ህየሳ ብኣማኑኤል በርሀ "ዝያዳይ"ሚለን ሃይሉ,,,ምሕረትኣብ ደስታ፡ደስ ኣይበለንን ግጥምኻ! ኢልዎ ኤማ

Ойын-сауық

Hello Every one Welcome to Eriwood Entertainment.
ሰላም ተኸታተልቲ ኤሪዉድ ኢንተርተይመንት።
Eriwood Entertainment ንዓኹም ንተዓዘብታ ንምሕጓስ ዝተፈላለዩ መደባት ህየሳ፡ባምቢኒ ሾው፡ኮሜዲ፡ተኸታታሊ ፊልም፡ሓጺር ፊልም፡ትረኻ፡መደብ ህጻናት፡ካልእ ሰሙናዊ መደባትን ሒዝና ክትከታተሉና ብኣኽብሮት ንዕድም።
ከም'ቲ ልሙድ#subscribe #like #share #comment ብምግባር ምትብባዕኩም ኣይፈለየና ንብል።
Eriwood Entertainment!
new eritrean movie/neweritrean video clip/new eritrean comedy/eritrean/erikids/bew eritrean music/eritrean tiktoke/ethiopian music/ethio video clip/ethio comedy/donkey tube/seyfu fantau/alena walta hager/solo media/neshnesh/dawit tv/dadi mami/EMN/mebred media/star entertainment/aleda media/tiktoke habesha/ebs/movie/zara fltet/dehay tv/ema tube/sport/arsenal/manchester united/chelse/liverpool

Пікірлер: 154

  • @Eritat
    @Eritat7 ай бұрын

    ኤማ ኣብ ዝቅጽል ናይ ኣክረም ጀማል ክንጽበ ኢና ምሳይ ተሰማማዕ ላይክ ርገጽ።

  • @heri3588
    @heri35887 ай бұрын

    ግጥሚ ከምዚ ክኸውን ኣለዎ ትብሎ ከኣ ኣቕርበልና ኤማ። መሃሪ ውን ክኸውን ስለዝኽእል❤❤

  • @temesgengrmatsion5787

    @temesgengrmatsion5787

    6 ай бұрын

    ርጥብቲ

  • @user-ds7xv5we5x

    @user-ds7xv5we5x

    6 ай бұрын

    Yeah

  • @Meri-hgdefawi

    @Meri-hgdefawi

    6 ай бұрын

    ክገብረልካ ኣይክእልን'ዩ ወያል'ዩ እዚ ወዲ እንበር መጀምርያ ብመልክዑ ከም ትጸልኦ ገልጻቶ ከምኡ ድማ ብልብንኡ ከም ዝመረጻቶ ኣብ ዳሕሪት ገልጻቶ ኣላ ስቅ ኢሉ ሃላው'ዩ እዚ ወዲ

  • @feqrixewiomonetizesaqiyeni6111

    @feqrixewiomonetizesaqiyeni6111

    6 ай бұрын

    Kendey geze negirena u eko 😮😮

  • @teamemisghna

    @teamemisghna

    6 ай бұрын

    yes

  • @meramera7646
    @meramera76466 ай бұрын

    ቀጽሎ ኤማ ከምዚ ነቀፌታ ኣገዳሲ ኢዩ ።🥰🥰

  • @user-cd7bw8gl1s
    @user-cd7bw8gl1s6 ай бұрын

    ንኮንቱ ቀላም ዝፈሰሳ ግጥሚ 😂 ኤማ ይኣክ ♥️🤗

  • @amanbahre5985
    @amanbahre59856 ай бұрын

    ኤማ ኣስሊ ባሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ዓቢ ታራ ኣብ ህዝብና ናይ ምንቕቓሕ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ ቀጽሎ !

  • @yonashussein4553
    @yonashussein45536 ай бұрын

    Bekka kab lomi himak jitmi zbehal kiteriff eu Rip himak gitmi and doing very very great job Emma

  • @user-id9ts5dp1s
    @user-id9ts5dp1s7 ай бұрын

    Nice ema hawey bezi kulu gize teqrubo zeleka btaemi eye zednqeka❤❤❤

  • @dineyfifey4965
    @dineyfifey49657 ай бұрын

    Welcome back ema hawey I miss you more nay hamieksey ❤❤😂😂😂🥰🥰🥰🇪🇷

  • @hamiy
    @hamiy6 ай бұрын

    Emma habibi ❤❤❤❤ i am proud of u

  • @nahoohadish3643
    @nahoohadish36437 ай бұрын

    👏👏👏

  • @imissmama3978
    @imissmama39786 ай бұрын

    ✔️👌

  • @Fagi-24
    @Fagi-247 ай бұрын

    Welcome Ema right man 🚔

  • @MARIYAMEY
    @MARIYAMEY7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jossy2714
    @jossy27146 ай бұрын

    ሰስነልና ኤማ ነብሲ። ብኣኻን ከማኻን ዝሓለፋ ደርፍታት ጥራሕ ዝጸዓነላ ቻንት ከነዳሉ ኣለና ንዕብየት ስነጥበብ ሃገርና።

  • @SHa-hx8fw
    @SHa-hx8fw7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @dawitmebrahtu
    @dawitmebrahtu6 ай бұрын

    ኤማ ጻዕቂ ስራሕ'ዶ ይኸውን ክንዲ'ዚ ምጥፋእ፧ዶስ ብወኒ ዝጽበ ሰብ ከም ዘለከ ኢኻ እናዘንጋዕካ፧ እምበር ከም ደርፊ ሃገርና ዝበዝሕ ዘየለ ክንድዚ ምጥፋእ ታይ ኣምጸኦ

  • @Mesel860
    @Mesel8606 ай бұрын

    Extra nice “Ema” eznina yemesginaka alewa!!!!!bellom tray qerdidom teeuy sgab zserhu miqtqatom eyu !!

  • @user-ei3nd9hi3x
    @user-ei3nd9hi3x5 ай бұрын

    Great job Ata sebeay

  • @eritrea6227
    @eritrea62277 ай бұрын

    Nay bhki ema ✅✅✅✅👌

  • @s.t3264
    @s.t32646 ай бұрын

    Good job 👍👏 Ema

  • @dahlak3739
    @dahlak37396 ай бұрын

    ተተሃይሱ እዚ ክሉ ደርፍታት ዘሎ ህጂ እልፊ ፌራእ ዩ ባ ክብረት ይሃብካ ኤማ ቀጽሎ

  • @user-zq9bo3sw3m
    @user-zq9bo3sw3m6 ай бұрын

    እቲ እስካ ትኣምነሉ ኣምጺካ ህያስ ግበሮ ከንሰምዓካ

  • @Fagi-24
    @Fagi-247 ай бұрын

    ኤማ ናይ ቆርጫጭ ሓዳሽ ደርፉ እባ ሃይሰልና ' ፍሕሶ ምፍልላይ ክፍሕሱ ዝሓድሩ' ትብል ሓረግ ጥበብ ኮይና ኣይትስምዓንን ፍሕሶ, ክፍሕሱ ዝብላ ሓዲኤን ብኻልእ ቃላት ዶ ክትክኣ ኣይምሓሸን?

  • @user-qb2lf7el5t

    @user-qb2lf7el5t

    6 ай бұрын

    ልክዕ ኣለኻ ወደይ ኣነ ዉን ሽዑ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ኢለ ገሪሙኒ.

  • @adonaydimartini6130
    @adonaydimartini61306 ай бұрын

    ደሪፎም ዘይበልዑ ዘይትገድፎም ግን ዝሓወይ

  • @hellohellomamahellohellopa3499
    @hellohellomamahellohellopa34996 ай бұрын

    Ya❤❤❤❤

  • @user-ee7mq7ir5r
    @user-ee7mq7ir5r6 ай бұрын

    Ema habibi❤❤❤❤

  • @solosolo249
    @solosolo2496 ай бұрын

    Aemaaaa gele aynet, qexlo tray nfue getamay ente rekebna, abzi ka alatka hanti derfi pls hayselna wldo getami eyu ab ELLA Records ala Berhane w/slasie Brch, hadigelki tbl, Thanks Aema

  • @awetber1094
    @awetber10946 ай бұрын

    ኢማ ሓወይ ቀድምካኒ እምበር ናይዛ ጓል ክብለካ ይሓስብ ነረ እየ ቀድምካኒ! ክገርመ እቲ ደርፍን ክልብን ብጥዕሚ እዩ ምርዳ ዝኣበኒ ዘሎ. ጽቡቕ ገርካ ምኽረልና ኢማ ሓወይ.

  • @zoro-xm4gr
    @zoro-xm4gr6 ай бұрын

    bravo

  • @samuelelias5895
    @samuelelias58956 ай бұрын

    ሓውና ኣማኑአል ንዓካ ውን ዕረፍቲ ክትረክብ ሲ ናይ ግጥሚ ኣስተምህሮ መሃብ ውን ኣገዳሲ ኮይኑ ይስማዓኒ መክንያቱ ሰብ ዝጸንሖ ኣገባብ ጥራይዩ ዝክተል ዘሎ ክውስከልካ ክሓተካ ተገዲስካ ክትምልሰለይ ደስ ምበልኒ ኣብ ግጥሚ ኣካል: ናዕታ ፥ ስንቅር፥ ረምታ ፥ ድርብ ናዕታ ወዘተ,,, ዝብሉ ኣለው መስልኒ ሰለዚ ነዚኦም ተትትንትነልና ጽቡቅ ነሩ

  • @dawitmebrahtu

    @dawitmebrahtu

    6 ай бұрын

    ብዘይ ቃል-ዓለም ጽቡቅ ሓሳብ'ዩ ግድን ንህየሳ ዘይኮነ ሕልፍ ሕልፍ ኢሉ'ውን ነዞም ዘልዓልካዮምን ዘየልዓልካዮምን ኣካላት ግጥሚ እንታይነቶም ብዝግባእ እንተዝህብ ጽቡቅ ነይሩ።

  • @samuelelias5895

    @samuelelias5895

    6 ай бұрын

    Dawit hawey medgegam bezihu malet gega bezuh srahat yefxtsem alo mo merdata enta haliywo,gn lewti memxtse bhaley ya

  • @dawitmebrahtu

    @dawitmebrahtu

    6 ай бұрын

    @@samuelelias5895 ሓሳብካ ተረዲኡኒ ጥራይ ዘይኮነ ንዕኡ ኢየ ጸቂጠ ዘራጉዶ ዘለኹ ሳሚ ሓወይ ኪንዮ ጌጋ ምንጋር እቲ ልክዕ ዝኾነ ቅኑዕ ከኣ ይነገር ኢዩ ዘሎ እቲ ሓሳብ ኤማ ሓውና ጌጋታት ከቅንዕ እናተጸልአ ድዩ እናተጸርፈ ይቃለስ ኣሎ ጎኒ ጎኒ እቲ ጽቡቅ ስርሑ ተወሳኺ ታይ ክግበር ኣለዎ ከኣ ብዝግባእ ክነግር ኣለዎ ካብ ዝብሉ ኣነ'ውን ሓደ ኢየ

  • @hermonmlete8807
    @hermonmlete88076 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ux6lp3hh8i
    @user-ux6lp3hh8i6 ай бұрын

    Natu gitmiy zelwa derfi Ala doe. Nai Ema I really want to hear his pome.

  • @danites
    @danites6 ай бұрын

    ኤማ መዓስ ድዩ ዘስሕቀኒ ክዉድእ ከሎ 😂😂😂😂

  • @hagosabraham8694
    @hagosabraham86947 ай бұрын

    nay kiros eba

  • @wedi-hina1
    @wedi-hina16 ай бұрын

    😂😂😂 ❤

  • @user-jj9ck6gn5e
    @user-jj9ck6gn5e7 ай бұрын

    ኤማ ናይ መን ግጥሚ እዩ ግን ደስ ዝብሎ ኣነ ክንእድ ሰሚዐዮ እይፈልጥን እየ😂

  • @user-jj9ck6gn5e

    @user-jj9ck6gn5e

    7 ай бұрын

    ​@@akunamatata6421❤ብሓቂ

  • @johni7071

    @johni7071

    7 ай бұрын

    ዝነአድ ስራሕ ዘየለ ድአ ካበይ ከምጽአልካ

  • @user-jj9ck6gn5e

    @user-jj9ck6gn5e

    7 ай бұрын

    @@johni7071 🤣🤣

  • @wediseb993

    @wediseb993

    6 ай бұрын

    ሓኪም ሕምማት ጥራይ እዩ ዝሕኪም ጥዕያት ዘይትሕክምን ዝብሎ ኣሎ ድዩ

  • @samuelelias5895

    @samuelelias5895

    6 ай бұрын

    ናይ ኣብርሃም ኣፎወርቂ ተሓምበለ ትብል ደርፊ ተጸሊሎ ያ

  • @Mera-merir
    @Mera-merir6 ай бұрын

    ቀጽሎ ኤማ ቤላ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @fanuelteklemaryam5185
    @fanuelteklemaryam51856 ай бұрын

    Ama 😅😅😅 habibi

  • @aslinatey1892
    @aslinatey18926 ай бұрын

    ክክክክክ 😂😂😂😂😂

  • @user-yo9zd5qc4n
    @user-yo9zd5qc4n6 ай бұрын

    ንሓደ ሰብ ብጌጋ ርድኢት ክትንዕቆ ትክእል ኢካ 50%ደቂ ደቂ ሰባት ኮምኡ ኢና ኢለ የ ዝኣምን ጽቡቅ ነገሩ ድማ ንጌግኣ ኣሚናትሉላ ከምቲ ዝበልካዩ ድኣ እቲ ዝቀየራ ሓሳብ ስለ ዘየተንብሀትልና ቁሩብ ቅር እብለና ሎ እምበር ንሓደ ሰብ ብጌጋ ሞ ትመዝኖ ምስ ቀረብካዩ ካልእ ኮይኑ ክጸንሕ እክእል ዩ ዋና ነገር ጌግኣ ምእማና ሓደ ካብቲ ደስ ዝብል ዩ❤❤❤

  • @ataklitisolomon
    @ataklitisolomon6 ай бұрын

    Bhaki ema ambesa xibuk agelalxa

  • @aaaaaaaaaaaaaaa998
    @aaaaaaaaaaaaaaa9986 ай бұрын

    😅😅😅 😂😂😂

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu99816 ай бұрын

    ኣማንኤል በርሀ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ክጽሕፍ እየ ዝፈልጦ።።ተሪርን ደፉር ሃያሲ ግጥምና እዩ።ንግጥምታትና ኣብ ቅርጺ ምትሓዙ ክጥቅመና እዩ።ፍረ፡ውስጠ-ሚስጥር፡ፍልስፍንኡ፡ምምሕዳሩ፡ፖሎቲኡ፡ኣሰር ድር ሰባት ፡መጻኢ ኣማቲ ዝኮነ ዘረባ ግጥም ቅንጅንኡ፡ሕይሊ ስብእንኡ፡ንሕፍረት ቀንጡጡ፡ድፍረት ኣድኒኑ ዝነበረን ዘሎን ዝህልውን ግጥም ምሳና ንንብሮ።

  • @Habrom1988
    @Habrom19886 ай бұрын

    ክክክክክክክ ተወሓደ ሓደ ጽቡቕ ሒዘ ይመጸኩም ወ ክክክክክክ

  • @user-xx7py9jo6b
    @user-xx7py9jo6b6 ай бұрын

    እንታይ ዓይነይ ኩርዕ ናይ ግጥሚ ክቀርብ ከም ዘለዎ ክትሕብርና ምደለና ብናትካ ኣረዳድኣ ሓደ ከመይ ክከውን ከምዘለዎ ከተርእየና ምደለና ምስ ሰናይ ፍቃድካ ኤማ ሓውና

  • @user-qi7ql6rc8n
    @user-qi7ql6rc8n6 ай бұрын

    ባኮ ዝኾኑ ደገምቲ ቃላት ሰነጥበባውያን ኢና ኽኣ ይብሉ ጽቡቅ ጌርካ ኣጽርዮም ወይ ናይ ባሓቂ ስነጥበባውያን ይምሰሉ ወይ ይግደፍዎ።

  • @user-lj1qs8zl9k
    @user-lj1qs8zl9k6 ай бұрын

    NAY bhaki ❤❤

  • @user-ty5xv4by2p
    @user-ty5xv4by2p6 ай бұрын

    Gexu xbuk gera ayreayeton nera.dehar xbuk gera mis reayeto afkirato.gin ni milen hatite xixuy habereta kibeka eye texebe.

  • @esuwediteklay3402
    @esuwediteklay34026 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @HabenIssack-dg2pn
    @HabenIssack-dg2pn6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂

  • @MDMEDIA647
    @MDMEDIA6476 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @temesghen9252
    @temesghen92526 ай бұрын

    Good job Ema!

  • @saar989

    @saar989

    6 ай бұрын

    ህየሳ ታይ ማለት ዩ 😂😂 ትግሪኛ ይኸብደኒ ዩ

  • @user-xk5pc6ib3v
    @user-xk5pc6ib3v6 ай бұрын

    In this technology era, having said that you made positive criticism, this entertainment channel tend to not have a quality microphone that they use camera mic. I would suggest he use a microphone with HD quality. Eventhough his content is one of the best, he loses seriousness due to the voice coming from his mouth. I hope you are going to fix his voice quality

  • @user-qv5ns6ib3w
    @user-qv5ns6ib3w6 ай бұрын

    😂😂

  • @user-fo4jl7mt4q
    @user-fo4jl7mt4q7 ай бұрын

    Love u bro❤

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire78407 ай бұрын

    Eza rekst nay ne habrta sab eritrea zaytwkmat sab fffffffffffoooooooo Emmawi

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa6 ай бұрын

    ናይ መዓስ ደርፊ ያ እዚኣ ከ ምህያስካ ዘይተርፈካስ ጥዒይ ደርፊ ሃይስ

  • @fuhur
    @fuhur6 ай бұрын

    ክክክክክክክክክክክክ 😂😂😂

  • @tesfalemhabte6814
    @tesfalemhabte68145 ай бұрын

    ንዓባ ዓቢ ሰብ ተሸፊንዋ ነይሩ ናቱ ኩሉ ጽባቀ ገሊጻቶ። ብድሕሪኡ ካኣ ትነግሮ ኣላ ውሰዳ ልበይ። ኩሉ ምስ ውሽጣ ትዛረብ ነይራ ኣብ መጥረሽታ ካኣ ውሰዳ ልበይ ኢላ ትነግሮ ኣላ ነቲ ትንዕቆ ዝነበረት ወዲ ሰብ ተወዲኣ።ተውጸላ የብልካን ዓቢ ሰብ ብዝኮነ ጽቡቅ ኢዩ ከምዚታት ህየሳ ቀጽሎ

  • @danieltesfay2424
    @danieltesfay24246 ай бұрын

    Emo n derfi zkwen gthmi zeykone lbi weled kxhf nirwo bezi abahallka 😅😅

  • @yonashussein4553
    @yonashussein45536 ай бұрын

    Emma nay kunama derfi kaa alenna I'm going to be a translator

  • @user-ie9hv1rf3t
    @user-ie9hv1rf3t6 ай бұрын

    ❤❤❤ ኤማ ናይ ወዲ ትካቦ፣ ኣንታ ወዲ-ተዓረ ትብል ደርፊ ሃይሰሎም ፡ ንደግፍቲ ህግደፍ?

  • @wedieri5081

    @wedieri5081

    6 ай бұрын

    Wedi abeyti ab Eritrea koynu dea kmy geru ata Wedi tare khiysa shwetu du kebalashuwuwa koynom.

  • @user-ud2de3st9w
    @user-ud2de3st9w6 ай бұрын

    Ata eska natey eka gelaynet agalalx

  • @user-ux5ne3rq9p
    @user-ux5ne3rq9p6 ай бұрын

    Ya ama sgintir

  • @user-os7eu4wx7s
    @user-os7eu4wx7s6 ай бұрын

    Belom gexom tirhak

  • @user-uy8vh5iz5h
    @user-uy8vh5iz5h6 ай бұрын

    እዋይ ኤማ ሓደ ካልኣይ ሲኢንካ ደፋር ሰብ ህዝብና ደወሳን ጣቂዕትን እዩ ዝፈቱ

  • @user-qb2lf7el5t

    @user-qb2lf7el5t

    6 ай бұрын

    ወዲ መምህር ከ

  • @hayaluberha5887
    @hayaluberha58876 ай бұрын

    Beln belom eske Eznena mexawty geromo

  • @nobel2112able
    @nobel2112able6 ай бұрын

    ኦዲተር ግጥሚ ኢለካ ኣለኩ ክሳብ ካልእ ቃል ዝረክበልካ ከመይ ፈቲካያ መቸም ካብ ናይ ገብርህወት ኣይትሓምቅንያ እቲ አዝናስ ደለ ምኮነ ንሓትሞ ከማን ከምዚ ናተይ yourube የደንግጸኩም ኩሉ ሰብ ጎሕ ይድርብየሉ

  • @selinaeyo7105
    @selinaeyo71056 ай бұрын

    She is very influenced by Hollywood, she is very bad influence to Eritreans youngsters. ( just my opinion)

  • @aloxbah
    @aloxbah6 ай бұрын

    Mihretab desta des aybelenin gitmka😂😂😂😂😂

  • @user-mu7tz4nu3m
    @user-mu7tz4nu3m6 ай бұрын

    እዋይ ኤማ ብነብስኻ ጸሊእካያ ኣለኻ እዛ ቆልዓ ከምኡ ውን ኢልካ ኔርካ ሓደ ግዜ። እሞ ትንዕቆ ኔራ ሕጂ ትውድሶ ኣላ ግድን ድያ ምኽንያታ ክትነግረና ዘለዋ? ኣይትሓዘለይ እንበአ እዚኣስ ካብ ህየሳ ናብ ሕስድና ትቐርብ።

  • @eriwoodentertainment1

    @eriwoodentertainment1

    6 ай бұрын

    Kkkkkkkkk

  • @HaniWedi
    @HaniWedi7 ай бұрын

    ኤማዊ ሕጋዊ

  • @user-md5yi1zt1u
    @user-md5yi1zt1u6 ай бұрын

    Ms wedi memhr eba terakebu nfue wedi eyu wedi memhr

  • @z1zz954
    @z1zz9546 ай бұрын

    ኤፐእ ኩሉ ፒሮ ዝሓዘ ገጣማይ ኮይኑ እንታይ ይገበር፡በዓል ወዲ ኣልመደ፡ሃብቶም የማን፡ሄኖክ ታደስ፡ኣክሊሉ ተ/ጺዮን፡በየነ ሃይለማርያ.ምስዚኦም ኔርካስ ነዞም ናይ ሕጂ ገጠምቲ ክትሰምዕ ከለኻስ ትሓዝን

  • @bluesky7905
    @bluesky79056 ай бұрын

    Ema ane gn entay eski mbelku mara endiu kef zhbeni ktkotm keleka gele gn kab Hmaq derfi Amxika thys eti Tum gtmi thzto hizu zseme sinu zelo derfi ente thys emo etiom Zeyrebh zderfu ka xbuq nkbahalu mserhu ele yhasb + netiom msthztom eziom nay show ablilomom zelewu shefene mrekebu ybl::

  • @FilmonKfle-tr3xu
    @FilmonKfle-tr3xu6 ай бұрын

    Hasawi barya nhgdef ketexebabik ms rakuka fenfineka, nbalka hyesa zedleka nay ezni eka

  • @samibrhane3030
    @samibrhane30306 ай бұрын

    ዎጦጦ መሲልካ ሕጂስ 😅😅

  • @filimonfish6492
    @filimonfish64926 ай бұрын

    ገጣሚ ግን ጌጋ ኣለካ ምሕረትኣብ ዘያሚ እዩ. ፉጹም በራኪ ምስ ኣክሊሉ ብርሃነ እዮም ገጠምቲ.😊

  • @eriwoodentertainment1

    @eriwoodentertainment1

    6 ай бұрын

    ሰላም ፊሊ ሓውና ተጋጊኻ ኣለኻ ገጣሚ ምሕረትኣብ ደስታ እዩ።

  • @filimonfish6492

    @filimonfish6492

    6 ай бұрын

    @@eriwoodentertainment1 credit ኣብ ቅድሚትን ድሕሪትን በበይኑ ኣሎ ሓቅካ ።

  • @okkegaji3317
    @okkegaji33176 ай бұрын

    Ane ktwedie keleka eka Mara tbrhani 😂😂😂

  • @becomei
    @becomei7 ай бұрын

    ኤማ ኣባ ጥረግ ተካል ጭሕሙ ክክክ

  • @godislove6831
    @godislove68316 ай бұрын

    Ema zsrho getmi alo Kab derftat

  • @AbielKudus
    @AbielKudus6 ай бұрын

    Ema btami xbuq srah xbuq agelalxa gn ab mengo fshkta hawselu nay tedali amxalna bflay abzi gzie ab ziema tedegagami alo ezi tetqelxelna xbuq neru yeqenyeley

  • @i.l.y7507
    @i.l.y75076 ай бұрын

    Ayseman yen bejaka ezen haramu 😢😮

  • @user-qb9tf9ii7p
    @user-qb9tf9ii7p7 ай бұрын

    😂😂😂 nkid eske

  • @abihaylat9190
    @abihaylat91906 ай бұрын

    Natka deal kudu gizie xbuki endyu

  • @qeyhbahri5607
    @qeyhbahri56077 ай бұрын

    እዛ ሚለን ሃይሉ፡ ጨውዮም ድኣ የድርፍዋ ከይህልዉ? ኣይ ካብ ግጥሚ ኣይ ካብ ዜማ ኣይ ካብ ምውህሃድ ሙዚቃ . . . .

  • @setew2644

    @setew2644

    6 ай бұрын

    😂😂😂

  • @yoditlamek4887

    @yoditlamek4887

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mulugetatewelde1187
    @mulugetatewelde11876 ай бұрын

    ምሕረታኣብ ደስታ ደስ ኣይበለንን ግጥምካ😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @binikiros5804
    @binikiros58046 ай бұрын

    derafit aykoneten 😂😂😂😂😂😂

  • @fnanteklegergish324
    @fnanteklegergish3246 ай бұрын

    ሕውስውስ እያ ኣቢላት እምበር እቲ ሓሳባት ከምዚ ስነ ኣምራዊ ትጸልኦ ሰብ ወልሓንቲ ከይኣበሰካ እሞ ሽዑ ምስ ቀረብካዮ ክልእ ሰብ ኮይኑ ይጸንሓካ ኩምኡ ዕይነት እዮም ሓሲቦማ መስለኒ

  • @nigstilibey1226
    @nigstilibey12266 ай бұрын

    Belom da kemzi gerka enbar nay lomi derfi ስእሊ eyu koyno beqa thzto zeyblu beqa nhna ka beqa Shush nblelu 😂 good Job Ema 👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷

  • @eru8046
    @eru80466 ай бұрын

    Kemey eu ata ezi Terew

  • @zewdihagos3844
    @zewdihagos38446 ай бұрын

    gen are you normal borko

  • @yoditlamek4887
    @yoditlamek48876 ай бұрын

    Mili si sakit ey hirkat terhi an si bjka helen males tebrhine darfte alan

  • @wedififi
    @wedififi5 ай бұрын

    ያ ነዘን ቃለት ለለቂሙ’ኮ ብ ኣሕሕ ወዲእወን ገለ ባ positive ደርቢ ተዘይኮይኑ ኩሎም ሽሾ ኮይኖም ከይህይሱካ 😂😂😂

  • @yoditlamek4887
    @yoditlamek48876 ай бұрын

    Xubuk serha behaki kaxlwo eznyen eko himemn bjka😂😂😂😂😂

  • @yuelalex2893
    @yuelalex28936 ай бұрын

    ነዘን በዓል ኤደን ሰምሃርሲ ሳክት ኢኻ ትሓኹረን ኤማ ኣርሓንስቲ።

  • @Wedimamaa

    @Wedimamaa

    6 ай бұрын

    😂

  • @World436
    @World4366 ай бұрын

    Hiyesas Daniel Wedi memhr yihayiso amber

  • @eriwoodentertainment1

    @eriwoodentertainment1

    6 ай бұрын

    Wedi Berhe'ke Xegiu Ktethzo Kkkk?

  • @World436

    @World436

    6 ай бұрын

    @@eriwoodentertainment1 haqi zereba kalet zereba yeblun, aflto alewo kemey kemzgelxo gn btaemi eyu zshiger.

  • @ALEX-il5qm
    @ALEX-il5qm6 ай бұрын

    እዛ ወዲ ኣረቂ ጨሪማ አያ ትመጽእ• ነዛ ደርፊ ከካፍኣ ዓጀውጀው ይብል ኣሎ. ጃና

  • @abihaylat9190
    @abihaylat91906 ай бұрын

    Mexe mexe anbesa Kab dur chaka zwexa hazeka mejer

  • @ourland44
    @ourland446 ай бұрын

    Mihreteab desta des aybelenin gitmika 😂😂😂😂😂😂😂😂😂 lol

Келесі