ሓድሽ ዜና ፕሪቶርያ/ብሕቡእ ናብ ኣሜሪካ ዝኸዱ መራሕቲ [ልመና] /ኣማሓዳሪ ዞባ ተቐንፂሉ መግለፂ ይውሕዝ ኣሎ/ tigray

#tigray #tigraynews #ethiopianews #ethiopia #tigrignamusic #ሰበር #ሰበርዜና

Пікірлер: 15

  • @user-qt7gj6vi5e
    @user-qt7gj6vi5e5 күн бұрын

    ብጣዕሚ ክቡር ጅግና ካሳ ሃይ/ም ብዘሕለፍካዮ መልእክቲ ብጣዕሚ ዘሕብን እዩ ጅግና ወዲ ብላታ ሃይ/ም እምበር ትግራዋይ 💪💪💪💪💪❤️❤️🙏

  • @meargasmelash9053
    @meargasmelash90534 күн бұрын

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ኣቀራርባ እዩ ቀፅለሉ

  • @herangetachew-dh5ip
    @herangetachew-dh5ip5 күн бұрын

    በርትዒለይ ትግራይ ዓደይ

  • @user-qv5qn9pi9w
    @user-qv5qn9pi9w5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @herangetachew-dh5ip
    @herangetachew-dh5ip5 күн бұрын

    አጆኺ በርቴዒ ሕተትዮም

  • @habtomhabtom7831
    @habtomhabtom78315 күн бұрын

    🙏🙏🙏

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85535 күн бұрын

    ካሳ ሃይለማርያም ❤ተባዕ ትግራዋይ ኣብቲ ግዜ ፀበባ መፅናዕኒዕና እዩ ነይሩ ፅሩይ ትግራዋይ እዩኸዓ

  • @kiroswalker7444
    @kiroswalker74445 күн бұрын

    The best news I ever heard CARS.? 🐝🐝🐝👏🏾👏🏾👏🏾

  • @user-wb6wd5ts7v
    @user-wb6wd5ts7v4 күн бұрын

    ልመና ምናምን ትብል ዘለካ ወረ ስኢንካ ድዩ

  • @lemlem1974
    @lemlem19745 күн бұрын

    ዋዋ ኦደይ መአረይ ገና ገና ክንብር ኢና በለት ትምኒት 🙏👍

  • @gabrielashebr9725
    @gabrielashebr97255 күн бұрын

    Bi min eyidi zela mikanu ayitifelitin dika

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85535 күн бұрын

    ዞም ረሰሓት ባንዳታት ተጋሩ ንዓና ናብ ነንሕድሕድና ምብላዕ ኣእትዮምስ ንሶም ስልጣን ይልምኑለው ዋይ ውርደት 😢

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish5 күн бұрын

    መንእሰይ ትግራይ መሬት ክዕደል ኣለዎ ዋላ ሸይጡ ሰራሕ ይፍጠረሉ ዋላ ይሰተዮ መሬት ትግራይ ግለ ሰባት እዮም ዝዕደልዎ በተለይ መሬት ሕሞራ ግለ ሰባት እዮም ዝሓሪሰዎ ነይሮም መንግስት ትግራይ ነዞም ግለ ሰባት እቲ መሬት የሕድጉ ማዕረ ክካፈል ኣለዎ ሰእነት ገንዘብ እዩ መንእሰይ ትግራይ ፈቀድኡ ስሪቂ ዝዉዕል ዘሎ ኩሉ መንእሰይ ትግራይ ምዕራብ ትግራይ ክሰፍር ኣለዎ ታዓጢቁ ዓዱ እናሓለወ የልምዕ

  • @santiyago7635
    @santiyago76355 күн бұрын

    እዚ ዕድል ተጠቂምካ በምሓርኛ መራሕትና ዝመርፁልና አሜሪካ እንተኮይና ። ምርጫ ቦርድ ስልጣኑን ሓለፊነቱ እንታይ እዩ? ንሕዋሓት አይምዝግብን ኢልካ ሓዙኒ ሉቆቁኒ ምባሉ ታይ ትርጉም አለዋ?

  • @user-gp2oc5qt1i
    @user-gp2oc5qt1i5 күн бұрын

    ዞም እኹባት ጉሓፋት ካብ ሲኦል አምሊጦም ዝመፁ ውልቀሰባት ወይ ጉጅለታት ንታ አጎዛ ኢትዩጵያ ኢዳ ምስሓበት ውፅኢቱ ብናሕሪ ኣብ ድቀድቅ ፀልማት ምሕማስ ጥዒምዋ አሎ፡፡ ንሕና ከም 1983ዓ.ም ምእተ ታመጎጎ ከይትፈርስ ትግራይ ሕዝቢ ኣብ ዘይረብሖ ምልዋሱ እቲ ሕዚ ዝቅፅል ዘሎ ፅንተት ብትሑት ኪሳራ ምበዳህናዮ ኮኑግን መራሕትና እንተስ ብጉርሒ ወይ ኮነ ኢሎም ዝተኸተልዎ ዝነበሩ ሓፀርቲ ስልቲ ሕዝቢ ትግራይ ናብ ፍሉይ ዘይዛርይ ፅንተት ደርብዮሞ፡፡ ሕዚ በቲ ተላመደ ድሑር ፖለቲካ ጠላዕ ንምቅፃል በቶም ነፋሒቶታ ከምድላዮም ኸካላብትዃ ምፍቃድ እቲ ገመድ ናብክሳድካ ምጥላቅ ሐደ እዩ ፡፡ እቲ ቐንዲ ፅንት ዝበፅሆ ሕዝቢ ብታሪክ ምስ ኣፅናታይ ሃገር ዝነበረ ተመዝገበ ታሪክ የለን፡፡ ሓቂ እዩ ጉዞ ነፃነት መንገዲ ቡዙሕ ሓርጎፅጎፅ ዝበዝሖ ኮይኑግን ናብ ሓዱሽ መድረክ ምምስጋር ኣብ ጫፍ ፀፍሒ መሪሒነት ዘለዉ ውልቀ ሰባት ዝላዓለ ፖለቲካ ክእለት ክልወም ግድን ይኸውን ፤ ካብ ውልቀ ረብሓ ካብ ምዕፃድ ንረብሓ ሕዝቢ ንምድፋዕ ፖለቲካ ቁርፀኝነት ሒዝካ ጠንኪርካ ምቅላስ ይሓትት፣ ረብሓ ሃገርን ሕዝብን ንምውሓስ ጠንካራ ውዳብ ምፍጣር ንዓቅሚታት ተጋሩ ኸይባኸነ ስራሕትታት ቅደም ሰዓብ ሰሪዒኻ ዝልኻዕ ውፅኢት ምምፃዕ ግድን ኮኑ አሎ እዙይ እዩ ንትግራይ ነፃነት ብርሃን መሊኣ ትጭብጥ፡፡

Келесі