Adulis Natna - ደኺመ - ብ ኣክረም ጀማል - Dekime by Akrem Jemal - New Eritrean Music 2022

Ойын-сауық

/ @adulisnatna2923
For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: ADULIS NATNA. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
© Adulis Natna2022. All Rights Reserved.
‪@adulisnatna2923‬
#AdulisNatna #eritreamusic #Akremjemal #Neweritreanmusic #olderitreanmusic #EritreaComedy #eritreamovie

Пікірлер: 1 500

  • @adulisnatna2923
    @adulisnatna2923 Жыл бұрын

    ኣብ ልዕሌኻ ክብረት ንዘይብሎም ምፍቃር ማለት፡ ጻማ ዘይብሉ ኮንቱ ጻዕሪ ምዃኑ እትገልጽ፡ "ናይ ብልቢ ኣፍቀርቶም ዝተጨከነሎም እሞ፡ ብቓንዛ ዝተቐየሩ ፈቃራት ስምዒት እትገልጽ ብልጽቲ ስራሕ።" ኣክረም ሓደ ካብቶም ንጽባሕ ቀዲሙ ኣብ ሎሚ ኣሎና እንብሎ ብቑዕ ድምጻዊ ኢዩ። ኣብ ዕብየት ሙዚቃ ገለ ነጥቢ ከቐምጡ ካብ ዝኽእሉ ናይዚ እዋን ድምጻዊ ኢዩ። ናይ ተዓዘብትን ኣስተማቐርትን ጥበብ ምትብባዕ ኮነ ሃናጺ ርእይቶ ድማ፡ ከምታ ንፉዕ ዋና ምስ ኮስኮሳ፡ብሉጽ ፍርያት ትህብ ተኽሊ ኢዩ ክኸውን። ካብዚ ሕጂ ዘለዎ ንላዕሊ ከም ንጽበዮ፡ ሞራልናን ምትብባዕናን ኣይፈለዮ። Subscribe ብምግባር ድማ ስድራቤት Adulis Natna ኩኑ። ምስ ጥበቦምን ብቕዓቶምን ብኹሉ ዓይነት ሕልኽላኻት ህይወት ተጸቒጦም ንዘለዉ፡ እንግድዓ ዝኸውን ሞራል ክህልወና፡ ምትብባዕኩም ኮነ ኣብ ነምጽኦ ስርሓት ሃናጺ ርእይቶኹም ንጽበ። ብዙሕ ፍቕርን ክብርን ንኹልኹም ❤ 💚Adulis Natna 💙 Thank you so much all and please don’t forget to leave your comments and share with your friends and family. For more videos please don’t forget to subscribe!!!! ❤️

  • @erenaartzone9879

    @erenaartzone9879

    Жыл бұрын

    eza derfi copy gerom b voice tray ab SAM STAR etbel channel zergihoma alewu please report gberu

  • @yoniboy4505

    @yoniboy4505

    Жыл бұрын

    Temti derfi gn eza zema wn nay tegayishe eya nsa wn teserika ala mesleni

  • @eribless4931

    @eribless4931

    Жыл бұрын

    Thank u adulis natna . ጽቡቅ መብርሂ ልቢ ፈቃር እንተጉህዩ ውሳኔኡ ጽኑዕ እዩ ።

  • @mihretgirmay2236

    @mihretgirmay2236

    Жыл бұрын

    You are right brother good job

  • @dawitseltene1009

    @dawitseltene1009

    Жыл бұрын

    Mmmmmjmmr

  • @user-xk1ov4tn8j
    @user-xk1ov4tn8j Жыл бұрын

    ነተበባዓዮ ትኺድ ኣብ ሓደ ሰሙን ሓደ ሚልዮን ትብጽሓሉ ትብሉ ላይክ ረገጹ

  • @akberetteame7639

    @akberetteame7639

    Жыл бұрын

    2 ktbexh alewa

  • @merhawihailehadush3507

    @merhawihailehadush3507

    Жыл бұрын

    Eritrawyan nay fqri derfi aytfetwun ekum nay wgii ekum tfetwu

  • @waziemates4634

    @waziemates4634

    Жыл бұрын

    Thasebkayo ke naey gn lbey godieni ab saeta rekibni yakkkk Akremyyy. ab mmsayu zteseweteni ye

  • @user-xk1ov4tn8j

    @user-xk1ov4tn8j

    Жыл бұрын

    @@merhawihailehadush3507 መን እዩ ከምኡ ኢሉ?

  • @K.oneday4

    @K.oneday4

    Жыл бұрын

    ኣነ ባዕለይ ጥርይ ከብጽሓሉ እዩ 1m views

  • @abieltekle3103
    @abieltekle3103 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅን ጽፉፍን ስራሕ ቀጽሎ ኣክረም ዓርከይ ናይ ኣክረም ደርፊ ዝፈቱ ላይክ ይርገጽ

  • @abieltekle3103

    @abieltekle3103

    Жыл бұрын

    @@d.p.5822 ጸገም የለንን ጌረልካ ኣለኩ ዝዓርከይ ግን ዝኮነ እባ ዘርግሓላ

  • @eduyenatey2146
    @eduyenatey2146 Жыл бұрын

    እስኪ ከምዚ ከማይ ኮመንት ከንብብ ዝኣተወ ብ like ኣርእዩኒ ቡሩኻት ኣሕዋተይ

  • @EriOneTouchEntertainment
    @EriOneTouchEntertainment Жыл бұрын

    Amazing Job!!! ከምዚኦም መንአሰያት ኮዋኹብቲ ውሕስነት ንመጻኢ ሙዚቃና ምኻኖም ተሪዲአና ናይ ምትብባዕ ግዴታ ከም ዘለና ኣይንረስዕ፡፡ Grow Fast Akrem!

  • @Akremjemal143

    @Akremjemal143

    Жыл бұрын

    thanks more Eri One Touch Entertainment

  • @godisgood7456

    @godisgood7456

    Жыл бұрын

    Ma favourite entertainment @eri one touch as always great job and support our new bright future artists respect 🙏 Let support like share the young stars and our channels 🇪🇷👍🙌

  • @wegiheritrawit1533

    @wegiheritrawit1533

    Жыл бұрын

    Wwww Eritouch btami zednkekum entertainment is kum ab nashutu weledo tgbrwo zelekum mtbba k msgnkum yfetu haye hji ka tabbwo bnatkum kmexna ka tesfa ngebr

  • @ermifekadu2323
    @ermifekadu2323 Жыл бұрын

    ኩሉኩም ነዛ ደርፊ ትሰምፁ ዘለኩም ዘመን ሒወትኩም ይባረክ ጌታ የሱስ ምሳኩም ይኩን

  • @leomessikunaguero4697

    @leomessikunaguero4697

    Жыл бұрын

    Amen amen amen broye

  • @yonasgerezgiher1998

    @yonasgerezgiher1998

    Жыл бұрын

    እመብርሃን ቅዱሳን ጻድቃናት ሰምኣታት ውን ምስኦም ይኹን ዝሓወይ

  • @saymonweldaeb1111

    @saymonweldaeb1111

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @eritruth5252

    @eritruth5252

    Жыл бұрын

    What you mean yesus "Eyesus " what is your religion !

  • @zebibpaulos644

    @zebibpaulos644

    Жыл бұрын

    Amen

  • @Hope0642
    @Hope0642 Жыл бұрын

    ተጸብየ ደኺመ ብዙሕ ግዜ ሂበ ለሚነ ሓፊረ ግዜይ ውን ከሲረ ክኾነለይ ኢለ ዘይጠዓም ጥዒመ ኣሰርኪ ክሕሉ ባይታ እንድየ ስዒመ ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ አንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ (2) ተጸቂጠ ፍቅርና ከካውኖ ጽዒረሉ ልብኺ ከማእዝኖ ኣማሲኡ ጸሓይ በይነይ ክትዓርብ ኣብ ሞት ዶ ተስፋ ትንፋስ ትረክብ ተዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ ከምቲ ኩሉ ንዘየለ ክርኢ ኣብ ባሕሪ ኣትየስ ከይተርከስኩ ክወጽእ ሓሊመልኪ ዘይነበረ ክመጽእ ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ አንታይ ኣሎ ካብዚ ዘዓቢ ኦኦኦኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ እንበር ፍቕርስ ጨኪንለይ ኣመና ኣወኪሉ ሰዲዱለይ ፈተና ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ አንታይ ኣሎ ካብዚ ዘዓቢ ቀቢጸ እየ ይኩን ቃሕታኪ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኪ ዕጽወት ገይረ እንታይ ኣምጸኦ ንፍቅሪ ዶ ኬድካ ተምጽኦ ከይደ ከይደ በቃ ከይደየ ከይደ ከይደ ደኪመልኪየ ዒቅቅ ኢሉኒ መብረ ስኢነ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ ኣብ ምምሳዩስ ተሰውጡኒ ገዲፈክየ ቻው ደሓን ኩኒ ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ ፈቃር ልበይ ምስ ተቋሰለ እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ ፈቃር ልበይ እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ ፈቃር ልበይ እውይይ ልበይ ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ ቀቢጸ እየ ይኩን ቃሕታኪ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኪ ዕጽወት ገይረ እንታይ ኣምጸኦ ንፍቅሪ ዶ ኬድካ ተምጽኦ ከይደ ከይደ በቃ ከይደየ ከይደ ከይደ ደኪመየ ዒቅቅ ኢሉኒ መብረ ስኢነ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ ኣብ ምምሳዩስ ተሰውጡኒ ገዲፈክየ ቻው ደሓን ኩኒ ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ ፈቃር ልበይ ምስ ተቋሰለ እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ ፈቃር ልበይ እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ ፈቃር ልበይ እውይይ ልበይ ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ አንታይ ኣሎ ካብዚ ዘዓቢ ። Lyrics 100% 👌👌👌

  • @tmsgengoytay2188

    @tmsgengoytay2188

    Жыл бұрын

  • @merhawitertrawit2008

    @merhawitertrawit2008

    Жыл бұрын

    anta kndey tnefi

  • @amen5671

    @amen5671

    Жыл бұрын

    Thanks

  • @filmonkbrab

    @filmonkbrab

    Жыл бұрын

    Thanks zehawey

  • @filimonzeray660

    @filimonzeray660

    Жыл бұрын

    Kemka ybzuhu

  • @yosefsamuel7078
    @yosefsamuel7078 Жыл бұрын

    I'm from Ethiopia 🇪🇹 thanks love this music

  • @yisacabrham5203

    @yisacabrham5203

    Жыл бұрын

    Thank you Yosef bro, I'm a fan of Amharic music. If we get peace the young artists in both countries will produce great music.

  • @AsliLove

    @AsliLove

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gechochoge7738
    @gechochoge7738 Жыл бұрын

    Am from Ethiopia and i love Eritrean music, God bless u

  • @selinatekaly428

    @selinatekaly428

    11 ай бұрын

    Ppjbk❤❤❤gjku❤tyu🎉yiu❤❤❤fgh🎉🎉tgy😮😅😅😊😊😮😢😢😂❤❤😂😢😅😊😊😊odfhu😂😂😢😮😅😅😮😢😂😂😂❤l😮😅😅😅uko

  • @gechochoge7738

    @gechochoge7738

    11 ай бұрын

    @@selinatekaly428 😉👍😚😗

  • @apacheife1555
    @apacheife1555 Жыл бұрын

    No words beqa💯 Lyrics 💯% Poems 💯% Clip 💯% Places 💯% Nice job wedi Erey 🇪🇷❤️

  • @livelovelife663

    @livelovelife663

    Жыл бұрын

    ኣብ ጥበብ 100% ዝባሃል የለን ርእሲ ሉሕ!!!

  • @nazretsimon9654

    @nazretsimon9654

    Жыл бұрын

    @@apacheife1555 ርግእ በል ብሉጽ ኢኻ ንስኻ።

  • @apacheife1555

    @apacheife1555

    Жыл бұрын

    @@nazretsimon9654 Nftn ❤️

  • @habenmedhane9571

    @habenmedhane9571

    Жыл бұрын

    @@apacheife1555 nesika ke hiwatka zeytemarih ab youtube kendizi kab terihex fara

  • @apacheife1555

    @apacheife1555

    Жыл бұрын

    @@habenmedhane9571 nay sdet wedi shuq 😂

  • @peacelife4528
    @peacelife4528 Жыл бұрын

    ኣብዛ ደርፊ ዘሎ ኣጠቃቕማ ትግርኛ'ሲ በቓ መግለጺ ሲኢነልካ።😨 ኣክረም መዘናይ ሰጉመለይ 💯🇪🇷⭐

  • @dcshikor

    @dcshikor

    Жыл бұрын

    Kkkkk sekt yeak

  • @user-ox6sj5wb6l

    @user-ox6sj5wb6l

    6 ай бұрын

    ​@@dcshikor😂

  • @ayanleahmed4288
    @ayanleahmed4288 Жыл бұрын

    love Eritrea songs from somalia🇸🇴♥️🇪🇷

  • @NaniOG

    @NaniOG

    11 ай бұрын

    Thanks bro i love سومال❤❤❤

  • @eriboyer2229
    @eriboyer2229 Жыл бұрын

    ደኺመ by Akrem Jemal ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ ኣይይይይ…….. ተጸብየ ደኺመ፡ ብዙሕ ግዜ ሂበ። ለሚነ ሓፊረ፡ ግዜ ውን ከሲረ። ክኾነለይ ኢለ፡ ዘይጠዓም ጥዒመ። ኣሰርኪ ክሕሉ፡ ባይታ እንድየ ስዒመ። ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ፡ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ። (2) 🎶🎵 ጸጸቂጠ ፍቕርና ከካውኖ፡ ጽዒረሉ ልብኺ ከማእዝኖ። ኣማስይኡ ጸሓይ በይነይ ክትዓርብ፡ ኣብ ምዉት’ዶ ተስፋ ትንፋስ ትረክብ። ተዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ፡ ከምዝኽእሎ ንዘየለ ክርኢ። ኣብ ባሕሪ ኣትየስ ከይተርከስኩ ክወጽእ፡ ሓሊመልኪ ዘይነበረ ከምጽእ። ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ፡ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ። (2) ኡሁሁይ…… ኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ፡ ከም ክእለትካ ክጽልል ሓግዘኒ። እምበር ፍቕርስ ጨኪንለይ ኣመና፡ ኣወኪሉ ሰዲድለይ ፈተና። ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ፡ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ። (2) 🎶🎵 ቀቢጸዮ’ውን ቃሕታኺ፡ ካብቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ፡ ዕጽወት ጌረ እንታይ ኣምጽኦ፡ ንፍቕሪዶ ኼድካ ተምጽኦ። ኸይደ ኸይደ በቃ ኸይደ የ፡ ኸይደ ኸይደ ደኺመልኪ የ። ዒቕ ኢሉኒ መብረ ስኢነ፡ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ። ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጡኒ፡ ገዲፈኪየ ቻው ደሓን ኩኒ። ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ፡ ፈቓር ልበይ ምስተቛሰለ። እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ። እውይ ልበይ፡ ፈቓር ልበይ፡ እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ፡ ኣታ ፈቓር ልበይ። እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ። እውይ ልበይ፡ ፈቓር ልበይ፡ እውይ ልበይ፡ ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ። 🎶🎵 ቀቢጸዮ’ውን ቃሕታኺ፡ ካብቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ፡ ዕጽወት ጌረ እንታይ ኣምጽኦ፡ ንፍቕሪዶ ኼድካ ተምጽኦ። ኸይደ ኸይደ በቃ ኸይደ የ፡ ኸይደ ኸይደ ደኺመልኪ የ። ዒቕ ኢሉኒ መብረ ስኢነ፡ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ። ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጡኒ፡ ገዲፈኪየ ቻው ደሓን ኩኒ። ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ፡ ፈቓር ልበይ ምስተቛሰለ። እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ። እውይ ልበይ፡ ፈቓር ልበይ፡ እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ፡ ኣታ ፈቓር ልበይ። እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ። እውይ ልበይ፡ ፈቓር ልበይ፡ እውይ ልበይ፡ ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ። ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ፡ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ። ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ Correct me if I got some parts wrong. ☮

  • @titierichannel2848

    @titierichannel2848

    Жыл бұрын

  • @helenkahsay6941
    @helenkahsay6941 Жыл бұрын

    ኣክረም ጀሚል ካብተን ኣድነቅትካ ሓንቲ ኢየ king 👑 ሰሜካ ኣለኩ 👌

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 Жыл бұрын

    ኣተባብዕዎ እስኪ ነዚ ውልዶ ድምጻውዒ , ዘያሚ , ገጣሚ ሓውና ኣክረም 🙏❤️

  • @caaqiljr4291
    @caaqiljr4291 Жыл бұрын

    Never forget this song what a song somalian from NL Love u my brothers and sisters 🇪🇷❤️🇸🇴

  • @musseandemichael2619

    @musseandemichael2619

    Жыл бұрын

    Somalia love❤

  • @yafietyafi9674
    @yafietyafi9674 Жыл бұрын

    100 ግዜ ይከውን ሰሚዒያ ልበይ ረኪብካኒ ኣክረመይ ጹቡቅ ስራሕ

  • @mearegmihreteab8125
    @mearegmihreteab8125 Жыл бұрын

    ዋው ማራ ዶንጊያትኒ ዝጸነሐት ደርፊ እያ፡ዋው መጸለል ደርፊ ኣኩ ሓውና፡ክንዮ ዋው ካልእ ክብል ኣይክእልን፡ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና፡ናይ ሃገር ደርፊ ክኣ ስርሓልና፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯 ቡሉጽ ሕደማ+ቡሉጽ ዜማ+ሱሑል ጎሮሮ= ቡሉጽ ስራሕ💯🇪🇷

  • @user-if8zp4su4u
    @user-if8zp4su4u Жыл бұрын

    ን ብሉጽ ድምጻዊ ኣክረም ዝፈቱ ጥራሕ👍Like ጌሩ ይርገጸኒ❤️

  • @gazaifutuwi4951

    @gazaifutuwi4951

    Жыл бұрын

    ዳዊት ፈቅረ ዐ

  • @user-kv4dx4px8g
    @user-kv4dx4px8g Жыл бұрын

    ኦ... ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ እንበር ፍቕርስ ጨኪንለይ ኣመና ኣወኪሉ ሰዲዱለይ ፈተና ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ አንታይ ኣሎ ካብዚ ዘዓቢ💔🥺

  • @hmoood_9999

    @hmoood_9999

    11 ай бұрын

    😢😢

  • @gualeritrea6533
    @gualeritrea6533 Жыл бұрын

    ደኺመ ኣየየይ ተጸቤ ደኺመ ብዙሕ ግዜ ሂበ ለሚነ ሓፊረ ግዜይ’ውን ከሲረ ክኾነለይ ኢለ ዘይጣዓም ጥዒመ ኣሰርኪ ክሕሉ ባይታድየ ስዒመ ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ እንታይ’ሎ ካብዚ ዝዓቢ ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ እንታይ’ሎ ካብዚ ዝዓቢ ተጸቂጠ ፍቅርና ከካውኖ ጽዒረሉ ሌብኺ ከማእዝኖ ኣማስኡ ጽሓይ በይነይ ክትዓርብ ኣብ ምዉትዶ ተስፋ ትንፋስ ትረከብ ተዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ ከምቲ ከሎ ንዘየለ ኽርኢ ኣብ ባሕሪ ኣቴስ ከይተርከሱ ክወጽእ ሓሊመልኪ ዘይነበረ ከምጽእ ደኺመ ሰብ እንደ ረብራቢ እንታይ’ሎ ካብዚ ዝዓቢ ኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ እምበር ፍቅርስ ጨኪኑለይ ኣመና ኣወኪሉ ሰዲዱለይ ፈተና ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ እንታይሎ ካብዚ ዝዓቢ እዎ ላይላይ ቀቢጸየ ኩኒ ቃሕታኺ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ ዕጽወት ጌረ እንታይ ኣምጸኦ ንፍቅሪ’ዶ ኬድካ ተምጽኦ ከይደ ከይደ በቃ ከይደ’የ ከይደ ከይደ ደኺመልኪ’የ ዒቅ ኢሉኒ መብረ ሲኢነ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጡኒ ገዲፈኪ’የ ቻው ድሓን ኩኒ ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ ፈቃር ልበይ ምስተ ቋሰለ እውይ ልበይ ፈቃር ልበይ እውይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ እውይ ልበይ ፈቃር ልበይ ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ ደኺመ ሰብ እንዴ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ

  • @EFRA1987
    @EFRA1987 Жыл бұрын

    ኣብዛ ክሊፕ 2 ዝፈትዎ ሰባት ስለ ዘርኣኻኒ ምስጋናይ ወሰን የብሉን (ወዲ ጀበሊ & ሻሹ ተኽለ) ብሉጽ ስራሕ ኣኪ ሓወይ 💜💜💜

  • @user-ug8nm9gb3m

    @user-ug8nm9gb3m

    Жыл бұрын

    Neay ka may nefhi areyeni zenafkewo bota ❤

  • @kij435
    @kij435 Жыл бұрын

    #ኣክረም ስሑል ጎሮሮ ደገፍታ #like እንተሂቦምኒ ኩሉ ነዓኻ'ዩ

  • @selamtgraweyti7209
    @selamtgraweyti7209 Жыл бұрын

    ሰሚዐ ዘይሞንዋ ደርፉ💔❤

  • @user-qe2us4qx9y
    @user-qe2us4qx9y Жыл бұрын

    ኣክረመይ ብልጽቲ ደርፊ ምስታ ብልቢ ዝፈትዋ ሸዊተይ❤❤❤

  • @paul_eagle
    @paul_eagle Жыл бұрын

    ኣክረም ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ ስርሓትካ ኩሎም ኣዝዮም ዉጽኢታዉያን ኢዮም ኣብ ዝመጽእ ተስፋ ይገብር ኣብ ዘመናዊ ጸቂጥካ ክትሰርሕ ንእሽተይ ምሕጻራ ገዲፍካ ግጥሚ ጥሙርን ወሓዝን 100% ዜማ ጓይላ ብምዃኑ 80% ስእሊ 100% ኣርትዖ (ዳይረክቲን) 70% ድምጺ 150% ❤❤❤❤❤

  • @teddyjoker179
    @teddyjoker179 Жыл бұрын

    ኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ

  • @joeythelifewithspirit
    @joeythelifewithspirit Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ብልጽትን ፍትውትን ደርፊ Im proud of u ሽኮሪና ዝፈትዋ ጓል መሪጽካ ምስዛ ክሊብ ትከይድ

  • @adyamamanuel5728

    @adyamamanuel5728

    Жыл бұрын

    Yes

  • @essenk2267
    @essenk2267 Жыл бұрын

    ኣቱም ሰባት ልዕሊ 100 ግዜ ሰሚዐያ መሲጣትኒ ፡ ቁሩብ ግን ሓጺራ

  • @user-lc2hj5cn3l
    @user-lc2hj5cn3l Жыл бұрын

    ገና ከይተለቀቀት ብሓጻራ ሰሚዐ ምምናው ዝኣበየትኒ ደርፊ🎶

  • @musseandemichael2619

    @musseandemichael2619

    Жыл бұрын

    Yekere belu atu tegaru ab xelam delehamet mekuwan yeheshekum 🤔

  • @dj_hazeka.
    @dj_hazeka. Жыл бұрын

    Akrem ybel ቡሉጽ ስራሕ ብምስቲ ተፈታዊ ድምጽኻ 🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @ciedmohammed5775
    @ciedmohammed5775 Жыл бұрын

    ኣ የ የ የ ይ ተጸቢየ ደኺመ ብዙሕ ግዜ ሂበ ለሚነ ሓፊረ ግዜይ ውን ከሲረ ክኾነለይ ኢለ ዝይጥዓም ጢዒመ ኣሰርኪ ክሕሉ ባይታ እንደየ ስዒመ. . . . ደኺመ ሰብ እንደየ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ (2*) ተጸቒጠ ፍቕርና ከካውኖ ጽዒረሉ ልብኺ ከማእዝኖ ኣማሲ ኡ ጸሓይ በይነይ ክትዓርብ ኣብ ምዉት ዶስ ተስፋ ትንፋስ ትርክብ ተዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ ከምቲ ከሎስ ን ዘየሎ ክርኢ ኣብ ባሕሪ ኣትየስ ከይተርከስኩ ክወጽእ ሓሊመልኪ ዘይነበረ ከምጸእ. . . . ደኪመ ሰብ እንደየ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ ኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ ብኽእለትካ ከይጸለል ሓግዘኒ እምበር ፍቕርስ ጨኪንለይ ኣመና ኣወኪሉ ሰዲድለይ ፈተና ደኪመ ሰብ እንደየ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ ቀቢጸ'የ ይኹን ቃሕታኺ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ ዕጽወት ጌረ እንታይ ኣምጸኦ ንፍቕሪ ዶ ከይድካ ተምጽኦ ከይደ ከይደ በቃ ከይደ'የ ከይደ ከይደ ደኺመልኪ'የ ዒቕ ኢሉኒ መብረ ስኢነ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ ኣብ ምምሳዩ ተሰዊጡኒ ገዲፈኪ'የ ቻው ድሓን ኩኒ ብዙሕ ጼረ ሕጂ ወሲነ ፈቃር ልበይ ምስ ተቋሰለ እውይ ልበይ ፡ እውይ ልበይ እውይ ልበይ ፡ ፈቃር ልበይ ፡ እውይ ለበይ እውይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ እወ ልበይ ፡ እወ ልበይ ፡ ፈቃር ልበይ እወ ለበይ ፡ እወ ልበይ ዘይትደከም ኣድኪመካ ባዕለይ ደኪመ ሰብ እንደየ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ. . . .። @Cied@ .....

  • @binibini-xi6dy
    @binibini-xi6dy Жыл бұрын

    ኣክረመይ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና የላ ደዊ ኤረይ ♥♥

  • @soliyanayonas3733
    @soliyanayonas3733 Жыл бұрын

    I fall in love with this song 💕🥰🇪🇷💕🥰🇪🇷

  • @weinighebrehiwot7718
    @weinighebrehiwot7718 Жыл бұрын

    ብሉጽ ውልዶ ድምጻዊ :: ዘመንካ ይባረኽ : ኣይትድከም ኣክራም ሽኮር ::

  • @swielenmebrahtu4581
    @swielenmebrahtu4581 Жыл бұрын

    ብሓቂ እቲ ዓቃል ይደክም እቲ ፈቃር ተስፋ ይቆርጽ ይደክም ፍቅሪ ምስ ዘፍቅረካ መቀረት ምስ ዘይፍቅረካ ቃንዛ ልቢ ❤❤❤ኣክረም ሓውይ በርትዕ ብጣዕሚ ንፉዕ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ ኣምላኽ ዕድሜኻ ይባርኽ❤❤❤

  • @cescfabregas1945
    @cescfabregas1945 Жыл бұрын

    Akrem merewah demxi tesfa zeleka menesey eka ajoka berte Akremey

  • @Entertainment-xn7yo
    @Entertainment-xn7yo Жыл бұрын

    ኩላትኩ ነዛ ደርፊ ትሰምዕዋ ዘልኩ ኣብ ስደት ዘለና ፍጣሪ ምስ ስድራና ገጽ ንገጽ የራእየና ። ሳብስክራይ ከኣ ኣይትረስዑ !!!!!

  • @amanuelarayaarayahadgu7281

    @amanuelarayaarayahadgu7281

    Жыл бұрын

    Amen

  • @user-mm7gt5yh1u
    @user-mm7gt5yh1u Жыл бұрын

    ኣክራመይ ምስ በልኩ እንደይ ናይ ልበይ ተመራማሪ ❤️ደኪመ ሰብ እንድየ ረብራቢ ❤️❤️❤️ ሽሕ ዓመት ንበረለይ ኣብ ዘለናዮ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉ ኩም ደለይቲ ✌️ንሰላም 🥰🥰🥰🥰🇪🇷😘

  • @mmmmm-uu7ci
    @mmmmm-uu7ci Жыл бұрын

    Btami xuboq srah akrem asli qexlo metabiti 👏👏👏👏👏

  • @samiab7794
    @samiab779410 ай бұрын

    Neza gtmi zgetemkea zderefkean naybehaqi ❤❤❤❤❤❤ Ab lbi eritreawi abi bata alekum mkniaytu giziyawit qanzanean sle ❤❤❤❤❤❤ zkonet

  • @nazretsimon9654
    @nazretsimon9654 Жыл бұрын

    እዚ እዮ እቲ ሰነጥበብ መግቢ ዝግብሩ ብሉጽ ስራሓ ናብ እዝኒ ሰማዕቲ ምቅራብ.ኣክረም ብኹሉንትናኣ ብልጽቲ ደረፊ.ሕጅ ውን ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበይ ኢና ኣጆኻ ብርትዕ!!!

  • @nahomasli2893
    @nahomasli2893 Жыл бұрын

    💯❤️🇪🇷ብጣዓሚ ደስ ትብል ደርፊ እያ❤️ ኣክረም ሓቢቢ❤️🇪🇷 ጹቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏

  • @ROONEY726
    @ROONEY726 Жыл бұрын

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብድምጹ ዝተማረከ❤

  • @asterhabtezion5968
    @asterhabtezion5968 Жыл бұрын

    Aekrem hawey habbi aena nic wowwwwwwww song🥰😘👍🙏🥳

  • @alexanderyosief2295
    @alexanderyosief2295 Жыл бұрын

    Akrem habibi 😘😘😘😘😘😘😘good job 👏👍👌wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @salataentertainment
    @salataentertainment Жыл бұрын

    ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ

  • @joli8991

    @joli8991

    Жыл бұрын

    Embi

  • @Thereislifeafterdeath

    @Thereislifeafterdeath

    Жыл бұрын

    ብሓሪፍ like ትልምን ኣለኻ😂😂ኣሜን ግን

  • @wedimislene

    @wedimislene

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂😂 ezi klu mirka temerikna da gden ember

  • @nateyyom6156
    @nateyyom6156 Жыл бұрын

    እንቃዕ ብድሓን መጻካ እታ ኣዚየ ዘድንቃን ዝፈትዋን ተዋሳኢት ምስ ቲ ትስፉው መንእሰይ ናጆካ ቀጽሎ ኣክረመይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mediwelloyewa2285
    @mediwelloyewa2285 Жыл бұрын

    በጣኣም ፅቡቅ ስራሕ ፅቡቅ ፅሑፍ ኣክረም ሓወይ

  • @erilove811
    @erilove811 Жыл бұрын

    👉100 ግዜ ዝከውን ሰሚዐ ምምናው ሲኢነያ ናይ ብሓቂ ውድእቲ ስራሕ👌👌👌 Go on Aku

  • @YadaChristLifeChurch
    @YadaChristLifeChurch Жыл бұрын

    I listen to the songs of our brothers Ertrean a lot and I like them very much. Our mother is one and therefore we cannot be separated. From the Oromo People, Ethiopia.

  • @bilaladem4903
    @bilaladem4903 Жыл бұрын

    the best music ajoka aki kabzi zbelxe ktserh yxbe eye aymenekwan eza derfi

  • @yacobmane
    @yacobmane Жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣክረም ዓርከይ

  • @asmarafanuseritrea7518
    @asmarafanuseritrea7518 Жыл бұрын

    Bravo ጥዕምቲ ደርፊ ኣጆካ ብዙሕ ክትሰርሕ ክንጽበየካ ኢና, ተስፋኣለካ 👍

  • @dawittekle6069
    @dawittekle6069 Жыл бұрын

    ኣክራመይ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ንልቢ ዝትንክፍ """""""❤

  • @hanaabdelkadr1983
    @hanaabdelkadr1983 Жыл бұрын

    ኣክረመይ ኣላህ ይኩን መዓክ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ክትመጽእ ንጽበየካ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ወዲ ኤረይ

  • @nahomnguse5410
    @nahomnguse5410 Жыл бұрын

    Waww blxti derfi kexlo akramey❤❤❤

  • @millionefrem3522
    @millionefrem3522 Жыл бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ኣካም ሓወይ ንኢሽተይ ኣብ ስምራ ጉድል ኢላ እንበር ኩሉ ምሉእ ዋው ኣጆኻ ብዓቢ ስራሕ ክጽበየካ ኢየ ቀጽሎ ።

  • @user-kq7rz3ij8y

    @user-kq7rz3ij8y

    Жыл бұрын

    Kagermak ab samer teateam dgemak semay arku

  • @millionefrem3522

    @millionefrem3522

    Жыл бұрын

    @@user-kq7rz3ij8y እወ ግን ግጥሚ ገለ ዘይኮንኩ ዋሕዚ ናይታ ዜማ መቀረታ ቤላያ ግን ኣይከም ናይ ንጽልን ግን

  • @nateynatey8780
    @nateynatey8780 Жыл бұрын

    ኣክረመይ ሓቢቢ ኣላህ ይኩን ማዓክ ማሙቀይ ኣጆኻ በርትዕ

  • @samuellong2543
    @samuellong2543 Жыл бұрын

    Nay behaki wishti bzuhat ztenkefet blxti derfi 👏👏

  • @nebunebuzeku6764
    @nebunebuzeku67648 ай бұрын

    Nice voice akrem hawey

  • @nahommehansho4093
    @nahommehansho4093 Жыл бұрын

    ክሳብ ሕጂ ዝሰምዓ ብሕጂ ክሰምዓ እየ ዝብል ላይክ ይግበር

  • @adyamfetsum3696
    @adyamfetsum3696 Жыл бұрын

    No words beka akeremey shikor director eti bilux timo kexiluwo 😍😍😍😍😍😍😍

  • @John-wp8kb
    @John-wp8kb Жыл бұрын

    Ab bahri atye key terkesku kwexe halimelki zeynebere kmxe 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @Eri-Mama2023
    @Eri-Mama20239 ай бұрын

    ❤❤wawwwww, no comment @Eri mama🎉🎉🎉🎉

  • @user-lz7tm8zg6h
    @user-lz7tm8zg6h Жыл бұрын

    ኣድነቅቲ ኣክረም ላይክ ርገጹላ አስኪ

  • @elyaselyas4885
    @elyaselyas4885 Жыл бұрын

    Views ናይ ዛ ደርፊ ምስ ረኣኩ ማዕረ ክንደይ ዝደከመ ሰብ ከምዝበዘሐ ተዓዚበ ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ እስኪ እወ እንተ ኮይኑ መልስኩም like

  • @yonanlml6755
    @yonanlml6755 Жыл бұрын

    ናዓይ አካ ደርፍካያ ኣክረም ኣርከይ ኣብ ግዚኣ ረኪብካኒ ዛአርክይ

  • @edenshmendi2036
    @edenshmendi2036 Жыл бұрын

    ውውውውውውው ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ኣክራመይ ካብዚ ንላዕሊ ንክትብርትዕ ኣምላክ ይሓግዝካ

  • @eriboy350
    @eriboy350 Жыл бұрын

    ንወዲ ጀበሊ ምርኣይ ጥራይ ዉን ዕግበት'ዩ።

  • @kuraeeritrawi5826

    @kuraeeritrawi5826

    Жыл бұрын

    Abta mezngie camera kea texawilu eyy yonas….😂😂

  • @frezghigerezgher9382
    @frezghigerezgher9382 Жыл бұрын

    መዳ ሓወይ መግለጺ የብለይን ነዚ ኹሉ ስራሕካ ❤🎉

  • @ahenahawihame2294
    @ahenahawihame2294 Жыл бұрын

    Akremey natey welcome broye

  • @eilayseilays1077
    @eilayseilays1077 Жыл бұрын

    ናይ ልበይ ደርፊ ረኪብካኒ እባ ሶሪ ሕጂ አየ ሰሚዒያ

  • @Warsayeriboy
    @Warsayeriboy Жыл бұрын

    Wawww betami bulux dmxawi mexina alo kuluka deqi erey moral nhabo ajoka qexlo akremeyy shikor betami feteya ❤️😍🇪🇷🇪🇷😘🇪🇷🇪🇷🥰❤

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 Жыл бұрын

    ንኡሰይይ መግለጺ ስእነልኻ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ወልዶ ኣክራም ሓቢቢ።

  • @omeribrahim9661
    @omeribrahim9661 Жыл бұрын

    Wow kef delewa wedi kef delewo dimtsika kemeyke welcome little men 🥰📱

  • @user-en9rb2kq3t
    @user-en9rb2kq3t11 ай бұрын

    ብኡነት ድሕሪ ክንደይ ግዜ እየ ረክብያ 💙 ፅቡቅ ስራሕ🙏

  • @amanuel3005
    @amanuel3005 Жыл бұрын

    ዋውውው ጽብቅ ስራሕ ገለ ዓይነት ዓቢ ተስፍ አለኒ ናይ አብርሃም አፍርቂ ቶማስ ባአካ ክንካሐስ እና ።እድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @user-lf6yn3ef9r
    @user-lf6yn3ef9r Жыл бұрын

    ሰሚዑ ምጽጋባ ዝሰኣና ጥራይ ወቅጦ👍

  • @robelmukur8982

    @robelmukur8982

    Жыл бұрын

    👋👋👋

  • @yonasyemane684
    @yonasyemane684 Жыл бұрын

    ዋውው ብሉጽ ናይ ብሉጻት Timo director ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ

  • @amanwedihabte9028
    @amanwedihabte9028 Жыл бұрын

    Good job ekram hawey btaemi zgerm dmtsi'yu deleka Bravo qexlelu🙏🙏🙏🙏

  • @filmonemaha5062
    @filmonemaha5062 Жыл бұрын

    100 ግጥሚ 100 ዜማ 100 ክሊብ ሶ ብታሚ ጹቡቅ ስርህ ብሮ ናተይ❤❤❤

  • @user-sl1uu2ut3d
    @user-sl1uu2ut3d Жыл бұрын

    ኣነው ደኪመ፡ቻው ኢለያ ብግደይ🤷🏽‍♂️ ጽቡቅ ስራሕ ኣክሪማ🇪🇷❤

  • @Meleytiv
    @Meleytiv Жыл бұрын

    ደስ ትብል ስራሕ ብጣዕሚ ጽብቅቲ .. እቲ ግዜ ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕጽር ኢሉ ክትሰምዓሉ ዘየሰልችወካ 100%

  • @emams4098
    @emams4098 Жыл бұрын

    ፖው ምስዚ ዘለናይ ግዜ ትኸይድ መግለጺ ስኢነልካ ኣክረም ሓቢቢ ❤❤

  • @ericycling2522
    @ericycling2522 Жыл бұрын

    ዋውውው ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ ኣክረም ሓውይ ክሉ ግዜ ምስተጸበይናካ ኢና። ሕጂ ውን ዓቢ ስራሕ ንጽበ ኣለና ካባኻ 🇪🇷❤️💪

  • @user-ty8wb8pu1k
    @user-ty8wb8pu1k Жыл бұрын

    ኦፈጣሪ ትዕግስትካ ሃበኒ ከም ክእለትካ ከይ ጽለል ሓግዘኒ እንበር ፈቅርስ ጨኪንለይ ኣመና ኣወኪሉ ሰዲድለይ ፈተና ደካመ ሰብ እንድየ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዚዓቢ።❤❤❤👌

  • @sarona3151
    @sarona3151 Жыл бұрын

    Beza derfi Srah ykeydn bea kea ymles aleku edmen tenan yhabka fetari akrem meareyy

  • @nevrgivup2717
    @nevrgivup2717 Жыл бұрын

    In this song there is a secret that I do not know, that makes me hear it by repeating your voice, dazzling. Long live our Eritrean people.

  • @ZbihereShabiya
    @ZbihereShabiya Жыл бұрын

    Happy New year Dekiy Eriy ❤️🇪🇷 Nfu Akrem ktebabae Zelewo Mensey eu zthatu zebele kulu Btamy zgerm eu kabzy Kdmy Hji Znebere Fryat bzyada Fly zbele srhit eu zserh zelo kabzy nlaely hzulna nkmexe natna mtbbae aybeleyo Viva Eritrea✊👊💎❤️🇪🇷

  • @i.am.an.eritrea3158
    @i.am.an.eritrea3158 Жыл бұрын

    ጹቡቅ ስራሕ ካብ ኩሉ ካብዘም ከንፈር ጥራይ ሒዞም ዝመጹ ዘይሙኻንካ ኣድኒቀካ 🎉

  • @fithawitesfay6942
    @fithawitesfay6942 Жыл бұрын

    ግጥሚ/ዜማ ባዕሉ ዝጽሕፍ ደራፊ ማራዩ ዝምስጠኒ አሞ ካ ክንድዚ ታዕሚ ዘልዎ ብሩህ መጻኢ ዘለካ ኢካ። thank you bro

  • @alexanderermias143
    @alexanderermias143 Жыл бұрын

    Xebuk serah wedi Erey 🇪🇷🦁

  • @MohamedEri22
    @MohamedEri22 Жыл бұрын

    ❤️✌️ብጽሑፍ ግጥሚ 👇 ተጸቤ ደኪመ ቡዙሕ ግዜ ሂበ ለሚነ ሓፊረ ግዜይ እውን ከሲረ ክኮነለይ ኢለ ዘይጣዓም ጥዒመ ኣሰርኪ ክሕሉ ባይታ እንዴ ስዒመ ደኪመ ሰብ እንዴ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ ደኪመ ሰብ እንዴ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ ተጸቂጠ ፍቅርና ከካውኖ ጽዒረሉ ልብኪ ከማእዝኖ ኣማሲኡ ጻሓይ በይነይ ክትዓርብ ኣብ ምውት'ዶ ተስፋ ትንፋስ ትረክብ ታዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ ከምቲ ከሎ ንዘየሎ ክርኢ ኣብ ባሕሪ ኣትየ ከይተርከስኩ ክወጽእ ሓሊመልኪ ዘይነበረ ከምጽእ ደኪመ ሰብ እንዴ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ ኦ ፈጣሪ ትዕግስትካ ሃበኒ ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ እምበር ፍቅርስ ጨኪንለይ ኣመና ኣብኡ ከሎ ሰዲድለይ ፈተና ደኪመ ሰብ እንዴ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ ድርብ ቀቢጸየ ኩኒ ቃሕታኪ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኪ ዕጽወት ጌሬ እንታይ ኣምጽኦ ንፍቅሪ'ዶ ቂምታ ተምጽኦ ከይደ ከይደ በቃ ከይደየ ከይደ ከይደ ደኪመልኪየ ዒቅ ኢልኒ መብረ ስኢነ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጥኒ ገዲፈኪየ ቻው ዳሓን ኩኒ ቡዙሕ ጼሬ ሕጂ ወሲነ ፈቃር ልበይ ምስተቛሰለ እውይ ልበይ ፈቃር ልበይ እውይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ (2) ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ ቀቢጸየ ኩኒ ቃሕታይኪ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኪ ዕጽወት ጌሬ እንታይ ኣምጽኦ ንፍቅሪ'ዶ ቂምታ ተምጽኦ ከይደ ከይደ በቃ ከይደየ ከይደ ከይደ ደኪመልኪ ዒቅ ኢልኒ መብረ ስኢነ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጥኒ ገዲፈኪየ ቻው ዳሓን ኩኒ ቡዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ ፈቃር ልበይ ምስ ተቋሰለ ❤️ኣክረም ጀማል ካብ A ክሳብ Z 100%👏

  • @oneday5981

    @oneday5981

    Жыл бұрын

    01:55 ክሳብ 02:05 ዘሎ ቀቢጸየ ኩኒ ቃሕታኪ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ ዕጽወት (#ጌሬ)or(#ገለ) እንታይ ኣምጽኦ ንፍቅሪ'ዶ (#ኬድካ)or(#ቂምታ) ተምጽኦ በጃኹም🙏 ንገሩኒ ኣሕዋት ወይ ግጥሚ ስደድሉና ምርዳእ ኣቢኒ please please 🙏

  • @yorsanhaile351

    @yorsanhaile351

    Жыл бұрын

    ​@@oneday5981 ክቡር ሓው (ዕጽወት ጌይረ እንታይ ኣምጽኦ.... )ይኣክለኒ ኢለ ኢየ ማለት ኢዩ። (ን ፍቅሪ ዶ ኬድካ ተምጽኦ...) ተፍቅሮ ዘይኮነ ዘፍቅረካ ክትረክብ ኢዩ ከቢድ እዛ ጥቅሲ ብ ግለ ተሰሚዕካያ ከኣ እታ 2ይቲ ክትርድኣካ ኢያ። :-)

  • @oneday5981

    @oneday5981

    Жыл бұрын

    @@yorsanhaile351 thank you very much 💕

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын

    እውይ ልበይ እውይ ልበይ ይበል እኽራመይ ብሉፅ ስራሕ ገለ ዓይነት ድምፅ ከዓ ኣለካ ሙዝቃኻ ክእልሽ ቀንየ ሎማዕንት ረኽበያ ይበል ቀፅሎ ኣድናቅትካ ካብ ሓፍትኻ ትግራወይት እየ

  • @selinatekaly428

    @selinatekaly428

    11 ай бұрын

    Luiiujh

  • @tedroshaile2161
    @tedroshaile21612 ай бұрын

    ብጣዕሚ ካብዞም ንኣሽቲ ደረፍቲ ደስ ዝበለኒ ተልዩ ኣክረም ጥራይ ዩ፡ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ክጽበየካ እየ።ደርፍታትካ ከኣ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎም እሞ በርትዕ ጥራይ የ ዝብለካ።

  • @adhanombemnet7189
    @adhanombemnet718911 ай бұрын

    Real vocalist. Nostalgia of prime Dawit Shimano keep up the good job.

  • @user-oi7po9rk9z
    @user-oi7po9rk9z Жыл бұрын

    ገጽ ንፈትዎ ረኣና( ወድ ጀበሊ😍) ብዛዕባ ሙዚቓ ድማ ኩሉ ሙሉ 100% ቡሉጽ ስራሕ።

  • @naelyoni4632
    @naelyoni4632 Жыл бұрын

    My favorite singer ❤

  • @habenhaven26
    @habenhaven26 Жыл бұрын

    ኣኪ ወዲ ጽቡቕ ስራሕ

Келесі