No video

Adulis Natna - ናፊቐያ ኣለኹ - ብ ኣክረም ጀማል - Nafiqeya Aleku - by Akrem Jemal - New Eritrean Music 2023

Adulis Natna - ናፊቐያ ኣለኹ - ብ ኣክረም ጀማል - Nafiqeya Aleku - by Akrem Jemal - New Eritrean Music 2023
/ @adulisnatna2923
For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: ADULIS NATNA. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
© Adulis Natna2023. All Rights Reserved.
#AdulisNatna #AkremJemal #NafiqeyaAleku #eritreamusic #Dekime# #eritreamusic #EritreaComedy #eritreamovie

Пікірлер: 1 400

  • @adulisnatna2923
    @adulisnatna29239 ай бұрын

    ክቡራትን ፍቱዋትን ኣድነቕቲ ስነጥበብ፡ ኣብዚ ሰፊሕን ዓቢይን ዓውዲ-ጥበብ፡ ዓቕመይ ዝፈቕዶ "ናፊቐያ ኣለኹ፡" ትብል ስራሕ የበርክት ኣለኹ 'ሞ፡ ተስፋ ይገብር ክትፈትዉዋ። ዝተረፈኒ ዝምልኣለይ እትህቡኒ ርእይቶኹምን ሃናጺ ነቐፌታኹምን ኢዩ 'ሞ፡ ሃናጺ ርእይቶታትኩም ኣይትብቀቑለይ። kzread.info/dash/bejne/aZpsr7BtdZivdZM.htmlsi=EtCw_rMS-R1QDbiK ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመንየ ንልባ ኣመኒነ ብትዕቢተይ ፍቕሪ የህዲመስ ተመሊሰ ሓሚመ ሽምዓ ሒዘስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቓሊዐ ማሙቕ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቐይሩ በሉዋ እሞ ተሳዒሩ'ሎ ሕመቑ ተቐቢሩ ኣስምዑለይ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ ገርሂ ልባ ክቕበለኒ ተረፍ ፍቕሪ እንተለዎ። እወ ተፍቅርኒ ኢኺ፡ ኣነ'ውን እምብዛ እኮ 'የ ዘፍቅረኪ። እወ ትኣምንኒ ኢኺ፡ ኩሉ ጉዕዞ ህይወተይ ዘሰኒ ሓልዮትኪ እናሃለወ፡ እወ ጠሊመኪ (ኣብ እምነት ጎዲለክን በዲለክን'የ) ኣብ ብቖላሕታ ዓይንኺ ዘይስነየሉ ዕቅንፍትን ጣዕሳን ዝበዝሖ ጎደና ህይወት ነብሰይ ይረክብ ኣለኹ። kzread.info/dash/bejne/aZpsr7BtdZivdZM.htmlsi=EtCw_rMS-R1QDbiK ዝነበረካ ጸጋ ብሕመቕካ ክትከስሮ ከለኻ 'ሞ ክርደኣካ ምስ ጀመረ ዘሎ ጣዕሳ፡ ሕልፊ 'ቲ ዒግ ኢሉ ዝስርስር መሪር ትኪ'ዩ ተኸኽኽ ዘብለካ። እሞ በዳሊኺ በዳሊ ትፍቀር ኣፍቃሪት ምዃን!! እቲ ከም ማይ ንግሆ ዝጸረየ ልብኺ፡ ከይጠርጠረ ስለዝኣመነኒ ጥራይ ብጥልመተይ ደምዩ። እቲ ንወላዲተይ ዘምስለኪ ሓልዮትኪ ኣስኪሩኒ፡ በዳልኽን በዳሊ ገዛእ ርእሰይን ኮይነ። ኣብ ፍቕርኺ ልክዕ ከምቲ ኣብ ማይ ዝነብር ዓሳ ክኸውን እናተገበኣኒ፡ ከምቲ ካብ ባሕሪ ነጢሩ ናብ ገምገም ባሕሪ ዝወጽአ ዓሳ ዝመስል ኣጋጣሚ ገጢሙኒ፡ ልበይ ውሕስነት ካብ ትረኽበሉ ባሕሪ ለውሃት ወጺአ ናይ ሓጎስ ምንባረይ ኣህዲመ፡ ሓጎሰይ ብገዛእ ሕመቐይ ቐቲለ። ግን ፍቕረይ…………!! ንስኺ እምንትን ኣማኒትን ብምዃንኪ ጥራይ፡ ዘኹርዕ በሰላ'ዩ ንህይወትኪ ሸፊንዎ ዘሎ። ኣነ ድማ ብዘሕፍርን ርእሰ ተኣማንነተይ ብዘጉድል ቃንዛ ዝሳቐ ዘለኹ ፍጡር'የ። ካብዚ ጓህሪ ጓሂ ክገላገል ኣብ ልብኺ ብምሕረት ፍቕሪ ክዕቆብ 'ባ ፍቐዲ!! ብናፍቖትን ጣዕሳን ይሳቐ ኣለኹ'የ!! ጣዕሳ ኣፍቀርቶም ዝበደሉ፡ ናፍቖት ንስ ኩሉ እምነታ፡ ኩሉ ዓይነት በደል ዝበጽሓ ፍቕርቲ ትገልጽ ኢያ ኢለ ዘቕርባ ዘለኹ ስራሕ ክትፈትዉዋ ተስፋ ይገብር። ሰናይ ናይ ዕረፍትን ናይ ምስትምቓርን ግዜ ይግበረልኩም ፍቱዋት ኣሕዋተይ/ኣሓተይ። ❤️ kzread.info/dash/bejne/aZpsr7BtdZivdZM.htmlsi=EtCw_rMS-R1QDbiK ብዙሕ ዘፍቅረኩምን ዘኽብረኩምን ሓውኹም ድምጻዊ ኣክረም ጀማል ❤️

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny

    @PETERMiCHAEL-lk4ny

    9 ай бұрын

    Nseka zeytefotkika kaliot eqa derifna yeblu rlyy akremey am ur biggest fun ✊✊keep it u r z nxt Abraham afworki u r best keeo it up

  • @wediteages9391

    @wediteages9391

    9 ай бұрын

    ቃላት ሰሪዔ ንልባ ማሪኸ🫀 ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ😰 ሎሚ እንዶሞ ነዲደ 🔥 ዝኽሪ ፍቅሪ ኣጉደ ሎሚ እንዶሞ ገደደ ብናፍቆታ ሰዲደያ 😿 ከምማይ ንግሆ ጽሬቱ ትልባ 💦 ከም ኣደይ ዘይውዳእ ሓልዮታ 🤰 ሓንቂቀስ ሒዘያ ሓኒቀ 🫂 ረቂቀስ ረጊጸያ ኣውዲቀ 🙇🏻 ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ 😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ብጥልመት ዘድመክዎ ኣዒንታ 💘 ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ 😭 ካብ መሬት ሰሪቡኒ ፍቅሪ ኣፍቂረያየ ድሕሪ ሕማቅ ግብሪ 🙈 ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 🎼ድርብ🎧 ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒኔ 🎗️ ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣድኪመ ተመሊሰ ሓሚመ 😒 ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ ንጸላም ተቃሊዔ 🌚 ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዔ😪 ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹 በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️ ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴 ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿 ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢 ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️ ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️ ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒኔ🎗️ ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣቅሂመ ተመሊሰ ሓሚመ😒 ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ ንጸላም ተቃሊዔ🌚 ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዔ😪 ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹 በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️ ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴 ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿 ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢 ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️ ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️ ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ግጥሚ/ዜማ ኣክረም ጀማል 🔥

  • @mamamyhero6455

    @mamamyhero6455

    9 ай бұрын

    Wawwwwwww keytiebe Zina Keyeshkaka please. Kabtom tekati legends ena nihasbeka akrem for this new generation keep going we expect a lot from you.

  • @selamawitgebremichael1356

    @selamawitgebremichael1356

    9 ай бұрын

    Akitey habibi godolo albo dmxu❤❤❤❤

  • @selamawitgebremichael1356

    @selamawitgebremichael1356

    9 ай бұрын

    Qexlo trah habibi ❤❤❤❤

  • @user-if8zp4su4u
    @user-if8zp4su4u9 ай бұрын

    ዛ ደርፊ ደጋጊምኩም ትሰምዕዋ ዘለኹም ስከ Like ጌርኩም ርገጹኒ❤❤❤

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @user-fe7xs3jc7f

    @user-fe7xs3jc7f

    9 ай бұрын

    ዜምኡን ግጥሙን ማራ እዩ ዝምስጠኒ እዳደጋገምኩ እየ ዝሰምዖ ደርፍታቱ

  • @Rimey97

    @Rimey97

    8 ай бұрын

    Ata mxgab abiyatni ember jemea gele beluni keyhamm 1:16

  • @kisanetgaim6780

    @kisanetgaim6780

    4 ай бұрын

    Nay eyu derifwa😢😢

  • @MohammedAli-fr5cg

    @MohammedAli-fr5cg

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @alexanderalexander7126
    @alexanderalexander71269 ай бұрын

    ኣክረመይ በዓል ስሑል ጎሮሮ ደጋፊ ኣክረም እስከ ኣብዚኣ like ርገጽ

  • @Mberihu03
    @Mberihu039 ай бұрын

    ካብ ትልቀቅ ክሳብ ዛሰዓት ካብ መልሓሰይ ክትፍለ ኣይከኣለትን ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤ ካብ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @Giftmedia1997
    @Giftmedia19979 ай бұрын

    [ናፊቀያ ኣለኩ] * ቃላት ሰሪዐ ንልባ ማሪከ ሱሩ መሰረቱ ክብርታታ ሓኪከ ሎሚ እንዶሞ ነዲደ ዝክሪ ፍቅሪ ኣጊደ ሎሚ እንዶሞ ገደደ ብናፍቆታ ሰዲደያ ከም ማይ ንግሆ ጽሬቱ ታልባ ከመደይ ዘይዉዳእ ሓልየታ ሓንቂቀ'ስ ሒዘያ ሓኒቀ ረቂቀ'ስ ረጊጸያ ኣዉዲቀ ይሓምም ኣለኩ ይሓንክ ኣለኩ ናፊቀያ ኣለኩ በዳሊ ኾለኩ ብጥልመት ዘድመክዎ የዐንታ ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ ካብ መሬት ሰሪብኒ ፍቅሪ ኣፍቂረያ ድሕሪ ሕማቅ ግብሪ ይሓምም ኣለኩ ይሓንክ ኣለኩ ናፊቀያ ኣለኩ በዳሊ ኾለኩ'ወ ድርብ ሙርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒነ ብትዕቢተይ ፍቅሪ'የ የሀዲመ ተመሊሰ ሓሚመ ሽምዓ ሒዘ'ስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቃሊዐ ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣዉቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ ስልኪ ልቡ ተጋታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ::ሕመቁ ተቀቢሩ ኣስሙዑለይ ኣላሙኑኒ ንልባ ኣብድዎ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዋ ገና ገና ንብዓታ ኾሎ ገና ከይ ነቀጸ ተመሊሰ እንደገና ገና ገና ቁስላ ኾሎ እንደገና ተጣዒሰ ከይ ሓወየ እንደገና ገና ገና ቁስላ ኾለ እንደገና ተጣዒሰ ከይ ሓወየ እንደገና ሙርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒነ ብትዕቢተይ ፍቅሪ'የ የሀዲመ ተመሊሰ ሓሚመ ሽምዓ ሒዘ'ስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቃሊዐ ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣዉቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ ስልኪ ልቡ ተጋታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ::ሕመቁ ተቀቢሩ ኣስሙዑለይ ኣላሙኑኒ ንልባ ኣብድዎ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዋ ገና ገና ንብዓታ ኾሎ ገና ከይ ነቀጸ ተመሊሰ እንደገና ገና ገና ቁስላ ኾሎ እንደገና ተጣዒሰ ከይ ሓወየ እንደገና ገና ገና ቁስላ ኾለ እንደገና ተጣዒሰ ከይ ሓወየ እንደገና ይሓምም ኣለኩ ይሓንክ ኣለኩ ናፊቀያ ኣለኩ በዳሊ ኾለኩ ናፊቀያ ኣለኩ በዳሊ ኾለኩ ብጥዓሚ ቡሉጽ ደስ ዝብል ስራሕ ኣክራም ሓወይ::ጽቡቅ ዕድል ይምነየልካ::

  • @asmarasweetflora745

    @asmarasweetflora745

    9 ай бұрын

    Thanks brither❤❤

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @m.kidane2024

    @m.kidane2024

    7 ай бұрын

    (1)ቃላት ሰሪዐ ንልባ ማሪኸ ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ ሎምንዶሞ ነዲደ ዝኽሪ ፍቕሪ ኣጒደ ሎሚንደሞ ገደደ ብናፍቖታ ሰዲደያ (2) ከም ማይ ንግሆ ጽሩይ 'ቲ ልባ ከም'ደ ዘይውዳእ ሓልዮታ ሓንቂቐስ ሒዘያ ሓኒቐ ረቒቐስ ረጊጸያ ኣውዲቐ (3)ይሓምም ኣለኹ ይሓንኽ ኣለኹ ናፊቐያ ኣለኹ በዳሊ ከለኹ (4) ብጥልመት ዘድመኹዎ የዒንታ* ከም ኣይሂ ነጠብጣብ ንብዓታ ካብ መሬት ሰሪብኒ ፍቕሪ ኣፍቂረያ ድሕሪ ሕማቕ ግብሪ (5) ^(3) (6) ሙርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣምኒነ ብትዕቢተይ ፍቕሪ የህዲመስ ተመሊሰ ሓሚመ ሽምዓ ሒዘስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቓሊዐ ማሙቕ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ (7) ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቐይሩ በልዋ ሞ ተሳዒሩሎ ሕመቑ ተቐቢሩ ኣስሙዑለይ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ ገርሂ ልባ ክቕበለኒ ተረፍ ፍቕሪ 'ተለዎ (8) ገና ገና ንባዓታ ከሎ ገና ከይነቐጸ ተመሊሰ እንደገና (ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና)2 ^ 6 ^ 7 ^ 8 ^ 3

  • @mimisami6573

    @mimisami6573

    6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @wediteages9391
    @wediteages93919 ай бұрын

    ኡፍፍፍ ንዓይ ኢኻ ደሪፍካያ! 🫅 ናፊቀያ ኣለኹ🌞 ቃላት ሰሪዔ ንልባ ማሪኸ🫀 ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ😰 ሎሚ እንዶሞ ነዲደ 🔥 ዝኽሪ ፍቅሪ ኣጉደ ሎሚ እንዶሞ ገደደ ብናፍቆታ ሰዲደያ 😿 ከምማይ ንግሆ ጽሬቱ ትልባ 💦 ከም ኣደይ ዘይውዳእ ሓልዮታ 🤰 ሓንቂቀስ ሒዘያ ሓኒቀ 🫂 ረቂቀስ ረጊጸያ ኣውዲቀ 🙇🏻 ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ 😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ብጥልመት ዘድመክዎ ኣዒንታ 💘 ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ 😭 ካብ መሬት ሰሪቡኒ ፍቅሪ ኣፍቂረያየ ድሕሪ ሕማቅ ግብሪ 🙈 ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 🎼ድርብ🎧 ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒኔ 🎗️ ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣድኪመ ተመሊሰ ሓሚመ 😒 ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ ንጸላም ተቃሊዔ 🌚 ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዔ😪 ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹 በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️ ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴 ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿 ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢 ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️ ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️ ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒኔ🎗️ ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣቅሂመ ተመሊሰ ሓሚመ😒 ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ ንጸላም ተቃሊዔ🌚 ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዔ😪 ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹 በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️ ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴 ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿 ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢 ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️ ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️ ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ግጥሚ/ዜማ ኣክረም ጀማል 🔥

  • @Messi-wo5xt

    @Messi-wo5xt

    9 ай бұрын

    Thanks bro👍

  • @wediteages9391

    @wediteages9391

    9 ай бұрын

    You welcome Habibi

  • @igstory3001

    @igstory3001

    9 ай бұрын

    Thanks 🙏

  • @samteygunners7239

    @samteygunners7239

    9 ай бұрын

    ጋነርስ ትስዕር ዓረከይ 😅

  • @danieimahari914

    @danieimahari914

    9 ай бұрын

    Thanks bro😢

  • @user-pg3if2sr5d
    @user-pg3if2sr5d9 ай бұрын

    ከምዚ ከማይ እዛ ደርፊ ፍቱው ዘበላ ኣሎ ዶ እስከ ፈትየያ ቲቢል እንተ ኮንካ ላይክ ሪገጽ ወዲ ዓደይ መዓረይ

  • @user-zl4hm5fm1m

    @user-zl4hm5fm1m

    5 ай бұрын

    kddjn dhhdig sggsunfsoiu stfvx ;njnxvxq gdvfjefgffgcs zsccstccs kjhu sgvwxw sihyyys fsigvc llokj hgyugftddd fdcx sxqz

  • @eyobmillion6785
    @eyobmillion67858 ай бұрын

    ዋው በጣም ደስ የሚል ድምፅ ደስ በሚል ሙዚቃ 👌🇪🇹🇪🇷

  • @seyamohammed
    @seyamohammed9 ай бұрын

    i am amhara we love eritrean singer like it every body this comment

  • @meronsat7665
    @meronsat76659 ай бұрын

    ድምጺ 100% ግጥሚ 100% ዜማ 100% ብ ገለ ደረፍቲ ሰራንዳ ከነስርሓሉ ን እዝንና ቀሪብና ኔርና ፥ ንስካ ግን ፈዊስካና ።

  • @awet3351

    @awet3351

    9 ай бұрын

    ኤሪትሪን 😂 ከመይ ዲና 🇪🇷🤷🏿🙌

  • @abelowadigirmay6658

    @abelowadigirmay6658

    9 ай бұрын

    ሜሪ ወሳኝ ሰው ❤❤❤❤ ኩልካ ኤርትራዊ ኣብዛ ናይ ሜሮን ቻነል ኣቲካ subscrib ግበሩ ከም ባዓል ሜሮን ዛኣሙሰሉ ሃገራዉያን ከታባብዑ ኣለና ቻነሎም ሓፉ ንብሎም መሬ ሓዉና በቲ ጽፉፍ በሱለን ስራሓካ ነድንቀካ ኢና ሕጂ ሜሬ ሓዉና በርታዓልና ኣብ ጎንካ ኣለና💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nadabwedikeren8576

    @nadabwedikeren8576

    9 ай бұрын

    @@awet3351😳ዓወታ ያኣክ ወላ በዚ ዩቲብ ኣብ ኮምንቲ እየ ኢት ፈንጂ ዝሕዘካ 😂🤣🤣

  • @power7497

    @power7497

    9 ай бұрын

    ኤርትሪን መትሓዚ'ኮ ተሳኢኑካ። ሜሪ ጂግና ❤❤❤

  • @freedom8989

    @freedom8989

    9 ай бұрын

    ሚሮን ያሆ ኹትምያ ኣይትገደፎን ኢኻ😂😂😂😂

  • @user-dc4ql3cf1c
    @user-dc4ql3cf1c9 ай бұрын

    I am from Singapore 🇸🇬 l like this song& I love you eritrea 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @YebuioTesfa-pd9gg
    @YebuioTesfa-pd9gg9 ай бұрын

    Akrem wudue music nay bhaki mexae zeleka derafay kexlo

  • @amiir735
    @amiir7359 ай бұрын

    I'm from Somalia 🇸🇴 i love ❤️eritrean 🇪🇷 people and i visited Asmara dibarma and gergera ana sawo and all eritrean girls so beautiful women Love ❤ you eritrean

  • @saimonzeragber750

    @saimonzeragber750

    7 ай бұрын

    We don’t care

  • @Medhaniealem92

    @Medhaniealem92

    6 ай бұрын

    Thanks bro and we love for all Somalia people.

  • @KisanetMikela-ht6te

    @KisanetMikela-ht6te

    6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tomasbereket2895

    @tomasbereket2895

    6 ай бұрын

    Werya kale kale 😂😂😂 tnx bro I love Somalian

  • @user-ho4nn9oh9s

    @user-ho4nn9oh9s

    4 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @YmochyenaFamily
    @YmochyenaFamily9 ай бұрын

    ንብልቢ ዝፈትዋ ክብርቲ በዓልቲ ቤተይ ዝደረፍካላ ኮይኑ ዩ ተሰሚዑኒ ኣክረም ሓወይ። ሓዳርኩም ይባርኽ ኢልኩም እስከ መርቑኒ ደቂ ኤረይ ጽቡቛት

  • @abelteklit4321

    @abelteklit4321

    9 ай бұрын

    Hadarkum ybark neana kea kemakum yemaslena kubur haweyy 💟🙏🙏🙏

  • @evengerieevengerie8834

    @evengerieevengerie8834

    9 ай бұрын

    Hadarkum ybarek habibi

  • @Available-tj3zz

    @Available-tj3zz

    9 ай бұрын

    Hadarkum ybarkelkum habibna❤

  • @Abisa-ys5so

    @Abisa-ys5so

    9 ай бұрын

    Ajoka bro tray bedelka kemtrsu gbera.. hadarka ybarkelka ❤❤❤

  • @TsionSamuel-wg8by

    @TsionSamuel-wg8by

    9 ай бұрын

    Hadrekuum yebarek

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny
    @PETERMiCHAEL-lk4ny9 ай бұрын

    Yehiwat zis man is talented ድሕሪ ቶማስ ዜማን ደርፉን ኩሉ ግዜ ናቱ መን?????????? Kemzi kemay beakrem xelul like geber...........love u brooo let's make it 1millon yehwat❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @user-lb3ks2br8l
    @user-lb3ks2br8l9 ай бұрын

    ኣይበል ድምጺ ተጸቤካ እየ ያዓክ ❤❤❤ ኩሉ ነገርካ ውዱእ 100/100 ሚኢቲ ካብ ሚኢቲ ሂበካ ኣለከ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @abelabi3665
    @abelabi36659 ай бұрын

    ቃላት ሰሪዐ ንልባ ማሪኸ ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ ሎሚ'ንዶሞ ነዲደ ዝኽሪ ፍቕሪ ኣግዲደ ሎሚ'ንዶሞ ገደደ ብናፍቖታ ሰጊደ ከም ማይንግሆ ጽሬቱ ት'ልባ ከመ'ደይ ዘይውዳእ ሓልዮታ ሓንቂቐ'ስ ሒዘያ ሓኒቐ ረቒቐ'ስ ረጊጸያ ኣውዲቐ ይሓምም ኣለኹ ይሓንኽ ኣለኹ ናፊቐያ'ለኹ በዳሊ ከለኹ ብጥልመት ዘድመኽዎ የዒንታ ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ ካብ መሬትሰሪቡኒ ፍቕሪ ኣፍቂረያ'የ ድሕሪ ሕማቕ ግብሪ ይሓምም ኣለኹ ይሓንኽ ኣለኩ ናፊቐያ'ለኹ በዳሊ ከለኹ ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ተመኒነ ብትዕቢተይ ፍቕሪ የዒመ'ስ ተመሊሰ ሓሚመ ሽምዓ'ሒዘስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቓሊዐ ማሙቕ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቐይሩ በልዋ'ሞ ተሳዒሩ ህማሙ ተቐቢሩ ኣስምዑለይ ኣላምዱኒ ንልባ ኣብድዎ ገርሂ ልባ ክቕበለኒ ተረፍ ፍቕሪ ተለዎ ጌና ጌና ንብዓታ ከሎጌና ከይነቐጸ ተመሊሰ እንደገና ጌና ጌና'ዩ ቁስላ ከሎ ጌና ተጣዒሰ ከይሓወየ እንድገና (2) ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ተመኒነ ብትዕቢተይ ፍቕሪ የዒመ'ስ ተመሊሰ ሓሚመ ሽምዓ'ሒዘስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቓሊዐ ማሙቕ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቐይሩ በልዋ'ሞ ተሳዒሩ ህማሙ ተቐቢሩ ኣስምዑለይ ኣላምዱኒ ንልባ ኣብድዎ ገርሂ ልባ ክቕበለኒ ተረፍ ፍቕሪ ተለዎ ጌና ጌና ንብዓታ ከሎጌና ከይነቐጸ ተመሊሰ እንደገና ጌና ጌና'ዩ ቁስላ ከሎ ጌና ተጣዒሰ ከይሓወየ እንድገና (2) ይሓምም ኣለኹ ይሓንኽ ኣለኩ ናፊቐያ'ለኹ በዳሊ ከለኹ(2) Your lyrics are incredibly poetic they paint such vivid imagery and emotions. Your vocals are so powerful and captivating. It gave me chills!" The production on this song is top-notch. The mix is clean and the instruments blend perfectly." I love how the chorus is so catchy. It gets stuck in my head in the best way!" The bridge section is a great addition, it adds a nice change of pace to the song."🎵😊

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @okbaykidane
    @okbaykidane9 ай бұрын

    ክተባባዕ ዝግብኦ ስነጥበባዊ ኣብዚ ነሀለ ፍልይ ዝበለ ቅዲ

  • @4477526
    @44775269 ай бұрын

    This is a game changer for Eritrean music art in the sense of rithum and poem flow. SOLID!

  • @user-td8lo6zd4y
    @user-td8lo6zd4y9 ай бұрын

    ኣክረም በጣምነው የምወድክ ❤ኣክረም የምትወዱ ሰዎች ኣላቹው

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @tariqidris5918
    @tariqidris59185 ай бұрын

    Love from sudan to all eritrean people 😭♥️

  • @ejigayehumesfin8011
    @ejigayehumesfin80118 ай бұрын

    ይህንዘፈን ሰምንት ያለማቆረጥ ሰማሁት❤❤❤ትግርኛ መፃፍአልችልም ግን የከረንልጅ ነኝ❤❤❤❤❤

  • @SeidChesko-re5rp
    @SeidChesko-re5rp9 ай бұрын

    Miss ❤you akeremey derfeka hakim zey azezo kenina eyu emo fewesi aezana ika neaka megelexekuka gen qalat kefekesu eyom akermeyyyy❤❤❤❤ Good job Like neregagexo deqi erey mearey ab zehaxere ewan dema nafqotena zebeqalu yegeberelna amen.

  • @Eritrealifey
    @Eritrealifey9 ай бұрын

    ኣብ ወርሒ 3 ሚልዮን Views ትበጽሕ ኣለዋ ትብሉ 👇button >>>>>>>>

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @biniamabraha4114
    @biniamabraha41149 ай бұрын

    3 ግዜ ሰሚዐያ ኣይመነኩዋን ብጣሚ ጥዕምቲ ደርፊ ሙሉአነት ዘለዋ ደርፊ thanks

  • @yonusapp9941
    @yonusapp99419 ай бұрын

    ንስነ-ጥበብ ኢልካ ትስውኦ ግዜ እንተሃሊካ ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ስራሕ ንምቅራብ ክኸውን ኣለዎ።❤

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @user-zl4hm5fm1m

    @user-zl4hm5fm1m

    5 ай бұрын

    gvcfd dsccvdz

  • @danielabreha5834

    @danielabreha5834

    6 күн бұрын

    ሓቂ

  • @RobelMesgna-rs2nr
    @RobelMesgna-rs2nr8 ай бұрын

    ይበል ድምፂ እንወድሃለን በርታ ሓውካ እየ ካብ ትግራይ

  • @abelkfle

    @abelkfle

    8 ай бұрын

    Kemaka positive seb tedkewn ezi hzbi tgrayn Eritren esi kndey mteame ata Bruk hawey

  • @meriymeriy313
    @meriymeriy3139 ай бұрын

    ብታዕሚ ገበዝ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ❤❤❤❤❤❤ ካብ ትግራይ

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @user-ib6vo1vx9y

    @user-ib6vo1vx9y

    8 ай бұрын

    Deki tigray enkae nabizi abikakume amlke degimina bifikri tehambele nibilelu yimxae

  • @Murathpop
    @Murathpop6 ай бұрын

    ፁቡቁ ካብ ትግረይ❤❤❤❤

  • @Asmara-oneEri

    @Asmara-oneEri

    5 ай бұрын

    ❤❤❤😊

  • @bizubuzy
    @bizubuzy9 ай бұрын

    ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒነ ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ የድኪመ ተመሊሰ ሓሚመ *ሽምዓ ሒዘ ክርቢት ኣጥፊኤ* *ንጸላም ተቃሊዔ* -ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ* *ተመሊሰ ነቢዔ* I love this angle

  • @fanagebreab6545
    @fanagebreab65459 ай бұрын

    ንኡሰይ ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ስራሕ 🦁🇪🇷❤❤❤

  • @user-qi2vi5by7s
    @user-qi2vi5by7s9 ай бұрын

    ጥዑም ድምጺ ብሓቂ ነዞም ሓዳር ከይገበርና 10 ዓመት ኣብ ኤውሮባ ክኣ 2024/2025 ንገብር ይግበረና እምበር በይንና ከይንኣርግ ንፍርሕ ኣለና ሂወት ኤውሮባ ካብ ናይ ሓበሻ ሂወት ይውጻና ኣሎ

  • @FurtunaYemane-ez7rb

    @FurtunaYemane-ez7rb

    9 ай бұрын

    Beheji eu eti gezie ajoka

  • @lulitakhalfyu407

    @lulitakhalfyu407

    8 ай бұрын

    Ajokha zhawey tesfa yhalkha

  • @wubalemtadesse7381
    @wubalemtadesse73819 ай бұрын

    Form Ethiopian love these song ❤❤❤

  • @zeromhabtemariam9587
    @zeromhabtemariam95879 ай бұрын

    መስተንክር ድምጻዊ: ተስፋ ዘለዎ ካብዚ ወለዶ be countine it Akremey ❤🎉❤

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane15419 ай бұрын

    ብሉጽ ውልዶ ድምጻዊ ጽቡቅ ስራሕ ኣክረም ሓወይ ✌️🎥💯👍

  • @sheba03
    @sheba039 ай бұрын

    ዝበለጸት ናይ 2023 ኢለ ምሰለምክዋ🎉❣️👑

  • @YonasDesbele
    @YonasDesbele9 ай бұрын

    መራ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ግጥሚ 100% ዜማ100% ድምጺ 100% ዉዱእ ታይ ክዎጾ ቡሉጽ ከም ወትሩ ቀጽሎ ጅግና ሙዚቃ።

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @genetabay2484
    @genetabay24849 ай бұрын

    የኛ ዘመን ጀግና እወድሀለሁ በርታ ከ ትግራይ። ❤

  • @meazazion8445

    @meazazion8445

    9 ай бұрын

    ata Fara donkoro

  • @abdisalelesa1797

    @abdisalelesa1797

    9 ай бұрын

    ካብ ትግራይ ኢልካስ ሃተፍተፍ ብኣማርኛ ኣይገራጮን Do ???

  • @smretshimay1322

    @smretshimay1322

    9 ай бұрын

    Emo bitigrinngaka zeytixihif dea wedey 😂

  • @genetabay2484

    @genetabay2484

    9 ай бұрын

    @@abdisalelesa1797 cause i can't speak tigrign flountly bro am tegra but i live in adiss What's the problem

  • @genetabay2484

    @genetabay2484

    9 ай бұрын

    @@smretshimay1322 i can't writer Tigrinya bro i can writer amharic

  • @okbaykidane
    @okbaykidane9 ай бұрын

    እንቃዕ ደሓን መጻካ፡ኣክራም፡በዓል ጥዑም፡ድምጺ ❤

  • @MuatezHamid
    @MuatezHamid8 ай бұрын

    A Voice to be PROUD OF! Great Job Akremino! Keep up the good work!!! Can't stop repeating the song! Lovely!

  • @asmarasweetflora745
    @asmarasweetflora7459 ай бұрын

    ewey mexelel zkonet derfi Akrem kabtom bluxat nay hagerna kemtkown ayteratern .gtmi zema baelka proud fo you ❤❤❤❤❤

  • @rimeyblieney3506
    @rimeyblieney35069 ай бұрын

    Akrem you are the STAR ⭐️ keep shining ❤️😍🇪🇷 ከምዚ ዓይነት ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ኢዩ ህዝብና ዝሃርፎ 👏👏👏👏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegayamanuel
    @tsegayamanuel9 ай бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ኣነ ብነብሰይ ፈቲያ ኣለኩ ኣክረም ሓወይ ❤

  • @user-bo2lc6bd3w
    @user-bo2lc6bd3w9 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ኣክረም ነዚ ጥዑም ድምጽን፡ ዉሁድ ንህዋሳት ዘዛኒ ዜማን፡ ትርጉም ዘለዎ ሕድማን፡ ዝመሃዝካልና እግዚኣቢሄር ጥበብካ ኣዕዚዙ ይወስኸልካ።

  • @debish282
    @debish2829 ай бұрын

    ውልዶ ስነ ጥበባዊ ኣክረም ጀማል ውሃ ዘበለ ዜማ ምስ ስጡም ግጥሚ ይበል ጥበብ የቀንየልና።

  • @user-ix7sh7tn4y
    @user-ix7sh7tn4y8 ай бұрын

    I am from america i love more eritrean music

  • @user-sv2ym7ts1z
    @user-sv2ym7ts1z7 ай бұрын

    ዋው ድምክ በጣም ነው ሚያምረው የዳዊት ሽላን ይመስላል ድምፅክ አንደኛ ስራክ ነው እኔ በበኩሌ ወድጀዋለው ዘፈንክ በርታ

  • @theknowledgeshowtheknowled9247
    @theknowledgeshowtheknowled92479 ай бұрын

    Xefuf serah aku habibi nay behaqi qalat haxrenna qexello teray ❤❤❤

  • @alilaaajose2603
    @alilaaajose26039 ай бұрын

    Wedi ereyyyyyyy shekor thank you for the beautiful song ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇵🇸🇵🇸🇵🇸

  • @user-iz7dl4ov4t
    @user-iz7dl4ov4t9 ай бұрын

    ዋውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ስራሕ ካብ እዞም ኣዝየ ዘድንቆም ደነፍቲ ሓደ ንስካ በርትዕ🇻🇳

  • @abedomamare5438
    @abedomamare54387 ай бұрын

    ደስ ዝብል ግጥን ዘማን ተስፋ ዘለዎ ብሉጽ ደራፋይ ናይዚ ዘመን ። ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ ኣክረም።

  • @SndayoAbadi-zd5iw
    @SndayoAbadi-zd5iw9 ай бұрын

    ኣክረም ሽኮር እንካዕ ብሰላም መፃኻ ብዓል ስሑል ጎሮሮሮ ግጥሚ 💯 ዜማ 💯 ምምፂ 💯💯 niss you firome tigray 💗💗💗💙❤️

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @mengsteabhabtegabir199
    @mengsteabhabtegabir1999 ай бұрын

    ንኣኽራም ጀማል ዝፈቱ ከምዚ ከማይ like ከይረገጸ ከይሓልፍ Welcome Back Aku habibi ❤❤❤❤

  • @berniegumbira2370

    @berniegumbira2370

    9 ай бұрын

    💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @DrarXegay-up2mk
    @DrarXegay-up2mk9 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጽቡቕ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @user-et4uh9ko9o
    @user-et4uh9ko9o9 ай бұрын

    ዋዉዉ ኣኪ ሓዉና..ብልጽቲ ስራሕ..ኣቤት ድምጺ..ኣቤት ዜማ ሕደማ 💯💯💯💯

  • @rutahagos1514
    @rutahagos15149 ай бұрын

    🎉Always I'm proud of u my brother 🤴💎♥️GBU🙏🏻keep going 🎶🌟🌟🌟🌟🌟✌️

  • @finanhaile7007
    @finanhaile70079 ай бұрын

    ኣሰይ ድምጺ ደስ ባሃሊ ቀጽሎ----+

  • @Abisa-ys5so
    @Abisa-ys5so9 ай бұрын

    The star mexiu ❤❤❤ let's go let's hit the jackpot ❤❤❤❤ akereminu

  • @user-te3vf5hl8q
    @user-te3vf5hl8q9 ай бұрын

    ዋው ቃላት ይብለይን ይበልል ቀፅለሉ ምዓረይ🥰

  • @user-zv9xd3wg4w
    @user-zv9xd3wg4w9 ай бұрын

    Akrem hawey btami xubuq music qexlo zarkey

  • @user-rq1xq5zl4u
    @user-rq1xq5zl4u9 ай бұрын

    ኣዚያ ደስ በሃሊት ደርፊ እያ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤

  • @lifegoeson9760
    @lifegoeson97609 ай бұрын

    እዋ ኣታ እዚ ክንደይ ይጥዕም ድምጹ ❤❤

  • @ibelieveingod8027
    @ibelieveingod80278 ай бұрын

    Nice song akremey shkor......5000000 eski nebxhaya deki erey welelo

  • @titisebsbie7190
    @titisebsbie71909 ай бұрын

    Wedi erey shkor ❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️🎶👂🎧💯👌😍😍😍🥰🥰🥰

  • @alajabu111
    @alajabu1119 ай бұрын

    ኣክረሚኖ፡መለኪኖ፡ሃባ ነዳዲ ከይትሕዝ ፍሬኖ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ nice job

  • @onedaymsadey9719
    @onedaymsadey97199 ай бұрын

    Akremey beal suhul gororo xubuk srah kexlwo wedi erey jgna 🇪🇷🇪🇷💪💪♥️🥰❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍

  • @selamkefela1975
    @selamkefela19759 ай бұрын

    ድምጺ 110 ግጥሚ 110 ዜማ 110 ብኛይ ዘይጠቅሙ ደርፍታት የእዛነይ ጸሚሙ ኔሩ ሕጂግን ንስካ ኣዐሪካለይ ከፊትካለይ መናፊት የእዛነይ ጥበብን ፍልጠትን ተዓደል ዘመን ሂወትካ ይባረክ ዝሰራሕካዮ ንበረከት ይበሎ ዘመን ሂወትካ ይባረክክክክ ኒኡሰይ ሃወይ

  • @lulitakhalfyu407
    @lulitakhalfyu4078 ай бұрын

    Brave akrem!!!well-done!! Zwexa yeblan 100/100! Fetyeya gdi koinu haxiratni Kurub kkk😂...ab derrib kea mara fetyeya ...jegna bhaki keep going❤❤❤

  • @user-tb8lb8xs2o
    @user-tb8lb8xs2o9 ай бұрын

    Blieneyyy nateyyyy 😢 efoyta bejaki aythazley kulu 🥹 bflat aykonen hji nhaleki hamimelki nski enber manm Gul zeytkefto maexo koynu 😢😢 yqrieta gberley aythazley 💔💔💔

  • @JonTsegay

    @JonTsegay

    6 ай бұрын

    Gis

  • @ErumesBaleku
    @ErumesBaleku9 ай бұрын

    መግለጺ ኣልቦ ዝኾንካ ኑኡስ ኮኾብ ቀጽለሉ ሓቢቢ ማራ የ ዘድንቀካ ኣክረመይ ❤️

  • @blackshadoweri9518
    @blackshadoweri95189 ай бұрын

    New Eritrea ❤n sensation keep it up my brother

  • @user-nm1uh8bu4f
    @user-nm1uh8bu4f9 ай бұрын

    wow harif srah kulu srahka btaemi eye zfetyom ena ketslelom sebey

  • @goitom4485
    @goitom44859 ай бұрын

    ደስ ትብል ደርፊ ንፍዕ ቀጽሎ ብሮ

  • @ghenethaile3773
    @ghenethaile37739 ай бұрын

    Great job, kexilo kexilo edimen tianan yhabka!!

  • @azebweldu7852
    @azebweldu78529 ай бұрын

    ኣቤት ድምጺ ወዲ ኤረይ ይብል ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @siku_nic
    @siku_nic9 ай бұрын

    Welcome back Akuye nay teum dmxi 🤴❤️😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meharigebreweldi8790
    @meharigebreweldi87909 ай бұрын

    ብሉጽ ስራሕ ኣክረሚኖ ❤ ናይ'ዚ ዘመን ኮኾብ😍🥰😍❤❤❤

  • @davidberhane5010
    @davidberhane50108 ай бұрын

    ዝበለጸት ደርፌ ናይ 2023 አነ ሸሊመያለኹ🎸🎸🎸🎸🎸🇪🇷

  • @sanlast5009
    @sanlast50097 ай бұрын

    ዋው ዋው ሐወይ ናተይ ክንደይ ትሽኩር እዛ ደርፊ ማራ ደስ ትብል የቀንየልና አክረም ሽኮር

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv9 ай бұрын

    ዋውውውው❤❤❤

  • @fqaduequbay9607
    @fqaduequbay96079 ай бұрын

    ድምፂ 100 ዜማ100 ግጥሚ 10 ብጣዕሚ ደስ ተብል good luck bro

  • @Nutella12691
    @Nutella126919 ай бұрын

    Ab wishti somun 1million views deqi erey Yalla forca 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @IbrahimAbdu-bk7ys
    @IbrahimAbdu-bk7ys9 ай бұрын

    bitamiy xubuq sirah wedi jemal jigna qexilo ❤❤❤

  • @i.am.an.eritrea3158
    @i.am.an.eritrea31589 ай бұрын

    ኣንበሳ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ከይትጎድል ወስኸሉ 🎉

  • @raheltesfai9373
    @raheltesfai93739 ай бұрын

    ጽቡቕ ስራሕ ንኡሰይ 💙🌿👍

  • @siraktewelde-hx6ud
    @siraktewelde-hx6ud9 ай бұрын

    The best music in 2023 thanks akrem habibi ana continue brother ❤❤❤❤😮😮

  • @samsonbarber5902
    @samsonbarber59022 ай бұрын

    ወንድሜ ድምጽክ ባጠቃላይ ዘፈንክ ልብ ይኮረኩራል ጎበዝ በርታ አድናቂክ ነኝ

  • @user-ke2vu5wo1h
    @user-ke2vu5wo1h9 ай бұрын

    Btaemi.bluxey.semeka.zeytmno.derfi.kulu.100%nice.nice.akramey.

  • @merhawimeasho26
    @merhawimeasho269 ай бұрын

    ቤላ ስራሕ ቤላ ኩርናዕ 🙌🙌

  • @umuuferdus7983
    @umuuferdus79839 ай бұрын

    ጽቡቅ ሰራሕ አክረሞ ሓወይ🥰🥰🥰🇪🇷

  • @abruhumidris583
    @abruhumidris5839 ай бұрын

    From the start till the End I watch the video 📹, btami des zbl srah everyone congra Akrem

  • @LongLife-mg1et
    @LongLife-mg1et9 ай бұрын

    Gele aynet derfi akrem mehmem❤🇪🇷

  • @user-ke3bd8bw4p
    @user-ke3bd8bw4p9 ай бұрын

    Akremey shikor nice job❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AsliLove

    @AsliLove

    4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liveyourdream2121
    @liveyourdream21219 ай бұрын

    Respect bro bravo keep it up great job

  • @zeritmerhawi7341
    @zeritmerhawi73419 ай бұрын

    Xbuq srah Akrem habibi 😮

  • @luwamabraham708
    @luwamabraham7089 ай бұрын

    Blux srah akrem hawey❤

  • @user-ge1qt6op7k
    @user-ge1qt6op7k9 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጹቡቁ ስራሕ ቀጽሎ ኣኪ ሓውይ ብጥዕሚ ከም ዘለካዮ ክጽል ❤❤❤❤❤

  • @user-dn7cx8pt4k
    @user-dn7cx8pt4k9 ай бұрын

    ኦ ማይ ጋድ ዘድንቆ ወዲ💘🎼🎧❤🎉

  • @Shalommm34
    @Shalommm349 ай бұрын

    Gerat music wedi eriii🇪🇷👌

  • @user-ni1wq2ju6r
    @user-ni1wq2ju6r8 ай бұрын

    I ignored first but now i keep listening again and again thanks Akram keep singing u are so talented

Келесі