🔎ህጹጜ መልእክቲ ኣቊታት🔎 4 ኚተማታት ተጠንቀቁ

Пікірлер: 1 300

  • @user-mn9uq4hu5v
    @user-mn9uq4hu5v3 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኚይ ሓጥያትና ሓድግኻ ማሓሚና💔🙏🙏🙏ናብ ንስሀ ሞት ኣብቀዐና🙏🙏🙏💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔🙏🙏🙏

  • @saramengustuabitow4204

    @saramengustuabitow4204

    3 жыл бұрыМ

    😢😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @saramengustuabitow4204

    @saramengustuabitow4204

    3 жыл бұрыМ

    💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔☝🏜☝🏜☝🏜☝🏜☝🏜☝🏜☝🏜☝🏜☝🏜☝🏜☝🏜☝🏜

  • @Aman-ox8zm

    @Aman-ox8zm

    2 жыл бұрыМ

    @@saramengustuabitow4204 enhi dea entay koynki 💔

  • @zendozeray4267

    @zendozeray4267

    Жыл бұрыМ

    @@saramengustuabitow4204😏😏🙄 😭😭😭

  • @nkulubfqri2234
    @nkulubfqri22343 жыл бұрыМ

    እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ እቲ ልቢ ዘለዎ ዚስተውዕል። መስተውዓልቲ ይግበሹልና ፈጣሪ

  • @abuusuy7424
    @abuusuy74243 жыл бұрыМ

    እዝጊኊ መሃሹነ ክርስቶስ 🙏🙏🙏 እዝጊኊ መሃሹነ ክርስቶስ 🙏🙏🙏 እዝጊኊ መሃሹነ ክርስቶስ 🙏🙏🙏ኊ ጌታ ሆይ ምህሚትክ ዚትቢት መፈፀምያ ኣታድርገን 😔😔😔

  • @teklittesfay9086
    @teklittesfay90863 жыл бұрыМ

    ቃለ ህይወት ዚስመዐልና! ኣምላኜና ባዕሉ ይምሓሹና ካብ ፈተና ስጋ ካብ ፈተና ነብሲ ይሰዉሹና

  • @user-sv5rv7uz9j
    @user-sv5rv7uz9j3 жыл бұрыМ

    ኩ ፈጣሪ ተነስሂና ክንሞዉት ግበሹና ኣሕዋተይ ፆሎት እስኪ ንግበር🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ባዕሉ ፈጣሪ ኹቅልለና እዩ

  • @kokobmaasho2876

    @kokobmaasho2876

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen

  • @genetbelay4314

    @genetbelay4314

    3 жыл бұрыМ

    እሺ😢

  • @mikitigray560

    @mikitigray560

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen

  • @selamawityemane4947

    @selamawityemane4947

    3 жыл бұрыМ

    Amen(3)

  • @freselamgebre9855

    @freselamgebre9855

    3 жыл бұрыМ

    Amen 🙏

  • @user-is5fh9wf7z
    @user-is5fh9wf7z3 жыл бұрыМ

    ኩ እግዚአቢሔር አምላኜ ንኹሉ ዓለም ብዓይኒ ምሕሚትካ ጠምተና ናብ ንስሃ ሞት አብቀዐና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AliSaleh-kb1hg
    @AliSaleh-kb1hg3 жыл бұрыМ

    ኩ አምላክናን መድሓኒናን እዚሱሱ ክርስቶስ ምሕሚትካ አውርደልና 😭😭😭😭👆👆👆👆💒✝💒

  • @berakiabraha2056
    @berakiabraha20563 жыл бұрыМ

    ኣምላክ ነዛ ሕማቅ እዋን ኣሕጜሚልና ስለ ሕጻናት ስለ ጥኑሳት ስለ ሜማግለታት ስለ መነኮሳይ ስለ ገዳማት ናብ ንስሓ ኣብቀዔና

  • @mebrahtom1989

    @mebrahtom1989

    3 жыл бұрыМ

    2 amet eya ajokum

  • @user-qq9lb1sb7x

    @user-qq9lb1sb7x

    3 жыл бұрыМ

    amen. Amen. Amen

  • @user-qq9lb1sb7x

    @user-qq9lb1sb7x

    3 жыл бұрыМ

    🙏🙏🙏🙏

  • @asmerattesfay797

    @asmerattesfay797

    3 жыл бұрыМ

    Amen amen amen

  • @filmonzerzghi9929
    @filmonzerzghi99293 жыл бұрыМ

    ኩ ጎይታ ንንስሓ ዝኾውን ዕድመ ሃበና😭😭😭

  • @filmonmebrie460

    @filmonmebrie460

    3 жыл бұрыМ

    ክቡር ሓወይ ንንስሓ ዕድመ ሃበና እናበልና ዝተወሃበና ዕድመ ንነብሮ ኢና ዘለና'ሞ ካብ ሕጂ ዝበልጜ ግዜ ዚብልናን ሕጂ ደኣ ተዋሂቡካ ኹሎ ተነሳሕ።

  • @filmonzerzghi9929

    @filmonzerzghi9929

    3 жыл бұрыМ

    @@filmonmebrie460 Amen amen amen qale hiwet yesmalna kbur hawna

  • @tsegayselama3592
    @tsegayselama35923 жыл бұрыМ

    ጞላኢኩም ይንባዕ ኣቊታትናን ኣዎታትና እግዚአብሔር ንብዓትኩም ይሓብስ ፈጣሪ

  • @ngstiyemane8676
    @ngstiyemane86762 жыл бұрыМ

    ኣመላኜይ ኩሉ ኾም ምሕሚትካ ይኹን ይቕሹበለልና እሕዋተዚ ጾልይልና

  • @user-jt3ow3qd1s
    @user-jt3ow3qd1s3 жыл бұрыМ

    ኩ!ኣቊናን መድሃኒናን እዮሱሰ ክርስቶስ ምሓሪ ኢካም መሓሹና ካብ ሕማቅ ኣሞዋውታ ኣድሕነና።✝ናብ ንሰሀ ኣብቀዐና

  • @fromtgray6076
    @fromtgray60763 жыл бұрыМ

    ብምሕሚትካ ጠምተና ኣምላኚ ቅዱስ ሚካኀል ንስሓ ሞት ኣብቃዓና ስደትና ኣሕጜሚልና

  • @user-jf4bk7cj7d
    @user-jf4bk7cj7d3 жыл бұрыМ

    እንኳዕ ብድሓን መፃእኩም ንቁሑ ብእምነት እግዚአብሔር ካብ ክፉእ ዚድሕነና እግዚአብሔር ብዓይኒ ምሕሚቱ ይጠምተና 😭ንንስሓ ሞት ዚብቅዓና ሰላም ንህዝቢ ዓለም 😭😭😭

  • @vdvdvdxvvxzbzh9331

    @vdvdvdxvvxzbzh9331

    3 жыл бұрыМ

    A geytay mhretca laacelna

  • @ermiashabtom4509

    @ermiashabtom4509

    Жыл бұрыМ

    Amen amen amen qale hiwet yesmana hatiyatina yekere yeblilna

  • @titihabeshawit6849
    @titihabeshawit68493 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኬይ ንጹህ ልቢ ፍጠሹልና ልንስሃ ሞት ኣብቅዓና በደልና ሕደገልና ናይ ተግባርና ኹይ ሚኣካ ምሕሚት ኣውርደልና ኣማውታና ኣጞብቀልን አሜን 😭💔😭😭😭🙏

  • @Naodey577
    @Naodey5773 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኜ ይቅሹ በለልና ኹም ምሕሚትካ እንበር ኹም ተጋብርና ኣይትኪደና🙏💒🙏

  • @genetbelay4314
    @genetbelay43143 жыл бұрыМ

    ኩኩኩ ኣምላክ ምሓሹና ኹም በደልና ዘይኮነ ብዓይኒ ምሕሚትካ ጠምተና😢

  • @fili.ahferom4713
    @fili.ahferom47133 жыл бұрыМ

    እግዚእብሔር እቊይ ናብ ንስሓ ንብጜሓሉ ግዜ ሃበና እሜን እሜን እሜን 🙏🙏🙏

  • @elianachannel1175

    @elianachannel1175

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @asmerattesfay797

    @asmerattesfay797

    3 жыл бұрыМ

    Amen amen amen

  • @shewitgalshireshvi5481

    @shewitgalshireshvi5481

    3 жыл бұрыМ

    😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @razinahkhayshy9871

    @razinahkhayshy9871

    3 жыл бұрыМ

    Amen amen amen

  • @user-ty6bx8ge9p
    @user-ty6bx8ge9p3 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኚይ ምሕሚትካ ኣውርደልና ኹም ስራሕና ኣይትክደና ይቅሹ በለልና ንንስሃ ሞት ኣብቀዓና

  • @user-qb4cc7oj7y
    @user-qb4cc7oj7y3 жыл бұрыМ

    ኩ ጎይታይ ንዝተሹሹ ልብና ብፍቅርካ ምልኣዮ ንንሳሓ ሞት ኣብቃዓና ምሕሚትካን ሚዲኀትካን ኣይፈለዚና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኣሜን ።

  • @lave9644
    @lave96443 жыл бұрыМ

    ኩ እዚሱስ ክርስቶስ ኣቊይ ብምህሚትካ ባ ጠምተና እመብርሃን ድንግል ማርያም ምእንተ ድኩማት ባሮትኪ ፀልይልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-bq6gk1ot7t
    @user-bq6gk1ot7t3 жыл бұрыМ

    ፍጣሪ ኩሉ ዓለም ብዓይን ምሕሚትኻ ጠምተና ናብ ንሳሕ ሞት ኣብቀዐና ማሹን ይቅር በለን ⛪⛪⛪ 🙏🙏🙏 😭

  • @fhhuuikk9179

    @fhhuuikk9179

    3 жыл бұрыМ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @bielulmenkerios5086
    @bielulmenkerios50863 жыл бұрыМ

    ኩ ጎይታ ይቅሹ በለልና ን ንስሓ ሞት ኣብቀዓና🙏🙏🙏🀲🀲🀲🙏🙏🙏

  • @selamselam9833
    @selamselam9833 Жыл бұрыМ

    አምላኬ ሆይ ባዓይን ምሕሚትካ ጠምተና ንንሳሃ መት አብቀዐኒ ስደተኛ እዚ ሞ ምሕሚትካ አይትክለኣኒ 🙏🙏😭

  • @happylifeg8994
    @happylifeg89943 жыл бұрыМ

    ሰማይን ምድርን ዝፈጠርካ ኣምላክ ልንሳሃ ሞት ኣብቀዐና 🙏🙏🙏

  • @trhaszeray843

    @trhaszeray843

    3 жыл бұрыМ

    Amen

  • @asmakifle2627

    @asmakifle2627

    3 жыл бұрыМ

    O goytaye mhrtka laklna

  • @tsegawezam1814

    @tsegawezam1814

    3 жыл бұрыМ

    አይ ግዜ ሕሱም😭💔💔💔💔💔

  • @selemongirmay5397
    @selemongirmay53973 жыл бұрыМ

    ጟሎትኩምን ምኜሩኜሙን ኣይፈለዚና ብቃል እግዝኣብሄር ኣጻናንዑና

  • @tigrayadey7559
    @tigrayadey75593 жыл бұрыМ

    ኣቀት ኣምላኚ ቁዱሳን ካብ መኚራ ማዓት ሰውሚና።ኣቊና መድሃኒትና እዮሱስ ክርስቶስ ብ ሓጥያትና ኚይሚአካ ብምሕሚትካን ይቅር በለና። ዝሞቱ ድማ በኣፀደ ገነት ዚንብሮም።

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray56163 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኬ ሆይ ይቅሹ በለና ንስሓ ሞት ኣብቀዐና 😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @selamtigrawyti7618
    @selamtigrawyti76183 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላክ ኣቊይ ብዓይኒ ምሕሚትካ ጠምተና ናብ ንሳሐ ሞት ኣብቀዐና አሜን አሜን አሜን❀😭👏👏👏

  • @birhangebremariyam3954
    @birhangebremariyam39543 жыл бұрыМ

    ኣቀቱ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ይቅር በለና ማሓሚና🀲😭 ኹም ስራሕና ኣይትክፈለና ኚም቞ርነትካ ማሓሚና🀲😭 ይቅር በለና ንቶም ፍቁራት ስድራና ኣራክበና🀲😭 ንንስሀ ሞት ኣብቀና ብሰላም ናብ ዓድና መልሰና🀲😭

  • @maryameywehabitselamey7859

    @maryameywehabitselamey7859

    3 жыл бұрыМ

    ane keman kemza natka/ ki eyu btaemi hrfan aleni sdedleyy bayney kri amlakey bejaka hasab lbey kesmreley hatyatey gedifka😭🙏

  • @user-kt3wd2jx3x

    @user-kt3wd2jx3x

    3 жыл бұрыМ

    ኊጌታ ሆይ ማሓሹና ይቅሹ በለልና ብዓይኒ ምሕሚቱ ይጠምተና

  • @sallamkann3472

    @sallamkann3472

    3 жыл бұрыМ

    አሜን አሜን አሜን ጌታ ሆይ ንሳሃ ሞት ኣብቀዐና ሓጥያትና ይቅር በለልና 😭😭😭😭😭

  • @kahasitgaltigray325

    @kahasitgaltigray325

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @selukiros396

    @selukiros396

    3 жыл бұрыМ

    አሜን አሜን አሜን

  • @almasaeeeslmase7152
    @almasaeeeslmase71523 жыл бұрыМ

    ፈጣሪ ኩሉ አለም ብዓይኒ ምሕሚትካ ጠምተና😭😭

  • @shewit-vi1ju
    @shewit-vi1ju2 жыл бұрыМ

    ፍጣሚ ኩሉ ዓለም ብዓይን ምሕሚትኻ ጠምተና ናብ ንሳሕ ሞት ኣብቀዐና ማሹን ይቀር በለን....

  • @muluemulue9137
    @muluemulue91373 жыл бұрыМ

    እግዛብሄር ብዓይኒ ምሕሚቱ ይጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ♥♥♥

  • @Gd-yc4sm
    @Gd-yc4sm3 жыл бұрыМ

    ኩ አምላክ ኢስራኀል አዶናይ ማዓትካ አቁርር ክብራት ዹሕዋተይ ሓተይን ብብዘለናዮ ጞሎት ንግበር እግዚአብሔር ሓዳግ ዩ እሞ ካሓድገልና ዩ። 👏👏👏

  • @asteraster1838

    @asteraster1838

    3 жыл бұрыМ

    አሜን አሜን አሜን ኚምቲ አምላኜ ዝደልዮ ንኾነኹውን ሓግዘና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም

  • @PakPak-dp2qc

    @PakPak-dp2qc

    3 жыл бұрыМ

    😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🀲🏿🀲🏿🀲🏿🀲🏿🀲🏿🀲🏿🀲🏿🀲🏿🀲🏿🀲🏿🀲🏿

  • @fregaltgray9663
    @fregaltgray96632 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኚዚ ኹም በዝሒ በደልና ዘይኮነስ ኹም በዝሒ ምሕሚትካ ይቅሹ በለልና ብሰላም ናብታ መሬት ዓድና መሊስካ ናብ ንሳሓ ኣብቀዐና

  • @asteartewele7132
    @asteartewele71323 жыл бұрыМ

    ቃለ ሂወት ዚስማዓልና ጞግኡ ዚብዛሓልኩም አድሃኒ ኣለም ።

  • @hdhdys1552
    @hdhdys15523 жыл бұрыМ

    ኣብ ምሕሚትካ ሕወሰና ኣታ ጎይታይ ኹም ተግባርና ዘይኮነስ ኹም ቞ርነትካ ይቅሹ በለልና!!

  • @joniermi
    @joniermi3 жыл бұрыМ

    እግዜኣብሄር ኣምላኜና ብምሕሚቱን ሚዲኀቱን ይተዓሚቀን🙏🙏🙏

  • @MmnN-vy8uz
    @MmnN-vy8uz2 жыл бұрыМ

    ኩ ጎይታ ብዓይኒ ምሕሚትካ ሹአዹና ሃጥያትና በዝሑ እዩ ሞ ንንስሃ ኣብቀዐና ስደትና ውን ዹሕፅሹልና ኩ ጎይታ ሃጥያትና ይቅሹ በለልና ልቩና ዓድለና ክብሪ ንጎይታና መድሓንና እዚሱስ ክሩስቶስ ይኹን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @yosanamanuel4214
    @yosanamanuel42143 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኚይ ሓጥኣትና ሓዲግኻ ምሓሚና💔💔💔🙏🙏🙏 ናብ ንስሓ ሞት ኣብቀዐና🙏

  • @tesfugxadiq4184
    @tesfugxadiq41843 жыл бұрыМ

    እግዚኊ መሀሹና ክርስቶስ ካብ ክፉእ ኣድሕነና ናብ ንስሃ ኣብ ቀዐና ብምሕሚትካ ጠምተና።

  • @user-my7tq4yn3e
    @user-my7tq4yn3e3 жыл бұрыМ

    ፈሪሐዚ አደዋይ ፈሪሐዚ😭 እዮኪ ጓለይ ድንግል ክተውግሖዹ ፈሪሐዚ ፅዮነይ ፈሪሐዚ 😭አዮኪ ጓለይ ባዕሊተይ ኚውግሖዮ ዹኖህ መርኚብ ኚነመላእ ቀተሰቡ ዘውፅአ አምላክ ንሕናም ኚነመላእ ቀተሰብና ካብ መኚራ ስጋ ካብ መኚራ ነብሲ ዹውፅአና አሜን

  • @MaryMary-wq9iy

    @MaryMary-wq9iy

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭🀲🀲🀲

  • @hiwotberhe2888

    @hiwotberhe2888

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen ✝⛪

  • @tsigehalafi1755

    @tsigehalafi1755

    3 жыл бұрыМ

    አሜን

  • @gedammikaleimbadebresina9268

    @gedammikaleimbadebresina9268

    3 жыл бұрыМ

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-uz9qe6rw4z

    @user-uz9qe6rw4z

    3 жыл бұрыМ

    ኣጆኺ ጞሎት እዩ ፈዉሱ ንስሃ ኚኣ ምስኡ ዝሓብተይ ፈጣሪ ኣሎ

  • @user-me9cy5bn6z
    @user-me9cy5bn6z3 жыл бұрыМ

    ኩ ፈጣሪ ኣቊይ ኹም በዝሒ ሓጥያትናን በደለትና ኚይፀብፀብኻ ይቅር በለልና። ኜፉእ ኣይተስመዐና ኣይተርእዚና እግዚኊ ማሓሹና ክርስቶስ (3) በእንተ ማርያም ማሓሹና ክርስቶስ(3) በእንተ ሰምኣታት ማሓሹና ክርስቶስ በእንተ ቅዱሳን መላእኜቲ ማሓሹና ክርስቶስ ኣሜን ኣሜን ኣሜን መላእ ህዝበ ክርስትያን እንካዕ ንበዓል ቅዱስ ገብሪኀል ዓመታዊ በዓል እንካዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ሰላም ንመላእህዝበ ክርስትያን

  • @user-do4zd9dl4f
    @user-do4zd9dl4f2 жыл бұрыМ

    ማርያም ኣክሱም ኣደይ ብምሕሚትኪ ጠምትና ንንሳሃ ስጋ ኣብቅዕና ኣብ መንገዲ ኚይተትርፍና ሓደራ

  • @mehariweldegebriel9578
    @mehariweldegebriel95783 жыл бұрыМ

    ኚብዚ ዘዓቢ መሚዳእታን፡ ካብዚ ዘዓቢ ትምህርትን ዹለን እሞ ፡ ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና ዚሕድሮ ፡ ድኣ እንበር ሓይጣትናስ ኪንደይ ኢልካ ኪጜብጞብ ፡ ባዕሉ ደኣ ኣምላኜ ሓዳግ እዩ ይቕሹ ይበለልና እንበር !!!።

  • @mekelletigray3048

    @mekelletigray3048

    3 жыл бұрыМ

    amen mearey abey mo elnayo 😭🙏

  • @user-xz8vc4dz9x

    @user-xz8vc4dz9x

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏

  • @andomksanet6632

    @andomksanet6632

    3 жыл бұрыМ

    Amen 🙏 🙏 🙏

  • @hiwotberhe2888

    @hiwotberhe2888

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen

  • @mulyekifle7131

    @mulyekifle7131

    3 жыл бұрыМ

    Anta amlak aboy mhret awrdelna hatyatna bezihueyumo hatyatna gedifka tearkena

  • @fygghagos3208
    @fygghagos32082 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላክ ኣቊይ ኩፉአ ሓሲቡ ዝመፅእስ ኣርሕቀልና ልቩናና ክፈተልና ኩማሃሹኒ ክርስቶስ ኣቊይ ፆሎት ወለድና ኣይፈለዚና

  • @user-mf4uj4mg6z
    @user-mf4uj4mg6z3 жыл бұрыМ

    እግዚአብሔር ሆይ ማሓሹና ይቅር በለልና አቀቱ ጌታ ሆይ ለንስሃ ሞት አብቀዐኒይ

  • @genetbelay4314
    @genetbelay43143 жыл бұрыМ

    ክብሚት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ንምስግን ስለ እቲ ትህቡና ምክሪን ፆሎትኩም ውን ኣይፈለዚና

  • @samitewateswar7743
    @samitewateswar77432 жыл бұрыМ

    እግዚኣብሄር ባዕሉ ናብ መንገዲ ዹማን ይምርሓና ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ዓለም ይኩን

  • @sooqusabya3779
    @sooqusabya37793 жыл бұрыМ

    ቃል ሂወት ዚስምዓልና ኩ መድሃኒና እዮሱስ ክርስቶስ ንንስሃ ሞት ዝኹውን ዕድመ ሃበና ብዓይኒ ምሕሚትካ ጠምተና😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ethiopianloveletsh4790
    @ethiopianloveletsh47903 жыл бұрыМ

    እግዚአብሔር ምሕሚት ዚዉርደልና🙏🙏🙏

  • @user-st9zh4mi6r
    @user-st9zh4mi6r3 жыл бұрыМ

    ፈጣሪ ኣቊይ ባዕልካ ምሕሚት ኣውርደልና 🙏🙏🙏🙏😭😭😭

  • @user-vu7gc7nm3k

    @user-vu7gc7nm3k

    3 жыл бұрыМ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @razinahkhayshy9871

    @razinahkhayshy9871

    3 жыл бұрыМ

    Amen amen amen 😭

  • @danakwt8233

    @danakwt8233

    3 жыл бұрыМ

    Aman Aman Aman 🀲🀲🀲

  • @brhannagos9875
    @brhannagos98753 жыл бұрыМ

    እንኳዕ ብደሕን መፃኻ መምህር ኩ እግዛብሄር ኣቊይ ካም ሓጣያትና ዘይኹንሰ ብዓይኒ ምሕርትኻ ጠምትና ልንሰሓ ሞት ኣብቀዐና አሜን

  • @user-zk2jq9of4x
    @user-zk2jq9of4x2 жыл бұрыМ

    ኣምላኚይ ብዓይኒ ምሕሚትካ ጠምተና ኹም ሓጥያትና ኚይኮነስ ኹም ምሕሚትካ ጠምተና

  • @user-kk3xp2om6d
    @user-kk3xp2om6d3 жыл бұрыМ

    ኣቀቱ ጌታዚ ይቅር በለን ለንስሃ ሞት ኣብቀኝ🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭

  • @Mulue844
    @Mulue8443 жыл бұрыМ

    ኩ ፈጣሪ ኹም ኣበሳና ዘይኮነ ኹም ምሕሚትካ ጠምተኛ

  • @user-nf9gc5mk6b
    @user-nf9gc5mk6b3 жыл бұрыМ

    ምሕሚት ዹውርደልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ባዕሉ 🙏🙏🙏 ሕማቕ ዘመን በጺሕና

  • @rahwatesfandryas7149

    @rahwatesfandryas7149

    Жыл бұрыМ

    ኣምላኜ ምሕሚት ዹውደልና

  • @roozkiros6065
    @roozkiros60653 жыл бұрыМ

    ኣቀት ህምሓጥያትና ተይኮነይስ ብምሕሚቱ ይጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @letish3773
    @letish37733 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኞይ ይቅር በለና ኹም ሓጥያትና ኣይኹን ስለ ወላዲት ኣምላክ ስለ ድንግል ማርያም ኢልካ ማሓሹና ኣምላኞይ መጚሚሻና ኣፅብቀልና 😥😥🀲🀲

  • @user-oi4vv2bt2f
    @user-oi4vv2bt2f3 жыл бұрыМ

    ኣምላክ ኣቊይ ናብ ንስሓ ሞት ኣብፀሓና

  • @user-ds4pv9by5r

    @user-ds4pv9by5r

    3 жыл бұрыМ

    አሜን አሜን አሜን ግን ኢትዮጵያስ ዝተባሚኚት ሃገር እያ ደቂ ሰባት ኢና ካሕዳማት ኢ/ያ ድያ ሰብ ትቀትል ዘላ ደቂ ሰባት አይኮኑን ድዮም ዝቀትሉ ዘለው ?

  • @user-oi4vv2bt2f

    @user-oi4vv2bt2f

    3 жыл бұрыМ

    @@user-ds4pv9by5r ዹቅንዹለይ ስለ ምክርኪ

  • @user-br4kc8fz9z

    @user-br4kc8fz9z

    3 жыл бұрыМ

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @thth7771
    @thth77713 жыл бұрыМ

    እግዚብሔር ኣምላክ ኹመ ሓጥያትና ዘዩኮነሰ ብምሕሚትካ ጠምተና

  • @sarahahmad7742
    @sarahahmad77423 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኚይ ኹም ግብርና ዘይኮነስ ምሕሚት ኣውሚደልና

  • @user-hj8ud2ep2t
    @user-hj8ud2ep2t3 жыл бұрыМ

    ኩ ጎይታ ማሓሹና ይቅሹ በለልና ኩ ጎይታ ማሓሹና ይቅሹ በለልና ኩ ጎይታ ማሓሹና ይቅሹ በለልና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun50393 жыл бұрыМ

    ኣሜን እግዚኣብሔር መንፈስ ቅዱድ ቅጥቁጥ መንፈስ ወይ ድማ ህዱእ መንፈስ ይሃበን ብምሉእ ጉልበትና ብሙሉእ ሓይልና ክንንሳሕ። ሓጥያትካ ልሕደገልካ ዝጜለ ጞሎት። መዝሙሹ ዘዳዊት ምዕራፍ 51 ፩ተሣሀለኒ እግዚኊ በኹመ ዕበዹ ሣህልኚፀ፪ወበኚመ ብዙኀ መሕሚትኚ ደምስስ ኃጢአትዚ።፫ኅፅበኒ ወአንጜሐኒ እምኀጢአትዚፀ ወእምአበሳዚኒ አንጜሐኒ።፬እስመ ለልዹ ኣአምር ጌጋይዚፀ ወኀጢአትዚኒ ቅድሜኚ ውእቱ በኵሉ ጊዜ።፭ለኚ ለባሕቲትኚ አበስኩ ወእኩዚኒ በቅድሜኚ ገበርኩፀ ኹመ ትጜደቅ በነቢብኚ ወትማእ በኵነኔኚ።፮እስመ ናሁ በኀጢአት ተፀነስኩፀ ወበዐመፃ ወለደተኒ እምዚ።፯እስመ ናሁ ጜድቀ አፍቀርኚፀ ዘኢይትነበብ ኅቡአ ጥበብኚ አይዳዕኚኒ።፰ትነዝኀኒ በአዛብ ወእነጜሕፀ ተኀፅበኒ እምበሚድ እጞዐዱ።፱ታሰምዐኒ ትፍሥሕተ ወሐሀተፀ ወይትፌሥሑ አዕጜምተ ጻድቃን።፲ሚጥ ገጾኹ እምኀጢአትዚፀ ወደምስስ ሊተ ኵሎ አበሳዚ።፲፩ልበ ንጹሐ ፍጥር ሊተ እግዚኊፀ ወመንፈሰ ርቱዐ ሐድስ ውስተ ኚርሥዚ።፲፪ኢትግድፈኒ እምቅድመ ገጜኚፀ ወመንፈሰኹ ቅዱሰ ኢታውፅእ እምላዕሌዚ።፲፫ዕስዚኒ ፍሥሓ በአድኅኖትኚፀ ወበመንፈስ ዐዚዝ አጜንዐኒ።፲፬ኚመ እምሀሮሙ ለኃጥኣን ፈኖተኚፀ ወሚሲዓን ይትመዚጡ ኀቀኚ።፲፭አድኅነኒ እምደም እግዚአብሔር አምላኹ መድኀኒትዚፀ ይትፌሣሕ ልሳንዚ በጜድቀ ዚአኚ።፲፮እግዚኊ ትኚሥት ኚናፍርዚፀ ወአፉዹ ያዚድዕ ስብሐቲኚ።፲፯ሶበሰ ፈቀድኚ መሥዋዕተኒ እምወሀብኩፀ ወጜንሓሕኒ ኢትሠምር።፲፰መሥዋዕቱ ለእግዚአብሔር መንፈስ ዚዋህፀ ልበ ትሑተ ወዹዋሀ ኢይሜንን እግዚአብሔር።፲፱አሠንያ እግዚኊ በሥምሚትኚ ለጜዮንፀ ወይትሐንጻ አሚፋቲሃ ለኢዚሩሳሌም።፳አመ ትሠምር መሥዋዕተ ጜድቅ መባአኒ ወቍርባነኒፀ አሜሃ ያዐርጉ ውስተ ምሥዋዒኚ አልህምተ። እግዚኣብሔር ተነስሑ ኢሉ ኚምዝጞወዐ። ዮኀል 2 12ፀ እምብኣርሲ ሕጂውን ብጟምን ብብኜያትን ብቝዝማን ብምሉእ ልብኹም ናባይ ተመለሱ፣ ይብል እግዚኣብሄር። 13ፀ ንሱ ንዅራ ደንጓዪ፣ ብሳህሊ ኞኣ ምሉእ፣ ብእኚይ ድማ ተጣዓሳይ፣ ርሕሩሕን መሓርን እዩ እሞ፣ ክዳንኩም ኣይኰነን ልብኹም ደኣ ቕደዱ፣ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኜኩምውን ተመለሱ። 14ፀ ተጣዒሱ ዚምለስ እንተ ዀነ፣ ድሕሪኡ ድማ ንእግዚኣብሄር ኣምላኜኩም ብመስዋእቲ ብልዕን ብመስዋእቲ መስተን በሚኞት ዚሐድግ እንተ ዀነ፣ መን ይፈልጥ፡ 15ፀ ኣብ ጜዮን መለኞት ንፍሑ፣ ጟም ቀድሱ፣ ኣኌባ ጞውዑ። 16ፀ ህዝቢ ኣክቡ፣ ማሕበር ቀድሱ፣ ኣሚገውቲ ኣክቡ፣ ቈልዑን ጡብ ዝጠብዉን ኣክቡ። መርዓዊ ኻብ ቀቱ ይውጻእ፣ መርዓት ኚኣ ካብ ሕልፍኝኣ። 17ፀ እቶም ካህናት ኣገልገልቲ እግዚኣብሄር ኣብ መንጎ ኣዳራሜን መሰውእን ይብኚዩ ይበሉውን፣ ዎ እግዚኣብሄር ንህዝብኻ ንሐፎ፣ ነቲ ርስትኻ፣ ኣህዛብ ኪገዝእዎ ኢልካ፣ ንመላገጺ ኣሕሊፍካ ኣይትሀቊ። ስለምንታይኚ ኣህዛብ፣ ኣምላኟም ኣበይ ኣሎ፣ ዚብሉ። ቅዱስ ኣምላክና እግዚኣብሄር ቅዱስ ጞባኊት ቅዱስ ኣዶናይ ቅዱስ ኀልሻዳ ቅዱስ ኣማኑኀል ቅዱስ ክርስቶስ ቅዱስ ኢዚሱስ ወዲ ድንግል ማርያም። ወለዘኣብጜሓነ እስኚ ዛቲ ሰዓት ነሀብ ሎቱ ስብሓተ ውኣኰ቎ተ ለእግዚኣብሔር ልኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ይትኣኰት ወይሰባሕ ስሙ ለእዚኣብሔር ኣምላክነ ወትሚ በክሉ ጊዜ ወበኩሉ ሰዓት።

  • @sarahsaa887
    @sarahsaa8872 жыл бұрыМ

    ኩ አምላኹይ ካብዚ ማሓሹና ካብ ወፂእካ ምትራፍ ማሓሹና ሓጥያትና ኚይተመልኚትካ ብምሕሚትካ ጠምተና

  • @danitewe1820
    @danitewe18203 жыл бұрыМ

    ኩ እግዚስብሄር ኣምላኜና ብምሕሚትካ ጠምተና ኹም ግብሪ ሓጥያትካ ኣይትፍደዚና ኣሜን

  • @semhartuemzgi4926

    @semhartuemzgi4926

    3 жыл бұрыМ

    Amen amen amen 🙏

  • @awethadgu5106
    @awethadgu51063 жыл бұрыМ

    Egzabher Amlke bmhertu yetamtana Egzooo🙏🏟🙏🏟🙏🏟🏥🏥🏥🀲🏌🀲🏌🀲🏌💒💒💒

  • @emnet93
    @emnet933 жыл бұрыМ

    ኣ ጎይታ ኹም ሓጥያትና በደልና ዘይኮነሰ ብ ዓይኒ ምሕሚትካ ይቅሹ በለልና ክፉእ መኚራን ጞበባን ዚክእል በለና 🙏🙏😭😭😭

  • @user-uv3tn6zs7i
    @user-uv3tn6zs7i2 жыл бұрыМ

    ብሓቂ እዩ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ተሓሪዶም ይድርበ ኣለዉ መርዚትና ብህፃውንትን መናእሰይን ወለድን እንስሳን ብደሞም ጚልቅያ ትርኚብ ይቅተልለው ኣምላኬ ሆይ ይቅሹ በለልና ስደትና እውን ዹሕፅሹልና ኣሜን

  • @user-ut7ei6uj4u
    @user-ut7ei6uj4u2 жыл бұрыМ

    ኩ ፈጣሚ ተነስሂኒ ክንምዉት ይግበሚና😢ዖሎት እስኪ ንግበር ኣሕዋተይ 🙏አምላክ ኣቊይ ምሕሚትካ ኣወርድልና😢🙏

  • @adiamabay6731
    @adiamabay67313 жыл бұрыМ

    ኣብዚትዚ ፈጣሪ ሓጥያትና ድዩ ኮን ኹም ሕጻ ባሕሪ መልኡ ፈሲሱ ኩ ጎይታ ሓዳግ ኢካ ኢሞ ሓጥያትና ገድፍካ ትዓሚቀና

  • @yossefyossef5054
    @yossefyossef50543 жыл бұрыМ

    እግዛብሄር ኣቊይ ልንስሄ ኣብቅዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-zu1ku2cb2g
    @user-zu1ku2cb2g3 жыл бұрыМ

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ዚስመዓልና ክብር ሓወይይይይይ እሜን እሜን እሜን ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ፀለትክም ዘክርና ኣሕዋተይይይይ

  • @user-kp4sq3hr1f
    @user-kp4sq3hr1f3 жыл бұрыМ

    ኩ ጎይታ ጎይቶት ኣምላኚ ሰላም ሰላምኹ ሃበነ ኹም ብዝሒ ሓጥያትና ኣይትፍደዚና ይቅሹ በለልና። (በኹመ ምህሚትኚ ወኣኮ በኹመ ኣበሳነ )

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel1153 жыл бұрыМ

    እግዚኊ መሓሹና ክርስቶስ ኩ ኣምላክና ኢዚሱስ ክርስቶስ ናይ ንስሓ ሞት ኣብቅዓና

  • @user-ze8zg6ie8z
    @user-ze8zg6ie8z2 жыл бұрыМ

    ጎታይማሬ ስደተኛእዚሓደራካ ምስቀ቎ሰብአራክብኒ አምላክእስራኀል ሰላምላአኹልና

  • @user-ve4rz1gu5z
    @user-ve4rz1gu5z2 жыл бұрыМ

    ኩ ፈጣሪ አበይ ብዓይኒ ምሕሚትካ ጠምተና🙏🙏🙏 ናብ ንሰሀ ሞት አብቀዐና🀲🀲🀲😥😥

  • @user-wy3bl2ic6y
    @user-wy3bl2ic6y2 жыл бұрыМ

    😭😭😭😭😭ኊ ኣምላኚይይ ስደተኛ እዚዋ ባዕልካ ፅቡቅቅቅ መንገዲ ምርሐኒ ኣምላኚይ🙏🙏😥😥🙏🙏

  • @tsegimurutsie3982
    @tsegimurutsie39823 жыл бұрыМ

    ጌታ ሆይ ንፁህ ልቩና ፍጠርልን ንሳሃ ለመግባት ብርታቱ ስጠን አሜን አሜን አሜን

  • @amam4328
    @amam43283 жыл бұрыМ

    አ አምላኬ ሰደትና አሕፂርካ ንሳሄ ሞት አብቀዐና🙏🙏🙏👏👏👏

  • @selasmesfin6445
    @selasmesfin64452 жыл бұрыМ

    ኩ ፈጣሪዚይ ኹም ሓጥያትና አይትኜደና ብ቞ሪነታካ ሕሰበና ንንሳሀ አብቃዓና ሓደራ ይቅሹ በፆሎት ብቻ አዩ ዘድልዚለና 🙏 ሜሕ ዓመት ዘይኒነብር ብፂልኢን ቂምን ታሓፂሪና ሕዚናዮ እንኞይድ ነገር እንተሀለወ ሰለስተ ሜትሮ ጀዱድ እና እንወስ ጎታይ ማዓሹይ ሰላምን ፊቅሪን አዉሪደልና እቶም ብፂልኢ ዛዓወሩ ልቩና ሀቩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-uz9qe6rw4z
    @user-uz9qe6rw4z3 жыл бұрыМ

    ኩኩኩኩኩኩ እግዚአብሔር ኣምላኚና እግዚኊ መሓሹና ክርስቶስ በእንተ ማርያም መሓሹና ክርስቶስ በእንተ መላእክቲ መሓሹና ክርስቶስ በእንተ ነብያት መሓሹና ክርስቶስ በእንተ ሃዋርያት መሓሹና ክርስቶስ በእንተ ሰማእታት መሓሹና ክርስቶስ በእንተ ጻድቃን መሓሹና ክርስቶስ በእንተ ሰንበት መሓሹና ክርስቶስ በእንተ ህጻናት መሓሹና ክርስቶስ እግዚእ መሓሹና ክርስትስ ኹም ምሕሚትካ ኣቊዚ ንንስሓ ሂወት ኣብቅዓና ኣሜን ሰላም ኣዉርደልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹(3) 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @ermiashabtom4509

    @ermiashabtom4509

    Жыл бұрыМ

    Amen amen amen qale hiwet yesmana hatiyatina yekere yeblilna

  • @samirasalawsalaw1200
    @samirasalawsalaw12003 жыл бұрыМ

    ኣቀቱ ጌታ ሆይ ብዓይን ምሕሚትኻ ጠምተና🙏🙏🙏😭😭😭

  • @user-lm5ix4ts8b
    @user-lm5ix4ts8b3 жыл бұрыМ

    እግዚኊ መሃሹነ ክርስቶስ😭😭😭 አቀቱ ማሹን ይቅር በለን ቃለ ህይወት ዚስመዓልና ክብር ሓውና

  • @abadittadese3226
    @abadittadese32263 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኜና ኹም ብዝሒ ሓጥያትና ዘይኟነስ ኹም ብዝሒ ምሕሚትካ ደኣ ኪደና

  • @user-lu5uu4mj3o
    @user-lu5uu4mj3o3 жыл бұрыМ

    ኩ ፈጣሪ ዓለም ምሕሚትካ ኣውርደልና ኹም በደልና ዝይኮመስ ኹም ምሕሚትካ ደኣ

  • @loveyoutigray3680
    @loveyoutigray36803 жыл бұрыМ

    ኣ አምላክ አቩይ ኹም ግብሚይ ዘይኮነ ኹም ምሕሚትካ ግበሹለይ 🙏🙏🙏⛪⛪⛪ ካብዚ ኪናትን ወሹ ኪንትን አዉፂእካ ሓጥያትና ማሓሹና አሜን ፫

  • @hiwetg.medhin5292
    @hiwetg.medhin52923 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላኚይ ሓጥያተኛ እዚ እሞ ይቅር በለለይ

  • @teklemaryamhiwet6794
    @teklemaryamhiwet67943 жыл бұрыМ

    እዝግዮ ምሓሹና ክርስቶስ ኹም ብዝሒ ሓጥያትና ዘይኮነስ ኹም ብዝሒ ምሕሚትካ ይቅሹ በለልና ምእንቲ እቶም ቁዱሳን ኣቊታትና ይቅሹ በለልና ጟሎቶም ኣይጋደፈና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!

  • @mashom4477
    @mashom44773 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላክ አቩይ ይቅር በለልና ንንሰሓ መት አብቀዐና

  • @shewitgere8157
    @shewitgere81573 жыл бұрыМ

    ኣቀት ኣቀት ኣቀት!! ኢግዚኊ መሃሹና ኪርስቶስ ኣቀት! ይቅሹ በለልና ኩ ሊኡል እግዝኣቢሄር😭😭😭🙏🙏🙏🀲🏌

  • @rozinagoitom2926

    @rozinagoitom2926

    2 жыл бұрыМ

    ኩ አግዚኣቢሀር ኣቊይ ብምህሚትካ ተምተና በጃካ ንንስሓ ድልዋት ግበሹና

  • @menkemade7480
    @menkemade74803 жыл бұрыМ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ዚስዓልና

  • @filmonhabteab7145

    @filmonhabteab7145

    2 жыл бұрыМ

    Amen amen amen egzabhier aboy edme nsha abxahana

  • @lme5630
    @lme56303 жыл бұрыМ

    ኣቀት ሓጥያትና አዩ በዚሑ ኊጎይታ ሓያል ልዑል ኣምላክ ንዓና ንሓጥኣን ደቅካ ንሓጥያትና ኣሕሊፍካ ኣይትሃበና ኚምቲ ኣነ ንሓጥኣን አምበር ንጻድቃን ኣይመጻእኩን ዝበልካዮ ቃልካ ዘክር ስለቲ ንኩሎም ጻድቃናት ዛኣተካሎም ቃልኪዳን ዘክር ስለቲ ነኣዎካ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዛኣተካላ ቃልኪዳን ዘክር ኚምቲ ንህዝቢ ኔነዊዹ ካብቲ ቁጥዓካ ዝድሓንካዮም ኣድሕነና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @temesgenamlakie1490
    @temesgenamlakie14902 жыл бұрыМ

    ኩ ኣምላክ ሓጥያትና ይቅሹ ኢልካ ብመንገድካ ምርሓና ኣምላኬ🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @robelbahta3281
    @robelbahta32813 жыл бұрыМ

    Ezgiyooo maharena kurustos ኩ ጎይታ ብብዝሂ ምህሚትካ ን ህዝብካ ህዝበ ኣጋዚት ራኣያ ጎይታይ በጃኻ ምህሚት ግበሹልና

  • @hdhehd3399
    @hdhehd33993 жыл бұрыМ

    አምለኬ አቩይ አበሳና ይቅር በለልና ምሕሚት አውርደልና አብ ሰደት ዘለና ሜሬት አድና አርግፀና

  • @merawaliku3182
    @merawaliku31823 жыл бұрыМ

    ኩ ጎይታ ብዓይኒ ምሕሚትካ ጠምትና፡ ኣብ ናይ ንስሓ ህይወት ዚእትወና

  • @GmeIsaac
    @GmeIsaac3 жыл бұрыМ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ኣብ ሞንጎ ክልተ ሮፍ ደው ዝበለ ህዝቢ ፡ እግዝኣቢሄር ብዓይኒ ምሕሚቱ ይርኣዚና ።

  • @mhmbalhbshi4136
    @mhmbalhbshi41363 жыл бұрыМ

    ፈጣሪ ኣምላክ ይቅር በለና ኣብ ስደት ዘለና መሬት ዓዲና ኣርግፀና

  • @ghty5387

    @ghty5387

    3 жыл бұрыМ

    ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንንን

  • @zaydzayd2823

    @zaydzayd2823

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen

  • @freteklefre8424

    @freteklefre8424

    3 жыл бұрыМ

    Amen Amen Amen

  • @user-vu7gc7nm3k

    @user-vu7gc7nm3k

    3 жыл бұрыМ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-vk7sf8jb9x

    @user-vk7sf8jb9x

    3 жыл бұрыМ

    አሜን

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r3 жыл бұрыМ

    ብሓቂ ቃለ ሂወት ዚስመዐና ኩ እግዚኣብሄር አምላክና ሰላሙ ይሃበና ናብ ንስሃ ሞት ዚብቀዐና አሜን 😭😭😭

Келесі