አብ ጸሎት ብብዝሒ ንምንትይ ነንባህቕ
Автокөліктер мен көлік құралдары
ናይ እግዚአብሔር ሰላም ምስ ኩላትኩም ። ነዚ ናይ youtube channel subscribe share ብምግባር በብግዝኡ ዝመሀላለፍ መንፈሳዊ ትንምህርን መዝሙራት ንክንከታተል ከምኡዉን ንካልአት ውን ንክትበጽሓም share ንግበራ ።
ማርቆስ 8÷ 36
ንሰብ፡ ብዘላ ዓለም ረቢሑ፡ ነፍሱ እንተ ኣጥፍኤ፡ እንታይ ይጠቕሞ፧
የእግዚአብሔር ሰላም ከናንተጋ ይሑን።
ይህን መንፈሳዊ youtube channel subscribe share በማድረግ ቤተሰብ ይሁኑ በየጊዜዉ የምንለቀዉን
መዝሙር እና ስብከቶች እንዲደርሶ።
ሰው፡ዓለምን፡ዅሉ፡ቢያተርፍ፡ነፍሱንም፡ቢያጐድል፡ምን፡ይጠቅመዋል፧
ማር 8÷36
ዘለኩም ሃናጺ ሪኢቶን ነቀፌታ በዚ ጸሓፉልና
Facebook page (bemnet nkhu) ብእምነት ንቅሑ
WhatsApp +254776367191
ብ እምነት ንቅሑ ናይ tellgram
t.me/bemnetnkh
Пікірлер: 286
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና እህ ምብሃቅስ ኔተይ እያ እግዚአብሄር ድክመትና ከይተመልከት ንቅዱስ ሚካኤል ሊኢኩ ንፀላኢ ሰናያት ይእሰረልና
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawuna
Amen amen amen kale hiwet yesmealna ⛪⛪⛪🙏🙏🙏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️❤️👍👍🌹🌹🌹🌹
አሜን ቃለ ሕይወት የስማዓና ፍቁራት አሕዋተይ እዝኩሉ ዝማሃርኩሙና አብ ህይወተይ ባሓይለኛ እዩ ዝዋጋኑ ምንም እኮ ደካማ ተኮንኮ ፆሎት ባዓመን አፂሓ እደሓር ደቂሰ ሰላምይ ይመልእ ደኩሙኒ እዩ እለ ተፈሀቲሓያ ሓቲ ማዓልቲ ግን አቤት ዘሎ ስቃይ 😥 አሕዋተይ ንፆሎት ዋላካ ሓይሊ ተሳና ናይ ንስሓ መዝሙር ሰሚዕና እስካብ ንርህፅ ንስገድ አቤት ዘለዎ ደስታ አምላክይ ስግደት ቀዲ ሰይፊ ድያብሎስ እዩ እመብርሃን አዘለናዮ ታሓልወና
Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesmalna xegue yebzhalka fetari
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ❤️❤️❤️🤲🤲🤲🤲
ኣረ ኣነ በተለይ ውዳሴ ማርያም ከ ንብብ ከለኩ ይነብዕ የ የንባህቅ የ ሀዚ ግን በርቲዐ ክፅሊ የ ኣብ ስደት ለለና ቅድስ ሚካኤል ይሃልየና
@user-fy8bf3xn5z
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
ቃለ ሂወት የስምዓልና ። ብታዕሚ ዓባይን ዘይ ስተውዕለላ ተሸግረኒ ዝነበረት መጺኩምኒ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ናይ ኣገልግሎት ዕድሚኩም የብዝሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@Gebregregs
4 жыл бұрын
Hi kuber hawey kale hiwt yemsgen ane keblka dele zelku ane kulu gize abe ewne dekasey gele yetsektni buzhe ateftef yebleni buzhe yechenkeni buzhe teshegir entay kegeber yekeal kuber hawey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏✝️✝️✝️🥀🥀🥀
Amen Amen Amen kale hiwet yesimian fetari
Bmejemerta egzabiher amlak b ayni mhretu yitemtena qexile des zbl medeb eu qexlwo 🙏 dngl mariam b xelota thalwena amen (3)
Amen Amen Amen Qale hewet yesmealna🙏🙏🙏🙏 kubure memher😇😇😇😇
ብሓቂ ናይ ብዙሕ ሰብ ጸገም እዩ። እግዚኣብሔር ድክመትና ከይረኣካ ዝጻረረና ጸላኢ ሰናያት ኣርሕቐልና።
እግዚአብሄር ይባርከልናን የክብረልናን ዕድመን ጥዕናን በረከትን አብዚሑ ይሀበልና ንዓና ከአ ዝተመሀርናዮ አብ ልብና የሕድረልና አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna buruk hawey🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስማዓና 🙏🙏🙏 ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኩሉ ገዚ ኣብ ግዚ ጸሎትና ዘሸግረኒ ዝነበረ ሕጂ ግን በጣዕሚ ካብ ልበይ ከመስግነኩም ይፈቱ 🙏🙏🙏
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣነ ንባዕለይ ጸሎት ክገብር ከለኹ ብብዝሒ የባሃቑ ርእሰይ ይሓምም ነብሰይ ሓዊ ይቃጸል ብፍላይ ድርሳኔ ሚካኤል ክሕዝ ከለኩ
Amen kale hiwet yesmalna btaemy kab zegerm zegatmeni guday eza mnbahak eya ab gze xelot
ቃል እግዝኣብሄር የስመአልና ። ናይ ብሓኪ ኣነ ኩሉ ግዜ ጾሎት ክገብር ከለኩ ዘጋትመኒ እዩ ። ናይ ብሓኪ ኣቢ ትምህርቲ
እዝግዮ ምሓረና ኩሩስቶስ🤲🤲🤲በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ 🙏🙏🙏ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን, ❤️🙏ኣሜን ❤️🙏ኣሜን 🙏 እንኳዕ ብድሓን መጻኩም ኩቡራት የሕዋተይ ኣገልገልቲ ናይ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን 🙏🙏🙏ብምቅጻል ብጣዕሚ ሃናጽን ምሃርን ኣርእስቲ ሒዝኩም መጺኹም ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቁዱስ እግዛብሄር ኣምላክና 🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የሰማዓልና🙏🙏🙏👏👏👏💒💒💒 ይሓሰባ ምሰ ነብሰይ እሞ ዘይተመለሰትለይ ፅቡቅ ሓሳብ ክንሰተውዕለሉን ክንፈልጦን ዘለና እዩ💒💒💒የቀንየልና ብጣዕሚ ነመሰግን💒💒💒💒💒 መዝሙረ ክሰምዕ ቃል ኣምላክ ከሰምዕ የንባህቆንን የታክሰንን ብልቢ ነመሰግን💒💒💒🙏🙏🙏ናይ ኣገልግሎት ዕዲመኩም የብዝሓልኩም🙏🙏🙏💒💒💒ፀጉእን በረከቱን ኣይፈለየና💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💒💒💒💒💒
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmealna Kbr Hawey azi Aabay Aalo bhaki Aane nashtey Keleku bdhrey Aadengtni bayney riayo yeabdeni neyru kab ngzabihar Aamlak Hayal yelbon nmo Dahan Aaleku bhaki Kfun Menfes nyu
ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና፡ ኣብ ሰለስተ ክፋላት፣ ሰለስተ ዓበይቲ ሕቶታት ናይ ውልቀይ ተመሊሰናለይ ካብዚ ዝዓቢ ባህታ የለን መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ቡኡነት።
Amen(3) qal hiwet yesmialna
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmaalna
Amen amen amen kal hiwet yesmaalna
በሓቂ ደስ ዝብል ትምርቲ ዩ መምህርና ቃል ሂወት የስመዓልና
ቃል ሂወት የስመኣልና ንሓው sega yebzhalu
እዋይ እታ ኣብ ነብሰይ ዘላ ነግርኻን ለኻ ብዙሕ ምስ ነብሰይ ተዛሪበ ዘይተመለሰት ሕቶ ሕጂ ነገርኻን ። ለኻ ድያብሎስ ዩ ኣብ ጸሎተይ ክጅምር ከለኩ ብምባህቕ ዝጅምር እዋይ ኣነ 😭😭ብጣዕሚ የመስግነካ ክቡር ሓወይ
@meneka6200
3 жыл бұрын
Wela ane zahwey kulo gize xolot ante gerga xebuk malti tawal
እውነት ቃለህወት ያሰማልን ከዝ በላይ ምስጥረ ጥበቡ የግለፅልህ ኣባቴ🙏🙏🙏
ቃለ ሂወት የስማዓና ጸጉኡን በረክትን ይብዝሃልካ ብጣዕሚ ኣብ ነብሰይ ዘላ ያ ሒጂ ጸገመይ ፍሊጠዮ ብዝሕ ትማሂረ
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ደኪሙና ሰልቹና ከይ በልኩም ትምህሩና ዘለኩም እግዚአብሔር ዓስቡኩም ይክፈልኩም ኣነ ከማን ብዙሕ እየ ዝችገር ሓንሳብ ያንባሃቅ ሓንሳብ ሓሳባተይ ይለዋወጥ ዘይ ሓሰብኩ ሓደ ማዓልቲ ይፅልይ ሓደ ማዓልቲ ይገድፎ ይህከይ ወዘተ፣፣፣
ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር ሓው ናይ ኩሉ ግዜ ሕቶይ ዝነበረት እያ እግዚአብሔር አምላክ አቦይ ይቅረ በለና 🙏🙏🙏 amen 🙏
Amen Amen Amen Kali hiwet yesmalna Egzabeher xegu yebzhalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰምዐልና ክቡር ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርከልካ
እግዚኣብሔር አምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን
ቃለ ሂወት ይስማዐልና አሜን🤲🤲🤲
Amen amen hawey kale hiwet yesmalna nay bhaki
AMEN AMEN AMEN kal hewt yesmalena deykon hawena
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያሥምዐልና ክቡር ሓዊና ፀጋኡ የብዝሐልካ አሜን
Amen Amen Amen kale Hiwet yesmalna
Amen , kalehiwet yesmalna, hawna, egziabher amlak xegiu yebzehalka, kab nay ganinti kebid fetena yihalwena Medhanealem christos .
Amen amen amen kale hiwet yesmialna
Amen amen Amen kale hiwet yesmalena
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ኣነ እውን ሐደ ሐደ ግዜ ብጣዕሚ እየ ዘሙባህቅ ይበኪ ሱቅ ኢለ ይጨናነቅ ግን ብእግዚአብሔር ሓይሊ ክክእሎ እየ ዋይ ኦምላክይ ብመንገድካ ምርሐና
ቃል ህወት ያስመዐልና ክብር ሓውና
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰሙዕልና:: መሙህረይ::
ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ እውን ዘስተውዕል ልባና ያሃበና የሕዋተይ ማዓረይ
ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ መምህር ቃለ ሂወት የስመዐና ን ክልተ ዓመት መልሲ ዝሳኣንኩሉ ሕቶ ሕጂ ተመሊሱለይ 😢😢😢👏👏👏👏 ኣምላክ ባዕልካ ኣባራታትዐና ሓደራ
Amen Amen qal hiwet yesmalna
Amen amen amen kal hiwet yesmalna 💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽💒❤️🙏🏽✝️💖✝️💖✝️💖
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ከበር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ
Amen kale hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሓቂ ጸጋኡ የብዘሓልኩም
Kal hiwet yesmeolna
Kal hiwet yesmialna hawna🤦♀️✝️
Amen Amen Amen 🙏 kale hiwet yesmaalna.
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና
Kal hiwet yesmalna btaemi eye zembahuk ab gize xelot Bhaki temelisley alo
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ባሓቂ ኣይተቃርጽዎ ቀጽሉልና
ኣቦና ኢካእስካ ተባረክ ተክክል እዩ ሓንቲ ነገር ክጥይቀካ ይቅርታ መጀመርያ ናይ ኣቦና ሰይፈ ሚካኤል ገዳም ፃዕዳ እንባ ኣበይ እዩ ዝረከብ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህውት የስመዐልና
Kale hiwet yesmealena
Kale hiwet yesmealna
ቃለ ሕይወት ያሠማልን ።እግዚአብሔር አምላክ ይጠብቅልን ።አሜን አሜን አሜን ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን !!!ቃል ሂወት የሰመዓልና::
Eway htoy temlisely !!!! Temesgen amlak
እዋይ እዛ ናይ ልበይ ገሊፅካያ ከምባህቅ ከለኩ ተደጋጋሚ ርእሰይ የሐመኒ ይነብዕ እውን ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ኣምላክ ምሳካ ይኩን 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen...
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና🙏🙏🙏🥰🥰
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ
Amen amen amen
ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣነ ክሓቶ ደሊ ዘለኩ ብዛዕባ ጸሎትን ትርጉም ኣስፍሕ ኣቢልካ ክትገልጸልና
ብሓ ቃል ሂይወት የስመዐልና ፀጋ ኣብልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ኣምላክ ክቡር ሓውና ብኣካ ቡዙሕ ምፅንናዕ እናረከብናኢና
Amen Amen Amen💒💒💒🤲🤲🤲
Amen amen amen bewnet abay zelo kulu eyu
ቃለህይወት የስመአልና ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!! ኣይ ዚ ኣሸጊርኒ ዘሎ ሕማም እንዲኹም ደኣ መጺእኩምኒ ብኣምላኽ ግን ዲል ኣይሃብክዎን ቀንየ ።እንድዒ ናይ መን ውቃበ ምዃኑስ ኣይበጻሕክዎን ኣለኹ። ወይ ጉድ ግርም እንቋዕ ደኣ እቲ ጠንቂ ነገርኩምኒ እምበር ዕደ ነስአ ጽላኢ ሰናያት። ንስኹምሲ የሰስንኩም ደኣ ሰላምኩም ይብዛሕ።
@natsnetnatsnet5139
4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna, bitaemi eye zshger nere,
@hirytihryti991
4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmaelna nay agolgulot zemenkum ybarek
@sallamkann3472
3 жыл бұрын
@@hirytihryti991 አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
በሓቂ ደስ ዘብል ትምርቲ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
kal hiwet yesmelna
ቃለ ሂወት የስመዓና ኩሉና ደቅይ ኣምላኽ ሰላምን ሰናይን ንዓና ይኩን ብጣዒምይ ዘጀግረንይ ነገር እዩ አብ ፀሎት ፍርቅይ ምስ በፃሕኩ ምንም ክቅፅል ኣይክእልን የባሁቆንይ ብዘይ ምቁራፅ ንብዓተይ ምቃረፅይ ኣይብሉን ይወርድ ጎሮረይ ይዓፅወኒይ ኮታ ብጣዕምይ ይችገር ቀደም ከምኡ ኣነበርኩን ብሓጎስ ጀምረ ብሓጎስ ፈጣርየይ አመስግነ እየ ዝውድእ ናብ ስደት ካብ ዝኸይድ ግን ዳርጋ ትንፋስ ይሓፅረንይ ግን ዋላ ሓሳበይ ተከፋፍሉ ፀሎተይ ከይወዳእኩ ኣትስኢን ግን ዋላ ብድምፅይ ናፀለኩ ይፀንሕ ትፋስ ምስ ሓፀረንይ ብውሽጠይ ፀልየ ይውድኢ ::
ናይ እግዚአብሔር ሰላም ምስ ኩላትኩም ። ነዚ ናይ youtube channel subscribe share ብምግባር በብግዝኡ ዝመሀላለፍ መንፈሳዊ ትንምህርን መዝሙራት ንክንከታተል ከምኡዉን ንካልአት ውን ንክትበጽሓም share ንግበራ ። ማርቆስ 8÷ 36 ንሰብ፡ ብዘላ ዓለም ረቢሑ፡ ነፍሱ እንተ ኣጥፍኤ፡ እንታይ ይጠቕሞ፧ የእግዚአብሔር ሰላም ከናንተጋ ይሑን። ይህን መንፈሳዊ youtube channel subscribe share በማድረግ ቤተሰብ ይሁኑ በየጊዜዉ የምንለቀዉን መዝሙር እና ስብከቶች እንዲደርሶ። ሰው፡ዓለምን፡ዅሉ፡ቢያተርፍ፡ነፍሱንም፡ቢያጐድል፡ምን፡ይጠቅመዋል፧ ማር 8÷36 ዘለኩም ሃናጺ ሪኢቶን ነቀፌታ በዚ ጸሓፉልና Facebook page (bemnet nkhu) ብእምነት ንቅሑ WhatsApp +254776367191 ብ እምነት ንቅሑ ናይ tellgram t.me/bemnetnkh
@user-uo5pn2dk4c
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወይ የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ሓወይ ግን ሕቶ ኣልኒ ንሱ ካኣ ንስድራና ምስ ሓተትናዮም እወ ንከድና ወይ ውን በልና ውን ዝከድና እንተኮና ከ እሞ ካኣ በዚ ነገር ምብህቃው ካልእን ንሳቀ እንተሃሊናስ ካቢኡ ንክንድሕን እንታይ ክንገብር ንክእል ንስለ ትህቡኒ መልሲ ኣቃዲመ የመስግን የቀኒለይ🙏
@tahagasgeremdhin4263
3 жыл бұрын
ኣመላኽ ኣሜን ቃለ ሂወተ የስመዓለና ከቡር ሓወና ሓንቲ ሐቶ ኣላተነይ ቤተከርስትያን ከደ ጹለት ከገበረ ከለኹ በጠኣመይ አዩ ለባሕቁይ ካለኣይ በጣመይ አዩ ዘደከመን ጹለተ ለቓርጸሉ ገዘይ አወን ኣሎ መከንያቱ በተኣመይ አዩ ዘደክመነአይ ኣበ ቀዳስይ ሰዓተ በተለይ አና በጃኽ መለስይ ከተንገርነይ በተሐትውና የጠይቀ
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና
ቃለ ሂወት የስምዓልና....ብሐቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እየ....ዘይነስተውዕለሉ ዝነበርና እዩ.....አነ ብጣዕሚ እየ ዝሽገር በዚ ነገር....ስለዚ ብምንታይ ክፈትሖ ይክእል....ተወሳኪ ጸሎት ማለት
ቃል ሂወት ይስመኣና ኣምላክ
ቃል ሂወት የስማአልና
Egziabihir yerhqelna enber ezs zecheniqeni neger eyu egziabihir ybarkum
ቃል ሂወት የሰምዓልና
መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣነ ሱስ የብለይን ብፆለት ግዜ ተቸጊረ ኣለኩ መፅሓፍ ቅዱስ ከንብብ ተለኩ ማ ይድቅስ
@tedrosberhane9063
3 жыл бұрын
Ajoki besimab elki gexiki ametibey kulu gezia kirehki eu fetina eu nay dekiasi menafisetiy alewu deramioxe and aramixe zebihalu be dekasi zexakutka bertieyy Amlaki mesaki yekun
አሜን አሜን አሜን
ብጣዓሚ ፁቡቁ ክቡር ሓውና ቃል ህይወት የስመዕና አሜን አሜን አሜን
Bhaqi qalehiwet yesmalna yewat amlak xegu yebzhalna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Qale hiwet yesmealna hawey bhaqi aziu bhari tmhrti nbzuhat zeshegr zelo eyu...egziabher ymesgen...beaka zmeharenan zgesetsenan neaka kea nay agolgulot zemenka ybark
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና
ብሓቅ ቃለ ህይወት የስምዐልና ኩውራት መምህራት ና
እግዛብሔር ባዕሉ ያሐግዘና እንበር ጸላኢ ሰናያት ብጣዕሚ እዩ ዘፈታተነካ ቃለ ሂወት የስማዓልና ሐዉና አሜን አሜን አሜን 🙏🤲🙏🤲🙏🤲
@hermonandemaryam
3 жыл бұрын
Dawit eyob