Sify Sify | ስፍይ ስፍይ - Teklehaymanot Kinfe - New Tigrigna music - New Ethiopian Tigrigna music 2024

Музыка

Ⓒ copyright: Shro entertainment
Any unauthorised use , copying or distribution is strictly prohibited
#fasika #fasika #music #furtishow #awdeamethabesha #eritreanmovie #eritreanfilm #neweritreanmusic #newtigrignamusic #shroentertainment #neweritreanmusic #ethiopianmusic #newethiopiantigrignamusic #neweritreanmovie #neweritreanprogram #shiroentartaiment #ebstv #fasikaprogram #shroentartasiment #Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #Eritrean #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio #Neweritreanmusic #New #eritrean #music #ethiopianmusic #ethiopian #music #tigrigna #hopemusicethiopia #tigray #eritrea #ethiopia #zehabesha #eritv #seifuonebs #ata #ela #korchach #temesgenyared #korchach #kahsayberhe #neweritreanmusic #eritreanmovie #eden #esaw #neweritreanmusic #eritreanmovie #eritrean #eritrea #eritreancomedy #eritreanfilm #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecording #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #shamtv #teddyafro # #abrhamalem #tedroshagos # #hdmona #shammedia #eritrea #ethiopia #eritv #tigraytv #tigrignamusicteklehaymanot

Пікірлер: 2 100

  • @SHIROENTERTAINMENT1
    @SHIROENTERTAINMENT1Ай бұрын

    ሼርን ላይክን ብምግባር ሞራልኩም አይፈለዮም። ርሑስ አውደአመት 🎉

  • @samrikidane1312

    @samrikidane1312

    Ай бұрын

    Ajokom kemeza elekum terh nefekri zemeru ember like megebar ayenehameken keselewu ❤

  • @heranetigray9683

    @heranetigray9683

    Ай бұрын

    ኢትዮጵያ ዝብል ኣልዕልዎ ። ትግራይ በልዎ

  • @musseandemichael2619

    @musseandemichael2619

    Ай бұрын

    @@heranetigray9683እዚ ገዛ ኤርትራውያን እዪ ሃለውለው አይትበሊ

  • @brktifkade641

    @brktifkade641

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Gedion244

    @Gedion244

    Ай бұрын

    Tigrigna music zeytibeluwo Ethiopia zibel please alieluwo?

  • @yirgalembeyene4396
    @yirgalembeyene4396Ай бұрын

    ኣንታ ንምሸቱስ ግዲ ክወግሓልና እዩ ዝመስል ሰላም ንኽልቲኡ ውጹዕ ህዝቢ ሩሑስ ባዓል ፋሲጋ ❤❤❤

  • @trhashagos216

    @trhashagos216

    Ай бұрын

    ብሓቂ ነቢዐ ንበሩ ከመይ ደስ ከምዝበለኒ ክነግረኩም ኣይክእልን ደስ ከብልካ ፅሩያት ዕድመን ጥዕናን ተመንየልኩም ።

  • @haben524

    @haben524

    Ай бұрын

    @@user-ib7en2tf9d you so mad 😂 stay mad!!! Donkoro. Peace and love WON and hate lost. Loser.

  • @user-cg2um2cn9e

    @user-cg2um2cn9e

    Ай бұрын

    ይግበረልና ፈጣሪ ሕጉስ ዝበለ ከማይ ኣለዶ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @freweynidesta

    @freweynidesta

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @MhretabMeles

    @MhretabMeles

    Ай бұрын

    ​@@user-ib7en2tf9d ዉዱቁ ሑቱር

  • @aotali8812
    @aotali8812Ай бұрын

    ግን ተጋሩስ ከመይ ዝበሉ ፍጡራት እዮም ነዚ ኹሉ ትማሊ ኣብ ልዕሊኦም ዝተፈፀመ በደል ገዲፎምስ ንፍቕሪ ንሰላም ኩሉ ጊዜ ኢዶም ምስዘርገሑ❤❤❤❤❤

  • @user-zp7ms4jo8q

    @user-zp7ms4jo8q

    Ай бұрын

    😅ታይ ትብል, 20 ዓመት ዘድመኩሙና ደም ከ, ከመይ ዝቦሉ ዶ በልካ, ደቂ ሓሳዳት ፍጥረት 😂 ደቂ ግዑሽ

  • @Koraleymediaofficial

    @Koraleymediaofficial

    Ай бұрын

    እንተዘይትጽሕፉ ደስ ምበለ ዋ ሱቅ እስከ በሉ

  • @user-qm6vz6sy9z

    @user-qm6vz6sy9z

    Ай бұрын

    ​@@user-zp7ms4jo8qናይ ምቑዛም ግዜ የሕልፍ ኣብዚ መጺኻ ኣታ ወዲ መበለት...ቅድሚ ኤርትራ ትግራይን ተጋሩን ኢና ንሰርዕ ንሕና...ብሰንኪ ረሳሓ ሓሳብ ጽንጽዋይ ኤርትራውነት ዓድና ከምንጸልእ ጌርኩምና ባዓል ቆራይ መራይ ሓሳብ

  • @abadittadesse5892

    @abadittadesse5892

    Ай бұрын

    That's why we are always the winner .

  • @aotali8812

    @aotali8812

    Ай бұрын

    @@user-zp7ms4jo8q ታይ ትብል ወደይ እሞ ሕጅኸ ሓሊፉልካ ዶ ዝገደደ ብኹሉ ሸነኽ ዝተዓፀወት ዓዲ ሒዝካስ ትዓፍር በቃ ብፅልኢ ተጋሩ ልብኻ ተደፊኑ ሕልኩስ ደረቕ ኣእምሮ

  • @eyobkesete1198
    @eyobkesete1198Ай бұрын

    ብሓጎስ ነቢዐ፡ ንሕና ደም ክንላገስ እንበር ፡ደም ክንፋሰስ ኣየጸብቀልናን ፡ ፈታዊኩም ደላዩ ፍትሒ።

  • @haregeweinihabte2483

    @haregeweinihabte2483

    Ай бұрын

    💊💔💊💔💊💔💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💔💊💔💊💊💊💊💊💊💊💊💊💔💊💔💊💊💊💊💊💔💊💔

  • @haftomkahsay7076

    @haftomkahsay7076

    4 күн бұрын

    ሓቕኻ ሓዉና የሕዝን ሰላም የምፀኣልና

  • @tianes91
    @tianes91Ай бұрын

    I was emotional to see this. These people love each other, two countries but one people. I am Eritrean, and I love Tegaru because they are my people, too. Blood is thiker than water. Keep it up. the artist is an ambassador to his people. Peace to our land. God is good. 🇪🇷 Tigrayans

  • @danielsolomon1937

    @danielsolomon1937

    Ай бұрын

    What?????😂😂😂

  • @mebrahtsamuel2348

    @mebrahtsamuel2348

    Ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    Ай бұрын

    Hallelujah 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹🌹🌹🌺🌼🌼🌼🌼

  • @selamtewolde9112

    @selamtewolde9112

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @rosadaniel5938

    @rosadaniel5938

    Ай бұрын

    For sure you are not eritrean

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169Ай бұрын

    ከምዚ ጌርኩም ነዚ ህዝቢ ኣቃራርብዎ ኣየ ክጥዕም ፍቅሪ ኣጆኹም ጸላኣና ይጸላኣዮ ሽሽሽሽሽሽ ❤❤❤

  • @eliasenigusr3672

    @eliasenigusr3672

    Ай бұрын

    Love thank you

  • @user-cg2um2cn9e
    @user-cg2um2cn9eАй бұрын

    ኣታ ናበይ ደይበ እየ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝብሎ ለማዓንቲ ብሓጉስ ኣይሓድርን እስይይይይ ፅብቃት ፍቅሪ ንበል ደድሕሪኦም በጃኩም ከምዚ እዩ ዝሕሸና ፅላኣየይ ይበዕ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሩሑስ በዓል ኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና ንዓመታ ከምዚ ኣብ ዓዓድና ነብዕሎ ይግበረና ኩሉም ❤❤❤

  • @user-jk4gu7bv7o

    @user-jk4gu7bv7o

    Ай бұрын

    ዋላ ኣነ

  • @leola369

    @leola369

    Ай бұрын

    ንሐልሚና ዘለና መስለኒ እዋይ ዝ ፍቅሪ ክጥዕም❤

  • @user-mb6cr9cb8z

    @user-mb6cr9cb8z

    8 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @samuelgebredngl3834
    @samuelgebredngl3834Ай бұрын

    ነዚ ሪኡ ዘይሑጎስ ፍጡር ተሃልዩ፣ ናይብሓቂ ኣምላክ ዝጰልኣሉ ሰብ እዩ። ን ፍቅሪ ዘቀድም ሰብ ብምድሪን ብሰማይን ቡሩክ እዩ። ❤️

  • @tiarhaskaihsay7482

    @tiarhaskaihsay7482

    17 күн бұрын

    ምስ ኣሕዋትና ሓደ ይገበረልና ኣምላክ

  • @CacaoFlower

    @CacaoFlower

    11 күн бұрын

    Amen period

  • @user-mg9ul8hl5l
    @user-mg9ul8hl5lАй бұрын

    እስከ በጃኹም ብማርያም ካብዛ ክብርቲ ዕለት ጀሚርና ብዛዕባ ሕዉነትን ሰላምን ጥራይ ነዉግዕ። ንየዉ ንበሎ ነዚ ዉግእን ወረዉግእን። ከምዚ ክትሪኦም ከለኻ ከመይ ደስ ይብለካ። ኣምላኽ ሰላሙን ምሕረቱን ይሃበና።🎉🎉❤❤🎉🎉

  • @teklehaymanotKinfe
    @teklehaymanotKinfeАй бұрын

    i Thank you shiro entertainment የቐንየለይ ሽሮ ኢንተርቴይመንት ርሑስ በዓል ፋሲካ

  • @aotali8812

    @aotali8812

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ተክልሽ ናትና

  • @user-bi9lw7xq7d

    @user-bi9lw7xq7d

    Ай бұрын

    ወዲ ዓደይ ፅሩይ ኩርዓት ትግራይ ኣሕፈሮመይ ❤️

  • @desnetkbrom

    @desnetkbrom

    Ай бұрын

    ተክሉሸይ ኩርዓት ትግራይና ንበረልና ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤

  • @user-lt5oc6fs4h

    @user-lt5oc6fs4h

    Ай бұрын

    ተክልሸይ ጅግና ትግራይና ኣሕፎሮታይና ናይና ኩርዓት ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ💖🙏

  • @Awet92

    @Awet92

    Ай бұрын

    Nhna Yekenyelna kubur Haw abet moya❤❤❤

  • @mtadifoto3309
    @mtadifoto3309Ай бұрын

    ጥር ትብል ሕዋስ ዘይብላ "ትግርኛና" ፡ ባህልና ፡ ወግዕና፡ ጓይላና፡ ሰይ ሰይይ

  • @jossimeles2181

    @jossimeles2181

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @haileabtesfayohannes7699
    @haileabtesfayohannes7699Ай бұрын

    ሰላም ዝጸልእ ጸላኢ ሰናይ ጥራይ እዩ ክከውን ዝክእል!!ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ከምኡ ንህዝቢ ኤርትራ።ርሑስ ኣውደኣመት!!💙💙💙

  • @filmonteferi4760

    @filmonteferi4760

    Ай бұрын

    አነ ዝገርመኒ ሰለም ጽቡቅ እዩ ግን አቶም ትግሬ ዝኾንኹም ቅድም ብ ኢትዮጵያ ዊነትኩም ጽንኡ ኢትዮጵያ ጸሊከኻ ኤርትራ ተፈተኻ ሀቅነት ዝይብሉ ብቶንኮል ዝተለወሰኩም አይትኹኑ ኢትዮጵያዊ ያን ምኻንኹም አይትረስኡ ኤርትራ ነብሳ ዝከአለት ሀገር እያ ትግራይ ትበሀል ክልል እምበር ሀገር አብ ምድሪ አለም የላን ተኺኢልኩም ምስ ደቂ ሀገርኩም ቅድም ሰላም ግበሩ

  • @user-vo3mq7zw1r
    @user-vo3mq7zw1rАй бұрын

    ተጋሩ ኤርታውያን የሕዋት forevere ጽልኢ ክንሰብሮ ኢና 💚💚💚

  • @merrybokure5167

    @merrybokure5167

    Ай бұрын

    Ewe ❤❤

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤Nay gidin!

  • @user-qy8fx6lp5h
    @user-qy8fx6lp5hАй бұрын

    ትግርኛ👑👑👑 ከምዚ ከማይ ሓጎሱ ምቁፃር ዝሰኣነ ኣሎ ዶ ከጽብቀልኩም ዓይኒ ኣባይኩም ይደፍን ፍቅሪ💙🕊

  • @Princess_Rozi
    @Princess_RoziАй бұрын

    ብምሒር ታሕጓስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ስኢነ ፈጣሪ ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና ከምዚ እዩ ዘጥዕመልና ርሑስ ኣዉደኣመት ይግበረልና❤❤❤❤❤

  • @healthmedia148

    @healthmedia148

    Ай бұрын

    ዋላ ኣነ እውን ስላም ነዚ ክልተ ህዝቢ❤❤❤❤

  • @edentekleab6675

    @edentekleab6675

    Ай бұрын

  • @solomonfafi4743
    @solomonfafi4743Ай бұрын

    የዚህ ህዝብ የስነ ልቦናው ልዕልና ከምንም በላይ ነው..!!! አምላክ ሰላሙን ስጠው..!!!❤❤❤

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165Ай бұрын

    ክትሽኩሩ ተጋሩዋይ ፍቕር ጥዑም ፍቕሪ ዝፀልእ ሰይጣን ጥራይ እዩ

  • @SenayNigus
    @SenayNigusАй бұрын

    ከምዚ ዓይነት ስራሕቲ ክቕጽሉ ኣሎዎም። ሰላምን ራህዋን ን 💛❤ 💛❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @RobinsonN921

    @RobinsonN921

    Ай бұрын

    ezi u eti haki kulna nselam nzemr

  • @user-zp7ms4jo8q

    @user-zp7ms4jo8q

    Ай бұрын

    ኣታ ፕሮፋይልካ ትግራዋይ, comment ትካ ክኣ ባንደራ ኤርትራ 😂 ኣታ ጉደፉና አንዶ ደቂ ጉዕሽ

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    Ай бұрын

    ​@@user-zp7ms4jo8qርእስካ ኣስረሓዬ ስከ ናይትግራይ ኤርትራን ባንዴራ ኢዩ ጺሒፉ ዘሎ ፍቅሩ ንምግላጽ እምበር ባንዴራ ኤርትራ ናቱ ምኳና ክገልጽ ኢሉ ኣይኮነነ ።

  • @fekarwedifekarat

    @fekarwedifekarat

    Ай бұрын

    @@user-zp7ms4jo8qmskinay kem tgraway koynu endyu reyto hibu zelo kdmi eta natna Bandiara zelo ztefelaleye hbri giarwo zelo nnay men Bandiara dyu zwkl geliakum si

  • @MekuryaZeru

    @MekuryaZeru

    Ай бұрын

    ታይ ዶ ሞ ኢሉ እዩ ሰላም ራህዋ ተመንዩ እምበር

  • @Koraleymediaofficial
    @KoraleymediaofficialАй бұрын

    ከመይ ደስ ከምዝበለኒ ክነግረኩም ኣይክእልን ተጋሩ+ደቂ ኢረ ኤዱ፡ ሳሙኤል፡ ተክለሃይማኖት፡ ሳዕሳዕቲ ኩሎም ደስ ክብሉ

  • @MaryoApp-ry5xi
    @MaryoApp-ry5xiАй бұрын

    ጽቡቕ ርኢና ፣ ሃሴት ወ ፍስሃ ወሪስና። ፍቕርን ሰላምን ንኹልና !

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife7073Ай бұрын

    I love you Tigrayans,❤️💛❤️🌿💙🌿💙we are happy to be the same ethnic group. Hate is over. We will build peace forever. Seytan will fall!!

  • @jonnyleo5355

    @jonnyleo5355

    Ай бұрын

    We are Eritrean got nothing to do with Agame.

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    Ай бұрын

    @@jonnyleo5355No i am Eritrean tigrinya and the same ethnic group as tigrayans.💙🌿💛❤️ Hrir bel seytan

  • @hello-nz4hy

    @hello-nz4hy

    Ай бұрын

    ​@@jonnyleo5355asha. Tigrina people live in both countries.

  • @HafuHafu-nk2qm

    @HafuHafu-nk2qm

    Ай бұрын

    We are humans and we should respect each other...don't give an 👂 ear to those who are saying we are president. Love you All 😍 from tigray (Raya)

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    Ай бұрын

    @@HafuHafu-nk2qmLove you too💙❤️💛😍

  • @akberetkidane7358
    @akberetkidane7358Ай бұрын

    ሰላም እዪ ጥዑም ኣሕዋት ኣይኮነን ምስ ህዝቢ ትግራይ ምስ መላእ ዓለም ሰላም እዪ ጡዑም ሽውው ኢላ እያ ትሓልፍ ዓለም ጸላኢና ይበኣስ

  • @Rose-jf8mx

    @Rose-jf8mx

    Ай бұрын

    Ewey kelity hager seefe abilka hadey geber 🎉🎉🎉

  • @tesfalemabraha9335

    @tesfalemabraha9335

    Ай бұрын

    Behakiii😢

  • @user-zd2gm6zt6k
    @user-zd2gm6zt6kАй бұрын

    ❤❤❤❤ ወላሂ ረበል ዓለሚን እኮ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ ሰላም ግዲ ከውርደልና ኢሉ ልበይ ሕውስውስ ኢሉኒ ያረብ ሰላም ኣውርደልና ያረብ ።

  • @tsegaymahari2662
    @tsegaymahari2662Ай бұрын

    ኤርትራውያንን ተጋሩን ነንባዕልትና ምጥፋእ ዘይኮነስ ምትሕውዋስና እዩ ዘፀብቐልና። ብታዕሚ ደስ ባሃሊ ማዓልቲ🙏🙏

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    Ай бұрын

    🙏🏾🙏🏾💯💯💯👑

  • @frehiwettesfay8337

    @frehiwettesfay8337

    27 күн бұрын

    😊😊😊P

  • @rahelteages1303
    @rahelteages1303Ай бұрын

    ቃላት የለን ንዓኹም ዝገልጹ ሰላምን ፍቅርን ንህዝቢ ትግርኞ☦️🙌🎉ርሑስ በዓል ፋሲካ☦️🙌✨️💖💖💖💖🌹

  • @robi.1997
    @robi.1997Ай бұрын

    ኣነስ ይነብዕ ኣለኹ ሰላምና ይመልሰልና

  • @healthmedia148

    @healthmedia148

    Ай бұрын

    ዋላ ኣይካኣልኩን ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም የውረደሉ❤❤❤

  • @desnetkbrom

    @desnetkbrom

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣብ ኩሉና እዩ ናይ ሓጎስ ንብዓት❤

  • @chf-cv4ix

    @chf-cv4ix

    Ай бұрын

    Me😢

  • @yohanaberhe3525

    @yohanaberhe3525

    Ай бұрын

    Me too 😢

  • @areoentertement6193

    @areoentertement6193

    Ай бұрын

    Me too😢😢

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169Ай бұрын

    ኣሕሕሕሕ ሰላም የውርደላና ነዚ ባህልና ክደይ ይምቅር ሰነ ጥበብ ትግርኛ እባ ስኣን ሰላም ዘይምህላዉ ብዙሕ ይጉዳኣእ ኣሎ ሰላም ፍቅሪ የውርደልና❤❤❤

  • @user-bi9lw7xq7d

    @user-bi9lw7xq7d

    Ай бұрын

    እሞ ተሓነቕ እባ ብሃልና ከምዚኣ ጌርና ክንዕቅብ ሕርርር በል ዘልዛል ዋሒድ 😂​@@jhonocbay693

  • @ybrahyh9853

    @ybrahyh9853

    Ай бұрын

    ይገርመካ ኢዩ

  • @user-zp7ms4jo8q

    @user-zp7ms4jo8q

    Ай бұрын

    😂😂😂 ኣላ ደቂ ጉዕሽ, ሓቀይ ወላ ቁኖና ዩ ሓደ ምሽ

  • @nohgeb7017

    @nohgeb7017

    Ай бұрын

    @@user-zp7ms4jo8qጥፋእ እስከ ነቲሕ ቀቢላ

  • @yo-61

    @yo-61

    Ай бұрын

    @@user-zp7ms4jo8q ከምታ ጋሕባ ኣዴኻ ሽልሖ እቲ ሉጢ ነቢኻ መሓመድ ጦቢብካ ደቅስ

  • @AlemashBerhane
    @AlemashBerhane16 күн бұрын

    can someone help me stop watching this video over and over again, I burned my cooking 😓

  • @redsun5145

    @redsun5145

    9 күн бұрын

    አለም ታይ ጉዱ 😊

  • @titulema628

    @titulema628

    2 күн бұрын

    😂😂😂

  • @Yemane-ux1kz
    @Yemane-ux1kzАй бұрын

    Thank you all this is the most expensive and high value Easter gift to the people of Eritrean and Tigrayan it’s a great traditional Tigrinya music it can be healing through the power of music to both community’s ❤ please continue the noble work

  • @Koraleymediaofficial
    @KoraleymediaofficialАй бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሽሮ ኢንት ንክልቲኡ ህዝቢ ናብ ሓደ ነጥቢ ዘምጽእ እዩ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ex9cq8yx6j
    @user-ex9cq8yx6jАй бұрын

    ኣሕዋት ኢና ሕጂ እውን። ባሕልና ሓድ መግብና ሓደ ቤተ ክርስቲያን ሓደ ቅዳሴና ሓደ። ርሑስ ብዓል ነዚ ደላይ ሰላም ህዝቢ ሰላሙ ይሃቦ። ❤

  • @yonasmengs5011

    @yonasmengs5011

    Ай бұрын

    Bmkbbar yehwat aab hagerna

  • @freweynidesta

    @freweynidesta

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-qv5qn9pi9w

    @user-qv5qn9pi9w

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-qv5qn9pi9w

    @user-qv5qn9pi9w

    Ай бұрын

    እወ ኣሕዋት ኢና ኣጆና ጥራይ ንሰላምን ፍቅርን ሓቢርና ንዘምር ብሓቂ ጽልኢ ይፍረስ ሰላምን ፍቅርን ይንገሰልና❤❤❤❤❤❤😢

  • @bsratgebremedhin1916

    @bsratgebremedhin1916

    Ай бұрын

    እስቲ ሙሉእ ይግበሮ🙏🥰 ክልተ ህዝብ ኣብ ዛላምበሳ ዝተራከብ መዓልት ከምዙይ አይኮነን ዝነበር ምእማን እውን ይከብድ ነይሩ ብታሕጓስ ዝሞልአ ክያትን ኮይኑ ነይሩ😢

  • @fnansamuel9061
    @fnansamuel9061Ай бұрын

    Deki erey diki tgray halal meret fkri tum sesenaykum yesmana amlakum ybarkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegayabraham2424
    @tsegayabraham2424Ай бұрын

    ትግርኛ ይዓንብብ። ❤ 🇪🇷

  • @user-hd5in9ql3e
    @user-hd5in9ql3eАй бұрын

    በስማኣም ናይ ሓጎስ ንብዓት ነብዐ 😢 ፅላኢ ዓይኑኩም ይደፈን ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣሰይ ዝባህልና❤❤❤

  • @yohanaberhe3525

    @yohanaberhe3525

    Ай бұрын

    Me too 😢😢

  • @sewitghabremichael3132

    @sewitghabremichael3132

    Ай бұрын

    PEACE WILL COME SOON ❤❤❤❤

  • @abadittadesse5892

    @abadittadesse5892

    Ай бұрын

    Me too

  • @filimonnoh589

    @filimonnoh589

    Ай бұрын

    ya nay behakie eye tehagise selam eyu selam

  • @Ivyblac

    @Ivyblac

    Ай бұрын

    ኣነ በይነይ ድየ ብዜካ ምቁር ጓይላ ፅቡቃት ተጋሩን ካሊእ ዘይራኣየኒ ዘሎ? እንታይ ካሊእ ሓድነሽ ነገር ኣሎ ድዩ በጃኹም ንገሩኒ

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bzАй бұрын

    ኣየ እዚ ባህልና ምጥዓሙ ርሑስ ኣውዳኣመት ትግርኛ ይዓንብብ ንኻድ ጥራሕ🕊🕊🌼🌼🌼💕💕💕💕💕❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🙏🙏

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle5566Ай бұрын

    ኤዱ ሽኾር ቅጭን ኾኾብ ኾንኪ ኢኺ አምሲኪ ማይ አቢልኪዩም ንኩሎም ብዘይ ቀልዓለም ብሐጎስ ኢኪ ተጻዊትኪ ሸይጣን ዓይኑ ይደፈን ፍቅርን ሰላምን የውርደልና አብ መ የንጎ ክልተ የሕዋት ❤❤❤

  • @peace4all192
    @peace4all192Ай бұрын

    እንታይ ዝኮን ምትኳስ፣ ምቅታል... ሰላም ፅቡቅ ❤❤ ኣደዳ ፀላኢ እናኮና እናተቃተልና ካብ እንውሕድ ተስማዕሚዕና ንብዛሕ ንባዛሕ ... ደቂ ትግርኛ ❤

  • @Longtime-mw1jq
    @Longtime-mw1jqАй бұрын

    ሕጂ ግርም ከምዚ ሰላም ኢና ንደሊ ምስ ተጋሩ ይሕዋትና፤ ኤዱ ጅብዕትን ኤሳወይ ምቁርን ኣብዚ ኽቡር ምዓልቲ ምስ ተጋሩ ይሕዋትና ሓቢርኹም ምስራ ኣዝዩ ደስ ኢልና ኽብሪ ይሃብኹም፤ ኣጀኹም ቀጽልዎ ሓቢርኻ ምስራሕ ሽዑ ግድን ክረብሓሉ ዩ ህዝብናን ህዝቢ ትግራይ ሓውናን። ❤🎉😍👏🏽

  • @user-cm6uq9et1g

    @user-cm6uq9et1g

    Ай бұрын

    😍😍😍😍💖💖💖🙏🙏

  • @desnetkbrom

    @desnetkbrom

    Ай бұрын

    ❤❤

  • @user-qv5qn9pi9w

    @user-qv5qn9pi9w

    Ай бұрын

    ብሉጽ❤❤❤❤❤

  • @user-zp7ms4jo8q

    @user-zp7ms4jo8q

    Ай бұрын

    🇪🇷 9 ብሄር የሕዋት ኣለዉና, ብሰላም ክኣ ለና. ሓውካ ተከይኑ ኪዶ ኣብ ዓዱ, ኣብ ትግራይ የራብሕካ ኣይትለክመና. ወዲ ጉዑሽ ነብሲ

  • @musseandemichael2619

    @musseandemichael2619

    Ай бұрын

    መን እዩ ትግራዋይ 💀

  • @galtigray5257
    @galtigray5257Ай бұрын

    ናይ ብሓቅ ካብ ልብይ ደሰ አለና ፈጣረ ሰላም ን ፍቅርን የወረደልና

  • @temesgnwedieri3598

    @temesgnwedieri3598

    Ай бұрын

    ❤❤ Nay bhkai aykemyan so Ruhus awdamet ka ❤

  • @sewitghabremichael3132

    @sewitghabremichael3132

    Ай бұрын

    AMEN ❤❤❤❤❤

  • @Reem-iy8pz

    @Reem-iy8pz

    Ай бұрын

    ኣነስ ደስ የበለኒ ለክባጥ መሊሶም ድኣ ቁስልና ይጎድእና ለከ ዞም ሩኩሳት

  • @mmkafl6326

    @mmkafl6326

    Ай бұрын

    ኣሜን❤❤

  • @user-vm7dc1iw3r
    @user-vm7dc1iw3rАй бұрын

    Fetikem xelkum tegaru yehwatna eyom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @daniture3262

    @daniture3262

    7 күн бұрын

    ኣሕዋት ከም ዝኾንና እንዳተረደአና ነኒ በዕልና ንዋቓዕ ንቓታተል ይገርም እዩ ንሱኩም ሓትና ንሕና ሓትኩም

  • @lamaabbas2059
    @lamaabbas205916 күн бұрын

    I am from sudan i llloovvve habesha songs i heard this song in tik tok ,i was search about name of the song finally i got it🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🤭🤭🤭❤❤❤❤❤❤❤

  • @maditvlog8239

    @maditvlog8239

    9 күн бұрын

    Teklehaymanot kinfe

  • @lamaabbas2059

    @lamaabbas2059

    9 күн бұрын

    @@maditvlog8239 whattt?????

  • @mibrakteka1848

    @mibrakteka1848

    5 күн бұрын

    Ya Sudani akwan! We pray and think about Sudan and Sudanese ❤❤❤

  • @user-tz8us9sv9m

    @user-tz8us9sv9m

    5 сағат бұрын

    We pray to god Allah for your peace and stability, Hulem enseli lachualen allah hagerachun selam & aman yargilachu 🇪🇹❤🇸🇩 Amiin

  • @trustingod2549

    @trustingod2549

    2 сағат бұрын

    God bless Sudan. May you have peace soon.

  • @Lovestory7-3
    @Lovestory7-3Ай бұрын

    ከእዊ ኢዩ ሎሚ ደኣ ጸሎሎ መድያ ጽቡቅ ዘየፍትወሉ ፡ በይኑ ክትርፍ ኢዩ ሰላምስኪ ኣጽእሉ እዚ ህዝብና❤❤❤❤

  • @akberetkidane7358

    @akberetkidane7358

    Ай бұрын

    ጸላኢ ሰናያት ሰላም ኣይፈቱን እዪ

  • @dejendawit8916

    @dejendawit8916

    Ай бұрын

    ድያብሎስ ኣብ ትንሳኤ ብጎይታ ሲኦል ወሪዱ ጾሎሎ ሜድያ ክኣ ክሕነቅ ኢዩ ብፍቃዱ ክክክ

  • @kasechteklay4118

    @kasechteklay4118

    Ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @weyniissac2053

    @weyniissac2053

    Ай бұрын

    ይገርመካ እዩ

  • @aotali8812

    @aotali8812

    Ай бұрын

    😂😂😂ባዕሉ ተሓኒቑ ይኮን

  • @dc8625
    @dc8625Ай бұрын

    ዕላማ ና እዚኣ ኢያ ፍቅሪ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ሓደ ህዝቢ 😍🍇💯👌👌👌

  • @Tsegabeyene
    @TsegabeyeneАй бұрын

    ፍቅሪ ን ትግራይን ኤረትራን

  • @mimikiros7680
    @mimikiros768027 күн бұрын

    TIGRAY AND Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤

  • @goitomfoto4677
    @goitomfoto4677Ай бұрын

    ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ስራሕ ኣብ ልቢ ሰብ ይሰፍር እሞ ድማ ኣብ ፋሲጋ ርሑስ ትንሳኤ ይግበረልና.

  • @user-tz8us9sv9m
    @user-tz8us9sv9m20 күн бұрын

    We all are of one race, we have similar features, Ethiopian 🇪🇹 Eritrean 🇪🇷 Djibouti 🇩🇯 Somalian 🇸🇴

  • @ontheroad3297
    @ontheroad3297Ай бұрын

    ያ ኬፍ ዘለኩም ያሆ! ሕጂ ግርም ! ንኪድ ጥራይ አብ ጎንኩም አለና ሰላም ዘዕስል ስራሕ ክትሰርሑ ከለኩም!

  • @Hanigualhagretigray
    @HanigualhagretigrayАй бұрын

    Tigray tigrgna music ✅✅ Ethiopia tigrgna music ❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌

  • @imissmama3978

    @imissmama3978

    Ай бұрын

    ✔️

  • @solomonamanuel7946

    @solomonamanuel7946

    Ай бұрын

    Anjal

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    Ай бұрын

    ❤❤

  • @Familyfithi

    @Familyfithi

    Ай бұрын

    I don't understand your comment?

  • @meharitedla9459

    @meharitedla9459

    Ай бұрын

    I understand what your saying, people mentioning Ethiopia in every videos when it’s meant to be Tigray and this is how it began at first everyone forgot what Tigray was and now same thing is happening

  • @kibromwediahferom3098
    @kibromwediahferom3098Ай бұрын

    ሰይ ሰይ ባህልና ጥዓም ሰላም የውርደሉ ንዙ ለዋህ ህዝቢ ርሑስ ኣውደኣመት ❤❤❤❤❤❤

  • @titulema628
    @titulema6282 күн бұрын

    The Tigray war made me realize Eritreans are my people. I want to thank those who stood by us such as Tefetawi show, Memhir Wufuy, J-studio, etc ❤️💙❤️💙

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493Ай бұрын

    ኣታ እልልልልልል እቲ ክንዲ እምባ ዝመስል ቅርሕንቲ ግዲ ክፈርስ እዩ ❤❤❤❤ ደቂ ሓንቲ ትግርኛ ይመችኹም 🥰🥰🥰

  • @tektes365
    @tektes365Ай бұрын

    I’m Eritrean and probably too drunk to coherently express my idea, as a primary reason being this video. It’s made our day, a precious one. A good feel, and more importantly, a hint of bright future when we come together. This is one of the best Easter’s I have celebrated, again this video being the main reason and the best video released for this reason ever. This will leave for infinity. Thank you the watista, respected artist Teklehaimanot, thank you Eden, i have a special crush on you and I admire and love you so much, thank you Esaw brother and all the dancer and crew behind for giving us the best entertaining video but this means more than that. Thank you shiro entertainment for arranging this and making it possible. Peace prevails, every single day we year for this. Again thank you for making our Easter holiday so special.

  • @haben524

    @haben524

    Ай бұрын

    You said it perfectly. I feel the same way. Today was ground breaking… this will have a domino effect. All the other channels will start planning something like this for kudus Yohannes/New Year. I am sure!!! I can’t wait. Every thing has changed for the better. Thanks to God. Our lord has truly Risen!!!

  • @tigrayhagerey

    @tigrayhagerey

    Ай бұрын

    ❤️❤️

  • @user-ph2nm1zo7f

    @user-ph2nm1zo7f

    Ай бұрын

    Well said broo...enough is enough...only peace...no more kill each other...we are only 8million

  • @chuchusolomon8614

    @chuchusolomon8614

    Ай бұрын

    😂😂😂 shame on you people!

  • @tektes365

    @tektes365

    Ай бұрын

    @@haben524 we love and live to see it 👏🏾👏🏾❤️💙🌿

  • @haben524
    @haben524Ай бұрын

    Shro Entertainment THANK YOU SOOOO MUCHHH!!!! You made history. We love you so much!!!! I can’t thank you enough!!!! ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @RimazAbdulmejid
    @RimazAbdulmejidАй бұрын

    I hav no word for this 😍😍😍😍 so proud to see us together

  • @TemesgenTekle-ml4go
    @TemesgenTekle-ml4go28 күн бұрын

    be continued you are the symbol of peace and unity of the people

  • @Asli-boyyyyyyy
    @Asli-boyyyyyyyАй бұрын

    ትግኛ ሓደ እዩ ኣይምቀልን እዩ::ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ንህዝቢ ትግራይን ውድቀት ንመለኽቲ ስርዓታት😍😍🙏🏼

  • @NAraya-nt5xw

    @NAraya-nt5xw

    Ай бұрын

    meshed eugemey gali hager alibo. hege. doo. hebere ayenea fetekumo.

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805Ай бұрын

    እዉይይይይይይይይይይ ከም ሎም ደስስስስ እልን አይፈልጥን አታ ጎይታ አሞኻ ሙልእ ሰላም ግበረልና ዓይን ፀላእኹም ይደፈን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ZollaMG
    @ZollaMG22 күн бұрын

    ከማይ ኣብ መዓልቲ ክልተ ግዜ ዛ ቪድዮ ዝሪኣ 👍

  • @samuelgebredngl3834
    @samuelgebredngl3834Ай бұрын

    What an emotional, sensational moment. Shiro Entertainment Amlak kemey Edmekum yenwihayo. መቀረት ሰላምን ፍቅርን ዘንጰባረቀ ፍሉይ መደብ። ኣጆኩም ቀጵልዎ: ኣብጎንኩም ኣለና። ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zy3zc9lm5h
    @user-zy3zc9lm5hАй бұрын

    ከምዚ ከማይ ንብዓትን ዕልልታን ሕውስውስ ዝበሎ ይግጨየኒ ❤❤❤❤ሰላም ራህዋ ፍቅሪ የውርደልና ሰላም ናፊቀ ኣነስ ኪናት ወረ ኪናት የሰውረልና መድሃኒኣለም ዳግማይ ትሳኤ ትግራየይ ድገምዋ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @filmonkidane4962
    @filmonkidane4962Ай бұрын

    ኣሰይይ❤ ሙቁራት ከመይ ደስ ዘቡል ኣዎደኣመት ኢዩ ኣነ ከምዚ ኢልኩም ቡምርኣየይ ደስ ኢልኒ። ከምዝ ኢዩ ዘጸቡቀልና ቀጽልዎ ኣሕዎተይ ናተይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-yd6hq2ks9v
    @user-yd6hq2ks9v27 күн бұрын

    We wish all peaceful for 2 Brothers

  • @user-mw2jd6ub4p
    @user-mw2jd6ub4pАй бұрын

    selam 💊🙏 selam 🇪🇷🙏💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @selamgaldesta9173
    @selamgaldesta9173Ай бұрын

    ጥራይ ሓቢርካ ሽሽሽሽ ምባል ዘይኮነ'ሰ ሓቢሪካ ፍፁማዊ ሰላም ከምፅእ ስርሑ ሓደራኹም ብክልቲኡ ዓድታት ዘለኹም ሰነ-ጥበባውያን ንስኹም ኢኹም ነዚ ህዝቢ ካብ ኩናት ወረ ኩናት ተጋላግልወ'ሞ ኩናት ኣፅናቲ ክፉኡ ምኳኑ እናርአኹም ሰለ'ሰላም እናዘመርኩም ኣቃራርብወ እዙ ህዝቢ ንመራሕቱ መሪሑ ፖለቲካዊ ፀገሙ ኮፍ ኢሉ ክፈትሕ ኣለወ 😊 ጥበብ ንውልቃዊ ረብሓኹም ጥራይ ኣይትጠቀምሉ ንረብሓ ህዝቢ'ውን ክትስውእወ ይግበአኩም'ዩ🥰💛 ፍፁም ዘላቒ ሰላም የውርደልና

  • @sewitghabremichael3132

    @sewitghabremichael3132

    Ай бұрын

    AJOKI PEACE WILL COME SOON❤❤❤

  • @yonatanw2283
    @yonatanw2283Ай бұрын

    ፍቅሪ ዝኾኑ ህዝቢ። ንኩሉ ግዜ ከምዚ ናይ ፍቅሪ ስርሑ ስነ-ጥበበኛታት።🎉🎉❤

  • @abeljuju6477
    @abeljuju6477Ай бұрын

    Good job 🕊🕊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💊💊💊💊🕊🕊🕊

  • @yoniyoyo6393
    @yoniyoyo6393Ай бұрын

    ኣንታ ንኣማስዩ‘ሲ ሕዝቢ ትግራይ ትግርኝ ናብ ንቡሩ ከም ቐደሙ ወኻዕኻዕ ክብል‘ዩ ግዲ❤❤❤

  • @senaytgebretsadkan952
    @senaytgebretsadkan952Ай бұрын

    ንሕናስያ ኪናት ይግበአና ነይሩ ኣብምንታዩ ተፋላላይና ሓደ ህዝቢ ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ❤❤❤

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231Ай бұрын

    ጽልእን ምንቅይናን ዝረሕቐሉ ኣውዳኣመት ይግበርልና ሰላም ንሰላም ዘመርቲ❤🎉 ኣብዓለም ፍቕሪ እያ መወዳደርቲ ዘይብላሞ ፍቕሪን ስኒትን ይዓድለና ጎይታ❤

  • @meseretawoke9607
    @meseretawoke9607Ай бұрын

    Out of all view atleast 100k was mine...i can't stop Listening this music...ስኒትን ፍቕርን ነኹሉ ትግርኛ ተናጋሪ

  • @user-mn3jq9oc5z
    @user-mn3jq9oc5zАй бұрын

    ናይ ባሓቂ ዕግበት ኣእምሮ ዝፈጥር ስራሕ,። ❤❤❤❤ shro entertainment ምስጋና ወሰን የብሉን 🙏 ፍቅሪ ሰላም ራህዋ ቅሳነት እፎይታ ኩሉ ኣብዛ video ረኺበዮ

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965Ай бұрын

    ትግርኛ ንቅድሚት ከምዚ እዩ ዘጥዕመና ኩናት ወረ ኩናት የጥፈአና ፈጣሪ

  • @habtomhaile6016

    @habtomhaile6016

    Ай бұрын

    ❤🎉

  • @Abrhat

    @Abrhat

    Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @healthmedia148

    @healthmedia148

    Ай бұрын

    ኣሜን🙏🙏🙏🙏 ኩሉና ንሰላም ንዘምር እዚ የዋህ ህዝቢ ሰላም እዩ ዘጥዕመሉ ርሑስ በዓል ትንሳኤ ንኩልና🙏🙏🙏🙏

  • @user-ew9sr8rm1f

    @user-ew9sr8rm1f

    Ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-qe8ev4od8h

    @user-qe8ev4od8h

    Ай бұрын

    Amen

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579Ай бұрын

    ሙሉእ ፍቅርን ሰላምን ርሑስ ብርሃነ ትንሳኤን ይግበረልና እግዝኣብሔር 🤲☦️😥 ዓይኒ ፀላኢና ይደፈን💙

  • @user-so1ov8qs8s

    @user-so1ov8qs8s

    Ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-ii4pm1sv6b
    @user-ii4pm1sv6bАй бұрын

    Ajokum ketslwo fkri ember kunat ayedlyon ezi hzbi❤🇪🇷🇪🇷❤

  • @libsughebrekidan5330
    @libsughebrekidan5330Ай бұрын

    ፍቅርን ሰላምን የዉርደልና ፈጣሪ።ቀጽልዎ ክቡራት።

  • @mtgerichannel
    @mtgerichannelАй бұрын

    *ንኲናት ዘይኮነ ከምዚ ንሓጎስ ንደስታ ዩ ዘምሕረልና ደቂ ትግርኛ ቀጽልዎ*

  • @nevergiveup5680

    @nevergiveup5680

    Ай бұрын

  • @samari1288
    @samari1288Ай бұрын

    God blessed Eritrean&tigrai people they are beautiful people

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946Ай бұрын

    ጽበቅ ስራሕ ክነዬ ሳዕስዒት ነባሪ ሰላም የውርደልና ።ሕረስ ሓረስታይ, ተመሃር ተመሃራይ, ንገድ ነጋዳይ,ቀድስ ቀዳሳይ ዘብል ጥዑም ግዜ የምጻልና ።❤❤❤❤ የቀንየልና ስነጥበባውያን ።

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6gАй бұрын

    ትግራይ የጀግናች ሀገር የእምነቶች መፍለቅያ የሳባ ዘሮች የፍቅር መፍለቅያ ❤❤❤

  • @Fagi311
    @Fagi311Ай бұрын

    ዋውውው ታይ ዝበለ ወኒ ዳዩ ኣ ሰ ይ። ችላ ስነጥበባዊ ክነቅሕ ከሎስ ሕብረተሰብ ይፉውስ ዝበሃል ሓቂ ሽሮ እንተርተይመንት ሽሕ ግዜ ነመስግነኩም። ከምዚኤን ቻነላት ኢየን ክዓብያ ክተባብዓ ዘለወን ዋእ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @brtuqanmehari6686
    @brtuqanmehari6686Ай бұрын

    ሩሑሱ እወደኣመት ኣሰይ ሰብ ትግረኛ ሙሉእ ሰላም🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @eyerusalemtesfatsion2624

    @eyerusalemtesfatsion2624

    Ай бұрын

    ሀሳዊ

  • @user-qv5qn9pi9w

    @user-qv5qn9pi9w

    Ай бұрын

    ​@@eyerusalemtesfatsion2624ሓስኻ ብልዒ ሓሲድ ሓሳዊት ንስኺ ኢኺ ባርያ

  • @selamselemun4344

    @selamselemun4344

    Ай бұрын

    Amen 🙏

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    Ай бұрын

    Amenn 🙏🏾🙏🏾🕊️🕊️🕊️

  • @jonnyleo5355

    @jonnyleo5355

    Ай бұрын

    We are Eritrean::

  • @user-gf4kg9tt2t
    @user-gf4kg9tt2tАй бұрын

    ኣረ ከምዚ እዩ ዘጥዕመና🌹ኻብ ኩናት ይሰውረና ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰና

  • @Fagi311
    @Fagi311Ай бұрын

    ከምዚኣ ትምቅር ኣውድኣመት ኣይርኣኹን ክብረት ይሃብኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-hj4nl4yy4h
    @user-hj4nl4yy4hАй бұрын

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ❤❤❤❤ ውሽጥና ኾ ክንፋቶ ማዓት ኢና እግዚአብሔር ኣምላክ ነዙ ሚስክን ህዝቢ ሰላም የውርደልና🙏

  • @CalmDolphin-gl3tx

    @CalmDolphin-gl3tx

    Ай бұрын

    ወዲ ገርሂ ልባ 😂 ሽሕ ጊዜ እንተኮነ ሕያዋይ ከይትኣምኑ ኤርትራዋይ።

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb

    @SurprisedBirchForest-kv6gb

    Ай бұрын

    Kkkkkk ​@@CalmDolphin-gl3txaytemen tgraway eyu habibi copy mechem natkumya tegaru msakumsi maedo maedo dea serekti

  • @mtgerichannel
    @mtgerichannelАй бұрын

    ባህልናን ትግርኛን ኡፍፍፍፍፍፍ ኣታ ደስ ክትብሉ ሓደ ህዝቢ ሓደ ባህሊ

  • @user-zp7ms4jo8q

    @user-zp7ms4jo8q

    Ай бұрын

    😂 ሕደግ😂 ሰላም አንዳበልካ ዘይሰላም ኣይትስራሕ 😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @motherland1510
    @motherland1510Ай бұрын

    ኣብ ዓለም, ልዕሊ ሰላም ጥዑም የለን. የግዳስ ነዚ ዝርዳእ ሰናይ ጉርብትና የለን ኣብ ሞንጎ ትግራይን ኤርትራን. ባህልኻን ኣከዳድናኻን ከምኡ ሓደ ዓይነት ቃንቃ ስለ እንዛረብ ኣይኮነ ሓደ ዝገብረና. ሓልዮትን ምክብባርን, ብዓለማዊ ሕጊ መሰረት ዝተሓጸጸ ዶባትን ዋንነትን ተቀቢልካ ካብ ጽልእን ቅርሕንትን ምርሓቅ እዩ ዘከባብረና. ሰላም የውርደልና 🙏🙏🙏

  • @aregawimamo4688
    @aregawimamo4688Ай бұрын

    frankly speaking i don't have words to express my deepest heart feeling for the launching of our ancestor coordination and brotherhood of the two face of one coin community. in fact from the far bigning external and internal political situation makes us to fight each other.for both of each community let's build the former relation.

  • @eyasubelay9541

    @eyasubelay9541

    Ай бұрын

    I am amazed how can two nations immerse like this

  • @aregawimamo4688

    @aregawimamo4688

    Ай бұрын

    @@eyasubelay9541 really, are we two nations? By the way let's begin my point by your mi's conception on nation? Nation is alareg group of people who share common culture, language, ethnicity. So are we two nations!? May be if u are extranatinalist guy excuse me for my clearication. I understand our previous history we attacked each other for the sake of politicians. But w the only option less option is just forgetting the past. We must forgive each other.

  • @samigo5865
    @samigo5865Ай бұрын

    ዕልል ኢዩ እምበር ትግርኛ ምስ ዝፋቀሩ ኩሉ ይቀስን ዓምብቡለይ ደቂ ኣደይ ❤❤❤❤❤

  • @Rahel248
    @Rahel248Ай бұрын

    Asey ኤልልልልልልልል ሕጂ ግርም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7jАй бұрын

    ናይ ብሓቂ ናይ ሓጎስ,ውን የንበዕካ እዩ😢😔 እግዝኣብሄር ኣምላክ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና🙏❤💛

  • @kudusanmehari3052
    @kudusanmehari3052Ай бұрын

    So beautiful people the same culture the same language peace for now and forever 🙏

  • @mulugetakide964
    @mulugetakide964Ай бұрын

    ዝገርም ስራሕ - እቲ ሕብረት፣ ብቕዓት ድምፃውን ሳዕሳዕተን ንበይኑ'ዩ። የውገሐልና!

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4oАй бұрын

    ሰላም የውርደልና ህዝቢ ከም ህዝቢ እፍ ነየናይ ግዜ ይኮን ግን ክልተ ተዛረብቲ ትግርኛ ንባላዕ ኣይበዛሕና ኣይተረፍናስ😥😥💚💚🙏ርሑስ ፍሲካ ንኩላትና ኣመንቲ ክርስትና💚🙏

  • @TesWediokubayOkubay
    @TesWediokubayOkubayАй бұрын

    Nihina ❤❤❤ina tegrna

  • @user-rs1rl5qj1l
    @user-rs1rl5qj1lАй бұрын

    ሰናይ ዘመን ይግበረልና ጽቡቃት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-qb5hu7zt9y
    @user-qb5hu7zt9yАй бұрын

    ኣሰይ እልልልልልልልልልልልል ኣምላኽ ሰላምካ ኣውርደሉ እዚክልተ ህዝቢ❤❤❤❤

  • @YohannesHagos-nw9uf
    @YohannesHagos-nw9ufАй бұрын

    ህዝቢ ትግርኛ ንውለድ ንዛመድ እምበር ኣይንቃተል ፍቅሪ እዩ ዘጸብቀልና። ስነ ጥበኛታት ካኣ ይበል በቃ እንታይ ክወጾ❤❤❤

  • @user-zp7ms4jo8q

    @user-zp7ms4jo8q

    Ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷 ምዝማድ ምስ 9 ብሄርና ምክብባር ምስ 9 ብሄርና ምፍቃር ምስ 9 ብሄርና ኣለናዮ. አንተ ምሳኹም ምክብባር ከም ካልኦት ጎረቤትና ኩሎም ህዝብታት ኢትዮጵያ ክኣ ይኹነልና 🇪🇷🙏🙏

  • @selamawitbrhane3334

    @selamawitbrhane3334

    Ай бұрын

    ​@@user-zp7ms4jo8qእሞ ንስኻ ከም ድላይካ ክትኮን ምርጫኻ እዩ ዋላ ጉርብትና ኣይደልን ተይልካ'ውን ክትገድፎ ትኽእል ኢኻ ምስቲ ሰላም ዝደሊ ህዝብን መንእሰይን ግን ብሰላም ብፍቅሪ ኢና ክንገብሮ💙💊🔥

  • @user-qm6vz6sy9z

    @user-qm6vz6sy9z

    Ай бұрын

    ​@@user-zp7ms4jo8qኣታ ጉሓፍ ድቓላ ዓፋር ድዩ ዋላ ሳሆ ይሃልዉ ዋላ ህልም ይበሉ ኣይግድሰናን ዩ ...ትግርኛ ዝባሃል ህዝቢ የለን ኩላ ትግራዋይ እያ 😂 ትግራይን ተጋሩን ካኣ የሕዋትና ዘይኮኑ ኣካልና እዮም ኣታ ጉሓፍ ዶንቆሮ....ጽንጽዋይ ኤርትራውነት ብሓንቲ ደርፊ ከምትቕበር ብግብሪ ርኢኻ ኣለኻ ኣንታ ሓሳኽ የእምሮ

  • @YohannesHagos-nw9uf

    @YohannesHagos-nw9uf

    Ай бұрын

    @@user-zp7ms4jo8q ንቀቢላ ኣይልከትን እዩ እዚ ጉድይ ናይ ደቂ ትግርኛ እዩ ።

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    Ай бұрын

    @@user-zp7ms4jo8qN Ertra afriskum si, mzmad ms Ertrawyan kea tblu. Selam tfeltu dikum. Quinat ekum tfetwu. Nhna Ertrawyan aytehagosnan.

  • @FjG-ot9dn
    @FjG-ot9dnАй бұрын

    ደስ ዝብል ምትሕውዋስ አጆኹም ፀላኢኹም ዐይኑ ይደፈን በርትዑ ንፉቅሪ ንሐድነት ሐደ ህዝቢ አብ ክልተ ዓዲ

  • @africapress5784
    @africapress5784Ай бұрын

    woow that is amazing

Келесі