ዕልልል ንስድራ ስዉእ ገዛ ሰሪሕና ኣረኪብና ኣሎና
SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp.com/DjxeEUm5sAb...
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና
Пікірлер: 166
Fetari yokber yomesgen kulukum dikamkum yerayelkum binabrakum tehagosu edme mis tiena yehabkim amen ❤🙏
መጋቤ ኣእላፍ መምህር ፀጋይን መሳሩሕቱን ከምኡ እዉን ገንዘብ ዘዋፀኹም ክብርን ምስጋናን ይብፃሕኩም❤❤❤❤
@deradubai1754
Ай бұрын
ይደልወ ዝሓወይ❤❤❤
አሜን ተመስገን ደስ ይብለካ አደ ስውእ አለኩ ክትብላ ከለካ
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብጣዓሚ ፁቡቅ ስራሕ አምላክ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልል አሰይይይይይይይተባረኩ እግዛብሄር ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤
አቱም አትህብ አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም ብሩካተይ ናይ ሓጎስ ምንጪ ምካን ዓብ ሰላም እዩ ዝህበካ እናሃብኩም ንበሩ ❤❤❤
God bless you all of you 🙏🙏🙏
መምህረይ የክብርካ ኣቱም ዛሓገዝኩም እውን እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተከኣልኩም ❤🎉
እግዚአብሔር ይመሰገን❤❤❤❤❤
እድመን ጥእናን ስላም ፍቅርን ይሐብኩም ፅቡቅ ግበር ንመን ንማንም ስብ ምኳን ጥራይ እዩ ዘድልይ እድመን ጥእናን ይሐብኩም
ኩሉ መጻኢኻ ጻዕዳ ይኹን መምህር ጸጋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተባረኩ ወገነተይ ኣምላኽ ይሓግዝኩም 🙏
ክብሪን መጎስን ነተም ምንም ጎሪድ ዘይለግቢም ሲውአትና❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ይባርክካ ክቡር ሓውና ብዝወፅኤ ይተከኣሎም ንዋህብቲ እውን
Aseyyy ❤Ellllllll ❤amen 🙏 🙏🙏
አብዚ አሎ ፅድቂ ተባረኩ ሓይልኩም ጉልበትኩም ገንዘብኩም ይባረክ
ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
ተባረኩ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እግዛብሔር ኣምላክ ይባርኩም መምህር ፀጋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዕደመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ
ተባረኹ እግዚአብሔር ይሃብኩም❤
እግዚአብሔር ኣብ ዓምደ ወርቁ ይፅሓፈልኩም
ኣስይ ዛሓወይ እግዚአብሔር ምስካ ይክን ዕልልልልዕልልልልል❤❤❤❤❤
ሙቁሪተይ ዕድመን ጥዕናን ይ ብኩም🙏🙏
ብሓቂ ላባም መምህረይ ተባረክ
እግዚአቢሄር ይሃብኹም ኹልሁም ገበርቲ ሰናይ፡🙏🙏🙏 ግና እዚ እምባባ ምንስናስ ናየአምልኾ እዪ ዝመስልሞ ተትሃድጎኦ ጽቡቕ ይምስለኒ። ህዝብና ብጥምየት እንዳሞተ እህሊ ናብመሬት ምንዛህ አግብ ይቕረ!!!! ክቡር ሃውና መምህር ጸጋ ዘአብን ኹሉም ንዚሰናይ ትግበር ብግልበቱሁም ይሁን ብንዋይ ትህግዙ ቕዱስ ፈጣሪና አስብሁም ይኽፈለኩም እድመን ጥእናን ይሃብኹም❤
❤❤❤❤❤ተባረኹ እግዚአብሔር ይሃብኩም🙏🙏🙏
ኹሉኹም አውኡዘለኹ ብደገትሕግዙ ዕድመ ጥዒና የሃብኩም ወለዲ ጀጋኑ ፅንዓት የሃብክን መምህር ፀጋ መርአያ ሰናይ ስራሕ ኢኻሞ ፈጣሪ የሐሊኻ።
ተባረኩ አሕዋተይ ❤❤❤🎉🎉
Amen egizabher ymesgen des zbele nabra yhabkum ❤❤
JEGANU DEKI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE HEZEBI TEGERAY 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Edmen tenan yhbkum fetari🙏🙏🙏
Amlakie yehagezekiham ahawateye kibren mogase be jeganeh sewatna tsenate yehabekie tigraye adeye mearye❤🎉
እግዚአብሔር ይመስገን ፀግሸይ ከምኡ እውን ብፆትካን ነዚ ሰናይ ስራሕ ክስራሕ ብገንዘብ ብሞራል ዝሓገዝኹም አቤት ክንደይ ታዓዲልኹም 🙏🕊❤️❤️❤️ እንኬለሽ ሓፍተይ ማዓረይ አጆኺ ሰብ ማ ታይ ዘይዛረብ 😢 እንዃዕ ዳኣ እግዚአብሔር አፈፀመኹም 🙏🕊🕊
Egziabher. yemasgen. Egziabher. mehaeret. Aurad ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿
ናይ ብሓቂ ኩቡር ሓውና መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Aseyyyyyyyy Elllllllllllllllll ተመሰገን❤❤❤❤🙏🙏🙏
ብዝወፀ ይተክአልኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Heart breaking 💔, thank you 🙏🏽 young people
እስይ ዘምሓተይ ደስይበልኩም ደስእልና❤❤❤
እግዚአብሔር ሓይልኩምን ገንዘብኩምን ይባርኽ
አሜን
ኣብዚ ጽቡቕ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኩም ኹሉኩም ብሓቂ አግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ውለታኹም አግዛብሄር ኣምላኽ ይኽፈልኩም ❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
Ab adewerqu yxhafelkum egzabiher ❤❤❤❤
መቸም ቃላት የብለይን ብሓጎስ በኽየ።ካብዚ ዝዓቢ ስነ ምግባር የለን።ነዚ ስናይ ምግባር እግዛብሄር ዝዓድሎ እዮ።ብጣዕሚ ይቕነአካ።ንዚ ዝገበርክን የሕውስትና ኩልኽን እግዛብሄር መሊሱ ይተከአልክን።ክምዚ አዴታትና ሕጉስ ኢለኖኦ ዘለዋ ንዓኽን ድማ ዝሕጉስ ይፍጠረልክን።ትምነየኦ ትደልዮኦ ኹሉ እግዛብሄር ይሃብክን ።ኩሉኹም አብዚኣ ዝተሳተፍኩም ኩሉኹም እግዛብሄር ናይ ልብኹም ይሃብኩም ።ብጣዕሚ እዩ ዘሕጉስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። Good bless you.❤❤❤❤
THANK U
❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤ብጣእም፣ደሥይበልክም❤❤❤❤
ተመስገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን❤❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይይይይ
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
ተመስገን ኣምላኬ
ጉልበትኩም ህይወትኩም መላእ ይባረክ ገበርቲ ሰናይይይይ መርኣያታት እግዚአብሔር ዝመረጾ ዝተዓደለ ከማካትኩም ዝበለ ጥራሕ እዩ ዝህብን ብጎልበቱ ዘገልግልን❤👍👍👍 ቀጽልሉ ዞም እሕዋተይ 😥😥😥😥😥😥
Eseyyyyyy btaemi des zbell Kal kidankum yexnayo yehwatey ajekum
እግዚአብሔር ይባርኩም ንፉዓት 💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏
Thank you zehawye
❤❤❤❤❤❤
Egzabher yemsgen 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
aseyy temesgen fetari ❤❤❤❤❤
😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
God bless you all of you ❤
❤❤❤❤❤❤❤
Please continue with such a great job. If there are more people on this condition, we will help with what we can and let us know. Nothing will please more than this. Thank you for doing such a great job!!!
ንውሃብ እግዚአብሔር ይሃቦ ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞💞💞💞💞💘💘💘💘
🙏🙏🙏🙏❤️❤️
👏👏👏❤️🌹
Edmen tienan yehabkum ahwatey ❤❤❤❤e.r ymessgen
💛♥️💛♥️💛♥️❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🙏
ተባረኩ ክቡራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🙏🙏🙏🙏
❤❤❤🎉🎉🎉
እግዚአብሔር ጎይታ ይመስገን👏👏
እግዛቢሄር ይመስገን🙏🙏🙏🙏
ኣሰይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ
እግዚአብሔር አምላክ አብ ዓምደ ወርቁ ይፃሓፈልኩም አሕዋተይ❤❤❤
ባርኾትኹም ይብፀሐና አቦና
ፈጣሪ ኣምላኽ ጉልበትኹምን ሓይልኹምን ገንዘብኹምን እግዛብሄር ኣምላኽ ይባርኹም 🙏🙏🙏❤❤❤
🥀🥀❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
ብሓቂ ናይ ታሓጎስ ሰሚዕተይ ኣይ ካኣህዎን ደሰ ባሃልቲ እንቃዕ ደስ በለኩምምም ንኩልኹም ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Elllllllll ellllllllllll ellllllllllllll ellllllllllll ellllllllllllll ellllllllllll ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🤲🤲👍👍
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እድመን ጥእናን ይሐብኩም ንኩሉኹም አገልገልቲ መንእሰያት ሰላምን ግዜን ይውጻአልኩም ብሐቂ ናይነብስን ስጋን ዋጋን ክብሪን እዩ እሞ ንቶም ዋሐብቲ እውን ብዝወጸ አብዚሁ አባዚሁ ይተካዓሎም እግዚአብሄር ይባርኩም.
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤👏
Asey Tebareki ❤❤❤❤❤❤
ክብርን ምስጋናን ይብፃሕኹም
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤