ፍሉይ መደብ ምስ ተ/ጋ ሑሩይ ተላ ባይሩ ፥ዛዕባ ዕላማታት ምምስራት መንግስቲ ኣብ ስደት

ፍሉይ መደብ ምስ ተ/ጋ ሑሩይ ተላ ባይሩ ፥ዛዕባ ዕላማታት ምምስራት መንግስቲ ኣብ ስደት

Пікірлер: 91

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow21 күн бұрын

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay77221 күн бұрын

    ስልጠነ ናይ ብሐቂ ዓቢ መምህር ኢኻ እምፂኻልና ዝኽበር እቦና ሕሩይ ተላ ባይሩ ስልጡን ምሁር በዓል ዓቢ ልቦና ስነ ስርዓት ትግርኛ ቃላትካ ፍሉይ ብጣዕሚ ኢዩ ዝስህበኒ ብጉቡእ ቀለም ዝፀገብካ ን ናትካ ፐሮግራም አይህልፎን እየ ዕድለኛታት እይኮናን እዛ ሓገር ባዓል ንስኻ ኽለኻ በዞም ሽፍቱ በዓል ኢስይስ ኽንምራህ ማዓር ኽንደይ ዝተርግምና ሕዝቢ ኢና

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae116521 күн бұрын

    Clean Family - Za SdRa TeLaBayRu Abi AberKto Eya GeRa: they deserve recognition and respect.

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb456421 күн бұрын

    ሰልጠነ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ከምዚታት ዓይነት ኣበርቲዕካ ስርሓሉ ኣብዚ እዩ ቦታካ ።

  • @mussiedebesay9870
    @mussiedebesay987021 күн бұрын

    ታኣምር መደብ፡ ብሓቂ ድንቂ ራኢ፣ እዞም ሰብኣይ ዘይተፈተሸ ሰፊሕ ፍልጠት ኣለዎም። እዚ ምቛም መንግስቲ ኣብ ስደት ድማ ድንቂ ሓሳብ ኢዩ።

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham532214 күн бұрын

    This man is very smart thanks❤❤❤

  • @yonashagos3406
    @yonashagos340621 күн бұрын

    Bravo Tefetawi for bringing Tedla Baria.

  • @SalehAbdela
    @SalehAbdela21 күн бұрын

    በጃኻ ሰልጠነ ምስ ካልኦት ጋዘጠኛታት ሰባት ነዞም ዓበይት ሰባት አታ ኢልካ ምጽዋዕ ነውሪ ነውሪ ነውሪ ነውሪ እዮ :: ባህልና ምዕቃብ : ሰነስርዓትን ጎቡእ እዮ:: ፍትሐዊ ቃልሲ ባህልኻን ልምድኻን ምዕቃብ ኢዮ::

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman513121 күн бұрын

    Thank you 🙏🏽

  • @zigeredagebre5652
    @zigeredagebre565221 күн бұрын

    Thank you 🙏🏽🌿❤️☘️💙💙🌿🍀💕🌿

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan473121 күн бұрын

    ትብሎ ዘለኻ ኩሉ ቁኑዕ ኮይኑ ሃንቲግን ብወረዳን ኣውራጃን ወረጃን ዲኻ ትብሎ ክኸውን ኣይክአልንዩ 10ክሳብ 20 ዓመት ክወስድዩ መንአሰይ ግዝየ የብሉን ነቶም ደለይቲ ፍትሒ ተኣኪብካ ስራሕ ምቅጻልዩ።❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @teklehaile7786
    @teklehaile778621 күн бұрын

    ኣነ ናቱ እንዳጸበቕ ናይ ሰብ ዘቃልል ጸላእኩ፡ እዞም ክቡር ኣቦ ድማ ምስቲ ኩሉ ግርመኦምን ትምህርቶምን ናይ ቃልሲ ዘበኖምን ክብሪ እንዳሃብኩ፡ ነቲ ብኸምኦም ዝኣመሰሉ ግዱሳት ደቂ ሃገር ዝቐርብ ሓሳባት የቃልልዎ፡ ምናዳ ድማ ነቲ ድሮ መንግስቲ መስሪቱ ደሎ ገብረ ባህዱራይ ኣዝዮም የስተናዕቕዎን ዘይበሎ ነገር ከም ዝበሎ ጌሮም የቋናጽብዎ ኣለዉ፡ ዓገብ። ኣነ ነቲ ተመስሪቱ ደሎ ክድገፍን ክዓብን የ ዝምነ፡ ካብ ብሕጂ ምስራት ኣብ ዝተሰረት ምህናጽ ይቐልል።

  • @tesfaluulmichael9222
    @tesfaluulmichael922221 күн бұрын

    አላዪ ዘይብሉ ህዝቢ ኤርትራ አብ ፍቐዶ ወጻኢ ሀገራትን ውድባትን ተበታቲኑ ዝነብር ዘሎ ሐደ ጠርናፊ መንግስቲ ምምስራት ከም እዚ አቦና ሕሩይ ተላ ባይሩ ዝበሎ ጽቡቕ ሐሳብ ይመስል። ሰልጠነ ነዞም ለባም ምሁር አቦና አቶ ተላ ባይሩ ምዕዳምካ ብጣዕሚ የመስግነካ። የቐንየለይ።

  • @zegaiaso8687
    @zegaiaso868721 күн бұрын

    ብጥዕሚ ፅቡቅ

  • @fishtareke3654
    @fishtareke365421 күн бұрын

    Tsubuq medeb kulom muhurat admom sultun thanks ❤❤

  • @TheHaileab
    @TheHaileab14 күн бұрын

    ጸቢብ ስነሓሳብ : ጥርናፈ ብዓዲ ::

  • @Tusfai
    @Tusfai21 күн бұрын

    ብወረዳታትን ወረጃታትን ግን ግዜ ኣይወስድን ንገብረ ከ ይፈልጥወ ድዮም ብሓቂ ክመርሕ ብቅዓት ኣለወ ድዩ መንግስቲ ኣብ ስደት ካብቶም ቀንዲ ዝደልይወ ሰባት እየ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay353421 күн бұрын

    'ደውላ ኤሪትርያ' 'ሃገረ-ኤርትራ' ጌና አይተመስረተን: ብሕጂ'ዩ ጌና ንዓና ዝጽበ ዘሎ: ዝበላ ኣያና ተጋ. ሕሩይ ተድላ ባይሩ: ብጣዕሚ ኣገዳሲት ሓቂ ኮይና ረኺበያ።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw21 күн бұрын

    Tksias domus mezngae anxwa anfrakum zey feltsi ney hedany❤

  • @Ae91scd
    @Ae91scd21 күн бұрын

    አንድነትን ኀብረትን ፍልልየን አይገለጸንን ! ረሲዕዋ።

Келесі