ቅትለትን መቑሰልትን ኣ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን 9-7-24

Ойын-сауық

ቅትለትን መቑሰልትን ኣ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን 9-7-24

Пікірлер: 66

  • @user-op8ov3ts4f
    @user-op8ov3ts4f13 күн бұрын

    ጽቡቅ ኣለኻ ወዲ ጣባ ሓቲ ኣማራጺ ንሳ ጥራይ ኢያ ፋሕ ኢሎም ሂወቶም የድሕኑ ምኽንያቱ መንግስቲ ብልጽግና ንህዝቡ ከድሕን ዘይካኣለ ኤርትራውያን ከድሕኖም ኣይክእልን ኢዩ :ወዲ ጣባ Thank you

  • @user-gl9zf2yj1y
    @user-gl9zf2yj1y13 күн бұрын

    በጣም የሚገርመው ምን ሊሰሩ ነው ኢትዪጴያ የሚሄድት ምንእየነካቸው ነው እንደኔ ኢትዪጵያ ከምሄድ ምበላው አጥቼ ኤርትራ ብኖር ይሻለኞል ከዚህ በፊት ትግራይ ሄደው ሲገሎቸውና ሲያንገላቶቸው ነበር መቼነው ኢትዪጵያን እርግፍ አድርገው የሚተዎት እየመጡ ቢገሎቸው ማን ይጠየቃል ለምንድነው በአገራቸው የማይኖሩት

  • @fretayohannes4922
    @fretayohannes492213 күн бұрын

    AMLAKE YHALWOM

  • @HansGebre-t2h
    @HansGebre-t2h13 күн бұрын

    ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ጣባ ቀጽል ።

  • @abebatekle2987
    @abebatekle298713 күн бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @jemebur8170
    @jemebur817013 күн бұрын

    Welcome welcome

  • @goitomfoto5276
    @goitomfoto527613 күн бұрын

    መርሓባ ጣቢኖ.ወዲ ከመይ ሰላምታይ.ተቀበሉ.ካብ.ኣዲናቂካ.ሸር.ኮመንቲ.ኣትረስዑ.ደቂ.ኤረይ

  • @amlesettekie6223
    @amlesettekie622313 күн бұрын

    እዞም ርጉማት ርኢ ናይ ጥንቲ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ዓጋመ እዬም ዝቀትልዎም ዘለዉ። እዋይ የሕዋተይ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @abebamckay7126
    @abebamckay712613 күн бұрын

    Thank Wedi Taba great job always ❤

  • @gambogermai408
    @gambogermai40813 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bereket4mereti
    @bereket4mereti13 күн бұрын

    ወዲ ጣባ ናይ ብሃቂ ወዲ ሕዝቢ ኢኻ ። እቲ ክትገብሮ ትኽእል እዚ እዩ።🙏🙏🙏🙏🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴

  • @edenasfaw9409
    @edenasfaw940913 күн бұрын

    I rarely criticize my government but truly it’s failing on this end. I know our government cannot control people leaving the country but once they are in this situation it has responsibility to partner with UN or UNHCR etc., to get its citizens out of there.

  • @jupiterplanet1316

    @jupiterplanet1316

    13 күн бұрын

    you people come to Ethiopia 🇪🇹 on daily bases... escaping the extreme poverty in your extremely poor country...spicaly to Tigray 🇪🇹 region hundreds of people from your poor country comes daily..naw in Tigray 🇪🇹you people are sold like animals... once you enter Ethiopia 🇪🇹 you people have no warranty for any thing including your life

  • @senaitweldekidan2521
    @senaitweldekidan252113 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @angeln9985
    @angeln998512 күн бұрын

    ምሕረት የውርድ ኣምላኽ።

  • @edenasfaw9409
    @edenasfaw940913 күн бұрын

    We have been sounding the bell and saying to all Eritreans to leave Ethiopia before it’s too late… yet all the plea and all the info is falling on deaf ears! I know some are simply stuck there because they have neither the connection nor the financial resources to escape that country… and those are the ones I feel truly sorry for… but for those with means but choose to continue to live there and open businesses in that lawless country, I simply don’t have any sympathy! Our government has responsibility to evacuate its citizens much like it did in Sudan when the conflict got out of control.

  • @luwamlove
    @luwamlove13 күн бұрын

    🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️

  • @YemaneTesfay-mt2cm
    @YemaneTesfay-mt2cm13 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @woineteklea275
    @woineteklea27513 күн бұрын

    I m so sorry to hear this bud news Thanks for you tell everyone 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏i hope no more 🙏 😭

  • @GilayGilay
    @GilayGilay13 күн бұрын

    Tsma aleka

  • @mebratgayem739
    @mebratgayem73913 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷WEDI TABA MSLA ALO BZEBEN WRA WEA NEBSKA AYTEIEBRA ZBHAL SELE ZELO HJI MQTALN MSRAQN NETOM CHEFATU EDL HIBWOM ALO. NAY MESEL TEMAGOTI NAY SDETEJATAT MEN EYO NSKA TFELTO KULU ERTRAWI YFELTO TEGARU EYOM.

  • @user-rf2cz7hq8l
    @user-rf2cz7hq8l13 күн бұрын

    Welcome wedi taba Good Explain 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane730113 күн бұрын

    እዋይ ኣምላኽ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም ።

  • @mebratgayem739
    @mebratgayem73913 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷WDI TABA,KAB BJUNTAN MESSRHTOM ZSAQEYU HGEROM ZEYMOLSOM.

  • @user-kq1hr9sh7e
    @user-kq1hr9sh7e13 күн бұрын

    Prawa

  • @berektywaldmariam2541
    @berektywaldmariam254113 күн бұрын

    🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @jimmyjam5338
    @jimmyjam533813 күн бұрын

    ADOM YIMELESU AB LIMAT YISATEFU

  • @abebamckay7126
    @abebamckay712613 күн бұрын

    Gedida

  • @Hannibal-uv9vw
    @Hannibal-uv9vw13 күн бұрын

    Tabino: the indefinite military service is the main core of all economic hardship which is causing massive immigration of young Eritreans.

  • @frewinighebreselassie1476
    @frewinighebreselassie147613 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jimmyjam5338
    @jimmyjam533813 күн бұрын

    EMO AB SISEYENA ZELEWUWO BOTA YOKITELU ALEWU, WEDI TABA KEBAD AYKONEN KABTI ZELEWUWO HIMAK BOTA ADOM YIHISHOM , NIAKA KEBID EYU WEDI TABA, NEZOM AB MEASAKIR ETIOPIYA EYOM ZELEWU, ESIKA AUROPA ALEKA, EZI EYU FILILIYU

  • @MelakeTesfamicale
    @MelakeTesfamicale13 күн бұрын

    111111

  • @sam201006
    @sam20100613 күн бұрын

    Tabino hawey merhaba kef al hal habibi n elsu mes wedkum bzuh selam❤

  • @jimmyjam5338
    @jimmyjam533813 күн бұрын

    WEDI TABA ARKEY ADOM TEMELISOM KEM HIZBOM KINEBRU YIKUELU EYOM , EMO HIGI WETSIU WALA HANTI KIGEBIR AYKIELIN EYU, MIS ADGI NIHAMEDU KIHIWESU MIKANOM AYTIZENGIE, HIGIM ADOM YIMELESU, HIGI SIRAH ALO, . SEBARA MIKNIYAT AYTEKRIB

  • @bereket4mereti
    @bereket4mereti13 күн бұрын

    እቶም ንምንታይ ዓዶም ዘይምለሱ ንብል ፤ በጃኹም ናይ ሰብ ህሊና ይሃልዉኹም🌴🇪🇷🇪🇷🌴።

  • @user-lg3wr3zt4s
    @user-lg3wr3zt4s13 күн бұрын

    Stubuq aloka

  • @mehretnegusse8569
    @mehretnegusse856913 күн бұрын

    Credit card, wedi Taba.

  • @senaitweldekidan2521
    @senaitweldekidan252113 күн бұрын

    Sebuk zerba hakie tezarbka.

  • @gedionmesfin1821
    @gedionmesfin182113 күн бұрын

    This are the Tigreans doing it

  • @asmeretyohannes4451
    @asmeretyohannes445113 күн бұрын

    ወዱ ጣባ: ኣብዲያስፖራ ዘሎ ኤርትራዊ ከም ፐቲሽን ብምምላእ ደሞንስትረይት እንተዝገብር ሓገዝ'ዶ ምኾነ ይመስለካ!

  • @bereket4mereti
    @bereket4mereti13 күн бұрын

    አትዮጵያ ካብ መንግስቲ ቁጽጽር ወጻኢ እዩ ዘሎ ። እዚ ንኤርትራዊያን ጥራይ ዘይኾነ ዎላ ንኢትዮጵያዊያን ኣስጋኢ ኢዩ ኮይኑ ዘሎ ። 100 ኢትዮጵያዊያን ካብ ጎጃም ናብ አዲስ አበባ ዝኽዱ ዝነበሩ ተማሃሩ ተጨዊዮም ንሓደ ሰብ 1 ሚሊዮን ብር ከምዝሓቱ ሰሚኢኹም ትኾኑ ኢኹም ኢለ ተስፋ ይገብር ። 🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴

  • @fessehasebhatu
    @fessehasebhatu10 күн бұрын

    ኩሉ ሓደዩ ኢትዮ ዋላ ሱዳን ዝሓሸዓዶም ኣብ ዓደ

  • @Karneshmawi
    @Karneshmawi13 күн бұрын

    ኣይትሓዘለይ እምብር እዝኦም ዶናቁር እዮም ፡ ወላ እዚ ምሳኻ ዝዛረብ ዘሎ ዶንቆሮ እዩ ፡ ዓዲ ኣብ ኩናት ከላ እሞ ከኣ ኣብ ማእከል ክልተ ተፋጥቶም ዘለዉ ኣለና ኢልካ ዘረባ ኣሎ ንዓዶም ይመለሱ ንዓዲ እንተ ዘይደልዮም ከኣ ናብ ካልኦም ይኺዱ እምበር ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዓስከር ኮንካ ኣየናይ ማሕበራት እየን ክግደሳልካ ፡ እንዳ ኣራ መሳርሒ ስልያ እዩ ኔሩ ድሕሪ ኩናት ኣብ ትግራይ ከኣ እንዳ ኣራ እቲ መንገዲ ተበትኽዎም እዩ ፡ ስለዚ ርእሲ ግበሩ በጃኹም ሰለማዊ ሰልፊ ወጺእና ከኣ ይብል ዶንቆሮ

  • @user-rf2cz7hq8l
    @user-rf2cz7hq8l13 күн бұрын

    ጉዳይ ስደተኛ ኤርትራውያን ኢትዮጵያ ኢድ ቮሎቲኻ ኣሎዎ ስለዚ ጁንታ ኢድ ኣለዋ ኣብዚ ማዓስከር ምክንያቱ ናብ ምዓስከር ማይዓይኒ :ዓዲ ሓርሽ : ሕንጻጽ : ሽመልባ ተተመለሱ ኢዮም ዘጨንቁዎም ዘለዉ እቲ መዳባት ናቶም ወያነ ዝዓሰበቶም ሰባት ኢዮም እዚኦም ስርሖም ጽቡቅ ጌርና ንፈልጦም ኢና

  • @tsigetatsigeta9447
    @tsigetatsigeta944711 күн бұрын

    how come is worsn going back to home land Eritrea? At least they will be safe from death !

  • @user-pu6bo3es2u
    @user-pu6bo3es2u13 күн бұрын

    Sdet SDI hmaq ayu hawks now below sdet

  • @user-op8ov3ts4f
    @user-op8ov3ts4f13 күн бұрын

    ጀዲዳ

  • @soloberhe6820
    @soloberhe682013 күн бұрын

    የአብይ መንግስት ከፋኖጋር ለማያያዝ የሰራው ስራነው ወድጣባ

  • @Eritreaonelove-cn3bi
    @Eritreaonelove-cn3bi13 күн бұрын

    This people are tororist😂😂😂

  • @user-wj3zu8pu2b
    @user-wj3zu8pu2b13 күн бұрын

    ሰላም ወዲ ጣባ ካብ ናይ ማዓስከር ናብራ ናብ ኤርትራ ምምላስ አማራጺ ዩ። ምስ ህዝብኻ ጸበባ ዳርጋ ጸባ

  • @bereket4mereti
    @bereket4mereti13 күн бұрын

    በጃኻትኩም የሕዎት ከምቲ ወዲ ጣባ ዝበለኩም ብጉሩፕ ተነቀሳቀሱ ።

  • @aziebjohanes8312
    @aziebjohanes831213 күн бұрын

    Jedida

  • @dddwww1948
    @dddwww194813 күн бұрын

    ስለምንታይ መንግስቲ ኤርትራ ኮነ ፕረሲደንት ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ስራኤል ዘሎ ምቅታል ዜይዛረብ? ስለምንታይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ግፍዒ መንግስቲ ኤርትራ ዜይዛረብ? ንዕቐት ስደተኛታት ድዩ? 😢😢😢😢 ብጣዕሚ ይገርም።

  • @fessehasebhatu
    @fessehasebhatu10 күн бұрын

    እሞ ሞት ዶ ትመርጽ?

  • @dddwww1948
    @dddwww194813 күн бұрын

    ናይ ኤርትራ ኢምባሲ ኣብ ኣድስ ኣበባ እንታይ ይገብር ኣሎ?

  • @asmarina8019

    @asmarina8019

    12 күн бұрын

    አብ ሓንቲ ሃገር ሽግር ክፍጠር ከሎ እቲ መንግስቲ ናይ እታ ሃገር እዩ ሰላም ናይ ህዝቢ ከውሕስ ዘለዎ::

  • @dddwww1948

    @dddwww1948

    12 күн бұрын

    @@asmarina8019 ሰላም እንተ ዜዋሕሰ’ኸ?

  • @asmarina8019

    @asmarina8019

    12 күн бұрын

    @@dddwww1948 ዋእ ፍታሕ ዲኻ ትደሊ ዋላ ነገር? እንተዘየውሓሰ ህዝቢ ኢትዮጵያ እንዳተሓመሰ ይነብር::እቲ ኤርትራዊ እንተኸፈኤ ዝምለሰላ ሀገሩ አላቶ ::ምስኪናይ ህዝቢ ኢትዮጵያ::

  • @dddwww1948

    @dddwww1948

    12 күн бұрын

    @@asmarina8019 ሕራይ እስከ ኣቦይ ፍታሕ። ንሃገሮም ንኽምለሱ ዝደልዩ ብኸመይ መገዲ ንሃገሮም ክምለሱ ይኽእሉ? እቶም ስኣን ገንዘብ ክምለሱ ዜክእሉ’ኸ ብኸመይ ዓይነት ክትፈትሖ ትኽእል?

  • @asmarina8019

    @asmarina8019

    12 күн бұрын

    @@dddwww1948 አነ ናይ ሕግታት ስደተኛ ብዙሕ ፍልጠት የብለይን ግን ናብ ሃገሩ ክምለስ ዝደለየ ኤርትራዊ ,ናብ ኢምባሲ ከይዱ ክሓትት ይኽል ይመስለኒ:ዋላ ካብ ኤርትራ ብዘይ ሕጋዊ እንተወጸኤ መንግስቲ ኤርትራ ክተሓባበሮ ይኽል ይኸውን::ናይ ገንዘብ እንተኾይኑ ካብ ሃገር ክወጽ ከሎ ብጥሩሑ አይኮነን ::ስለዚ ከምቲ ንክትወጽ ዛሓገዘ ንክትምለስ ካአ ክሕግዝ ይኽል እዩ: ናይ ሂወት ምድሓንጉዳይ እዩ: ግን እታ ናይ ኤርትራ ኤምባሲ አብ አዲስ አበባ እንታይ ይገብር አሎ ?ማለትካ ንዜጋታቱ ዘይሕግዝ ዲኻ ትብል ዘለኻ ወይስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጽቡቕ ስለዘየለዋ ስለ ምንታይ ይፍቀዶ እያ እታ ሕቶ??

  • @meb66
    @meb6613 күн бұрын

    ወዲ ጣባ፣ ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ይትረፍ ንዜጋታታ'ውን ውሕስነት ኣይሃበትን፣ ካልኣይ ቆንስል ኤርትራ ንሓተትቲ ዕይቕባ እንታይ ክማጎተሎም ይኽእል? ቅድሚ ሕጂ ኣብ ሓደ መዓስከር ናይ ሓንቲ ሃገር ሽግር ገጢምዎም ወኪል ኤምባሲ ኤርትራ ከይድዎም "እዚ ሰብኣይ ኣይንፈልጦን ኢና" ኢሎም ዕግርግር ገይሮም። ጉዳይ ምምላስ ግን፣ ኣብ ዘይዓድኻ ክትመውትዶ ይሓይሽ ዓድኻ ክትምለስ?

  • @bereket4mereti
    @bereket4mereti13 күн бұрын

    አትዮጵያ ካብ መንግስቲ ቁጽጽር ወጻኢ እዩ ። እዚ ንኤርትራዊያን ጥራይ ዘይኾነ ዎላ ንኢትዮጵያዊያን ኣስጋኢ ኢዩ ዘለዎ ። 100 ኢትዮጵያዊያን ካብ ጎጃም ናብ አዲስ አበባ ዝኽዱ ዝነበሩ ተማሃሩ ተጨዊዮም ንሓደ ሰብ 1 ሚሊዮን ብር ከምዝሓቱ ሰሚኢኹም ትኾኑ ኢኹም ኢለ ተስፋ ይገብር ። 🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴

Келесі