Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

⚀ Natna Forum KZread channel provides current information and educational programs.
⚀ ናትና ፎረም ዩትዩብ ቻናል መምሃሪ፣እዋናዊን ሓቅነቶም ዝተረጋገፁ ሚዛናዊ ሓበሬታት ዘቕርብን ድምፂ ኹሉ ብምኻን ድማ ኣብ ዘመናውነት ፍሰት ሓበሬታ ናይ ባዕሉ ዕዙዝ ግደ ዝዋፃእ ሚዲያ እዩ።

Пікірлер

  • @user-hu4kn2nl6w
    @user-hu4kn2nl6w3 сағат бұрын

    እንካዕ ደስ በለካ ገቾ

  • @user-bu8iw5eh3g
    @user-bu8iw5eh3g10 сағат бұрын

    Whatever Dr. Debretsion is, NO traitor like Getachew.

  • @user-zk8jw2ft2l
    @user-zk8jw2ft2l15 сағат бұрын

    ናይዙ ህፃን መጨረሽኡ ዝቀርበሉ ስምምዕ እዩ ፈፂሙ ። ዘን ዶላር በሊዑ ክተፍአን እዩ ።

  • @user-qn2mm9bi9u
    @user-qn2mm9bi9u15 сағат бұрын

    ኮሌራ ኣብ ትግራይ ንመጀመርያ ግዜ ብስሙ ተፀዊዑ

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb16 сағат бұрын

    ❤ጀጋኑ ውዕሊ ፕሪቶርያ ይከበር

  • @GebremedhinTewelay
    @GebremedhinTewelay16 сағат бұрын

    ብመጀመሪያ ዝከበረ ሰላምታይ ይብፃሕካ ሃገረይ።ንመጀመሪያ ግዜ እየ ኮመንት ዝፅሕፍ ዘለኩ።ኣነ ቡዙሓት ሚድያታት ይከታተል እየ ነገር ግን ኣብ ሓቂ ዝተመሰረተ ዘቅርቡ ሚድያታት ውሰናት እዮም ካብኦም ድማ ንሰካ ሓደ ነቲ ወቅቲ ትምጥን ሰብ ኢካ ቡዙሓት ሰለ ፓለቲካ ትክክል ዘይኮነ ክናገሩ ክሰምዕ ከለኩ እቲ ሓቂ እንድሕር ደሊኩም ኢለ ናትና ፎረም እየ subscrib ዝገብረሎም።ናይማን ከም ሰምካ ሃገር ትተክል ጀግና ኢካ(ሃገር ተክለብርሃን)እዚ ክብለካ ከለኩ እትሰርሖም ሰራሕቲ ንዓና ንተጋሩ ናብ ሓደ መሰመር ክንመፅአ ዝገብር ብዝተበላሸወ ፓለቲካ መራሕትና ህዝብና እውን ንቲ ንቲ እናበለ ብከባብያዊነት ከይጥቃዕን,ወቅታዊ ዜናታትካ ፁፅያትን,በተለይ ሐዚ ንዝፈጠሩ ዘለዉ ፀገማት ህዝቢ ርግእ ኢሉ ንክሪኦ ትገብር ዘለካ ጀግና ኢካ።ኣብዝሓ ሚድያታት ንዓና ዝጠቅም ነገር ወይ ነቲ ኩነታት ከይጋደድ ኣብ ክንዲ ምሰራሕ በባዕልትና ክንባዕ እዮም ዝገብሩ ዘለው ብኣካ ግን ናተፈሸሉ እዮም።ሓደ ነገር ክብለካ ዝደሊ ግን እዚ ሒዝካዮ ዘለካ መሰመር ከይትሰዶ ክሳብ ንሓዊ።ንመንእሰይ ትግራይ ድማ ሐዚ ኣነ ከም ሓደ ተጋዳላይን ተምሃርን ሱቅ ኢልና ዝንዝሑ ሕመቅ ፓለቲካታት ምሰማዕ እንተይ ኮነሰ ፅኑዕ ዝኮነ መሰመር ሒዝና እገለ ሌባ እገለ ከምዚ ከብ ምባል ወፂና ነዛ ዓድና ሐዚ መን እዩ ከድሕና ዝክእል ዝብል ነናይ ባዕልና ክንውሰን ኣለና።ሓደ ነገር ግን ኣብ መንጎ ህውሓትን ገ.ም.ት ን ኣፈላላይ ክህሉ ዝገብሩ ዘለዉ ኣካላት ኣብ ናይ ቀደም ዝሓዝዎ ቂም ኣብ ናትና ዕድመ ክፈድዩ ዝምኩሩ ዓገብ ንበሎም።እንተኪእልና ህወሓት ንባዕላ ከይጠዓየት ህዝቢ ትግራይ ኣይተድሕንን እሞ ኩላትና ክሳብ ኣብ ሰልጣን ዘለው ነቲ ውድባዊ ጉባኤ ተካይዱ ንባዕልቶም ሓውዮም ንህዝቢ ክድግፍ እንተክኢልና ንደግፎም እንተዘይ ኮይኑ ግን ናብ ዘይንወፆ ዓዘቅቲ ንኣቱ ኢና።ዘለውካ ፀገማት ናተ ፃወርካ ንዓና ፅፁይ ሓበሬታ ሰለ ተካፍለና ክብረት ይሃበልና።ይቅርታ ግን ንፍሰ ኢልለይ ምዝራብ ኣይፍቱን ነይረ።❤❤ናትና❤❤ፎረም❤❤።

  • @NatnaForum
    @NatnaForum8 сағат бұрын

    ክብረት ይሃበልና ፣ኣዚና ኢና ነመስግን

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be16 сағат бұрын

    አንቱም ሰባት ግራ አቲዪና ጠቖልልና አርቒ ምሰ ወዳእና ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ምስተመለሱ አይመሓሽን ?

  • @NegasiNega
    @NegasiNega17 сағат бұрын

    ገይታቸዉ ዓብዱ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be17 сағат бұрын

    አንቱም ሰባት ቖድም ቐዳድም መራሕ ከጥእ አለዎ አቶም ጀጋኑና ቕድም ኹሉ ግቦኦም ክረኽቡ ግድን አዩ ትማሊ ካልእ ሎሚ ካልእ ዘይኮነስ መራሕቲ አመራርሓ ክጥኢ ግቡእ ይመስለኒ ። ተጋሩ በጃኹም ደቖናውን ለባማት ኩኑ ብሱል ሓሳብ ጻሓፉ ሰለምንታይ ሰላም ብፈላጥ ሰብ ኢዩ ዝመጽእ ዋው ተባረኹ።

  • @kakiko-fm5gu
    @kakiko-fm5gu17 сағат бұрын

    ቀንዲ ዕዮ ጊታችው ረዳ ትግራይ ምፍራስ ትግራይ ምውራድ ፤ ህዋህት ምፍራስ፤ ሃይሊ ትግራይ ምብታን ፤ ምርኻስ ህጋዊ መንግስቲ በተንኮል ገልቢጥካስ ህዚ ስለ መንግስቲ ዘረባ እንታይ ይበሃል? እና አፍረስናን እናሰራህናን ክንበር? ጊታችው ረዳን ጻድቃን እንድህር ናይ ትግራይ ህዝቢ ዘየ ዓጊትዎም ናብ ዝበአስ ጸገም ንአቱ አለና። ሊቀ መልአከ ሰራዊት ትግራይ ጻድቃን ሰካራም ጊታችው ረዳን ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝብአሰ ጸገም ይድብርይዎ አለዎ። ንይ መንብረ ሰለማ ሃጺር መልእኽቲ ፤ እዚኦም ዝቀጽሉ ክለተ ሳባት ናብ መጨለት ውሰዱልና ንይ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክሎኦምዎ ስለ ዘለዎ። 1። ሊቀ መልአከ ሰራውት ትግራይ ጻድቃን ገብረትንሳእ 2። ስካራም ከሃዲ ይሁዳ ጊታችው ረዳ ፤ ምስጥር ኣይፍለጥ አሻ ደንቆሮ፤ ጊታችው እመነት ዝበሃል ነገር አሎ አብ ኩሉ ዓለም ንስካ ዝይትፍልቶ። ስዲ 1። ጊታችው ርዳን ክቡር ጻድቅንን ንዝሀለፈ ክለተ ዓመት አብ መወዳእታ ዘይብሉ ዋዕላን ዘረባን አኒቢሮምና። 2። ህዝብና ክፍፊሎምዎ። 3። ናይ ትግራይ ዓለም ለኻዊ መከተ ቀተልምዎ። 4። ዲያስፕራ አግሊሎኦምዎ 5። እቲ ስምምዕ ፕሮቶርያ ዝበለዎ አፍሪሶምዎ አው አይጠቀሙሉን አው አይተገብርዎን 6። ህዝብና ንዝይ ሃለፈ 4 ዓመት አብ ሜዳ አንቢሮምዎ። 7። ሂዚ 2።5 ሚልዮን ትግረዋይ ብጥምየት ይመወት አሎ። እዚ አብ ዓለም ለኸ ባይታ ሀቤሬታ ተዘርጊሁ አሎ። 8። ምድሪ ትግራይ ንይ ዘሃለፈ 4 ዓመት አብ ኢድ ኣምሃራን ሻዕብያን ኢዲ እኒሆ። 9። አብ ትግራይ ውሽጢ እምነት ( Security) የለን 10። አብ ትግራይ ውሽጢ ድህነት ( Safety ) የለን 11። አብ ትግራይ ህጋዊ መንግስቲ የለን 12። አብ ትግራይ ህጋዊ ጊዝያዊ መንግስቲ የለን። ኩሉ መንግስቲ አካል ትካል አለዎ። ኩሙኡ አብ ትግራይ የለን ስለ ዝፈረሰ ስለዚ ብዝኮነ ቅርጺ መንግስቲ የለን አብ ትግራይ። 13። አብ ትግራይ ህጋዊ ስርዓት የለን። 14። አብ ትግራይ ገመን ትስፍፍሁኡ አሎ። 15። ትግራዋይ ብሳላም ውጽዩ ብስላም ምእታው አብ ፍርሂ የንበር አሎ። 16። ትግረዋይ ከንዲ ደብሱ እዝይ ኩሉ ዝበልክዎ ሽልማቱ 17 ። ኢ ሕግዊ ዝኮነ መስመጥ ቲታችው ረዳ ተጋሩ እናመረጼ ይአስር አሎ። ሰብ እናአሰርካ እናሳደድካ ሰላም አይምጽእን። ስለም ዝምጽ ብይ ስር ዓትን ህግን ጥራይ ኢዩ። ብዘይ ህጊ በዝይ ስርዓት ሰላም የለን። እዚ ዝግበር ዘሎ ትግረዋይ ክፍፊሉ ዝጥፍእ እምበር ንትግራይ ዝጠቅም አይኮነን። 18። ንምንታይ ሃይሊ ትግራይ ይበተን? እሞ ጊታችውን ጻድቃን እንታይ እዮም ደልዮም ? መውዳእታ ዘይብሉ ዋዕላኦምን ዘረባኦምን ንህዝቢ ትግራይ፤ 1። ጸባ አይኮነን 2። ሕምባሻ አይኮነን 3። መዓር አይኮነን 4። ጠስሚ አይኮነን 5። ሰላም አይኮነን 6። ፍቅሪ አይኮነን 7። ስራህ አይኮነን 8። እምነት አይኮነን 9። ድህነት አይኮነን 10። ፍትሂ አይኮነን እሞ ጊታችው እንታይ ኢዩ ደልዩ? እሞ ጽዳቃን እንታይ ኢዩ ደልዩ? ስምዑኒ ተጋሩ አህዋህተይ አሃተይ፣ ናይ ህዋህት ውደቀት ናይ ጊታችው ወድቀት እዩ። ምክንያቱም ጊታችው ንይ 27 ዓመታት ህዋህት ኢየ እናበለ ብኩርዓት ዝበልዕ፤ዝሰተይ፤ ዝስክር፤ ዝዘረብ ዝነብረ ሰብ ኢዩ። ህዋህት ብዝይ ወደቀሉ ኩሉ ነገር ንሱ ናይትወድቀት በዓል ዋና ኢዩ። ምክትል ደብረጽዮን ጊታችው ኢዩ ነይሩ። ህዚ ደብሪጽዮን ህማቅ ጊታቻው መልአክ ዝኮነሉ ምክንያት ሃደ መለክዒ የለን። ናይ ህዋህት ወደቀት ናይ ጻድቃን ውድቀት ኢዩ። ጻድቃን ህዋህት ኮይኑ ምስ መለስ፤ ሲየ ኮይኑ ንይ ትግራይ ናብ ድቀድቅ ቀዋሚ ዕጽዋ ድርግም ዘበላ ብይ 1991 ጻድቃን ምስ ህዋህት ብጾትቱ እዩ። ስለዚ ኩሉ አብ ትግራይ ይኩን አብ ህዋህት ዝመጽ ውድቀት ኩሉ አብ መርሂነት ዝነብረ ተሃቲት ኢዩ። ስለዝኮነ ጊትታችውን ጻድቃን ህዚ ንይ ህዋህት ናብ መስዋእቲ መአዲ አቅሪቦን ንጹሃት ኮይኖም ህዱሽ ማልያ ተከዲኖም መራሂቲ ተግራይ ኮኾነ ትክክል አይኮነን። እሞ ጊታችው ረዳን ጻድቃን ተፈቲኖም ወዲቆም አለዎ። ክለተ ዓመት ከካዓ ዓቅሚ ክትረእይ እኹል ጊዝየ ኢዩ። አብ ከልተ ዓመት ዝገብርኩምዎ ስራህ ኩሉ ትግረዋይ ይርእዮ አሎ። ስለ ዝኮነ አይትሃምሱዎ ህዝብና። ይኣክሎ። ጊታችው አይንደልን ጽዳቃን አይንደልን ዲሞክርሲኩም ስንኪትኩም ብልዕዎ ንህና ባህግና ህዝብና ካብቲ ዘለዎ ጸገም ንኽውጽ ኢና እንጭነቅ። ባህግና ናይ ጊታችው ወያካዓ ናይ ሊቀ መልአክ ሰራዊት ትግራይ ጻድቃን ናይ ስልጣን ናፍቆት አይኮነን ካብ ክሉ ቀዳምይ ባህግና ህላውናና ኢዩ። ካልእ ካልአይ ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ ንቃህ እምቢ በል ንይ ጊታችው ፤ እንቢ በል ንጻድቃን። ህጋዊ መንግስቲ ምስ ኩሉ መሃውሩ ይመለስ ሃበ ደበ መንበሩ። ጊታችውን ጻድቃን አደብ ግብሩ ህዝብና አይተርዕዱ ዘመናይ ስርዓት ሀገረ አክሱም ይትሓነጽ ብስርዓት ባህጊ ትግራይ ሃገረ አኩሱም ይኩን

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb16 сағат бұрын

    ረሳሕ ካድረ

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb16 сағат бұрын

    ተገጢምኺ ሓረጉ

  • @Hareg675
    @Hareg67517 сағат бұрын

    ኣብ መሬት ወሪዱ ሓቂ እንተኾይኑ ንኣምን እተ ህዝብና ናብ መረበቱ ከይተመለሰ ከመይ እዩ ዝፈትሑ ዘለው እንድዒ😢?

  • @marchoyentertainment2635
    @marchoyentertainment263518 сағат бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣካይዳ ግምት ፅብቅ ስለ ዘየለ ዓገብ በለልና ሃገር ኣቦ ሓቂ

  • @lemlem1974
    @lemlem197419 сағат бұрын

    ክብር አለኒ ልትዲኤ ምእንታይ ተስዌኡ ምእታይ አካሉ ጎዲሉ ጎበዝ ወድ ወረደ ❤❤👍

  • @Kibrom-jh5ql
    @Kibrom-jh5ql19 сағат бұрын

    Mistiru entefelitinayo manimi kalis ayniferihini

  • @rttr3992
    @rttr399219 сағат бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾💯💯💯💯💯💯♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾

  • @Kibrom-jh5ql
    @Kibrom-jh5ql19 сағат бұрын

    Kulu gize nay wishiti weyane oneley tetiserih des mibelena

  • @Kibrom-jh5ql
    @Kibrom-jh5ql19 сағат бұрын

    Good new allways new not agine thankis iam tdf

  • @sisayweldu
    @sisayweldu19 сағат бұрын

    ሰላም ሃገር ተክለብርሃን ሰላም ብካ ይብዛሕ እቲ ኣንሕና ዕጥቅና ንፈትሕ ኣለና እንተ ምዕራብ ትግራይ ግን ዕጥቂ ዉሽጢ ዉሽጡ ይዓጥቅ ኣሎዉ ህዝብና ናብ ዳግማይ ምፅናት ኸይኣቲ ጥንቃቀ እንተ ዝግበር ወሳኒ እዩ ካብ መጠን ንላዕሊ ምድላዋቶም ኣብ ሕማቅ ኣረኣእያ ን ስልጠናን ዝተወሃቦም ኣካላት ተስፋሕፋሕቲ ሰለ ዘሎ ግምት ንኽሰምዖ ሓበሬታካ ኣይፈለየና ይብለካ ኣካል ትግራዋይ

  • @abebaviard60
    @abebaviard6020 сағат бұрын

    ሙሉእ ሰላም ንትግራይን ንሕዝቢ ትግራይን ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @meresahagosmeresahagos9575
    @meresahagosmeresahagos957520 сағат бұрын

    Good

  • @KK-iv9gt
    @KK-iv9gt21 сағат бұрын

    ሃገር ካብኦም ናትካ ይገድድ ብድፂ ኢዶም አውፂኦምም ዘህለፍዎ ውሳኔ በይናይ መለከዒ ዲሞክራሲ እዩ ብኣብዝሐ ድምፂ ዝተወሰነ ክቃወሙዎ ንሰኻ ሚድያ ተቅርቦ ህዝቢ ምድንጋር ዕዩ

  • @Welkayitey
    @Welkayitey21 сағат бұрын

    ጌታቸው ዓብዱ ኢዩ ።

  • @user-rh2lk1sr6w
    @user-rh2lk1sr6w21 сағат бұрын

    ታይዳነኻ ከዓብድ

  • @user-qt7gj6vi5e
    @user-qt7gj6vi5e21 сағат бұрын

    ​@@user-rh2lk1sr6wትሕለቅ እለኻ ድዩ በስናዕ ታዳነኻ ጠፊኡካ ድዩ ዓለም ዘመስከረ ጅግና ህዝቢ ትግራይ አብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት ዝተኻየደ ቃልሲ የሕፍረኒ እዩ እናበለስ አይ ዓበደን ክትብል ለኻብጥ😢

  • @user-ek9th4le3k
    @user-ek9th4le3k18 сағат бұрын

    @user -rh2lksr6wትግርኛ ክትርጎመልኻ ደልኻ ኣታ ቁርድድ😂😂

  • @KhalidHarisi
    @KhalidHarisi21 сағат бұрын

    እቱወሰኽ ዋጋ ናይ ውሽጢ ዓዲ ፍርያት የካትት ድዩ ነኣብነት እንስሳ ተኽልታት ወዘተ ወይስ ካብ ወፃኢ ዘኣቱ ንብረት ብቻ እዩ

  • @Hareg675
    @Hareg67517 сағат бұрын

    እሞ ሸይጦም ዝጥቀሙሉ ዘግዝእ ኣይኮነን ያ😢 መቸም ሸይጥኻ ኢኻ እትገዝአሉ ይመላልሰልና ድኣ እምበይ😢

  • @user-xn9rx3th1p
    @user-xn9rx3th1p22 сағат бұрын

    ተግባር ዜሮ እዩ የለይ

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb16 сағат бұрын

    ካድረ

  • @user-xn9rx3th1p
    @user-xn9rx3th1p22 сағат бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego480222 сағат бұрын

    🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️

  • @DanielAsefa-sd4lq
    @DanielAsefa-sd4lq22 сағат бұрын

    ደሰ ባሃሊ ማዓልቲ ትክክል እንተኮይኑስ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be22 сағат бұрын

    አንቱም ሰባት ሓንቲ ቖልአ አነ ግርም ልብለንሰ አላ ትጅምር ደስ ብዝብል ለዛ አነውን ግርም እሉኒ ህዚ ኸ አንታይ ገበርና ሓቖም ተጋሩ ዘይጥአና ካልእ እንታይ ክንገብር አታዮ በጃኹም ንሕና ንጥኤ ዋይ አነ ? እዳጋ መቐለ ሶሲ 560ዝነበረ 750 ኮይኑ አይገርምን ነጋዶ ትግራይ ገልኦም ህይወት የድሕኑ ገሊኦም ዋጋ ይውስኹ ይገርም ደክተር ሙኡዝ ዝሩይ ትግረዋይ ድኻ ዘሐሕዝኖ ትግረዋይ ጓል ትረኽቦ በለት ዝገረማ ሰብ? አትሌት ትግረዋይት ፍረወይኒ ሀይሉ አዮኺ ማሕበረ ሰብ ንግዲ ዋጋ የብሉን ንሶም ከ መን ጥኡያት ገይሩዎም እዩ ?

  • @GebrekidanTeklemichael-kb5cg
    @GebrekidanTeklemichael-kb5cgКүн бұрын

    You people of the media,you narrate matters as if things are new. For the last 60 years, as I know, decisions were made against Tegaru. All you need to do is make up your minds and fight against partiality, racism and discrimination in all aspects of the life of the people of Tigrai.

  • @TsegayHailemariam-up7xg
    @TsegayHailemariam-up7xgКүн бұрын

    አንታ ሓወይ አብ ትግራይ ዶ ኣይኮነን ድዩ ዓዶም።ከምኡ ዝበሃል የለን ትግራይ ክትዕሪ እንተኮይና ጉባኤ ክካየድ መረፃ ክካየድ ኣለዎ።ብዘይ ምንም ሕትክቲክ ክካየድ ኣለዎ።

  • @negashhaile7188
    @negashhaile7188Күн бұрын

    hmaq anbbabi xxx

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002Күн бұрын

    ሓሰውቲ ለኻብጥ እታ ወድል እንዳ ኢዩ ጩፋ ከይዳ ትደንስ,

  • @Hareg675
    @Hareg675Күн бұрын

    እቲ ዘሕዝን ንሶም ኣይኣሙናን እንተናትና ነገር ግን ሕቅቅ ዝብሉ ይበዝሑ😢 ከመይ ናብ ባዕልና ንመሰለስ ግን እንድዒ😢

  • @user-jt9ge3bw2b
    @user-jt9ge3bw2bКүн бұрын

    ሀይ

  • @meazameharikidanu103
    @meazameharikidanu103Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lf4zn5ux3j
    @user-lf4zn5ux3jКүн бұрын

    ፅቡቕ ዝርዝር ፀብፃብ።

  • @user-mj3dv1oy2x
    @user-mj3dv1oy2xКүн бұрын

    ናይ ሰረቕቲ ፅሓይ እናዓረበት እያ ኣጆኻ ወዲ ረዳ ህዝብ ኣብ ጎኒኻ እዩ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002Күн бұрын

    ሓሳዊ ባንዳ ደቂ ኢዩ ጩፋ

  • @SabiyaLaddf-uq8fs
    @SabiyaLaddf-uq8fsКүн бұрын

    selamdo maggy nay zebreabruk zteweledelu kebabi abey eyu ngerena

  • @user-gi3ni7vu6v
    @user-gi3ni7vu6vКүн бұрын

    ንስኻውን ሓደጥፉእ ኢኻ ። ናይ ባሃማት ሒስኻ ትቀርብ ንሱ ደአ በቲ ድምፂ በየነ አቅሪቦሞ ንምንታይ ትደግሞ ?

  • @NatnaForum
    @NatnaForumКүн бұрын

    ሓሳብ ተለካ ወስ በል። እዚ እንዳ ተጋሩ እዩ ሓወኒ፣ሓሳብ ተወዲእካ ድማ ስቅ ኢልካ ምስማዕ እዩ።

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gh1lt6nv7n
    @user-gh1lt6nv7nКүн бұрын

    ብሱሩ እቲ ማእኻላይ ኮሚቴ ዝባሃል ውን ብእልፊ ኩረት ወዲ ኩረት እዩ መሊኡ ነይሩ።

  • @Goitomkidane-yb9ns
    @Goitomkidane-yb9nsКүн бұрын

    ንህዝቢ ትግራይ ሕሰብሉ

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541Күн бұрын

    መኸተ አሎ አይተወድአን አብውግእ አለና 40% መሬትና አይተመልሰን: ስራሕ ከይፈፀምኻ ግምገማ አይጠቅምን እሞ ዝሰምዕዋ ክንገር ዘይብሉ ሓሳብ ንፀላእቲ ዝብትኑ ላዕለዋት አካላት አብዘለውሉ እዋን: ሕውሓት አባላታ አይኸምናይቐደምን ዝተዘርበ እናነስነሱ ዝውዕሉ አባላታ ክትእርሞም ወይ ክትቐፅዖም ይግባእ: ንምዃኑ እዚኦም ኸ አፍትአኸባ ዘይተዛረቡ ኢዶም አውፂኦም ዝደገፋ እንትቕየሩ ምርአይ ታይ ይብሀል? ቅዋም ዘይብሎም ንፋስ ኸምድላዩ ዘደቅሶ ሳዕሪ ሽፈ ድዮም?

  • @Zion_Tower
    @Zion_TowerКүн бұрын

    All central committee should be removed!

  • @user-tk1ox6pm2u
    @user-tk1ox6pm2uКүн бұрын

    ጸገም ኣሎና ግልጺ ኢዩሞ መንግግሥቲ እንታይ ሓላፍነት ይወስድ ኣሎ???

  • @user-gu4yx8hq7f
    @user-gu4yx8hq7fКүн бұрын

    ኩሉሑም ሓደ ንስልጣን እበር ንህዝቢ ጥር እቲብል ሰራሕ ዝሰረሕ ባዕል ሰልጣን የለን ግን አይትከፋፉልና ሓደ ዝገብረና እበር ዝከፋፉለና አይንደልን

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasieКүн бұрын

    እቲ ፍታሕ እምበር ትጸገምስ ምናስለ ዝነብር ንፍልጦ ኢና ስለዙይ ንሰኩምን ንሳቶም እኮ ሓደኮንኩምና

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068Күн бұрын

    አነ ዝገርመኒ አባል ማእከላይ ኮሚቴን ከለው አብ አኬባ ካድር ማንም ከየገደዶም ጉባኤ ንክካየድ አእዳዎም አውፂኦም ደጊፎም ከብቅዑ ሕዚ ኣኣብ ሚድያ ቀሪቦም መከተ ይገምገም ማለት እንታይ ይበሀል? መጀመርያ ንባዕሉ ክብርን ነፃነትን ዘይብሉ ኣባል ማ/ኮሚቴ ከመይ ገይሩ እዩ መከተ ገምጊሙ መፍትሒ ከቀምጥ ዝክእል?

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838Күн бұрын

    Tikikil eyom Kab mekete jemirka gemgam kekaydu gedinet eu zehtet yihetet zesheym yishyem ember bedefunu enttekaydo zeydhin hebet eu zekon

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane206815 сағат бұрын

    @@lemlemmirach7838 ገምጋም አይኮነን እቲ ፀገም አብታ ካድረ ጉባኤ ከለው መከተ ንገምግም ኢሎም አጀንዳ ምትሓዝን ምትእምማንን መን ከልከሎም እዩ እቲ ሓሳብ ተዘየለ ንመላእ ህዝቢ አየሕሙና ተፈናቀልቲ ይመልሱ

  • @user-ox4xh9bf8h
    @user-ox4xh9bf8hКүн бұрын

    ኒ ኣዋርሕ ዝኣክል ተመያይጦም ብድምፂ ምስተሳዓሩ ዳግም ንራዳዴእ ዝብል ናይ ሱዑራት ፃውዒት ::