ጅግና ሰራዊት ትግራይ ኣብ ግምባር ደቡብ ንዝማረኾም ሰራዊት ኣብዪን ፋኖን ምሕረት ገይሩ
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website
www.tigraitv.com
Telegram
t.me/Tigrai_Ttv
E-mail
info@tigraitv.com
Twitter
/ tigrai_tv
Instagram
/ tigrai.tv
KZread
/ tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV
Пікірлер: 100
አረ ምን ዓይነት ሰው ናቹ ይቅርታ ትላላቹ እንዴ ያለናንተ ማንም ጠላት የለውም የትግራይ ህዝብ ማን ይቅር ባይ አረጋቹ እነሱ እንደሆነ ተመልሶ ይመጣሉ ጠብቁ
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም🤔ቕተልዎም ኣይኮነን ጀግና ምሩኽ ኣይቐትልን + ናይ ዓለም ሕጊ እውን ኣይፈቅድን ግን‼️ኣብዚ ኸዚ ሰዓት ምሕረት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኻልኦት ቦታታትን እንነብር ተጋሩ ዘይተጋደልና ክማርኹና ክንደይ ይፅዕሩ🤔
ፀላእትኩም መራሕትኩም ዝብሉና ዘለዉስ ብዘይ ምክንያት ኣኮኑን ፈጣሪ መውፅኢ ይፍጠረልካ ህዝበይ ኣሜን
ህዝበይ ፈጣሪ ምሳኽ ይኹን
ህዝቢ ትግራይ መዋጾ ይፍጠረልካ እንበር ሕዋሓትስ እንድዒ እንታይ ትገብር ከምዘላ ንሳ ውን ትፈልጥ ኣይትመስልን
ዓክ መከላከልያ ሃገር ዝነበሩ ይሕዋትና ብዘይ ምንም ምክንያት ን2ተ ዓመት ሙሉእ ተኣሲሮም ኒዉ💔💔😢😢ንዚኦም ከኣ ክቀትልካ ዝመፁስ ትሰድዎም ኣለኩም እረ ግደፉ ብደም ይሕዋትና ኣይትቀልዱ በይዘኩም መረሕትና ልቢ ግበሩ💔
ኣነ ሐዚ ደቂ ሓፍተይ 5 ተጋዲሎም ነዞም ክቀትሉና ዝመፁ ወረርቲ ክማርኩ ዕሸላት ኣሕዋትና ከም እንስእን ዘለና ንፈልጦ ዶ ኣለና
No matter what either they like it or not TiGERWY win ❤ 💛 💯 %
ኣይምሓርኩም ናይና መራሕትስ ይኾስትርኩም
@lemlemmirach7838
Жыл бұрын
Kkkkkkk Ata meary beqedaminet seb mikan ekul yimsleni memharay eu netom armenetat
@hailekassa9474
Жыл бұрын
Ati sdi nski dfie zeytbli shaebya
You have to take fingerprints of each person before releasing otherwise ???
አረረረረረ ኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡ ይይይይይይይ ካባአቶም ዝበአስኩም አረመኔታት ኢኹም እርጉማት!!!!😨😨😨 ፎቆዶ እስርቤት ክንደይ ተጋሩ ይርሸኑን ብጥምየት ይሞቱ ንሣሀትኩም ከአ ......😨😨😨😨😨😨
ሕውሓት ፀረ ህዝቢ ይወድእኩም መቀለዲ ገይርክሞ ደም ኣሕዋትና ዋይ ሕራሮት
Hagere tgray teser 💯 ✊ 💪 💯 ✊ 💪 💯 ✊ 💪 ❤💛❤💛❤💛❤
Masha Allah God blessed our hero prothers tekre tplf African-lions
ውድቀት ንወረርቲ ይኹን ድል ለጀጋኑና ይኹን አሜን ህዝበይ ልረኸቦ
Welcome!
ምሕረት የዉርደልኩም።
ኣቱም ሰባት ናይ ጎጃም መዐንዘዚ ዶ ጌሮምልኩም እዮም ታይ እዩ ከንድዚ ልውህና ንዚኦም ንምምራክ እኮ ኣሸሓት መላምል እዩም ተሰዊኦም😭😭😭😭
Hashewti aye hewahet seb tewedu lekum temelesom kemotsu eyom le le video tereyona beyzakum gedefuna hamed belu
ሕጂ ልዕል 50አውተወብስ ነብ ወልደያአትየን በጃኹም አብፅሑ
ግባ በሎ እንዳ'በሉ ዳኣ ጽባሕ ከይመጹ እንበር ጽቡቅ ግን መኽሰቡ እንታይ ኢዩ ?
መሕረቅቲ ህዝቢ ትግራይ ብጥምየትን ብድሮን ይጭፈጨፍ ኣምሓራ ፍኖ በክንክን ይስደዱ
ሐዝ ከይትሰድዎም መልሶም ክወጋኡ ዱዩ ዝሰድዎም ህዝብ ትገግራይ እ/ያ ኩሉ ፀላእና እዩ መንግሰት ትግራይ ብውኖኡ ዱኡ ህፃናት ብድሮን እናሃለቁ ሙሩኻት ምሰዳደደ ሓሰብሉ ዱዩ ብሰሩ ዎይ ናብ ምድያ ኣይታውፅዎም ኣይተሻቁልና ብዓደይ በረኻይ መሰዋኣቲ ኻፊሎም ዝማረኽዎም መንግሰቲ ይሰዶም መሕፈር ድፕሎማስ ዝባሃል ዘይጠቅመኩም ዘምፆኦ ለውጥ ዘይብሉ 🌍ዓለም ዓይና ዓምታ ናረአየታና ሙሩኻት ምሰዳድ ምልክት ሸንፈት አዩ ሑሶቡሉ ቃልስና ኣያታዓንቁፉና ተሰፋ ኣይታቁሩፅና ህዝብ ኣይትፃወቱሉ
Not convinced yet!!! the did by our leaders Tigray.
Tigray tv drone tezhrmo mehshena
@user-on3uj6jk1j
Жыл бұрын
ቹዱ ዳበለ ህዝብና ድወድኡ ለለሞፆሙ ክዎጉኡኹሙ የኦሙ
ታይ ዓነት ዜና እዩ አረ መሓሩና መንእሰይ ትግራይከ አድኡ የግንሎ ድዩ ኾኑ ቡዙሕ ኩተናጉርና ናህዝቡኹምጥራይ ግበሩ ለምሓራይ ኦስኻቱም ሓላያት አትኹኑዋ🤐 ትግራይ ካብ ገፅ መርየት ከሰጠፍእ እኒአዎ ላበሉ ይመፁ ክማረኹ ተለው ኻሊእ ይናገሩ ልአቶም ክማርኹ ዶም ህንደይ አሕዋትና ጠፋኦም ኦዮምእና ዓገብ
እውነት ከሆነ መልካም አርጋቹሃል
ዋይ ይጥመዩ ግደፍዎም ምእንት ክፈልጥዎ ፅገምና ህዝብናኮ ብስዕድ ብኣድስ ኣበባ እናተሳቐዩ ንስኹም ምሕረት
Why?
ጉዞ ወደ መቀለ
አረ ክርሸኑ ኣለዎም ከይትሰዱዎም♥️💛🥰😭😭😭
@newyear1949
Жыл бұрын
Tsbuq giber ni manim
@genetgenet4250
Жыл бұрын
አዎይ አንተይ እዩ ነገብረ ህዝብ አንተወዳአ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@God-db9vp
Жыл бұрын
ከሚ ዓይነት ኮመንት ናብ ኣምሓርኛ እንተቶርጊሙ ንጸላእቲ ዓቢ ረብሓ ንህዝቢ ትግራይ ክሳራ ኢዩ ዝከውን።
😢😢😢😢ሑሙማት አይትንገሩና
@user-hy4wu3cw5s
Жыл бұрын
🤔🤦
ንምንታይ ኢዩ እቲ ምሕረት . ....ንግደት ክነግዱ ዲዮም መጽዮም ኔሮም ።መራሕቲ ትግራይ ግን ብህዝቢ ትላገጹ ኣለኩም ።
Astlachugn enante erasu Gnbarun atlwm ymn mhrt nw
ታድያ የትግራይ ህዝብ ከህውሀት በላይ ጠላት አለው ሊገሉ የመጡ ማርኮ ይለቃል እነሱ እንደገና ተመልሰው ይመጣሉ ወደ ሀገራቸው ሲገቡ ደግሞ መልሰው የትግራይ ህዝብ እርኩስ ነው ሲያሰቃየን ነበር ብለው ኢንተርቪ ይሰጣሉ
Nskatkum temhrun temhrun teredun alekum gna kem ab emni zfesese may eyu zkuxer nksemun kesmun dlyet yeblomn dkam trah "felitu zexkete enetexewaekayo aysemen"
ሂዊ ገራሚ ነች! እየተገረፍን ነው እና እየማረክን ነው አይጋጭም?!
ይቅር ማለታቹ ትልቅነታቹ ያሳያል ትግራይ ትስእር
ኣነስ ድሕሪ ዝሓለፈ ታሪክ 30ዓመት ዝሓልቀ ህዝቦም ታዓ ዝቦም ዝምሃሩ ይመስለኒ ኔሩ የግዳስ ኣድጊ ተ ሓጺ ብካዮ ናብ ሓመዱ የንገርግር ዝብሃል ክምዝዩ
Amharu amnkume hezebena keytewedewo amharaye eyu wana regume
Kende selate tigray hiwhat nachew tebedoooooo
Hhhhh
ኣብ መወደታ እዚ ኲናት ህዋሓት እዩ ብህዝቢ ትግራይ ክጠፍእ እኮ ንክቀትሉካ ዝመጺስ ጋና ቃልሲ ካይተወአ ይስደድ ብጣዕሚ ኢኩም መሕፈራት
ኣይይይይ😭😭😭😭😭😭ደቂዛ ረሳሓት እነሱ ኮ ከትግራይ እሰከሚወጡ ናቸው እንጂ ተመለሶ ይመጣሉ ወንደሞቻችን በብራሃላይ ሂወታችው አያጥፉ ብምህረት እንለቃቻውላን ተላላቹ እንዴ😭😭😭 ናይትግራይ ወጣት አይዋጋኢ እሉ ኮፈ የብለ አብ ገዙኡ ገደም ምከናቱ ከመዚ አንተኮይኑ ታይ ተረጉም አለው ኮይን እዩ ነወንብረኩም መናዊሕይ እዩ እምበር ህዝብ ትግራይ ካባትኩም ዝጥቅሞ ነገር ዋላ ሓንቲ የለን
Nategaru murkatke dehayom tenegrunaa deo
ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ኣብ ትግራይ ዝለው መርሒቲ ሑውሓት ክውደኡ ትስፋ ይግበር ድስላጣን ትብሉ ብህዝቢ ትፃወቱ ኣለኹም ትግራይ ዓደይ መስ መን ተርፍኺ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@brukfrewyni2438
Жыл бұрын
አታ ሓወይ ከሙኡ እንተዘይ ገይርሞ ንኩልሻእ ብደም እናሞትና ድና ክንነብር ትደልዩ ቀስ ኡልካ ህሰብ
ዎይ ህዝበይ ሕውሓት ዝብልዎ ሰይጣን ህዝብና ኣውዲእዎ
ወይ ቀልዲ
መጀመርታ ግና ምሕሳብ ኣይምሓሸን እሹይ ዋላ ኣይትረሽንወም ንምንታይ ፍርዶሙ ክሳብ ዝዉድኡ ዘይትኣስርወም ሰብ ዝቀተለስ ብዘይ ምንም ጉቡኡ ከስደድ እዚይ ሓደ ዓብይይ ጌጋ እዩ።
እዋይ እኒአካ ሕራሮት ሓሪርካ ሱቅ ንብል እምበር ዓክ 😭😭😭😭😭😭እቲ ማሪካ ምስዳድ ጨለ ሪኢናልኩም በሉ ነዚኣቶሞ ንክማረኩ ክንደይ መላምል የሕዋትና ተሰዊኦም እዮም መሪኮምዎም ስለዚ ዓብይ ጌጋ ትጋገለኩም መራሕትና ደጊምኩም ሕሰቡላ ስለ ምንታይይይይይይ ትሰድዎም ኣለኩም????????ዓሕ😭😭😭😭😭😭ደም የሕዋትና መሸቀጢ ኣይትግበርዎ ይኣክልልል ክሳብ ከዚ ተፀሚምና ነይርና ኢና ከዚ ግን ገዲዱ😭😭😭😭
አረ ቀልድኩም እኮ አይውዳእን አማሓራይስ ፈታውና መሬትና ክወሪር ዝመፅኡስ ፀላእትና አይኮንኩምን ምናምን ምናምን ቀለድት ይብለኩ 😐
መፅዮም ንክዋግኡኩም ድኩም ትምሕርወም
ምሕረት ገሩ ከይፈተወ አብ አፍ ሞት ዘሎ እንታይ ክገብር ፈትዩ ምዓስ ኮይኑ
Entay aynet chirichr abede eyu anta ezi beka lomi kidu xbah temelesu elka zereba lo
Weyane abkia oromayyyyy oromay
ኣብ ክዳን ጽቡቅ ኣዳናጊርኩም ኣብ ሳአኒ ግን ፋሕ ኢላትኩም
Lemnedenew memerachew gen er ftare tatfacho
ፀላእቲ ህዝብና ንስኹም ኢኹምሒዝኩም ትሰዱ
ኡፍ ሓረይ ዶ ብኣኻትኹም ክቅተሉ ኣለዎም
ኣይ ሕወሓት እሞ ይመሃሩ ድዬም ኾይኖም ደነዛት ተመሊሶም መፂኦም ይወግኡና TDF ንዞም ሬሳታት ህንደይ ሂወት ይኸፍል እስኹም ትቅልዱሉን ፓለቲካ ትጫወትሉን ረሳሓት
ገዳዩን የምያባላ ጉደኛ ህዝብ
ሓድነትኩም ትበተክ ርኩሳን ካሙኡ ላበልኩም ትውድእና እለኩም
አቦ ዝበል! ሐሻዊ!
የፉገራም ቢሆን እንዲህ ብታበሏቸው ይሻላል። ሙሉ መረጃውን ግን በኋላ ወያኔ ሲያበቃለት የምናጣራው ይሆናል-ትግሬ ለማመንና ለመቀበል!!
አማራን ጨፍጭፋህ ንብራቱን አወድማህ ንብራቱ ዘርፋህ ትቀልድባታላህ ቀደዳ 3ምልዮን የትግር ወታዳር ወረረ ፋፅማቹ በወያኔ ፖሮፓጋንድ የምታለል አማራ የለም
እስቲ የት አባታችሁ እንደምትደርሱ እናያለን!! ወያኔ ከዚህ በኋላ በኢትዮጵያ እድል ፈንታ የለውም። ትግሬ እነዚህን ሁሉ ለቅቆ፣ ወድቆ ምህረት ከጠየቀን ብቻ እንቀበለዋለን!!
መራሕት ትግራይ ሂዝብናባ ተፃዉቱኹሙሉ እሶም አሕዎትና ይሩሹኑሉና ንሱኹም ብሰላም ትሰዲዎም ረሳሓት ደቅዞም ረሳሓት ንሱኹም ስልጣንኹም ተዘይ ስእንኹማ ንህዚብ ሃስቡኹም ዘይትፈልጡ ደናቁር መራሕት እኹም ፎእ ጨነዊት ታሓፅቡኹም ዘይትፀሩዩ 😡😡😡😡😡😡😡
ተ ው. አ ት ዋ ሽ. መ ከ ላ ከ ያ. አ ር ህ ን ፈ ት ፍ ቶ ያ በ ል ሀ ል
ወያኔ እኮ ምርጥ ልብ ወለድ ጸሃፊ ናት ። የአጋሜ ቀልድ እኮ አይጠገብም።የወያኔ የመጨረሻው ቀብር ሊፈጸም ጥቂት ቀናት ቀርተውታል። ያኔ የትግራይ ህዝብ ነጻ ይወጣል። እስከዚያው ተቀደዱ😁😁😁
ዉሸታሞች እኮ ናቸዉ
ህወሓት ዘይጠፈአት ህዝቢ ትግራይ ሰላም ኣይረክብን
አንድ አይነት ሠው ነው የምታሳዩን ለማንኛውም አብይ እየመጣ ነው አይዟችሁ ዛሬ የገባው ወታደር ብቻ ይበቃል ከተማችን ተጨናንቃለች በመቶዎች የሚቆጠር ባስ እያለፈ ነው የትግራይ ህዝብ ነፃ ይወጣል አሽቃባጩ ደግሞ ትገረፋለህ
እናንተ በውሽት የተካናችሁ እየሸሻች ማረካችሂ እናንተ ና ዐልጃቻችሂ በምቿት እየኖሬችሂ የድሐ ልጆች አታጨርሱ ዳቢሎሰ የሚጫወትባችሁ ወደዳችሁ አልወደዳችሂም መጨረሻችሁ ተቃርቦል ዐየድሐልጅ ቀን ይውጣለትአል።።
ማሐርቲ
Aye...yewshet were eko semonun yabeqal..hezbachun ataschersu..ye tigray hezbu ye tplf mexhawecha aydelem..be genocide teteyqalachu...ye tegrayn 500 shi sew teyt lay yemagedachut tplfoch nachu nachu
እንኳን ፍኖ ልትማርክ ይቅርና ከመከላከያውም አንድ የአማራ ልጅ የለም ምድረ አህዮች ቆሻሾች
ዉሸታምች,ጁንተይዉደም,ትግራይ,ትዉደም
ሙረኻት ኢንደቕአለብካ ሂዝቢኻ ኢንዳጥመይካ ዚገሪም ኢዩ ኢንታይ ኣይነት ኣታሃሳሲባ።ሂዚ ኤዊን ጊዜኻ ኣብዘየኢቲወካ ኢንካብ ሚጥፋአ ቢ ቑልጡፍ ኢሥያስ ኣብ ኣስመራ ኣቲኻ ሚዲምስ ቢ ድሮናት ገይሩ ኢንተኣይጠፋኣና። መራህቲ ቲግራይ ኢንካብ ኣዚዪ ሚሪህራህ ናብ ኣዚዩ ጪካነ ዚመልኦ ኣብ ሊኢሊ ጸላአቲና ስጉምቲ ኪወስዱ ኣለዎም።ኪቐትሉናን ከጽኒቱና ኢንዳማጹ ኒህና ዲማን ኢንኳን ዳሃን ናብ መቐለ መጻአኹም ኢንዳበልና ሂዝቢና ቢ ጢሜት ኢንዳሞተ ኪንሚጊቦም ገበን ኢዪ።ኣብሲራህ ኪተዋፊሮም ቲኪኢል ኢኻ ኒኣብነት ማህረስ ኣጺድ ማይ ጉርጓድ ሚኽኣት ኒሂብረተሰብ ዚጠቒም።
ሂድ ውሽታም ጨርስዎቸው ውሽታምች ነው
የትግራይ ህዝብ ጥላት ህወሃት ነው
Welcome!
ወያኔ እኮ ምርጥ ልብ ወለድ ጸሃፊ ናት ። የአጋሜ ቀልድ እኮ አይጠገብም።የወያኔ የመጨረሻው ቀብር ሊፈጸም ጥቂት ቀናት ቀርተውታል። ያኔ የትግራይ ህዝብ ነጻ ይወጣል። እስከዚያው ተቀደዱ😁😁😁
ወያኔ እኮ ምርጥ ልብ ወለድ ጸሃፊ ናት ። የአጋሜ ቀልድ እኮ አይጠገብም።የወያኔ የመጨረሻው ቀብር ሊፈጸም ጥቂት ቀናት ቀርተውታል። ያኔ የትግራይ ህዝብ ነጻ ይወጣል። እስከዚያው ተቀደዱ😁😁😁
ወያኔ እኮ ምርጥ ልብ ወለድ ጸሃፊ ናት ። የአጋሜ ቀልድ እኮ አይጠገብም።የወያኔ የመጨረሻው ቀብር ሊፈጸም ጥቂት ቀናት ቀርተውታል። ያኔ የትግራይ ህዝብ ነጻ ይወጣል። እስከዚያው ተቀደዱ😁😁😁