውሽጠይ ብጣዕሚ ፍርሕ ፍርሕ ይብል ኣለኹብፍላይ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ:🥺ገለ ባ በሉኒ የሕዋተይ🙏❤️🇪🇷
@filitsegazghi5833
3 жыл бұрын
Ajoki haftey🤙
@user-br1ob4ik2m
3 жыл бұрын
ፍቅሪ እምነት ሓንዮት ተስፋ ኩሉ ዝልግሰልኪ እንተ ኮይኑ ምንም ዘጣራጥር የብልክን
@tdf1266
3 жыл бұрын
Ajeki egzabihir zbelo kulu kab lkau ayhalfn mkrti
@alemxaerieya77
3 жыл бұрын
ምእማን ጥራይ'ዩ ንፈጣርን ንነብስኻን ንነብስኺ ኣሕሊፍኪ ከይትህብያ እንተ ኣሕሊፍክያ ግን #ናይ#ሽደን#ሰለሙን ደርፊ #ይቕሬታ#ነብሰይ ከድርፈኪ'ዩ
@tenafakiarkey8106
3 жыл бұрын
ሰላም ክብርቲ ሓፍቲ ማክዳ ፍቅሪ ማለት ምልምማድ ምክብባር ምትሕልላይ ወዘተ እዩ፥እምነት ምግዳል ግን ምልክት ስንፍና እዩ ንእምነትኪ ወይ ንፍቅርኪ ዝትንክፍ ዝበልክዮ ስእሊ ይኩን ቪዶ ያዕ በልዮ ኣይትርኣዮ ብትክክል ምክሪ ደሊኪ እንተ ኮንኪ ማለት እዩ ። ወድሓንኪ ክብርቲ ሓፍተይ
Wntau natey eba kuni bejaki naki intezeyrekibe seb aykewn eye smeni maryam tsmaki 💗💓💞💕💓💓💓💕💕💕💯💫💫
ዊንታ ጽቡቕ ሌላ
Aseyyyyyy des tbl derfi Wintey Shkorrrr edmen tianan yhabeki fetari Ziyaday ❤❤❤❤❣❣❣😘😘🥰😍😍💐🍀🍀🍀🍀
@shewitsielay3732
3 жыл бұрын
Wawwwwwwwww wintey asli ajoki Film derfi entekone kulu natki eyu ezom zxarefu delewu aythazlom bhiwetom kelewu zmetu eyom