#ቴሌቪዥን_ትግራይ
#ዜዜና ትግርኛ ምሸት ሰዓት 1፡00 - 02 ሓምለ 2016 ዓ/ም
----
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Facebook: / tigrai.tv1
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-mail: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
Instagram: / tigrai.tv
KZread: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV
Пікірлер: 6
ቀዳማይ ዙር ፈተና እንታይ ማለት'ዩ? ካልኣይ፣ ሤልሣይ፣. . .ዙር 4:02 ኣሎ ማለት ድዩ? TTv ክተብሮሁለይ ብተሥፋ እፅበ።
ዶ/ር ኪሮሥ ጉዕሽን ዶ/ር ታደሠ ካሕሣይን ንዝሃብኩምና ግልፂ መብርሂ ነምሥግን። እግዚሄር ይሃበልና።
ተመሃሮ ናብን ካብን መፈተኒ ቦታ እንትጓዓዙ ሓደጋ ከይበፅሕ ዝምልከቶም ኣካላት ፍሉይ ምድላውን ጥንቃቀን ክገብሩ የድሊ።
ተመሃሮ ንምንታይ ናኣብ ዩኒቨርሢታት ክፍተኑ ተመሪፁ። ማለት ንምንታይ ኣብ ቤት ትምህርቲታት ክፍተኑ ዘይተገበረ።
ተመሃ ኣብ ጉዕዞ ሓደጋ ከይበፅሖም ፍሉይ ጥንቃቀ ይገበር። ናይሎሚ ተፈተንቲ ናይፅባሕ ተረከብቲ ሃገር ሥለዝኾኑ ብፍሉይ ንጠንቀቀሎም።
የቅንነልና ዶ/ር ኪሮሥ ጉዕሽ ቀደማይን ካልኣይን ዙር ግልፂ ገርኩሞ'ለኹም።