ዕልልል ኢለናልና አደይ ኣብርሀት ገዝአን ተሓዲሱለን

Пікірлер: 374

  • @albaalba7153
    @albaalba71538 ай бұрын

    ምስጋና ይገባችሀል በአግዘብሄር ታገኙታላችሁ

  • @GfGf-fo2qf
    @GfGf-fo2qf8 ай бұрын

    እንታይ ኢለ ክፅሕፍ ቃል ሲኢነ 😢😢😢 ኣምላኽ ይሓግዝኪ በሉኒ የሕዋት ናኩል ግዘ ሓሳበይ ኣረጋዊያን ምሕጋዝ ዩ 😢😢 ኣምላኸይ ኣግዘኒ🙏 የሕዋተይ መዓረይ ሓይልኹም ሓይሊ ሓጭን ይግበሮ🙏❤❤❤

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im8 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይሃበኩም ኣሕዋተይ ኤርትራውያን ና ተጋሩ ብዝወጸ ይተከአልኩም❤️💛💙💙

  • @binyam1578
    @binyam15788 ай бұрын

    ማርያም ጽዮን ተኮሊዓ 🎉🕊✝️⛪️👑☔️🙏🏼😇👏

  • @ggt620
    @ggt6208 ай бұрын

    ፀጋ እግዚአብሔር ከመይ ዓዲልኩም ከምዘሎ ክሐሰቦ ከለኹ ቅዱስ ቅንኢ አለኒ ተባረኹ አምላኽ ምሳኹም ይኹን🙏

  • @SaidKedija
    @SaidKedija8 ай бұрын

    ያረቢ አይ የኢቶጲያ ነገር እናቶችን ያለጣሪ አሰቀሩብን ለወበራቸው ሲሉ ያማል😢😢😢

  • @jgsg5356
    @jgsg53568 ай бұрын

    ተመስገን ከምዚ ዝበለ ብርሃን እውን አሎ ክብርን ምስገናን ንቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ሉዑል ጎይታ🙏🙏🙏

  • @heefhedhy7144
    @heefhedhy71448 ай бұрын

    እፍፍፍ ካብ ብክያት ናብ ሓጎስ 😢😢 ለከ ሰብ እዩ ሰቡካ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተከእልኪም ኩልኪም ገበርቲ ሰናይ መምህር ፀጋይ ሓወይ ክንደይ ክፍኢ ግዲ ኡካ ትውፅኡ አለካ ብስምኣብ እረ ብሓጎስ እውን ትነብዕ ኡካ😢😢

  • @user-ig3ws4bn7g
    @user-ig3ws4bn7g8 ай бұрын

    ንወሃቢ ይሃቦ ተባረኩ ዞምሓተይ ብርሃን ይኩን ናብራኩም እግዚኣብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም ቃል ሲኢነ ንዓኩም ዝገልፅዋ😢😢 በስመአብ ኣምላኬ ሆይ😢

  • @freykahsay8738
    @freykahsay87388 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይሃቡኩም ኣሕዋተይ ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኹን🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b8 ай бұрын

    ኣምላኬ ሆይ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ካብ መከራ ይኣክለካ በሎም ኣሕዋተይ በእግዚአብሔር ርከብዎ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-xr6lv9di6b
    @user-xr6lv9di6bАй бұрын

    እ/ር ንወሃብቲ ገንዘቦምን ዕድሚኦምን ጥዕኖኦምን ይባርኸሎም። ንዓኹም ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ሓደ ነገር ክመኽረኩም ነዚ ፅቡቅ እንትትገብሩ ሰይጣን ብሰብ ተመሲሉ ካብ ዓላማኹም ከሳናኽለኩም ክፍትን እዩ እሞ ቤተክርስትያን ሳዓሙ ፀሎት ኣብዝሑ። ብዝተረፈ ነዓይ ናባኹም ክፅብረኒ ካብ ዘለኹዎ ሓጥያቴ ከውፃኣኒ ፀሎቱኩም ሓጉዙኒ።

  • @mezmurmariyam-ys7dd
    @mezmurmariyam-ys7dd8 ай бұрын

    ኣሰይ ኤልልልልል ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኹን 🙏🙏🙏🙏❤️🌹🌹🌹🌹🍒

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf92638 ай бұрын

    ንዓኹም ዝገልፅ ቃላት የብለይን ዓስብኹም እግዝኣብሄር ይኽፈልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ንበሩልና ❤️🙏

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen97408 ай бұрын

    ብሓቂ ብሓቂ ገዳም ይቱብ አትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ተግባር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽለሉ አግዛብሄር ኣምላኽ ድማ ዓስብኻ ይኽፈልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና ከማኻ ዝበለ የብዘሐዮ ❤️😍🙏ኩላትኩም ኣብዚ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኩም አግዛብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🙏

  • @gedamtube

    @gedamtube

    8 ай бұрын

    አሜንንንሰ

  • @user-fk1my4um4j
    @user-fk1my4um4j8 ай бұрын

    መምህረይ መግለፂ የብሉን ስራሕካ ንስካ ስለ ዘቃላሕካዮ እዩ ፀገሞም ተቀሪፉ

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu93628 ай бұрын

    ተባረኹ ኣሕዋተይ🙏🙏🙏

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus84318 ай бұрын

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥኢናን ይሃብኩም ተጋሩዋኒ:: ኣቱም ፍቅሪ ህዝቢ:- ልብኹም ብሓልዮት ህዝቡኹም ዝተመላእኹም: ከመይ ጌርና ክነመስግነኩም:: ናይ መረዳድኢ ድርጅት ከፊትኩም ነቲ ሓገዝ ንዘድልዮ ኩሉ ክተብፅሑ ንላቦ:: መናእሰያትና ቀፅሉሉ:: ኣተሓባብሩና:: ነቲ ቅዱስ ስራሕኩም ክንሕወሶ ኢና:: ከምዙይ እናሰርራኩም ኣርእዩና:: እማማ አብርሀተይ እንቅዋዕ ባህ በለክን::

  • @gedamtube

    @gedamtube

    8 ай бұрын

    ሰናይ ሓወየ

  • @hyatssa9035
    @hyatssa90358 ай бұрын

    ቸሩ መድኃን አለም ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብክም ብሓቅ😢

  • @user-fm1di6tp2b
    @user-fm1di6tp2b8 ай бұрын

    ዓስቡኩም እግዚአብሔር ይክፈልኩም እዞም ኣሕዋተይ ❤መዓረይ ❤

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha3308 ай бұрын

    መምህ እግዚአብሔር ይባርካ❤ እዞም ሰራህተኛታት ድማ መድሀኒት ግነፅጉ ተለው አፎም ትዝሸፍኑ ፅቡቅ እዩ ኤረ ኩሎም ሰራህተኛታትው ትትሸፉኑ ንጢኢነኦም ፅብቅዩ መሸፈኒ ንጢኢነኦም❤

  • @user-ur9kt8bg1l
    @user-ur9kt8bg1l8 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ብርሃን ተዓደሉ ኣሕዋተይ መዓረይ 🙏

  • @mrhafytu5944
    @mrhafytu59448 ай бұрын

    ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኩን እሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zebibmedhanye4912

    @zebibmedhanye4912

    8 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤⛪️

  • @user-hf4vb2hi8z
    @user-hf4vb2hi8z8 ай бұрын

    ፈጣሪ ባዓሉ ዕብዪ እጀራ ይፍጠረልክም ይሕዋተይ👏👏😢😢

  • @manjussegen3654
    @manjussegen36548 ай бұрын

    ጸግሸይ ሰናይ ስራሓኻ መግለጺ ሲኢነሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃበልና❤ብዙሕ ስራሓቲ ድማ ከምትሰርሕ እምነተይ እዩ,ኣብዚ ሰናይ ስራሓ ዝተሳተፍኩም ኣምላክ ዓስብኩም የሃብኩም❤

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu65328 ай бұрын

    Eshelat Tigray medhanialem naysirhkum yihabkum edme mis tiena yihabkum

  • @loyalbelieve6954
    @loyalbelieve69548 ай бұрын

    Temesghen adey sihiken tehagusen dereayeni fetari I am so happy! Ghirmay hawei teinu nikimelselu keani tselotey ketsali eyu. Thank you deki tigray for making this happen! Elelelelelelele

  • @user-bm1cu1ue3z
    @user-bm1cu1ue3z8 ай бұрын

    እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናን ይሃበለይ🌿🌿🌿🌿💖💖👏👏👏💖💖🌿🌿🥰🥰✅

  • @user-wm3lt3zo3v
    @user-wm3lt3zo3v8 ай бұрын

    ብሓቂ ክንደይ ደስስስስ ይብል ዓስቢ ካብ ኣምላክ እዩሞ ዓስብኩም ኣብቲ ሰመያዊ እዮርሳምም ይፅናሕኩም ብዝወፀ ኣምላክ ይተክእልኩም ምንም እንዛረቦ ቃል የብልናን እቲ ዓስቢ ዝህብ ኣምላክ ስለ ዝኮነ ❤

  • @user-fk1my4um4j
    @user-fk1my4um4j8 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ንዘሃበ የሃቦ

  • @GfGf-fo2qf
    @GfGf-fo2qf8 ай бұрын

    እመ ብርሃን ዕድመን ጥዕናን ወሲኻ ትሃብኩም😢😢❤❤

  • @temesgenamlakey4936
    @temesgenamlakey49368 ай бұрын

    ብሓቂ ታዓዲልኩም አምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አብዚ ዝተሳተፍኩም ኩልኹም አሕዋትና መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ምስ ኩሎም መሳርሕትካ ተባረክ ዝሓወይ❤

  • @dgvh7060
    @dgvh70608 ай бұрын

    አሰይይይ እግዚኣቢሔር አምላክ ሓይሉኩም ሓይሉ ሓጭን የግበረልኩም ናተሓጎስኩም ንበሩ 💗🙏

  • @salmamahmeed-ll1qq
    @salmamahmeed-ll1qq8 ай бұрын

    ብለውፃእኽምዎ ይተከአልኽም ❤ሰናይ ስራሕ❤ ልነብስኻ እዩ😢❤❤ባሓቂ ኽብረቱ የብዘሐልኽም😢😢❤❤😢😢

  • @ndjs6045

    @ndjs6045

    8 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @binyam1578
    @binyam15788 ай бұрын

    😢ኩሉ ሐላፊ እዩ 🕊😭🔔💒😇☔️🙏🏼🥰💙✝️🧸🌿🕊👏🌻🕊👏🌻

  • @user-db5hu8wh3f
    @user-db5hu8wh3f8 ай бұрын

    እሰም አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለእግዚአብሔር ተመሰገን ጸጋኡ ያብዘሕልኩም ክቡራተይ ላሃቡኩም ያነብርኩም❤

  • @selamburuk
    @selamburuk8 ай бұрын

    ንኩለኩም ኣብዚ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኩም እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ እድመን ጥእናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማኣረይ❤

  • @user-sv6fm5jg8y
    @user-sv6fm5jg8y8 ай бұрын

    ቃል የብለይ ንሓገዝትን ንአገልትን እግዚአብሔር የሀብኩም❤❤❤

  • @aruyemanegodislove527
    @aruyemanegodislove5278 ай бұрын

    God bless you guys ❤❤❤❤ from 🇪🇷

  • @jgsg5356
    @jgsg53568 ай бұрын

    አምላክ ካብ ኩፉኡ ይሓልኩም ተባረኩ ብዝወፀ ይተከእልኩም ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም ንኩልኩም ገበርቲ ሰናይ 🙏

  • @user-bw2og7zf6e
    @user-bw2og7zf6e8 ай бұрын

    ዓስብኩም መድኒአለም አቦይ ይክፍልኩም አሕዋተይ አቱም ዝመጸወትኩም ዶሞ ብዝወጸ ዕፂፊይ ገይሩ ይተከአልኩም አሕዋተይ ማዓሪይ

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r8 ай бұрын

    አሰይይ ዞምአሕዋተይ ተባረኩ ዕድመኩም ይንዋሕ

  • @seluAdokalu8121
    @seluAdokalu81218 ай бұрын

    ኣሰይ ደስ ክብል ተመሰገን ኣደዋኒ እንኳዕ ደስ በለክን ብዝዎፀኦ ይተከኘልኩም❤❤❤❤❤

  • @XxxxXxx-hu3uk
    @XxxxXxx-hu3uk8 ай бұрын

    አሰይይይይ አምላክ ናይ ሰናይ ሰራሕኹም ዝሰራሕኹምዎ አምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ህቡ ፀጉኡ አብዝሕ አትርፍ አቡሉ ይሃቡኹም ተዓድልኹም እዚ ክትሰርሑ ዝገበረኩም ንወሃብትን ንሰራሕትን መድህናአለም ዘይረኦኹምዎ ይፍጠረልኹም ብራሃኑ ይዓድልኹም ንኹሎኹም❤❤❤❤❤

  • @almazgiday9935
    @almazgiday99358 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይሐግዝኩም ተባረኩ ንበሩ ጌታ የፅልልኩም አሕዋተይ ።

  • @hiboobi9757
    @hiboobi97578 ай бұрын

    ኣምላክ ኣብዙሑ ይሃብኩም

  • @titinotitino2910
    @titinotitino29108 ай бұрын

    ዕድመኩም ሙሉእ አብ ሐጎስ ንበሩ አሕዋተይ ብሐቂ መንፈስ ዘሕጉስ ስራሕ እዩ ንፅጉም ምሕጋዝ ሞ እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም ❤

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney91618 ай бұрын

    ተባረኩ ዞም የሕዋተይ አብዚ ዝተሳተፍኩም ፈጣሪ አብዚሑ ይሃብኩም

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d7 сағат бұрын

    መግለፂ ቃላት እዩ ዝሰኣነካ ስራሕኹም እግዚአብሔር ስለ ዝሓረየኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤🙏❤

  • @user-kq3fy2vk5q
    @user-kq3fy2vk5q8 ай бұрын

    ሓይልኩም ሓይሊ ሓጭን ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣትም ወሃብቲ ኣብዚሑ ይሃብክም ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️❤️🙏

  • @felegbelay888
    @felegbelay8888 ай бұрын

    ደቀይ መዓረይ ኣምላክ ይርዳእኹም፣ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም።

  • @krooskarsh4664
    @krooskarsh46648 ай бұрын

    እግዚአብሔር ዕደመን ጥዕና ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @mahisana1809
    @mahisana18098 ай бұрын

    መሰጋኒ ልኣምላክ❤

  • @almaz.8056
    @almaz.80568 ай бұрын

    God bless you and your crew. Keep it up the good work 🙏

  • @gedamtube

    @gedamtube

    8 ай бұрын

    Thank you! You too!

  • @qwqwasas7509
    @qwqwasas75098 ай бұрын

    አግዚአብሔር ኣምላኽ ዓሰብኩም ይሃበኩም ኣሕዋተይ ኤርትራዉያን ተጋሩ ብዝወጸ ይተከአልኩም 🙏🙏🙏

  • @user-lm8pk9um9c
    @user-lm8pk9um9c8 ай бұрын

    ፀጋዋይ ፀጋ ኣምላክ ያዓዳሊካ

  • @gedamtube

    @gedamtube

    8 ай бұрын

    አሜንንንሰ❤❤❤

  • @user-fs8zj8mk2g
    @user-fs8zj8mk2g8 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ይዓድልኩም ብሩካተይ ብጣዕሚ ደስስስስ ይብል💖💖🙏🙏🙏

  • @atdr6crsser
    @atdr6crsser8 ай бұрын

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ብርካት 🙏🙏🙏🙏

  • @saxdsaddt103
    @saxdsaddt1038 ай бұрын

    እገዛቢሄረ ሓይልኹም ሓይሊ ሓፀን ይግበረርልኹም

  • @youtube8394
    @youtube83948 ай бұрын

    ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ይዐደሉኩም እሕዋተይ❤❤

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz8 ай бұрын

    ብጣዕሚ ቁድስ ለከነ ስረሠሕ እዩ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዝወፀ ይተከአልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍🌻🌻🌻🌿🌿🌿🌿

  • @user-br1qr2hw7f
    @user-br1qr2hw7f8 ай бұрын

    😢ሂወትኩም ኩሉ ብርሃን ይኩን ዞም ኣሕዋተይ ብታሕጎሰ ነቢዐ❤😢

  • @mmn-mb3dc
    @mmn-mb3dc8 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመሰገን እልልል😢😢😢🙏🙏🙏

  • @user-er5zk7vh8n
    @user-er5zk7vh8n8 ай бұрын

    እግዚ አብሔር ይባርኽኩም

  • @user-yl1uv8eh6e
    @user-yl1uv8eh6e8 ай бұрын

    ንዝሃብኩም ና ንብኣካል ዝሓገዝኩም ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈል ኩም አሕዋተይ☘️

  • @HaRaG-
    @HaRaG-8 ай бұрын

    ኣምላክ ጥዑም ተመስገን እስከ

  • @user-qp4qx6zw5r
    @user-qp4qx6zw5r8 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተካኣልኩም ገንዘብኩም እናተባረከ ይሕደር ኣብ ዓመደ ወርቀ ይጸሓፍልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ሂወትኩም ብርሃን ይኩን ክብራተይ❤😘 👏

  • @goodplaza795
    @goodplaza7958 ай бұрын

    ብዙወፀ ዩተከአሉኩም ኩቡራተይ❤❤❤❤❤❤

  • @degneshkidanu355
    @degneshkidanu3558 ай бұрын

    ተመስገን አምላኬ ክለ ዝትገብርዎ ሰናይ ስራሕ ቃላት የብለይን እግዚአብሔር ካብዚ ንላዕሊ ክተገልግሉ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም አቱም ብጉልበት ብገንዘብን ዝትሕግዙ ክብራት አሕዋተይ በረከተ ስጋ በረከተ ነብሲ ይግበረልኩም /ክን ጉልበትኩም ይባረክ

  • @medhini7477

    @medhini7477

    8 ай бұрын

    ብሓቂ❤❤

  • @user-df5fw6zt7h
    @user-df5fw6zt7h8 ай бұрын

    አቤት መታ ድል አብ ከምዙይ ዓይነት በረከት ለታስተፌ አሕዋት😢😢😢እግዚአብሔር አምላክ ውስኩ ይብኩም❤❤❤

  • @haqitisier8947
    @haqitisier89478 ай бұрын

    ተባረኹ ዓስብኹም ካብ ቲ ጎይታ ሰማይን መሬትን ርኸብዎ ኩልኹም !!!

  • @najesthalu2883
    @najesthalu28838 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ከምዙይ ቅዱስ ስራሕ ምስራሕ ዝተዓደለ ብቻ እዩ ዝረክቦ

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d8 ай бұрын

    ካብ ዓለም እተም ዘፍሩሑኒ እዚኦም እዮም ጠበቅ ፍልሖን ተመንን😢😢😢😢እዋይ መሳኪን ከመየቢለን ይነብራ ነይረን😢😢😢😢😢ዓክክክ

  • @user-sb5se7qd3l
    @user-sb5se7qd3l8 ай бұрын

    መድኃኒአለም ባዕሉ ዘውጻእክምዎ ይተከአልኩም ምሕረቱ ይልኣኸሉ ንሓውናውን ኣሰይይ ሰናይ ነገር ክትገብ ከላ ዛነብስናስ ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ናብዚ የብቃዓኒ ፈጣሪ🥺

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b8 ай бұрын

    እሰይይይ አልልልልልልልልል ተመሰገን ተበረክ ኣሓወትይ 🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @selamaregay6838
    @selamaregay68388 ай бұрын

    Edmen tienan yehabkum fetari 🙏🙏🙏

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh8 ай бұрын

    Mekerakum shigrkum kemzi tehatsibu nizelalem yikid. Tebareku ezom ahwatey marey.

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r8 ай бұрын

    ተመስገን ኣምላክ ቅዱስ🙏 ኤርትራውያን ኣሕዋተይ አብ እውን ሽግርና እብ ግንና ጠጠው ስለ ትብል ካብ እግዚአብሔር ርከብዎ ስለ እዚ ፅብቅ ስራሕኩም🙏💗

  • @adeytgray7374
    @adeytgray73748 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይባርኩኩም እዞም አሕዋተይ🙏

  • @user-pj8mz6jn6d
    @user-pj8mz6jn6d8 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ እግዚአብሄር ይሓግዝኹም❤❤❤❤❤❤ ግን ኣቲ ኣይትበሉ .....ንዓበይቲ ምዕፃፍ ልመዱ

  • @gedamtube

    @gedamtube

    8 ай бұрын

    ከሙኡ እየን ዝደልያ ኣብየናና እምበር ብሓቂ ነዚኤን ዶ ማ ንተበሃላ ሰለ ሓሳብኩም የቀንየልና

  • @user-pz6wj5oc7k
    @user-pz6wj5oc7k8 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ 😢❤❤❤

  • @SamiBrhane-ip6ni
    @SamiBrhane-ip6ni8 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሰብኩም ይሃቡኩም ኣሕዋተይ ሂወትኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኹን🙏🙏🙏👏👏👏😍🥰

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida10468 ай бұрын

    God bless you for everything you do good job God bless you forever God with you all the time. Amen.🙏🏽🙏🏽🙏🏽👏❤️✝️

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r2 ай бұрын

    ነቶም ካብ ዘፃኢ ሃገራት ሓገዝ ዝለኣኹ ብሩኻት ተጋሩን ኤርትራውያን፣ ነቶም ብጉልበቶም ዝሓጠዙን ንዓኻ ንመምህር ፀጋይን ልዑል እግዚኣብሄር ዋጋ እቲ ፅቡቅ ሥራሕኩም ይኽፈልኩም።

  • @tsiongebru365
    @tsiongebru3658 ай бұрын

    መምህር ቃላት የብለይን ይሓፅረኒ እዩ ንምዝራብ እግዚኣብሄር ሓሳብ ልብኹም ይመለኣልኩም ንወሃብቲ እውን ቢ ዝወፀ ይተ፣ከአሎም

  • @user-ki8th7fn7p
    @user-ki8th7fn7p8 ай бұрын

    ዓስብኩም ካብቲ ልዕል ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ርከብዎ ዞም አሓተይ ህይወትኩም ናብራኩም ኩሉ ጊዜ ብርሃን ይኩን ዝሃብኩም አሕዋተይለ ብዝወፀ ይተከአልኩም

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.218 ай бұрын

    እድሜና ጤና ይስጣችሁ ❤❤❤❤

  • @user-id6zw3vc5e
    @user-id6zw3vc5e8 ай бұрын

    ኣነስ ብታሕጋስ ንባዓተይ ምቑፅፃር ኣቢኒ😢😢 ተዓዲልኩም ኣብዚ ዝተሳተፍኩም ኩለኩም❤❤❤❤❤❤

  • @selamas3502
    @selamas35028 ай бұрын

    ፈጣሪ ይሓግዝኩሙ🙏

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj8 ай бұрын

    እግዝብሔር ይባርኩም ዞምሓተይ🙏❤

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d8 ай бұрын

    Tebareku❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሓይልኩምን ጉልበትኩምን ቅርሽኩምንን ይባረክ❤❤❤❤

  • @fevenmehari8574
    @fevenmehari85748 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብኹም ይሃብኹም ክብራት አሕዋተይ

  • @user-jv7yg4jz9h
    @user-jv7yg4jz9h8 ай бұрын

    እግዚኣቢሔር ኣብዚሑ ይሃብኩም ተባረኩ ኣሕዋተይ

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r8 ай бұрын

    ብሓቂ ካብ መጠን ንላዓል ሓጎስ ንባዓት መፅእኒ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ስላምን ፍቅረን ይሃብኩም🙏 እቶሞ መንፈሳዊን አባታት ዘመረት መምህራን ዘይስረሕዎ ስራሕ እኩም ትስረሑ ዘለኩም☝

  • @brijap5171
    @brijap51718 ай бұрын

    እሰይ እልልልልልል ጉልበትኩም ይባርክ ኣሕዋተይ ብዝወፀ ይተከአልኩም🙏

  • @sarahhbashi4053
    @sarahhbashi40538 ай бұрын

    እፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣታዮ መግለፂ ሲኢነል ኩም እንታይ ኢለ ከም ዝገልፀኩም ጠፊእኒ😢😢😢😢😢 እግዛኣብሄር ይባርኸኩም እልልልልል ፀግሸይ ተባረኽ❤❤❤❤❤

  • @user-kx9xo6ok8u
    @user-kx9xo6ok8u8 ай бұрын

    እግዚብሔር ኣምላኬ ምሳኩም ይኩን መግለፂ ሲኢነል ኩም 😢😢

  • @user-rs3fz6ck3j
    @user-rs3fz6ck3jАй бұрын

    ኣቱም ንዝጸገሞን, ንዝሸገሮን, ንዝጠመየን, ንዝዓረቀን, ሂወት ትሰኹዕሉ ዘለኹም አርትራውያንን ትግራዎትን ዓድን ዓሌትን ከይፈላለኹም ዝኹነ ፍጡር ብኣምሳለ ስላሴ ሓደ ምዃኑ ኣሚንኩም ነዚ ሰናይ ተግባር ክትገብሩ ዘብቅዓኩም ለኡል ሰማያዊ አግዙኣብሀር ኣምላኽ ናይ ኢድኩም ይኽፈልኩም አየ ዝብለኩም ንኽገልጸኩም ቃላት አየ ዝሰአነልኩም አሞ ንዓና ድማ ከማኹም የማስለና ንዝጨነቖ ክንሕግዝ። ከመኡውን አዞም መንአሰያት ጉልበትኩም ከይሓባአኩም ኣብ ሓገዝ ትዋፊርኩም ዘለኹም አግዚኣብሀር ኣምላኽ ጉልበትኩም የጽንዓዮ።

  • @hareguzewdu6530
    @hareguzewdu65308 ай бұрын

    God bless you all for the humanitarian work you are doing

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3rАй бұрын

    እግዚአብሔርን ቃላት የብለይ ንምግላፁ መምህር ፀጋይ ፀጋ አብልዕል ፀጋ ይዓድልኻ ምስ መሳርሕትኻ ንውሃቦ እግዚአብሔር ይሃቦም መምህር ፀጋይ ዕድመ ጥዕና አብዙሑ ይሃብኻ አቦ ውፅዓት አቦ ድኹማት😢❤❤❤❤❤❤❤❤

Келесі