ሓጺር ቃለ - መሕተት ምስ ጋዜጠኛ፣ መምህርን ፍላስፋን ኣምኑኤል ሳህለ (Interview with Amanuel Sahle)

@Amanuel_Sahle

Пікірлер: 130

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k Жыл бұрын

    መምህር ፍልስፍና ኣማኑኤል ሳህለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @niatmichael

    @niatmichael

    Жыл бұрын

    ሓንቲ ዓለም ፥ ብመምህር ደራሲ ፍላስፋ ኣማንኤል ሳህለ ዝተጻሕፈት ንምስማዕ ኣብ ሃርሞኒ ሜድያ ኣላትኩም kzread.info/dash/bejne/ooyT0aV7o7yZo8Y.html

  • @Azahel5592
    @Azahel5592 Жыл бұрын

    ደጁ፡ ጽቡቕ ስራሕ! ካልእ እዋን ብስፍሕ ዝበለ እንተ ትደግመና ዝያዳ ጽቡቕ ምዀነ።

  • @Ngziu4079
    @Ngziu4079 Жыл бұрын

    ሰብ ንክብሪ ኣምላክ ከምዝተፈጥረ ንክትፈልጥ ካብ ፍላስፈታት እዛ ዓለም ዝጸሓፍዮ ምንባብ ብመንፈስ ቅዱስ የመሪሖም ናይ እግዚኣቢሔር ደብዳቤ ዘዳለዉዎ መጽሓፍ ቅዱስ ዝበሃል ኣለካ ፈትሾ ከምናቱ ርድኢት ኣለካ ኣይብልን የ ወዲ ሰብ ንምስጋና እግዚኣቢሄር ዩ ተፈጢሩ ክብሩ ንክቅድስ መንግስቱ ንክወርስ እንስሳታት ንኣንክሮን ንተዘክሮን ከም ዝተፈጥሩ ክትፈልጥ ኢካ

  • @fikreybirhane304

    @fikreybirhane304

    Жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ትክክል። ነዞም ሰባይ ኣምላክ ልቦኑኦም የስፈሓዮ። ጌጋ መንገዲ ሒዞም ጊጋ ከኣ ይምህሩ ኣለዉ፡ ተዘይ ፈሊጡ ንዝፈልጡ ክሓትትን ክመሃርን እዩ ዝግብኦ።

  • @berhehagos864
    @berhehagos864 Жыл бұрын

    እዛ ኣብ 5:17 ዝተባህለት ግዜ ቁልዕነተይ ትዝ ኢሉኒ ከምወየ ዝበልካያ ናብ ደበና ኣብ ዝጠመትክሉ ህሞት ገለ ሓንጎለይ ኣቡኡ ይቐርጽ ምስሊ ገመል ፈረስ ሰብ ገለታት

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju Жыл бұрын

    What a pensive thoughtful man Mr Amanuel Sahelee !! Thks

  • @robeldawitt6282
    @robeldawitt6282 Жыл бұрын

    Thank u dejen... B hasabat Ms zizarebu sebat hitotat mihtat qexlo eka....

  • @abelghebremedhn238
    @abelghebremedhn238 Жыл бұрын

    Ow my God !!give him more questions!we miss him so much

  • @weliyahussen2120
    @weliyahussen2120 Жыл бұрын

    "Endorphines" መምህረይ Happiness enzymes, so happy to hear your beloved speeches

  • @abelangesom8523
    @abelangesom8523 Жыл бұрын

    Xubuk Serah dejeney kexlo kemziom zbelu sebat amxika kea nseka akmeka geber thanks so much

  • @simon3752
    @simon3752 Жыл бұрын

    ጸሓፋይ እምበር መዳራይ ከም ዘይኮነ ትግንዘብ። ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መመህር።

  • @hailezgigebrengus1137
    @hailezgigebrengus1137 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ምሳጢ ትምህርቲ የቀንየልና

  • @matiwosmichael2591
    @matiwosmichael2591 Жыл бұрын

    Betaemi xebuk mahari tehezto. Yekenyelna amanuel sahle. Xehufatka gen ab internet kerekbelu zekel mengeditat ente zefeter xebuk neru.

  • @berrak3105
    @berrak3105 Жыл бұрын

    Kem wetru 🙏 thanks Dejen and Our teacher Amanuel❣️❣️❣️

  • @tekiwwwcrypto
    @tekiwwwcrypto Жыл бұрын

    ዋዉዉዉዉዉ ብጣዕሚ ብሉጽን ኣገዳስን ፍልጠት

  • @2688mki
    @2688mki Жыл бұрын

    ጽቡቕ ስራሕ ደጁ!

  • @a7tes864
    @a7tes864 Жыл бұрын

    You deserve my subscription buddy ✌️

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 Жыл бұрын

    ንሕና ውን የቀንየልና ክልተኩም

  • @miniab4348
    @miniab4348 Жыл бұрын

    መምህር ጽቡቕ ትምህሩ።

  • @Dyacon-Omor
    @Dyacon-Omor Жыл бұрын

    Haxiratna memhr wesikena gidef deju bro!

  • @Msgina607
    @Msgina607 Жыл бұрын

    Thank you!መምህር ኣማኔል ሳህለ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ! ኣቕራቢ መደብ ከኣ ነመስግነካ ንኹሉ መደባትካ!።

  • @tedrosteklemariam9

    @tedrosteklemariam9

    6 ай бұрын

    Thanks you Amaniel Sahale😀

  • @mawidezion4893
    @mawidezion4893 Жыл бұрын

    Woo ezi eu zedli zlo kabe goyla kiman neglagel. Good interview.

  • @er-uq6we
    @er-uq6we Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ደጁ

  • @goitomhaile3115
    @goitomhaile3115 Жыл бұрын

    btami xbuk srah dejen flasfa amanuel sahle dma yqenyelna

  • @mikiketema4698
    @mikiketema4698 Жыл бұрын

    ክሕለቡ ዝግብኦም ኣቦና ኣብዚ ኣለዉ። ብስፍሕ ዝበለ ሕቶታት ድገሙማ። ብጫውጫው ዝብል ደርፍን ብላብላ ዝብሉ ቃለ ምሕተትን ጸሚምና ኢና።

  • @user-rl4bj2di4g
    @user-rl4bj2di4g Жыл бұрын

    Thanks you so much

  • @rozanerayo9672
    @rozanerayo9672 Жыл бұрын

    god job but I wish u could tell us more detail in the intro.

  • @guletsegai5165
    @guletsegai5165 Жыл бұрын

    Very interesting subjects.

  • @KweghEyu
    @KweghEyu Жыл бұрын

    ኣገዳሲ ዛዕባ 👍

  • @profic9222
    @profic9222 Жыл бұрын

    ሰብ ንምንታይ ይነብር ንዝብል ሕቶ ወላ ሓንቲ ፍልስፍና ኣይድልዮን እዩ ንፈጣሪ ክንግዝኦ ዩ ፈጢርና ክንግዛእ ኢና ንነብር

  • @danielfessehaye6462

    @danielfessehaye6462

    Жыл бұрын

    Xibuk hasab yu gn ezia n amani tiray eya. Netom amlak yelon ziblu ke, namlak kitgiziu ekum tefetirkum tebelkayom entay tirgum yihbom

  • @michialrezene7006
    @michialrezene7006 Жыл бұрын

    Xubuk srah deju Arkey

  • @eruasmera6176
    @eruasmera6176 Жыл бұрын

    Amanuel Sahle Hanty alem yktatel nayre natu,Abrham Sahle &Amnuel Sahle Twin bro they are Smart💞💥

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 Жыл бұрын

    ሞባይ ንምንታይ ከም ትጠቅም እቲ ዝስረሓ ጥራይ እዩ ዝፈልጣ;ንሱ ከኣ እዩ ዝነግረና::ትርጉም ምንባር ሰብ ከኣ እቲ ዝፈጠረና ጥራይ እዩ ዝፈልጣ:: “@@ universe መወዳእታ የብሉን “ ዝበልዎ መምህር ; ዝኮነ ነግረ መጀምርታ እንተ ሃልይዎ ; መወዳእታ ክህልዎ ውን ግድን ዩ::

  • @samihab5169

    @samihab5169

    Жыл бұрын

    ቁጽርታት መወዳአታ ኣለዎም አልካ ዶ ትሓስብ ክቡር ሓው?

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091

    @gebrehiwetteklehailemicael8091

    Жыл бұрын

    ሓዊ ሳሚ, ተስፋ ይገብር ዜሮ መጀመርያ ናይ ቁጽርታት ከም ዘይኮነ ከምዝርድኣካ::መወዳእታ ናይ negative numbers ክንበጽሖ እንተኪኢልና ; መወዳእታ ክነግረና እዩ::ወዲ ሰብ ግን ክበጽሖም ዘይኸኣለ ምርምራት መወዳእታ የብሉን; ኣይከኣልን ; የለን ኢሉ እዩ ዝዓጽዎም:: እዚ ኸኣ ብዙሕ ግዜ ውዱቁ ጌርዎ እዩ::

  • @filmonabrha5884
    @filmonabrha5884 Жыл бұрын

    Tesfa ygebir abi chanel kitkewn natka, abeyti sebat ka ketemxealna.

  • @asgedomberhan
    @asgedomberhan10 ай бұрын

    Brother Amanuel Sahle, you proved yourself as an ethiest. Surprised also that you distant yourself from Baahee.

  • @Wedihagereseb456
    @Wedihagereseb456 Жыл бұрын

    Haxira bro

  • @efremefrem4027
    @efremefrem4027 Жыл бұрын

    www first all of takes both of you i was excited people like you from awor canary please weed you all time awor please need your support we need to weka up 🎉

  • @abelkidane6968
    @abelkidane6968 Жыл бұрын

    Legend amanuel goytaaaaa tarikkkk

  • @tedrossium7473
    @tedrossium7473 Жыл бұрын

    Good job bro ቀጽሎ

  • @user-dm3tf3is1m
    @user-dm3tf3is1m Жыл бұрын

    ፍላስፋ ኣማንኤል ሳህለ ሓንቲ ዓለም መጽሓፍካ ብትሕዝትኣ መዳርግቲ የብላን ። ካልእ መጽሓፍ ከ ኣለካ ዶ"

  • @niatmichael

    @niatmichael

    Жыл бұрын

    ሓንቲ ዓለም ፥ ብመምህር ደራሲ ፍላስፋ ኣማንኤል ሳህለ ዝተጻሕፈት ንምስማዕ ኣብ ሃርሞኒ ሜድያ ኣላትኩም kzread.info/dash/bejne/ooyT0aV7o7yZo8Y.html

  • @dawitgebrat1878

    @dawitgebrat1878

    Жыл бұрын

    ስውር ፖለቲካ እናሓወሰሉ እምበር እታ ተከታታሊት ኣብ ሓዳስ ኤርትራ "ሓንቲ ዓለም" ዝጽሕፋ ዝነበረ፡ ሓደ ካብተን ብህንጡይነት ከንብበን ዝጽበየን ዝነበርኩ ዓንቀጻት ኢያ ኔራ🤓

  • @natnaelmehari5343
    @natnaelmehari5343 Жыл бұрын

    Gele aynet bro xubuk melsi ena rekibna gen kurub haxiruna buzuh kinimahar nikiel nierna bro

  • @enkomediatigrigna
    @enkomediatigrigna Жыл бұрын

    ብራቮ ደጁ በርትዕ ቀጽሎ!!!!!!

  • @guletsegai5165
    @guletsegai5165 Жыл бұрын

    Can you please introduce us to Amanuel Sahle ? Thanks

  • @mamuqabed9014
    @mamuqabed901411 ай бұрын

    Bien

  • @amanuelmandela278
    @amanuelmandela278 Жыл бұрын

    1 Corinthians 1 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ 18-19: ጥበብ ጠቢባን ከጥፍእ እየ፡ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲውን ከፍርስ እየ፡ ዚብል ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ። 20: ጥበበኛ ኣበይ ኣሎ፧ ምሁር ጽሑፋትሲ ኣበይ ኣሎ፧ መርማሪ እዛ ዓለም እዚኣኸ ኣበይ ኣሎ፧ ኣምላኽ ንጥበብ እዛ ዓለም እዚኣዶ ዕሽነት ኣይገበሮን እዩ፧ 21: ስለዚ ዓለም ብጥበባ ንኣምላኽ ብጥበብ ኣምላኽ ገይራ ኻብ ዘይፈለጠቶ፡ ኣምላኽ ነቶም ዚኣምኑ ብናይ ስብከት ዕሽነት ገይሩ ኼድሕኖም ፈቐደ። 22: ኣይሁድ ምልክታት ይልምኑ፡ ጽርኣውያን ድማ ጥበብ ይደልዩ፡ 23: ንሕና ግና ነቲ ንኣይሁድን መዓንቀፊ፡ ነህዛብን ዕሽነት ዝዀነ እተሰቕለ ክርስቶስ ንሰብኽ ኣሎና።

  • @nahomisaiascool2604
    @nahomisaiascool2604 Жыл бұрын

    1🌍

  • @Henok.M
    @Henok.M Жыл бұрын

    ቦውው ጽቡቕ ስጉሚ ደጁ ሎሙውን። እዚ ሰብኣይ ኣዕሙቑ ዝሓስብ ፋላስፋ እዩ። ጽቡቕ ዝኾነ ሕቶታት ሓቲትካዮ።

  • @habuchiful
    @habuchiful Жыл бұрын

    I have been looking for his book for a while now and i cant seem to find , so can anybody tell me where i can find his book . I really like his writing and i used to read Hanti Alem way back in Asmara at Hadas Ertrera.

  • @husenidrisibrahim

    @husenidrisibrahim

    Жыл бұрын

    Contact me privately l will tell u where can you find his book

  • @habuchiful

    @habuchiful

    Жыл бұрын

    Hi Ibrahim how are you and thanks for reaching out , i really appreciated .

  • @habuchiful

    @habuchiful

    Жыл бұрын

    How do i get hold of you?

  • @Mrreal-nq8yw

    @Mrreal-nq8yw

    Жыл бұрын

    @@habuchiful Did you get hold of the book?

  • @abielyohannes521
    @abielyohannes521 Жыл бұрын

    There is no reality but perception.

  • @diddy558
    @diddy558 Жыл бұрын

    N sbhat Efrem zwedader falasfa ayterekben zelo .abzi neyre abti neyre tesekoinu

  • @diddy558
    @diddy558 Жыл бұрын

    N sbhat Efrem zwedader falasfa ayterekben zelo .abzi neyre abti neyre trgum yeblun

  • @dani52328
    @dani52328 Жыл бұрын

    Fantastic interview 😍🔥🔥🔥🔥😍 Ta !!

  • @ProudEritrean
    @ProudEritrean Жыл бұрын

    Energy can be created and destroyed, and so do humans.

  • @zewdigeb7067
    @zewdigeb7067 Жыл бұрын

    ሰላም ነዓካ ይኩን ብጣዕሚ ብሉጽን ማሃሪን መደባት ኢካ ተቅርብ ቀጽሎ ነዚ ንእሽቶይ ወሎዶ ድማ ተስፋ ኢካ ደጀን ክም ሽምካ

  • @nahomisaiascool2604
    @nahomisaiascool2604 Жыл бұрын

    I’m so glad to see you Amanial Sahel 1Alem

  • @tomorrowcanbebetterthantod1179
    @tomorrowcanbebetterthantod1179 Жыл бұрын

    Hanti alem tbl zxhf znebere diu?

  • @naraya2666
    @naraya2666 Жыл бұрын

    ኦክሲቶሲን፡ ዶፓሚን ኦክ ሴሮቶኒን

  • @erimetera4208
    @erimetera4208 Жыл бұрын

    one of the principles of philosophers is discussion but what is the reason you call him philosopher ?

  • @guletsegai5165
    @guletsegai5165 Жыл бұрын

    Is Ato Amanuel Sahel, brother of artists Abrham Sahel?

  • @tsigereda-rose5534
    @tsigereda-rose5534Ай бұрын

    I know God!I pray you get to know him too Abona!And believe in the Bible.

  • @Mosobebetna
    @Mosobebetna Жыл бұрын

    Dese zebele

  • @mansurmansurmansur-bi8ll
    @mansurmansurmansur-bi8ll Жыл бұрын

    👑👑👑👑💚💚💚👍👍👍👂👂👂👂👂👂👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍

  • @samuelzewde5837
    @samuelzewde5837 Жыл бұрын

    "ማይ ዝተዘለለ ወይኒ"

  • @seeker9272
    @seeker9272 Жыл бұрын

    ✋️ እንደገና አቦናን አያናን ሐውናን መምህር ኣማኒኤል ሳህለ ከመይ ትኸውን እንዳበልኩ ሰብ ንስለምንታይ እዩ ዝነብር ንዝብላ ሑቶታት❓️ አነ እዘን ሑቶታት ማራ ስለዝፈተኹወንን ስለዘድነቕኩወንን As a seeker ክምልሰን ክፍትን እየ ተስፋ ይገብር አለኹ እውን ብኣፍልጦ ክምልሰን #1 ሐፈሻዊ ንተፈጥሮ መንእዩ ፈጢርዎ መስሪትዎ ወይእውን ምሂዝዎ ከምኡዉን መዓስ እዩ ተፈጢሩ ብኸመይ መወዳእታ ናይ ተፈጥሮ ኸ መዓስ እዩ ወዘተ ነዚ ዝፈልጦ ዝኾነ ፍጡር ስጋዕ ሎሚ ስለዘየለ❓️ ሰብ ንስለምንታይ እዩ ዝነብር ንዝብላ ሑቶታት🤔 አነ ሰብ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ እዋናት ግዜታት ንኽነብር ተባሂሉ እዩ ዝነብር ዘሎ ምኽንያቱ ሰብ ብኸመይ ተፈጢሩ ንስለምንታይ ነዚ ዝፈልጥ ፍጡር ስለዘየለ ሰብ እውን ካብ ካልኦት ሰባት ስለዝተወለደ ሰብ እውን ሰብ ኮይኑ ንኽቕጽል እንተደአ ኮይኑ እንዳተዋለደ እንዳተራበሔ ሰብ ኮይኑ ኮይኑ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ እዋናት ክነብር ጥራይ እዩ ዝኽእል ብዝተረፈ አብዛ ሐንቲ ሂወት ናይ ኩላትና ሰብ ብዙሐት ነገራት መስሪቱን ምሂዙን እዩ ከምአብነት ሃይማኖት ናይ ኣምላኽን አላህን ዝብሃሉ ባህሊ ፍልጠት ሕጊ እምነት መጽሓፍ ቁዱስ ቁርአን ካልኦት ብዙሓትን ብኸምዚ ኸማና ሰባት እዮም ተመስሪቶም እምበር ካብናይ ተፈጥሮ ዝመጹ አፍልጦታት አይኮኑን ስለዚ አንሕና ሰባት ንኽነብር ኢልና ስለዝተፈጠርና ስለዝተመስረትና ወዘተ ንሓንሳብ ምብባር ጥራይ ንኹላትና እኹል ስለዝኾነ ሑጉሳትን ለጋሳትን ቁኑዓትን ፈቃራትን ኮይና ሰብ ክብደል ክዕመጽ ክዳነ ባርያ ንኸይከውን ዓገብ በሃልትን ክንከውን ይግባእ ✋️ሰላም ንኹሉ እንኮ ነዞም ገበነኛታት ሻዕብያ ዘይብሉ

  • @ngolokante4671
    @ngolokante4671 Жыл бұрын

    Btaemi des zebl medeb iyu qexlo…… bzuh xbuq medeb rielka ajoka bertie ab gonka alena abi seb

  • @Tv-gr6rg
    @Tv-gr6rg Жыл бұрын

    ካልኣይ ክፋል ሰልሰይ ግበረሉ በጃካ ከምዚ ኣስተምህሮ ኢዩ ዘድልየና ዘሎ ምሁራት ዘይኒሰምዑ ህዝቢ ኮይና እምበር።

  • @ademosman1067
    @ademosman1067 Жыл бұрын

    Xbuq timhirti

  • @danielal5305
    @danielal5305 Жыл бұрын

    B'taemi kemesgneka ydeli. Eta 3'ti kea agedastit koyna nekibeya.

  • @samuelkidane1171
    @samuelkidane1171 Жыл бұрын

    Amlak ni tibeb eza alem ezia kem Eshi net ykoxro. Ngus solomun negiruka eyu abt thti xehay kulu nay kontunet kontu eyu. Amlak zeyre ay eyu elka xibuk aleka, gina Jesus Christ gina megedin hakin hiwetin ane eye eluna eyu. Slezi Elama mnbar b Jesus Christ felitnayo ena Amen 🙏

  • @okbuhaile5290
    @okbuhaile5290 Жыл бұрын

    Am so happy to seeing you asking some interesting questions to the great men Amanuel Sahle 🥰🥰

  • @kifleyibrah3297
    @kifleyibrah3297 Жыл бұрын

    ዕላማና ንፈልጥ ኢና ንሕና ዘይ ሳይነስ ወይ ናይ ገለ ፍላሥፋታት ኢካ ትደግም ዘለካ ባእ ናይ ወዲ ጀበሊ ዳኣ ፍልስፍናስ

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 Жыл бұрын

    ኣዝዩ መሳጢ ዕላል

  • @elulifestyle
    @elulifestyle Жыл бұрын

    እንቓዕ ብሰላም መጻኩም ደቒ ኤረይ መዓረይ ኣብዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነኹ , መደበይ ሪኢኩም ኣብዛ ቻነለይ subscribe ክትገበሩለይ ብትሕትናን ብፍቕሪን ይሓተኩም 🙏! 1000 ከብጽትሓ ተሓባበሩኒ የቐንየለይ 🙏😍😍!!

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 Жыл бұрын

    Aye Mihouraat Eritrea, metfiitokuum Timtzaee. Bikaa Shiintii KOYINKOUUM Keytewledkouum Terifkouum. Ni Hade courageous Isayas iliminate kigebrouu Silezeykalouu bunch of shyentii, nihadee Seeb Iloom Ni Eritrean Hizban Zishetkiouum. Gelekouum deki milisha, Gelekouum Kenishaa, Gelekouum Dekii Tedla Bairouu naay Weyane Kedimoom bigenzeeb KEEM Abotaat oom ziteshetouu. Ni Eritrea intekeyixkouum Hizbii Eritrea Minc hitekooum Iyou Antoum nay Vatica Isoubaat. Serekti donakouur. .

  • @DejenKesete

    @DejenKesete

    Жыл бұрын

    ሰላም ዮርዳኖስ፡ ንፍዕቲ ዝሓፍተይ ኣጆኺ፡ ኣይትሕመቒ። ምሕረት የውርደልኪ ክኣ።

  • @edieri1422

    @edieri1422

    Жыл бұрын

    Kabakas kieleyo maebile elika eko tikewin algefif..Eti gexikas temlas eko eyu zemxie

  • @jesusmaryam8164
    @jesusmaryam8164 Жыл бұрын

    በጃኻ ኣንውሕ ኣቢልካ ድገመና፡ እዞም ኣቦ ለባም እዮም

  • @biniyam8228jd
    @biniyam8228jd Жыл бұрын

    ኣነ ዝገርመንስ ፍላስፋ ግድን ድዩ ኣምላክ የለን ክብል ዘለዎ? ኣነስ ምንባረይ ን ክርስቶስ ኢዩ ካብዚ ዝበልጽ ሓጎስ የለን።

  • @marinaer12
    @marinaer12 Жыл бұрын

    WOW እዚ ሰብአይ እንታይ መሲሉ ዕቡድ ጋዕጋዓዝያን ጸይቂ ቱሩፋ

  • @simonm.7755
    @simonm.775511 ай бұрын

    ክቡር ሓው ደጀን፥ በጃኻ ነጋይሽካ ኣቱም ኢዩ ዝባሃል።

  • @DejenKesete

    @DejenKesete

    11 ай бұрын

    ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓው ሳይሞን። ብዛዕባ'ዚ ኣቐዲምና ምስ መምህር ኣማኑኤል ኣዕሊልና ስለ ዝነበርና'የ። ንብድሕሪ ሕጂ ናይ ካልኦት ትጽቢት ኣብ ግምት ከእቱ ከም ዘለኒ ተማሂረ ኣለኹ። የመስግነካ

  • @simonm.7755

    @simonm.7755

    11 ай бұрын

    @@DejenKesete ፍልጠትካ የስፋሓልካ ሃብሮማይ!

  • @DejenKesete

    @DejenKesete

    11 ай бұрын

    @@simonm.7755 ደጊመ የመስግነካ ክቡር ሓው ሳይሞን።

  • @mamuqabed9014
    @mamuqabed901411 ай бұрын

    dejen c'est pas

  • @dessalegntsegai7478
    @dessalegntsegai7478 Жыл бұрын

    አታ ሳልሰይቲ ሕቶ ኣይመለሳን

  • @mulugetaandetsen9285
    @mulugetaandetsen9285 Жыл бұрын

    ደጂ ሓወይ መደብካ ኣዝዩ ብሉጹ , ብፍላይ ኮሚ ኣብ ሂወተይ ክርእይዮ ዝምነ ዝነበርኩ ምቅራብካ ኣዝተ የመስግን መምህር ኣማኒኤል ሳህለ ኣነ ብዕላልየ ዝፈክጦ ጋዘጣ ሓንቲ ዓለም ትብል ይጽሕፍ ከምዝነበረ ብዝያዳ ኣስ ዝመጽእ ኣስፍሕ ኣቢልካ ተተምጽኦ ብዙሕ ምተማህርና ክቡር ሓዊ

  • @samiteklit2615
    @samiteklit2615 Жыл бұрын

    ፍላስፋ ማለት ንሓቅን ሓሶትን ዝፈሊ ማለትዩ ኢቲ ሓቂ ብተግባር ምንባር ማለትዩ ሓሶት ድማ ብሰላሕታ ዘጓዕዝ መገዲ ጥፍኣትዩ።

  • @j4l472
    @j4l472 Жыл бұрын

    ብዝተፋላለየ ሕቶታት ደጋጊምካ ዓድመልና ንክቡር ኣቦና።

  • @eritreanredsea8167
    @eritreanredsea816710 ай бұрын

    ከመይ ብርሃን ዓለም ሃዋርያ ጳውሎስ ሙሁርን ፍርላጥ እዩ ነሩ ግን እዝጋብሔር ምስ ተገልጸሉ ግን እቲ ፍልጠት ንዕኡ ኮንቱ እዩ ነሩ ነቲ " ኣልፋ ኦሜጋ " ሰለ ዝረከበ ። ኣቦና ኣማንኤል ካኣ እዝጋብሔር ዓይኒ ልቦናካ። ይክፈተልካ ፍልጠት ዓለም እዝጋብሔር ዘይብሉ ጎዶሎ እዩ።

  • @mhretabadhanom2394
    @mhretabadhanom2394 Жыл бұрын

    Ab mechersha rekibkuma nerkum Memhrey, gin ayseabkuman, (that's weav or maebel it means =Spritual that's rallye = God.

  • @user-mn7dj4rf5j
    @user-mn7dj4rf5j Жыл бұрын

    Sport on. The Great amanuel sahle. Habesha are sometimes naive and believe in fairy tales and other narratives.

  • @mullerm9648
    @mullerm9648 Жыл бұрын

    Des zebl medp eka teqrb go head, mehurat tray ketqrblna nai wetru tmnitna u

  • @yemanemebrahtu1477
    @yemanemebrahtu1477 Жыл бұрын

    መወዳእታ ናይ ሰብ ኣሎ ዝተፈጠርና ድማ ንእግዚኣብኤር ንምምስጋን ኢዩ እዚ ሰብኣይ ቅድሚ ሕጂ እውን ጸገም ዝፈጠረ ኣብዚ ናይ ትግራይ ምስ ኤርትራ ዘሎ ሕጂ

  • @redbag3453
    @redbag3453 Жыл бұрын

    Never say #Ata #Ata !!! That was disgusting I'm really offended 😠😠

  • @samiteklit2615
    @samiteklit2615 Жыл бұрын

    ኢዚ ሰብኣይ ምናልባት ቃንቃ ኢንግሊሽ ይፈልጥ ይከውን : ብጀካ ተባሂሉ ንተፈጥሮ ከንብብ ዘክእል የእምሮ የብሉን:ንተፈጥሮ ኣበየናይ ኣካሉ ይንበብ እቶም ነዚ ዝተዓደሉ ጥራዮም ዝርድእዎ

  • @kidanemicheal697
    @kidanemicheal697 Жыл бұрын

    ስዲ ጋዘተና አክብሮም ክሀተኮም በሎም ወይ አይተስመአና

  • @eritreanfarmchannel2084
    @eritreanfarmchannel2084 Жыл бұрын

    This tractor guy is still alive

  • @user-ut6ih5zx7v
    @user-ut6ih5zx7v Жыл бұрын

    Tax deju kebrat yahbelna beflay eza quxri 3 xebqti arsti eya asfehka eba mes meglxia ab menesyat regixka hanti video serhlna tax

  • @weliyahussen2120
    @weliyahussen2120 Жыл бұрын

    I SUBSCRIBED ON YOU CHANNEL BECAUSE YOU DARE TO INTERVIEW AN AGNOSTIC LIKE ME. THE DAY YO CHANGE TO POLITICS, I WILL UNSUBSCRIBE AND WILL TELL ALL MY FRIENDS TI DO SO.

  • @jerrycan0820
    @jerrycan0820 Жыл бұрын

    ኣቶ እማኑአል ምስ ሓዉ ኣቶ ኣብርሃም ኣብ መኪና እንዳኸዱ" ለማኒ ብመራሕ መኪና ወገን ምእንተ ዝጊሄር ብምባል ምስ ለመነ $ ረኸበ። በታ ናይ ተጉዓዚ ወገን ከይዱ ንመንክር ኣቶ ኣማኑኤል ለመኒሞ ----- እሕ-ሕ ሓደ ገዛ ኢና ዝሓወይ" ክብል መሊሱሉ ዝብሃል ጆክ ሓቂ ድዩ?

  • @almaztzegazeab2232

    @almaztzegazeab2232

    Жыл бұрын

    እዛ ጆክ ኣብርሃም ዝበላ ምስ ዓርኩ ከሎ

  • @jerrycan0820

    @jerrycan0820

    Жыл бұрын

    @@almaztzegazeab2232 ምስ ሓዉ ኣማኔል ሳህለ ብዝብልያ ተዘንትያትልና። እዚ ድማ ደቅ ኣቦይ ሳህለ ኩሎም ጥበበኛታት ኩሎም ቀለድቲ ብዝብልያ ጀሚራ። ግዜኡ ድማ 2002

  • @almaztzegazeab2232

    @almaztzegazeab2232

    Жыл бұрын

    👍👍👍👍

  • @seeker9272
    @seeker9272 Жыл бұрын

    👍👍 እዋይ አቦናን ሐውናን አያናን መምህር ኣማኒኤል ሳህለ ከመይ ትኸውን ኣለኻ ሰውራ ኤርትራ ንኽንደይ ፈላጣት ጀጋኑ ምሁራት ሃገራውያን ፈቃራት ፈተውቲ ባህሎምን ህዝቦምን ሀገሮምን እዩ ኣጥፊኡ Still now የጥፍእ አሎ ተዛረብቲ ትግርኛ አብ ከባቢ 1991 ጥራይ 3 4 ሚልዮን ህዝብታት ዝግመት ዝነበረ ስጋዕ ሕጂ አብ ክንዲ ዝውስኽ መመሊሱ ይቕንስ አሎ ብፍላይ በዞም ገበነኛታት ሻዕብያ ይገርም ከምበዓል መምህር ኣማኒኤል ሳህለ ቡዙሐት ኣፍሉጦታት ዘለዎም ክነሶም ብሰንኪ ሻዕብያ አብ ስደት ምብላዮም እዋይ እዚ ተዛራቢ ትግርኛ ረኺብዎ ዘሎ ሽግራት ሰላም ንኹሉ እንኮ ነዞም ገበነኛታት ኤርትራውያን ዘይብሉ

  • @BeLLa-eo9xr

    @BeLLa-eo9xr

    Жыл бұрын

    Ewayyyy Ata kindey aynet seb eyu zelo🤣🤣🤣🤣

  • @seeker9272

    @seeker9272

    Жыл бұрын

    @@BeLLa-eo9xr መርሐባ ቤላ ቡዙሐት ዓይነታት ሰባት እዮም ዘለዉ እስኻ/ኺ ምስከመይ ዓይነታት ሰባት ኢኻ ትምደብ❓️ ብዝኾነ ብናይ ትግርኛ ፊደላት እንድሕር ዘይትጽሕፍ እንድሕር ኮንካ ይቕሬታ ዳግማይ ኣይክጽሕፈልካን እየ ምኽንያቱ ጽሕፈታትካ ናይ ኦሮም ናይ ሶማል ኮይኑ ስለዝንበብ 👍ሰላም ንኹላትና ብፍላይ ንዓኻ/ኺ

  • @BeLLa-eo9xr

    @BeLLa-eo9xr

    Жыл бұрын

    @@seeker9272 🤨🤐

  • @seeker9272

    @seeker9272

    Жыл бұрын

    @@BeLLa-eo9xr መርሐባ ዓቢ/ይ ሰብ ይነግረካ አለኹ ሐወይ ፊደላት ትግርኛ ተጠቐም እሞ ደሐር ብስርዓት ክንጻሐሐፍ እንተዘይኮይኑ ሱቕ ኢልካ ሸርሙጣ ናይ Internet አይትኹም

  • @user-gm3ry2lk3z
    @user-gm3ry2lk3z Жыл бұрын

    መደብካ ብሉጽ ዩ ቀጽሎ እቶም ተምጾም ዘለኻ ጥራይ ኣይኮኑን መማህራን ንስኻ ውን መምህር ኢኻ ነዚኦም ነዚኦም ብ ምምራጽካ

  • @eru2023
    @eru2023 Жыл бұрын

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን። ኤማ ዓርከይ ኣብ ኤርትራ ከሎ ኬፍ ኔርዎ።እንተ ኣብዛ ትግራይ ከይዱ ጋዕጋዕዚያን ምስ ኣተወ ግን እንሀለ በኺኻ ዘይትጸግበሉ ሓሳብ ዘለዎ ኮይኑ የርከብ።

  • @simone-so4wc
    @simone-so4wc Жыл бұрын

    ኣዳላዊ ኣቀዲመ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን።ድሕሪ ብዙሕ እዋን ንመጀመርታ ግዜ ብ ህንጡይነት ዝተዓዘብኩዋ መደብ ኣቕሪብካለይ። ስም ኣማኑአል ሳህለ ኣብ ኤርትራ ልክዕ ከም ኣብ እንባ እትበርህ ፡ካብ ዝ ኾነ ክትክወል ዘይኮነላ ብርሃን ፋኑስ እዩ ።ብፍላይ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ብ ተኸታታሊ ትወጽእ ዝነበረት ዓምዲ "ሓንቲ ዓለም"ን ብዙሓት መንእሰያት ኣብ ሂወቶም ለውጢ ናይ ኣተሓሳስባ ን ከምጽኡ ሓጊዛ ኢያ። ኣዳላዊ ፡ተተኻኢሉ ብተኸታታሊ ንመምህር ክትጽውዖም፡ተዘይኮይኑ ናቶም መደብ ከዳልዉ ክትምዕዶም ይሓተካ።

  • @weliyahussen2120
    @weliyahussen2120 Жыл бұрын

    ፈላስፋ not ፍላስፋ

  • @redbag3453
    @redbag3453 Жыл бұрын

    The Interviewer was really bad!! How can you say Kihateka instead of saying #Kihatekum /#Haburuna #Gilexulina ?? U were being very disrespectful Shame on you really 😳🙄

  • @bibig2177

    @bibig2177

    Жыл бұрын

    ክቡር ሓው ወይ ሓፍቲ ኣይትፍረድ /ዲ ኣታ ኢልካ ጸውዓኒ ኢሎሞ ኩኾኑ ስለ ዝኽእሉ

  • @eritimes

    @eritimes

    Жыл бұрын

    Do not over react. It depends how someone needs to be called.

  • @redbag3453

    @redbag3453

    Жыл бұрын

    @@eritimes Niska gouf wedi 9te Qebila eka !! Kibiri abotatey Ayrideakin eu wedi Sahil

Келесі