ውህብቶ ሞተርሳይክል ካብ ህፃንነታ ብዙሕ ከርተት ንዝበለት መምህር ፀጋብ ጠዓመ
Ойын-сауық
✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ውህብቶ ሞተርሳይክል ካብ ህፃንነታ ብዙሕ ከርተት ንዝበለት መምህር ፀጋብ ጠዓመ
ሓገዝ ሽሞም ክጥቀስ ካብ ዘይደለዩ ክልተ ኤርትራውያን ኣሕዋትና
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።
Пікірлер: 29
እግዚአብሔር ይሃብኹም አሕዋት ሓፍትና ዉን እግዚአብሔር ይማሓርኺ
ውይ እናተ የሰጣችሁት ምርቃቷ ይድረሳችሁ በጣሞ ነው ደስየሚል ነገር ነው እግዝአብሔር በድብቅ እንደሰሰጣችሁ አብዝቶ ይስጣችሁ ተባረኩ አንችም ጀግና ነሽ እግዝአብሔር ከጎንሽ ነው
❤😢😢😢አይዞሽ የኔ እናቴ ቅዱስ ሚካኤል ካንቺ ጋ ይሁን😢
ብዝወጸ ይተክአልኩም እግዝኣብሔር ኣምላክ ንሓፍትና ው እግዝኣብሔር ፈውሰ ምሕረቱ ይልኣከልኪ መ/ር ሙሉ ምስ መሳርሕትካ ጉልበትኩም ይባረክ
ብሓቂ ብዝወጸ ይከአልኩም ክቡራተይ ምሕረት የውርደልኪ ምቅርተይ❤️❤️❤️
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጵቡቕ እግዛብሄር ይሃቦም ሓሳብ ልቦም የስምረሎም። ሙሉ ሓውና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ጵቡቕ ሓስብ።❤❤❤❤
Memhr ❤
❤❤❤❤👏👏
❤❤❤🙏🙏🙏
ሙሉየ ጹቡቅ ዎሲንካ🎉❤🕊💒☔️👏
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤
Bezwxe ytklkum amlak 👌❤️❤️❤️
😢🤲🙏
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤😊😊😊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😭😭😭😭😭😭🙏
👏❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤❤
@bahtaleake5969
Ай бұрын
Neto zhbu yehwata Egziabher Amlak Abzihu yhabkum
@bahtaleake5969
Ай бұрын
NMemhr Mulue Haile slassie wun edmen tienan yhabka Amlak mis sidraka