ሕብረተሰብ ኣከለ ጉዛይ ፍትሓዊ ሕብረተስብ ምኻኑ ሑሉፍ ታሪኹ ይምስክር 3 ሰለስተ ቢሄር ዝሓቖፈ ብስምምዕ ዝነብር ሙእዙዝዝ ባዓል ሕግን ስርዓትን

Пікірлер: 12

  • @Latina-uy4lf
    @Latina-uy4lf6 күн бұрын

    እዚኦም፡ኩሎም፡ትግራይ፡ትስዕሪ፡እዮም፡ኣብ፡ኤረትራ፡ኣዉሪጃ፡የሎን፡ዞባ፡ደብብ፡ኢዩ፡እንዳ፡ትግራይ፡ትሰዕሪ፡ንሰ ኩም፡ቁልዉላዉ፡መንነት፡ዘለኩም፡ደቂ፡ሓደ፡ብዕራ፡ቆንዳፋት

  • @ej2832
    @ej283210 күн бұрын

    Sesinu deki Akele Guzay mis Eritreana

  • @habtomtsegayhhabtom8476
    @habtomtsegayhhabtom84765 күн бұрын

    Nkid tray deki akele jeganu selehzbom zhalfu mkankum aregagixkum ekum

  • @user-ke1bd2ni7e
    @user-ke1bd2ni7e16 күн бұрын

    Akeleguzay bzey ertra si entayu turgumu? Weys nay deqi kebabi merakebi ekum delikumo?

  • @user-tc1jy6qs3q

    @user-tc1jy6qs3q

    11 күн бұрын

    ኤሪትራ ብዘይ ኣከለጉዛይ ከ እንታይ እዩ ትርጉም ዘለዋ ኤሪትራ ኣይተድልየናንን ዝበለ ጹሑፍ ኮነ ቪዶ የለን ኣብዚ

  • @teklenara9386
    @teklenara93866 күн бұрын

    ጹሩያት ደቂ ኣኮሎጉዛይ ድኩም እሞ ካብቲ ንሓመዱ ሕውስዋስ ወጽእኩም ብሽም ኣኮሎጉዛይ ክትዛረቡ ከሎኩም ኣኮሎጉዛይ ኣብ ኤርትራ ስላ ዘላ ንኤርትራ ከይ ጠቀስካ ምሕላፍካ የሕዝነኒ። እንበር ብጽሩይ ንምሕደራ ኣኮሎጉዛይ ምዝራብ ጥራሕ ዘይኮነስ እንታይ ክንጋብረላ ብኩሉ ወገናታ ብጽርግያታት ነራክባ ዘድልያ ንግበረላ ህዝብና እንታይ የድልዮ ጽሩይ ማይ ትምህርቲ ድዩ እልካ ክትዝቲ ትክእል እካ። እስኩም ግን ካብ ጨንፈር ንሓመዱ ሽም ቀይርኩ እኩም ትመጹ ደሎኩም።ምክንያቱ ሰማያዊ ጨርቂ ኣብ ክሳድካ ትጋዓዘ ምክንያት የብልካን።ኤርትራ ኣኮሎ ጉዛይ ዝፈልየን የሎን። ባደራ ኤርትራ ድማ እታ ብደም ሰማእታት ዝመጸት ቀያሕ ቀጠልያ ሰማያዊት ብጫ እያ ከዘካክረካ። ነዚ ኣምንካ ምስትከይድ እካ ብዛዕባ ኣውራጃ ኣኮሎጉዛይ ትዛረብ መጀመርያ ኤርትራዊ ኩን ።ካብዚ ሀጠውቀጠው ውጹ።ኣኮሎጉዛይ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ መሬት ምካና ክሕብረኩም ይፈቱ።ደም ናይ ኩሉ ብሄራት ኤርትራ ፈስስዎ ስለዝኮና።ንኩሉ ከምዝብጸሖ ክሕብረኩም ይፈቲ።ካብዚ ጸቢብነት እንተውጻእኩም ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ።ካብ ውዲ ዓደብዑር ኣኮሎጉዛይ።

  • @Serafuael6666
    @Serafuael666611 күн бұрын

    Abzlos qurub iba Hdb ablu bOalet kekabb ayserHn nhzbna naxa mwuxa nHseb Antay ykowun aloseb Atom abotatke bejakum Aba

  • @cellam1960
    @cellam19609 күн бұрын

    ኤረ በጃኹም ኤርትራ ጸቢባትናስ አብ ክባ ዑጽዋ ናይ አውራጃ ክንአቱ አብ መበል 21 ክ/ ዘመን ሕሰቡሉ አብ ዞባዊን ሀገራዊ አህጉራዋን ጠሙቱ ምስ ምሉእ አኽብሮት ውልቃዊ ርእቶይ እዩ

Келесі