ሃብቶም መሓሪ [ በርኔንተ ] 27.09.2023
Ойын-сауық
@AlenaWaltaHager ዛዕባ ሎሚ 27,09,2023
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Maebel Kiflay - Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
Пікірлер: 91
በርኔንተ ሓወይ ጅግና ❤❤❤
ካልእ መአልቲ አምፅአዬ እዚ ጅግና
Kibret yhabelna at Brhane 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ezom kilwlaw mennet lbona yhabom
👍 👍 👍 👍 👍 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤eritreawinet kbur mennet awesome n hafash 💪 💪 💪 💪 💪 💪
ከሀገር መውጣት ያልነበረበት ጀግና ኤርትራዊ ሀብቶም አድናቂህ ነኝ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣርባዕተ ነጥቢ ሃብቶማይ ኤርትራን ኤርትራውነትን ንኸዳዓትን ወይጦታትን ክብርን ቦታን የለን።
Pure Eritrean mentality ❤🇪🇷❤
my award for September 2023,You are Man of the month 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Bravo Eri9th
መርሓባ ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤
Thank you brother 🙏 💙 ❤️ 🙌 💯 💪 🙏 ❤ very good person ❤ one million percent
Eritrea wi net kebur meninet wetru awet nhafash 🇪🇷🎉🇪🇷💪🇪🇷🌹🇪🇷💕🇪🇷🌹🐪🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤
ብሉጽን ግልጺ ቃለመሕትት የቐንየልና
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ
❤❤❤❤❤❤
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
ጽቡቅ ትምህርቲ ምህሩና ናይ ብሓቂ
True 💯👌🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤✊✊✊🙏🙏🙏🙏
ጽቡቕ መደብ ደቂ ኤሬይ 👋💚❤️💙💛
Yessssss
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Eritrea only for Eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
🇪🇷💪💪 Awet niHafash
Yes.
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏
🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Eritrawi Kbur Mennet
Excellent
ኽቡር ሓውና ሃብቶም (በትኔንተ) ኣዚኻ በሊሕን ሓያል ሃገራውነት ትውንን ናይ ትማሊ ተጋዳላይ ናይ ሎሚ ድማ ስነጥበባዊ ሓያል ንቕሓት ትውንን ብምዃንካ ናይ ብሓቒ ኣድኒቐካ ኸምቲ ኣብዚ ቓለ መሕተት ዝበልካዮ ነዞም ኸደምትን በላዕቲ ኽልተ ስጋ ዝኾኑ ኣእዱግ ንሓመዱን ዕሱባት ኣብ ወጻኢ ኾይኖም ታሪኽ ኤርትራ ንምድዋንን ንናጽነት ኤርትራ ዘይቕበሉ ደመኛታት ጸላእትና ብዝምውልዎምን ብዝሃብዎም ኣጀንዳ ንኤርትራን ኤትትራውነትን ንምጥፋእን ነዚ ኤርትራዊ ኣብ ደገ ዝነብር ስሪሑ ኸይነብር ዝጻቡኡ ምልክት ድሕረቶምን ቕንኢ ዝዓብለሎ ዝመሽመሸ ኣታሓሳስባን ሒዞም ብእምንን ብበትርን ዝመጽእ ለውጢ ከምዘየለን ኣንዳዕዲኦም እንዳፈለጡ ብገንዘብን ረብሓን ዝዓወሩ ግብረሽበራዊያን ሓተላ ግለት ብምኹኖም ታሪኽ ክፋረዶም ምዃኑ ፍሉጥ እዩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ጽቡቕ መደብ ማዕበል ቀጽሎ
ደቂ ኤረይ ሸር ኮመንት ላይክ ግበሩ፡ እኽፈሎ ድዩ አብ ኢድና ዘሎ ሸይጣን አይኽ አሎ።
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍♥️♥️♥️♥️♥️
❤
ኤርትራውነት ማለት ኩርዓት ሓበን ፍቕሪ ሓድነት እዩ። 🙏💪✊💚❤💛💙😍
❤❤❤
👍👍👍🌹🌹🌹🌹
🇪🇷❤️🇪🇷👍🇪🇷🙏🏽🇪🇷
❤❤❤🎉
ከመይ ውዕልካ ማዕበል ወደይ ጅግና ጽቡቅ መደብ ኩሉ ግዜ ከምዚኦም ዝመሰሉ አምጻኣዮም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹👍👍😊❤️❤️
❤🎉❤🎉❤🎉❤habtomey jgna 82-2wedi ahadey ajoka ertra nertrawyan
♥️👋👌🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Haderkum deki Eritrea ajökum nekid tray abey keybxhu Notm yehwatena gen nemlsom nehqofom kemlsu Alowam ab berbtom eritrewinotom 😊
💞💐👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Salam salam barnente❤❤❤❤❤❤❤❤ azina nakboro sen❤❤❤
Kbryn Msganan N’Semaetatna Zikri N’sweatna Awet N’Hafash
🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍
🇪🇷💪🏾🇪🇷❤️💪🏾🇪🇷🇪🇷💪🏾🇪🇷❤️💪🏾🇪🇷🇪🇷💪🏾
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪💯💯💯👌👌👌
👍👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷🌷🌲🌲💯
Keep it up Alena walta Hager!! Wow I missed this great conversation I wish we will see your gest again?
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🏾🤞🕊🐫🤲
Habtom Bernente hasawi wekarya !
ሰላም ሰላምኩቡራት አሕዋተይ ነዘም ሸየጥቲ ዓዶም መቃላወጥቲ እታ ዶብ እዶ ስግር በልዋ ባዕላ እታ ሜሬት ክትሕምሽሸኩም እያ ዶብ ከይሰገርኩም እድ ሰውራ ነዊሕ እዩ አበይ ከይሰደኩም ቀስ ኢላ ክትመጸኩም እያ እታ ጭጉራፍ ተጸበዩ አቱም መልመጽቲ ድስቲ ለሙስ ተወዲኣ እያ እታ ድስቲ ኤርትራዊ ጅግና አሜሬቱ ጽኑዕ ወይልኻ ኸዳዕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍❤❤❤❤❤
እዞም አዉራጃዉይን እዮም እዚ ኩሉ ሽግር ዘምጽኡ አብ ልዕሊ መንእሰይትና ።ምፍልላይ እንዳ ፈጠሩ እዞም ድኩማት አይ በይ እንዳገበሩ ነዚኩሉ መንእሰይ ሃጽ ኢሉ ከምዝጠፍእ ተገይሩ።ተስፉ ይገብር ሐደመዐልቲ መንግስቲ ኤረትራ ንድሕሪት ተመሊሱ መጽናዕቲ ገይሩ ነዞም ወገናዉይ አዉራጃዉይን ብሂወት እንተልዮም አብሕጊ ከቅርቦም።
ጸገም ኩሉ ግዜ ዋላ ኣብ ጣዕሚ ውን ኣሎ ብዝሑ ጥራሕ ዩ ዝፍለ ።ስለዚ እዚ ዘለናዮ ግዜ ብጸገምና ንዛረበልይ ህሞት ኣይመስለንን ይሕዋት
Even though it is my first time to hear from your gest I like what he was saying! I just hope you will have time on your program to envit him again?
ኣድሂ ንሓመዱ መፍረድቲ ዳስ ብሓጺሩ ኮራኩር ጀንዳ ወያነ መልመችቲ ብያቲ ኢዮም
ሀብቶም ሰብአይ ጅግና አነ ካብ 2003 ዋእላ ንህቢ ክሳብ 2013 ሽመልባ ኔረ እየ ሐቂ ተዛሪብዎ እዩ
በኤርትራ ስም ፓስፓርት የወሰደ በሙላ ገና ሲገቡ አስመራ ጀላቸውን በፒንሳ መንቀል ነው
Ane sagay Selalia eye zbehal.....Bernente xbuq giereye zfelto....Gomhalo , gal Gomhalo, Humer , Elala, Adi Hakin, Dasse, Embasoyra , Assab 37 wezete bhansab ena nierna.....Habtom hade tebae xruy Eritrawi sebyu.....
Kkkkkkk wediti zeasereka amen zbeleka ya tkewn barniente nebsi
Habtom gena tegadalay iu zolo nebsun srhun riayiwo
ስማስ ከማዕበል ነዞም አብሶሻል ሜድያዘዮፍለጡ ብውሽጢ ዝጽሕፉ ዝዛረቡ ፈትሽካ ዘይተምጽኦም እዞም ፍሉጣት አብሶሻል ሜድያ ግን ኩሉ ም ንፈልጦም ኢና እንተ ክጻረፉ እንተክራገሙ ንፈልጦም ኢና።
Bihiwet Ziabese Ilu imo, intay maletu iyu?
gegatat neru indu gin kab mengsti eikonen kab wilke sebat kemzi ziblo zelo beal Abraham agame zibihalu halefti way tewelde ama
Aysemakan eyu zelo...yemanai edu mis computer entekoynu? Misakha yelen malet eyu.
Haswti eyom bernente bfxum bret aey hazen etiae derfi ewin zqone politics aey neberan aeb shimelba sle zneberqu
Nay bahaq tikkil alo tizkrwo enitedea koynikum Erietrin Bi Ethiopia zihalefkum enitedea alikum Kemiz kemay Tiebtegna Shaewiya eyom zibluna nierom Kkkkkk bhaq amxiwa alo
ቅዋም ማለት መመሓደሪ ሕጊ ህንጻ ሃገር እዩ፡ ንሱ ዝሰርሕዎ ግና በዓል ዕንክሊሊል በረኸት ዕላሞኦም ኣንድነት ዝኾኑ ኣዘዪጦም ነዲፎሞ ንጥፍኣት ኤርትራ እዮም ጌሮሞ ግን ህዝቢ ኤርይራ ኣይተታኸሰን እዩ፡ ደው ኢሉ ኣብ ሕማቕን ጽቡቕም ቅድም ሃገር ትሃሉኢኮይኑ ጭርሖና።
እዚ ህዝብና የዋህ ስለ ዝኮነ ይታለል ኔሩ ዐርቢ ሮቡዕ ንወፃኢ ይብልዎም ኔሮም ስለዚ እቶም አብዶብ ዝርከቡ ህዝቢ ተታሊሎም ።
Maebel tegagika ezi trufa da laqwa endu
ታርክ ህዝቢይ ኤሪትራ ህዝባውይ ግንባርን ዝፈላልዮ የለን። ህግንባር ኢንተይልና ህዝቢይ ኤሪትራ ፡ ህዝቢይ ኤሪትራ ኢንተይልና ክኣ ህዝባውይ ግንባር ኢዩ፡ እዚይ ማለት ክኣ ማይን-ጻባን ማለትዩ፡ ስለዚይ ኤሪትራውነት ጅግንነት ኤሪትራውነት ማንነት ታሪክ ኢና ሰርሓና ንውሉድ ወሎዶ ክሳብ ምጻእት ኣለም ዝፍጽም ንሕና ህዝቢይ ኤሪትራ ንታሪክናን ማንነትና ሓድነትና ውህደትናን ዝፈታትን ማንም ከዳዕ ሽያጢይ ማንነቱን ከሓዳይ ዝበልዓሉ ጽሓሊይ ዝሰብር ቅልውላው ማንነት ዘለዎም ምጻእ ህወቶም ዝጸልመተ ራኢይ ዘይብሎም ናይ መዓልት ጉዳይ ኢዩ ኢምበር ኩሎም ውይጦታት በብሓደ ከነርክበሎም ኢይና። ታሪክ ህ ግ ሓ ኤ ውይ ህዝቢይ ኤሪትራ ኣብ ዓለም መዋዳደርት ዘይርከቦ ምካኑ ኣብ ዓለም ሓያላት ዝብሃላ ኣጽቢቀን ዝመስከራሉ ኢየን፡ ስለዚይ ኩልና ህዝቢይ ኤሪትራ ነፍሲ ወከፍ ናይዞም ከድዓት ምንቅስቃስ እናተከታተልና ሓበሪታ ክንውሃሃብ በዚይ ኣጋጣሚይ ከዘካክረኩም ይደሊይ። ዓወት ንሓፋሽ! ካብ ወዲይ ሓደ ❤
ሃብቶም በርነንተ ተገንጽሉ ዘይ ዉዳእ ታሪኽ እዩ ዘለካ ኣብ ቀጻሊ ጉድ ናይቶም ምስ ትግራዎት ተዓስቦም ዘነበሩ ዘርዚርካ ክትነግረና ንስበየካ ኣለና የቀንየልና ማዕበል ቀጽሎ
ናይ ብሓቂ በርኔንተ ! ኣብ ሚድያ ወጺእካ ናይ ሰራዊት ሃለውለው ናይ ውልቃዊ ተመኩሮ ጌይጋ ::
Eh bernentes mesmar ywgaka lokmax
❤❤❤❤❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤