ህየሳ ደርፊ ‘ከመይ'ለ’ | kemey'le song review
ህየሳ ደርፊ ‘ከመይ'ለ’
Support Mahder-production on Patreon...
www.patreon.com/Mahderproduct...
ela tv - Helen Meles - Kemey ele - New Eritrean Music 2021 - ( Official Video ) - Tigrinya Music
• ela tv - Helen Meles -...
Mahder-production social media links;
Facebook- / mahderproduction
KZread- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
ዳኒ ወዲመምህር
profile.php?...
/ wedi__memhr
#mahderproduction #Daniwedimemhr
Пікірлер: 1 300
ብወዲ ገብሩ መሪር ሓዘን ዝተሰማዓኩም ጽንዓት ይሃብኩም::
@sebtefinalelialmazewerqime1116
2 жыл бұрын
😭😭Legend not died always in our heart 💔 🇪🇷
@akele21guzay87
2 жыл бұрын
ግደፍዎ ይዕርፍ ምስ ወዲ መድህን ምንባር ኣይጠዓሞምን ብፍላይ እዞም ዓበይቲ ኣቦታትና ኣያታትናን ደረፍቲ ከየንቲ ኩሎም ብሓፈሻ
@user-hh3tz6gc4y
Жыл бұрын
ሰናይ ጉዕዞ እምበር፣ እንታይ መንእሰያት ዝቕዘፋ ሲኢንና ኢና ብ ወዲ 75 መሪር ንሓዝን።
ኣነስ ንጥዒናይ ክብል ሓዲሽ ደርፊ ኣይሰምዕንየ ዘለኹ ።
@dngladey2539
2 жыл бұрын
Kkkkkkkk
@user-jy7oc3lm6w
2 жыл бұрын
ይሕሸካ
@samuelasfaha5063
2 жыл бұрын
Kakkkkkk ane keman kemaka eye
@formafireck3833
2 жыл бұрын
😁😁😁😁Yehshka
@user-mz3py7hz1p
2 жыл бұрын
ከማይ ኢካ ማለት ዩ
ሰላምኩም ይብዛሕ ዘምየሕዋተይ 💪💪💪ዳኒ ጎይታ ኣእምሩኡ 🌿🌿🌿🌿 ኩሉ ስነጥበብ ትግርኛ ብዳኒ ተሃይሱ ክድረፍ ኣለዎ ትብሉ ከምዚ ከማይ 👍👍👍👍👇👇✍️✍️✍️
ዳኒ ጅግና ሓንቲ ካብ ዘረብኡ ዘስሓቀትኒ ነቶም ሳዕሰዕቲ ብናይ ወዲ ትኩል ጌሩ እዩ ዘሳዕስዖም ዘሎ ኢልውም 😂😂😂 good job dani am proud u
@user-fj6pl9gy6w
2 жыл бұрын
Nay ዘስሓቐትኒ ከኣ ኣፍቃሪተይ ገዲፋትኒ ከይዳ ኢሎም ይስዕስዑ ዝበላ ያ🤣🤣🤣
@mamamiya1888
2 жыл бұрын
Kkkkk neay teqlal kzareb kjmr kelo u zeshqeni weni nay gtmi nieruni dani wedi memhr keyhyseley ferihe gedifeyo
እንቃዕ ብሰላም መጻካ ዳኒ ወዲ መምህር ፈተዉቲ ዳኒ ኣለኩም ዶ ከምዚ ከማይ ፍትዉትዉ ተብልዎ ንዳኒ እስኪ Like ግጨዉኒ 👇
ወዲ መምህር ሽኮር Happy birthday too you.. እንኳዕ ተወልድካ ንስኻስ ፡
@tigistirezene5391
2 жыл бұрын
ወዲ መምህር! "ሕ" ዳኒ ክህይሰካ ኢለ አየ🤣🤣🤣
@user-du1wg5gq4t
2 жыл бұрын
@@tigistirezene5391 ልባዊ ምስጋና ይብጻሕኺ ፡ ሕጂ ኣስተኻኺለያ ኣለኹ ክክክክ
ጽቡቅ ህየሳ ዳኒ ጅጋግና ፡ ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ/ኺ ኣደይ ማርያም ትሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን Like ርገጹ ብሩኻት ።
@sofimed7056
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@philmonfilmon2069
2 жыл бұрын
ይርዳአካ ዝዓርከይ
@user-uk5ij7lv2g
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲 ዝያዳይ❤
ወዲ መምህር ፦ ኩሉ ትህይሶ ደርፍታት/ስራሓት ይከታተሎ'የ ። ኣብዚ ዕድመኻ ክሳብ ክንድዚ ብሱልን መስተውዓልን ምዃንካ ድማ ከድንቐካ ይደሊ። ብፍላይ ኣብ ስነጥበብ ትግርኛ ዘለካ ሻቕሎት ኣዝዩ'ዩ ዝርዳኣኒ ፡ ኣብ ኩሉ ትብሎ'ውን ይሰማማዕ'የ። ንስኻ ኣይትሕመቕ ቀጽሎ ፡ ነዞም ኣብ ምድዋን ስነጥበብ ሃገርና/ ትግርኛ ዝነጥፉ ዘለዉ ውልቀሰባት ድማ ልቢ ይሃቦም። ምስ ግዜኻ ኣወሃሂድካ ድማ ከምዚ ዓይነት ሰብ ከስተውዕለሉ ዘለዎ ስነጥበባዊ ስርሓት ኣቃላዓልና ። የቐንየለይ !!!
# ብጣዕሚ ጽፍፍን ዝድቅን ስራሕ ክብርት ይሃበልና ወገነይ ።
ዳኒ አድናቅትካ እየ ግንስ ንስኻእንዶ ግጥሚ ሀቦም ወይ ከአ መጀመርታ ናባኻ የምፅእዎ ፋተና ይፈተኑ 👍
@user-gz9iv6uh6q
2 жыл бұрын
ቅቅቅቅ
@azmerakiflemaryam7688
2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣
@zegibro2977
2 жыл бұрын
ክክክክ
@robelgeretinsae6126
2 жыл бұрын
ዳኒ ዝገበሮ ዘሎ ስራሕ ጽቡቅ እዩ ዳሓር ካኣ ብኡ ዝተጀመረ ኣይኮነን መብዛሕት ህዝብና ንሓንቲ ደርፊ ይሰምዓ እሞ ሓንቲ ማይ ቤት ደስ ተኢላቶ ወይ ድማ ኣብቲ ናይ መወዳእታ ዜማ ማለት ድርብ እንተዓጊብላ ነዚኣ ሒዞም ሸንኮለል ስለ ዝብሉን እንባእ ጥዕምቲ ደርፊ ኢሎም ስለ ዝፈርዱን ስለዚ ወዲ መመህር ጽቡቅ ይገብር ኣሎ ምኽንያቱ ሓንቲ ደርፊ ብሓደ ሕደማ ማይ ቤትን ብንእሽቶ ቁንጫል ዜማን ዝልካዕ ኣይኮነን።
@Asliselomun
2 жыл бұрын
ክክክክክክክ ናይ ብሓቂ እዩ
ናይ ብሓቂ ጅግና፡ኣነ ከማን ሓንሳብ ምስ ሰማዕክዋ ደስ ኣይበለትንን ከም ትህይሳስ ተረዲኡኒ ቀንዩ።
You nailed it bro Keep it up I hope these young Tigrinya singers will put some effort to educate themselves.
ክክክ ብሕጽር ዝበለ ንፊደላት ትግርኛ ፋታ ጌሩዎ ኢልና ንዛዝም። ዋይ ውርደት
@justlaugh2002
2 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkk
@Eruna1993
2 жыл бұрын
😂😂😂😂
@biniambranane8857
2 жыл бұрын
ክክክክክክ
@user-xj2jd2gn1g
2 жыл бұрын
Ygerm eiyu fata mis rigo gerwa
@shamsimon5939
2 жыл бұрын
ጀርመን ዶ ጌሮም ናይ ሎሚ ደርፊ ክክክ
ንስነ ጥበብ ሃገርና ፈጺሙ ብዋጋ ዘይትመን ዓቢ ሓገዝ ኢካ ትገብር ዘለካ ኣጆካ በርትዕ ምሳካ ኣለና
Thank u so !!!!!!!!! much !!!!!!!!!!! U nailed what always feel, the message and the video clips are totally different. We need people like u. Thank u again.
The most thing I like about you is you always care for your people,you care about us thank you so much dani wedi memher.
አዞም ኣብ 4 ክፍሊ 4 ጌዜ ዝተረፍኮም ግጥሜ ምጽሓፍ ግደፉ ክክክክክ
@djnebsi4481
2 жыл бұрын
😂😂😂
@milionfikri8058
2 жыл бұрын
Meyte 😂😂😂🙌
@muluesultan7663
2 жыл бұрын
ኢዶም ኣይስኣኑ ሻዕብያ ትምርቲ ዘየድግሙ 2 ምስ ደገምና ዊዓ ኣርእዮምና ክክክክ
@selotesfagabir8988
2 жыл бұрын
@@muluesultan7663 kkkk
@selamselam7437
2 жыл бұрын
😂😂
እስኪ በቲ ካልእ ሸነኽ ክኣ ምጸና: ማለት ብወገንካ ደሐን እየን ዝበልካየን ኣብዚ ቀረባ እዋን ይስርሐ ካብ ዘለዋ ደርፍታት። ብፍላይ ኣብ ግጥሚታተን ዘተኮረ። ከም ኦድዬንስ መጠን ንዓና ውን ካብ ሪኢቶኻ ብምብጋስ ነናትና ሚዛን (መምዘኒ) ክህልወና።
@Abel-kedawi.123
2 жыл бұрын
ኣብነት እስከ ሓንቲ ካብዘን ትብለን ዘለኻ?
ከማኻ ዝበለስ ማንታ ማንታ ክውለድ ጥራሕ እዩ ዘለዎ ይመችኻ ዳኒተይ😍
Wedi Memhir jigna! Ab nay 15 dekayk erefti endiye zeleku, I can't wait to watch the whole video. You are great! We are learning a lot.
መንፊት ፣ ኣብ ሙዚቓ ሃገርና ይኹን ዓለምና ፡ እትገብሮ ነቐፌታን ሃናጺ ርኢቶን ነመስግን። ን ዓለም ስነ- ጥበብ ብዕምቖት ክነስተማቕሮ ጌርካን ትገብር ኣለኻን ፡ ምስጋና ንዓኻን ብጾትካን ይኹን !
@user-xt1hb9wq2p
2 жыл бұрын
@@wediteages7950 ወዲ ዓበይቲ ኣብ ናተይ ኮመንት ኢኻ ለጢፍካዮ ዘለኻ ፡፡ ናብቲ ናይ ዳንኤል ኣስግሮ መታን ክርእዮ ።
@wediteages7950
2 жыл бұрын
@@user-xt1hb9wq2p ይቅሬታ ዝዓርከይ ሞሊቃትኒ እንድያ ኣየስተውዓልኩላን።Tnx bro!!!
@user-xt1hb9wq2p
2 жыл бұрын
@@wediteages7950 welcome bro 👍🏾
Wedi Memher you are indeed a linguistic genius. Your mastery of the language and enriching constructive criticism and analysis of the song by Helen Meles is highly enlightening and impressive. I am always amazed by your brilliant composure, demeanor, tone and delivery is superlative. The content presentation on important and critical subjects is very impressive and enlightening. Keep up with the splendid job. I wish you all the best, stay safe and be well.🙏
@aman-wg1bz
2 жыл бұрын
Well said !!!
@walkonwalkon3883
2 жыл бұрын
Hello bro u need to understand everything please watch the clip well Daniel arguement is biased, hateful, and degrading artists even he didn't read clip that shows he is not qualified he is simply misleading u from his point of view so please watch it and comment I will be waiting
@hailetekle6149
2 жыл бұрын
Selam beloved brother, Let us agree to disagree on the issue. With all brotherly respect, you are certainly entitled to your opinion and I entitled to my mine. I appreciate your sincerity and wish you all the best. Stay safe and be well beloved brother.🙏
@walkonwalkon3883
2 жыл бұрын
@@hailetekle6149 no worries bro u have ur opinion so do I and fully respect that wish all the best❤
ጽቡቕ ኣገላልጻ ናይ ብሓቂ፣ የቐንየልና ዳኒ።
@fevenasmelash3888
2 жыл бұрын
Ezi xbuk agelalixa elkayo anes mara endye zdgfo seb ktirm gn trsfa daqrexka daxerefka aykonen nezi kserhu ka kndey dkam alewo ab tawla kof elom aykonun serhomo komu pasta
@lion9733
2 жыл бұрын
@@fevenasmelash3888 oyyy eta zibelexet derafitna neta zihameqet derfi mdrafa malet eti zibelexe ናእዳ ኢዩ ን ሕማቅ ዚገብረ ሕማቅ ምባል ማህረምቲ ኣይኮነን መኣረምታ ኢዩ
ካብ ናይ ሞሞና ባ ሓንቲ ኣምጻኣልና ወዲ መምህር
I love my Bro .. Continue hardwork
አንቱም ሰባት ከመይ ዝበልዎ ሐየት እዩ እዚ ወዲ መምህር።🦁
Song Analysis... Well Done!🎯💯
You are simply magnificent.keep doing this to shape all those so called artists
@walkonwalkon3883
2 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/lH2W0Ld7YZfZe9o.html
ናይ ልበይ ወዲ ❤❤
Wedi memhr, Our future minister of art and culture . 🎸📻🎤🎹🔔🎵🎧 🎙🎷
@blackpearl2643
2 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/lH2W0Ld7YZfZe9o.html
ጽቡቅ ሓሳብ ኣቕሪብካ፣ ንዓይ ከም ዝመስለኒ ግን ኩሉ እቲ ጸገም ናብ ገጠምቲ ምድርባይ ኣገዳስነቱ ኣይረኣየንን፣ እቲ ጸገም ኮይኑ ዝረኽቦ መብዝሕትኦም ደረፍቲ እንታይ ዓይነት ግጥሚ ይመርጹ ካብ ዘይምፍላጥ ዝለዓል ኮይኑ ይርደኣኒ፣ እቶም ደረፍትና ዘድልዮም ክመርጹ ዘየድልዮም ክጉሕፉ እንተ ዝኽእሉ፣ እቲ ገጣማይ ዕዳጋ ምስ ሰኣነ እሞ እቶም ንፉዓት ጥራሕ ምሰጎሙ። እቶም ደረፍቲ ብሓፈሻ ግን እንታይ ይደልዩ፣ እንታይ ከመሓላልፉ ይሓስቡ ብንጹር ስለ ዘይፈልጡ (ምናልባት'ውን ዓቅሚ ስለ ዝሓጽሮም)፣ ከይመመዩ ይቕበልዎ ዘይርድእዎ ድማ ይደርፍዎ ኮይኑ ይርደኣኒ። ስለዚ እቶም ገጥምቲ ጥራሕ ነዚ ክስከምዎ ኣለዎም ኣይብልን፣ እኳ ደኣ እቶም ደረፍቲ ኢዮም ነዚ ዝንቡዕን መልእኽቲ ዘይብሉ ዝደርፍዎ ዘለው ደርፍታትን ሓላፍነት ክወስድሉ ዘለዎም።
You made my day. Thank you Dani
ዳኒ ያክ ተረጋም😀 ናይ ወዲ ትኩል ጊርካ በቃ ኣደኒስካዮም😆 ንበረለይ ኣሰከ ወገነይ♥️
@user-fu6ii9vz5q
2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ንፍዑ በሊሕ እዩ ኣይጸላኣክዋን
@fikadutsehaye6376
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣስሒቁኒ ብናይ ወድ ትኹል ኣሰንዩ ሹሽ ኣቢልዎም።
@entertament9368
2 жыл бұрын
😀😀😀😂😂😂😂
Love you bro, keep it up as always! What you’re teaching our generation is really appreciated! Thank you again and again
የቀንየልና ንቁሕ ሰብ ወዲ መምህር:ናይ ብሓቂ ብቁዕ ተንታኒ ኢካ
@weinighebrehiwot7718
2 жыл бұрын
ተንታኒ ዘይኮነስ ደሃሊ እዩ ዝበሃል እዚ :: ነቶም ዝብገሱ ዘለዉ ኣብ ክንዲ ምትብባዕ : ህየሳ ኣምሲልካ ንምድሃሎም: ካልኣይ ግዜ ከምዝይፍትኑ ብኻልእ ኣዘራርባ ሞራሎም ምውዳቕ :ብተዘዋዋሪ መንገዲ ስነጥበብ ኤርትራ ምድሃኽ ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ ::
@martaabel5643
2 жыл бұрын
Eti zehzn natu zeykone eti dedhriu keydom zetakiu eyom. Hmammmm
ኩሉ ኤርትራዊ ከማኻ ተዝኸውን ሃገርና ኣበይ ምሃለወት ዳኒ ኣስሊ
@merhawitesfamriam3340
2 жыл бұрын
Kulu ab alem zelo habtam zezkewn endika da gerkaya habibi
@hagerey672
2 жыл бұрын
Abta zelata
@cr7eritrea26
2 жыл бұрын
@@hagerey672 kkkkkkk ኤህ
@lion9733
2 жыл бұрын
@@hagerey672 no bro abzi Europa mhalewet msana 🤣🤣 eritrea tnkesakes mukana aytifeltn dika
@user-uk5ij7lv2g
2 жыл бұрын
@@lion9733 ኡይይይይ ምሳና ምሃለወት ያ ነገር 🤣🤣😁😁😁
እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ሓውና🙏
ብናይ ዳኒ ትምህርቲ ዕግበት ዝስማዓኩም ከምዚ ከማይን ተፍቅሮኦ ኣዋልድን ብላይ ብምጥዋቕ እስከ የዕግቡኒ ?
ናይ ወዲ መምህር ዝገርመኒ በቲ ይምህረካ በቲ የስሕቀካ ኮሜዳዉን ፕሮፌሰርን ብምካንካ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀካ ኣጆካ ቀጽሎ
ትግርኛስ ብዙሕ ዘይንጥቀመሉ ( ብጌጋ ኣጠቓቕማ ንጥቀም ከምዘለና) ሕጂ ክበርሃለይ ጀሚሩ
@tigrignapost
2 жыл бұрын
ደቂ ኣከለጉዛይ ካልእ ዘይተበርበረን ታሪኽን እቲ ሓቀና መንነትኩምን ገና ከይትሓለልና ከነፍልጠኩም ኢና።
@tigrignapost
2 жыл бұрын
@only god can judge me እቶም ኣብ ካልእ ዝቅመጡ ደኣ ደቂ 9 ቢሄር'ዶ ፍርንጪት ክብሉ'ዶ ይዉዕሉ የለዉን ደቂ እዛ ጀጋኑ ኣከለ ግን ካብ ቀደም ሓሳቦምን ግልቦቶምን ኣፍሲሶም ሕጂ ዉን ቐርዕያ ንኽትከይድን ምኽሪ ይልግሱ ኣለዉ ንዛ ርምስቲ ኤርትራ!እንተኻልእ'ሞ ኣብ ዕንደራን ብደዐን ኢያ ዘላ
@tigrignapost
2 жыл бұрын
@only god can judge me እንዲዒ ሕተታ ንነብስኻ መን ከምዝበልጽ
@maekelkesete3148
2 жыл бұрын
ኣታ ዛወዲ ኣብታ ጸባብ ኣውራጃ ጥራይ ስለ ትሓስብ ንሕቶኻ ክትምልሶ ኣይትኽእልን እያ። ብኣውራጃ ከኣ ሃገር ኣትህነጽን እያ፡ ብፍላ ኣባና፡ ኣውራጃ ኣይንገደሰሉ ኣይዕብየናን እዩ ኣሕዋት።
@chimichai7066
2 жыл бұрын
@@tigrignapost ን ኣከለ ጻዕዳስ እስኻ ታሪኽን ቋንቋን ክትምህረና ማለት ድዩ?
መጀመርታ እንኳዓ ብድሓን መጻኣካ ዳኒ ናይ ሞሞና ባ ሓንቲ ሃይስልና
ናይ ሎሚ ደረፍቲ ካብ ነባሪ ስራሕ ምስራሕ ድራር እለት ዝከውን ገንዘብ ኢዮም ወዲቆም።ገንዘብ ምናልባት ነገራት ከግዝኣካ ይክእል ኢዩ ግን ካብ ፍቅሪ ሰብ ኣይበልጽን ኢዩ።በጃኩም ነባሪ ስራሕ ስርሑ።
ጅግና
ኣታ ሞትኩ 🤣🤣ናይ ወዲ ትኹል ደርፊ ወሊዑ እዩ ዘሳዕስዖም ዘሎ kkk ዳኒ ያሆ
@wehazitafewerki6067
2 жыл бұрын
😂😂🥰
@selamselam7437
2 жыл бұрын
😂😂
ከምዚ ከማይ ንወዲ መምህር ሚስማዕ ካብ ዝጅምር ኣብ ግጥምን ዘማን ዘስተብሂል ሰብ ኣለኩም ዶ ላይክ ኣድርግ ኣብዚ ።
ዳኒ በሎም ወድኣዮም ነዞም ብእዝንና ዝጻወቱ ዘለው 💪💪💪ዳኒ ዳኒ
@user-uk5ij7lv2g
2 жыл бұрын
🤣🤣😁😁😁
we are proud of u!!!
ሰላም የሀገሬ ልጆች: እግዚአብሔር በሰራው የኛ የሁላችን በሆነው ምድር በመተሳሰብ እንኑር::አመስግኑ: ይቅር በሉ: አፍቅሩ: ተስፋ አድርጉ: ስጡ: አሁን ውስጥ በደስታ ኑሩ ከህይወት ወንዝ ጋር ፍሰሱ አንድነትን ስበኩ ሀገራችንን ሠላም ያድርግልን!
በዘን ምኽሪ ናትካ ገይረ፡ ግጥሚ ኽጽሕፍ ክፍትን እየ። የቀንየለን ስለ እቲ ሃናጺ ምኽርካ ዳኒ ዉዱእ ሰብ
@danieldh1171
2 жыл бұрын
ተተረፈካ ይሕሸካ እብል ኣነስ። ንዓኻ ዝተዳለወ ጸርፊ ክንሰምዕ ድማ ግዜ ከነጥፍእ በጃኻ እዚ ጥበብ ነዞም ዋናታቱ ንሕደጎ ንሕና ሓይልና ኣብ ምስትምቓር ተነድህብ ይሓይሽ
ዳኒ ሎምስ ቀጥቂጥካዮ ካበይ ናበይ ኮይና መሬት ክክክ ናይ ሎምስ ኮሜዲ ዝተሓወሶ ዩ ኔሩ መማቅርቲ ዘለዎ
Merhab bro 💖👈
well done dani bravo,keep going
አነስ ስለ ህየሳ ዝፈልጦ ተአምር የብለይን ግን ናይዚ ቆልዓ ፍልጠት ዝገርም እዩ::ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
@fetahchekan8796
2 жыл бұрын
ህየሳ ኣብ ዪኒቨርሲቲ ናቱ ዓውዲ ኣለዎ ንሱ ከኣ criticism ይብሃል ኮይኑ ግን ብ ተመኩሮ ውን ከምዚ ዝገብሮ ዘሎ ገለ መወከሲ እና ተተቀምካ ዝግበር ዝውቱር ኢዩ። ማለት ካብ ምስትምቃር ምግዳስን ዝፍጠር ኣፍልጦ ይህልወካ ሞ ብኡ ገርካ ምስ ካልእ ተነጻጽሮ ፡ ንኣብነት ናይ ወዲ ትካቦ ከም መወከሲ ገርካ ንካልእ ህደማ ክትህይስ ኮለካ ማለት ኢዩ።
ናይ በረኸት መሰለን ሴም ስዩምን ደርፍታቶም ክትህይሰልና ምደለኹ ናኣሽቱ ከዋኽብቲ እዮም እሞ ነተባብዓዮም ብፍላይ ሴም ባዕሉ ስለ ዝገጥሞ ዝእረም ጌጋታት ተሎ ንኸይድገም መታን ሃይሰሉ ብዝተረፈ ኩሉ ብሉጽ ስራሕ ኢኻ ተቅርበልና ዘለኻ የቀንየልና
@xegaymesfun8423
2 жыл бұрын
Yes sister ane wen kemu bewestey enda hasebku eye
You are right.
Wow Thanks Dani
Dani big man just keep going it up
Welcome dani boy❤️💪
Bravo. Brillant boy!
Well said dann bravo good head proud off you
ድምጺ ግን ተካታተሎ ወዲ መምህር ዓርከይ ድምጺ ዓርናው ኮይኑ ኣሎ ንመጻኢ ኣስተካክሎ
በሎም ጨፍጭፊም ደኣ ወዲ መምህር ቁሩብ እንተተዓረዩ ወይ ከኣ ኢዶም እንተሓዙልና
Eway nay lomi whas meneseyat tkonena eka bro thank you 😍
Wedi memher King of you keep it Up my dear Bro ✊💪🇪🇷
Tsebuk alka👍🏿❤
Oouch !!! You just ate her alive great job My favorite wodi Memhir.
Your Amzing Talent Dani
U really killed me when you said those who have failed three or four years in third grade are back as Poem writers. You are right, let me share one thing with you guys. I had a friend who never had the patience to hear a single song and he never understood what a poem is, what art is so on. Finally, I saw him on KZread as a singer and poem writer. It's time of funeral for Eritrea art especially after hearing losing the legend wedi gebru. To be honest I cannot imagine how it's going to be Tigrina music after the few left out momona, wedi tikabo and Taniko.
ፎርሳ ወዲ መምህር ጅግና
You are right
ናይ ወዲ ትኹል ደርፊ ገለ ዓይነት ክክክክክክክ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና ዳኒ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ👍🏻
You are our future art & culture
My Respect for you 📈📈📈
We'd memher good job my friend kpp it up my Dr brother
ወዲ ምምህር ሂወተይ ንክቅየር ሓጊዝካኒ 🙏🏻 በዚ ኣጋጣሚ ከመስግነካ እፈቱ🙏🏻
Welcome wedi Memhr
😂🙆🏿♀️😂🙆🏿♀️🙆🏿♀️🙆🏿♀️ ኣታ ሞይተ ናይ ወዲ ትኩል ደርፊ ወሊኡ እዪ ዘሳእስኦም ዘሎ እልካ ዘረባኣሎ ክክክክክ
@filateyfkr6560
2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@siforamehari6371
2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@teklalegese4981
2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Well done bro
Kkkkkkkkkk No.5 rekibkani, ኣይብላዕ ኣይስማዕ 😃😀😉
ክገርመኩም ኣብታ ደርፊ ሪኢቶይ ኣቀሚጠ ሓሊፈ ደስ ከምዘይበለትኒ ብዙሓት ታይ ትፈልጦ ኣለካ ክብሉ ዝተዋራዘዩ ኣሕዋት ሕጂ ታይ ይብሉ ይህልዉ ኢለ #ወዲ #መምህር ቡቅዕ መንእሰይ ደስ ዝብል ትዕዝብቲ
እንካእ ብደሃን መጻአኻ ዳኒ ሓወይ
Good job 👍
I admire you dani keep it up.but we did like to know more about you i hope you will make us a video.so we will know more about you
ቡሉጽ ከም ወትሩ 👏
ብሱል ሓሳብ ምስ ርጡብ ኣዘራርባ ዳኒ ሓወይ ጎይታ ኣብዚሑ ይባርካ።
Btaemi xbuk hyesa wedi memhr nic kexlo bro
Welcome bro 👍
ካብ ሄለን ዘይትጽበዮ ስራሕ ናይ ብሓቂ
ኣብ ስራሕ ኮይነ ይጽሕፍ ኣለኲ ክሳብ ዝምለስ ላይክ ጌርኩም ደብዲብኩምኒ ጽንሑ።
Respect 🙌🏾
Thanks 👍
ዳኒ ወዲ መምህር ብጣዕሚ ጽቡቅ ሂየሳ ። ናይ ሎሚ ድርፊ እኮ ትሩጉም ስእናሉ ።
ኣዋዘ ፈዚዘ ቀዚዘ ጠዚዘ ዓዚዘ ፋራ ቃራ ዛራ ባላ ዛላ ቁምብላ ማሊኣ'ላ ላላል ኣበራትዑኒ በጃኹም ግጥሚ ጀሚረ
@user-ic8eu3mz3k
2 жыл бұрын
Wawwww
@user-oj9oi8zi7y
2 жыл бұрын
@@user-ic8eu3mz3k ዜማ ገለ በሊ
@user-ic8eu3mz3k
2 жыл бұрын
@@user-oj9oi8zi7yHawey natey singel, ntekonKa beziarakbeni ika ayxela AkuKan
Thanks
ጠቕላላ እንድያ ሂወት ዘይብላ ዛ ግጥሚ፡ጽቡቕ ኣገላልጻ ዳኒ ።
Brave kid always smash the truth
ናይ ሽደን ሰሎሙን እባ ኣቅርበልና ሓንቲ ካብ ደርፍታቱ Thanks ዳኒ
@rozinapazieli572
2 жыл бұрын
ተለዓል ህዝበይ ወይ ክኣ ንኹሉ ክኣሎ ልበይ
@ghebrezghiabraham6333
2 жыл бұрын
Mach weiter kedimek ane wen ሓቲተ ኔረ dani wedi ከተቕርበልና ተስፋ ይገብር
1) መጀንበርታ ከምዚ ዓይነት ሓሳብ ከተምጽእ ኣንከለኻ ትህወኽ ዘለካ ከይኑ ይስምዓኒ ብ ወገነይ 2) ደርፊ ምስጢር ምኻኑ ዝዘንጋዕካ ይመስለኒ 3) ምስ ገጣማይ ክትዛራረብ ፈቲንካ ዶ ማለተይ ቅድሚ ምህያስካ እንታይ ትርጉም ከ ዘሃቦ ነቲ ኣንግል . ኣብነት ከመይ ኢለ ? ከመይ ኢለ ሃደ ዓቢ ሓሳብ ዩ! ቓንቓና ተናኣእሶ ዘለኻ ከይኑ ተሰሚዕኒ ማለተይ ብዙሕ ዝበሃል ኣሎ ብ ከመይ ኢለ ከመይ ኢለ ክሓልፎ ከመይ ኢለ ክኽእሎ ከመይ ኢለ ኣብ ፍቅራዊ ሂወት ...........ወዘተ ብዝሁ ክንብል ንክእል ኢና ክልእ ዉን ዘይ ተቀብልኩኻ መኽንያት ነዛ ደርፊ ብግዲታ ዝሰማዕካያ ከይኑ ተስሚዕኒ ካብ እዛራርባኻ ክልእ ካ ኣዚ ናይ ሎሚ መንእሰይ ኩሉ ጽግዕቲኛ ናይ ሰብ ከይኑ ኣሎ ምጥንቃቅ ዘድልዮ ዩ ? ዳርጋ ኩሉ ብእዝኑ ዩ ዘስጠማቕር ደርፊ ካ ብእዝኒ ኣይ ኮነን ዝስተምእቀር ብጽሞና ብልብኻ ዩ ከም ዝተረድእክዎ ኩሉ ስብ ኣብኻ ጥራይ ዩ ተምርኪሱ ዘሎ እዚ ክብለካ ግን ብ ኣክብሮት የ
እንቓዕ ደሓን መጻእካ ዳኒ! ዝነኣድ ሓሳብ ዩ! ብቑቡል ሓሳብትካ እእላፍ ያ ስነ ጥባብ ተስተማቅር ዘላ" ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሉጸይ
💪🏿 ዳኒ ❤️