ከቢድ ሸከም ወ/ሮ ኣሚት!! (ኣርባዕተ ደቃ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ፀገም ኣለዎም)

Ойын-сауық

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ከቢድ ሸከም ወ/ሮ ኣሚት!! (ኣርባዕተ ደቃ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ፀገም ኣለዎም)
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Пікірлер: 117

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6wАй бұрын

    እፍፍፍ ልብካ ዝትንክፍ 😢 እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም አሕዋተይ አጃኪ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር ምሰኪ ይኹን👏💕

  • @user-wl9kg2qq6q
    @user-wl9kg2qq6qАй бұрын

    በረሜል ቅደሰ ጀወረግሰ ትሰዶም ኣዋጸኩም ተሓባበሩዋ ረግጸኛ እያ ክትሕን እያ በጃኩም ምሕረት የወረደልኩም

  • @user-xk9kj5ru1s
    @user-xk9kj5ru1s16 күн бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓግዝክን ክብርቲ ወላዲትና

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xdАй бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃካ መምህረይ ♥️ ኣደዋይ 😥እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደሎም ፀበል ከም ኬዱ እግዚአብሔር ምሕረት መዉረደሎም ሓፍተይ 😥🙏

  • @user-qm3yv6ds8r
    @user-qm3yv6ds8r12 күн бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ የውረደልኩም ኣሕዋተይ ማዓርይ

  • @Abeba1985
    @Abeba1985Ай бұрын

    እዋይ ሐፊተይ ማዓረ ንሕና ደቂ ሰባአት ዕግበትና መወዳእታ ዘይብሉ ምሉእ ጥዕና ሕዚና ጢዑያት ውላዲ ሕዚና ፡ንአምላኪ ነማረሮ።

  • @Abeba1985
    @Abeba1985Ай бұрын

    ደቀይ ደቀይ አምላኪ፡ምሕረት የውረደልኩም ሐፊተይ ካአ አምላኪ ይሐግዚኪ

  • @user-qp7ku2yc7l
    @user-qp7ku2yc7lАй бұрын

    እግዛኣቤሔር ምሕረት የውርደልክም🙏😢🙏

  • @herumusse5613
    @herumusse5613Ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ልብኻ ዝትንክፍ😢😢

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hyАй бұрын

    አፍፍፍፍ ዋይ አግዝአብሔር አምላክ ምሕረት ይዉርደሎም አጀካ አምላክ ያሓግዝኪ 🙏🙏🙏😢

  • @GVv-so2yp
    @GVv-so2ypАй бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም ኣይዘኪ ኣደዋይ ይክእልኪ

  • @hadasmeles7808
    @hadasmeles780816 күн бұрын

    በጃኻ ማጨሎት ውሰድዮም አምላኽ ይሐግስኪ

  • @user-gc5xs6vc2e
    @user-gc5xs6vc2eАй бұрын

    ውዶሴ ብዝወፀ ይተክአልኪ ብርክቲ ክፍእ አይትርከቢ❤❤❤

  • @user-th7mg9dj2f
    @user-th7mg9dj2fАй бұрын

    ዊዊ ቅድሜኪ ኣደዋኒ ኣጆኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ ዛሓፍተይ 😢😢😢

  • @samisolomon8470
    @samisolomon8470Ай бұрын

    ፈጣሬ ምሳኪ ይኩን ሓፍትና

  • @AbushEtanbetL-veme
    @AbushEtanbetL-vemeАй бұрын

    😢😢😢😢😢😢 ኣምላኽ ይሓግዝኪ😢

  • @user-sk5yf8sj4u
    @user-sk5yf8sj4uАй бұрын

    😢😢😢ዋይ እህህ አዶ እትረክቡ😢😢😢አጆኪ ሓፈተይ ፊጣሪ😢ዝይሓስብክዮ ካብቲ ስማያዊ ልዑል ፊጣሪ ዝይወዳአ እንጅራ ይፊጠረልኪ

  • @shegetigray
    @shegetigrayАй бұрын

    Amlak misaki ykun🙏

  • @geremariamfrewini7037
    @geremariamfrewini7037Ай бұрын

    😢😢😢 ምህረት የውረደልኩም ፈጣሪ

  • @sarasarha7302
    @sarasarha7302Ай бұрын

    እግዚአብሔኣምላክ ይሓግዝኪ😢😢😢

  • @user-ug9jl8rc5p
    @user-ug9jl8rc5pАй бұрын

    ኣምላክ ምሕረት የዉርደሎም

  • @user-hy4wu3cw5s
    @user-hy4wu3cw5sАй бұрын

    እግዚኣብሄር ምሕረት የዋርድሉኹም ኣሕዋተይ 😪🤲🤲🤲

  • @genetgenet4250
    @genetgenet4250Ай бұрын

    እግዚአብሔር ይማረህከ😢

  • @asterhailehruy1175
    @asterhailehruy1175Ай бұрын

    ፈጣሪ ምሕረቱ ይልአኸልኩም ❤❤❤

  • @user-zq1bb1dr8y
    @user-zq1bb1dr8yАй бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ጸብል ዊሰዲዩም እማ❤

  • @user-th7mg9dj2f
    @user-th7mg9dj2fАй бұрын

    ኣይይይ😭ልብካ ዝትክፍ

  • @kokebtekle-kc3zk
    @kokebtekle-kc3zkАй бұрын

    አምላክ፣ምሕረት፣የውርደልኩም፣እግዚአብሄር፣ኩሉ፣ይክእልእዩሞ፣ተስፋ፣ካውኡ፣እዩ፣አጀኩም፣ካሐልፍ፣እዩ

  • @helenbutsu8597
    @helenbutsu8597Ай бұрын

    ናይ መምህር ሙሉእ ተለ ኣብዚ ጻሓፉልና

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    Ай бұрын

    ሙሉ ሃይለስላሴ +251914722907

  • @mylove1520
    @mylove1520Ай бұрын

    Amlak mehirat yawrdalkom ahiwatey🙏🙏🙏🙏

  • @sooqusabya2844
    @sooqusabya2844Ай бұрын

    ፈጣሪ የሓግዝኺ😢😢👏

  • @kokebtekle-kc3zk
    @kokebtekle-kc3zkАй бұрын

    ናይ፣ባንኪ፣አካውንታ፣ለጥፉላእስኪ፣ዋላ፣ሐንቲ፣1000.ትኩን፣ተአኪቡ፣ነብሲ፣የሕድር፣እዩሞ፣አጆኪ፣

  • @helenbutsu8597
    @helenbutsu8597Ай бұрын

    ተለፎን ናይ መምህር ሙሉእ ጻሓፉልና

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    Ай бұрын

    0914722907 ሙሉ

  • @Dolar1219
    @Dolar1219Ай бұрын

    😢 እፍፍፍ ጌታ ሆይ ምሕረትካ አውርደሎም 😢 እህህህህህህህ😢

  • @user-um8ob3sw9d
    @user-um8ob3sw9dАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልክም

  • @user-dn9ej4js6h
    @user-dn9ej4js6hАй бұрын

    ፈጣሪ ምሕረት የውረደልኩም ዕሸላተይ 😢

  • @mussiegueba3810
    @mussiegueba381018 күн бұрын

    Memhr mulu 20% sletwesd Seb memanka stegimwo melsi kabaka thanks

  • @user-do1kv4lp1w
    @user-do1kv4lp1wАй бұрын

    ፈጣረ ይምሕረከም😥🙏🙏🙏

  • @user-gc5xs6vc2e
    @user-gc5xs6vc2eАй бұрын

    አይ ወላድ ትረክባ እግዛብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም 😢😢

  • @user-kz9vp1qk5b
    @user-kz9vp1qk5bАй бұрын

    አጆኺ 😢 ዘኽታማት ኽትኮኑስ አይ ገድፈኩምን እዩ ዝብለና እና አጆኺ

  • @binyam1578
    @binyam1578Ай бұрын

    ሙሉየ😢 ዘገርም አብ መቀለ ዘገርም ጸበል ናይ አቦታተይ እናበላ ዝራአክዎን አብ ከጂፍ ካንቸሎ አቅሺሽቲ ዝድግፍዎ ከምኡ እዉን ዓበይቲ ዓዲ ጹሩይ ዝተከድኑ ዊስኪ አረቂ ስዋ በቡዓይነቱ ምግቢ እናብልዓ ብአምላክ አይሕሰብን እዩ።እዚ ኩሉ አብ ጥምየት ክዳን ንዘይብሎም እንተዘብልዓ ምሐሸ።እቶም አቅሺሽቲክመክሩዎን አይካአሉን እቲ መጽሐፍ ቁዱስ ረሲዖሞ መስለኒ (ዊስኪ አብዚ እዋን ሃሃ)😭💔

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kxАй бұрын

    ዓለም ጓዶሎ ንገሊኡ ገነት ንገሊኡ ሲኦል😭😭😭😭

  • @user-vh4ov2mx9j
    @user-vh4ov2mx9jАй бұрын

    እዚአብሔር ይስጥህ መምህር እጆካ❤😢

  • @user-do1kv4lp1w
    @user-do1kv4lp1wАй бұрын

    አሕሕሕሕሕሕ💔🙏🙏🙏🙏

  • @user-uf9tb8mn6e
    @user-uf9tb8mn6eАй бұрын

    👏👏👏👏😥

  • @aexum1597
    @aexum1597Ай бұрын

    Btaemy zehzen eyu 🙏🏾💔memhr melu edmen tena yhabka fetary 🙏🏾❤❤❤

  • @lelegualadwa2871
    @lelegualadwa2871Ай бұрын

    Egziabeher amelake edemen tenan yehabeka memher muley tebarek ❤❤❤❤

  • @tutyu6367
    @tutyu6367Ай бұрын

    ዊዳሰ. አላህ ዕደመን ጢዒናንይሀበኪ ተባረኪ

  • @user-hy4yk8iq8j
    @user-hy4yk8iq8jАй бұрын

    ኡፍፍፍ ከቢድ እዩ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደሎም

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-hp1ud4iu1i
    @user-hp1ud4iu1iАй бұрын

    ኣጆኺ ዛሓፍተይ

  • @user-yn5ls6um9o
    @user-yn5ls6um9oАй бұрын

    ፈጣሪ ይማሓረም😢😢😢😢😢😢

  • @user-el9gk6xj6b
    @user-el9gk6xj6bАй бұрын

    💔😢💔

  • @user-ky2br9er9z
    @user-ky2br9er9zАй бұрын

    😥😥😥

  • @samiadisaba1268
    @samiadisaba1268Ай бұрын

    አይይይ

  • @user-ky4vz1xx8c
    @user-ky4vz1xx8cАй бұрын

    😢😢😢😢😢😢

  • @user-mp8ee5pl7g
    @user-mp8ee5pl7gАй бұрын

    😭💔😭

  • @fugoghdjfr3853
    @fugoghdjfr3853Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-st1hf3xt7q
    @user-st1hf3xt7q4 күн бұрын

    ❤😢😢😢😢😢😢😢🤲🤲

  • @user-ls5wu7ch6l
    @user-ls5wu7ch6lАй бұрын

    😢😢😢

  • @user-lw4od2xd2g
    @user-lw4od2xd2gАй бұрын

    😢😢😢😢❤❤❤❤

  • @HnanGoshu
    @HnanGoshuАй бұрын

    😢😢😢😢

  • @ExcitedBigWaterfall-nf9oc
    @ExcitedBigWaterfall-nf9ocАй бұрын

    እዋይ አዶ ትርኽቦ 😭😢😢😢😢

  • @user-ju6lp5nc1s
    @user-ju6lp5nc1sАй бұрын

    መምህርሙሉኣቦድካ ዕድመንጥዕናንይሃብካ

  • @BelayneshSyum-nu2sv
    @BelayneshSyum-nu2svАй бұрын

    ሙሉ ሓወይ ሰላም እቲ ትገብሮ ዘለካ ፅቡቅ ተግባርእዩ እሞ እቲ ናይ ቆልዐ ህማም መድሓት አለዎ ይድሕን እዩ ናብ ሕክምና ዘይከዱ?መድሓኒት አለዎ

  • @herumusse5613
    @herumusse5613Ай бұрын

    😭😭😭

  • @user-pj7ge7dh7w
    @user-pj7ge7dh7wАй бұрын

    😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kxАй бұрын

    😭😭😭😭😭

  • @NgiasNgias
    @NgiasNgiasАй бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636Ай бұрын

    🙏🙏🙏❤❤❤🤲🤲🤲💐

  • @user-hh8yk9eq1i
    @user-hh8yk9eq1iАй бұрын

    ፈጣሪ መሰኩም ይዃን ኣደወይ😢

  • @Verialibra
    @VerialibraАй бұрын

    im miss ❤❤❤

  • @user-kd9sd1ud2c
    @user-kd9sd1ud2cАй бұрын

    😢😢

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    Ай бұрын

    Egziabher Amlak misakum ykun

  • @user-iw7kj4fd2t
    @user-iw7kj4fd2tАй бұрын

    Eway haftey marey Ajoky semay bezel Andy zekome Amelak alo ajoki

  • @kokebtekle-kc3zk
    @kokebtekle-kc3zkАй бұрын

    እቲዋንኡ፣ድማ፣ፀበል፣እዩሞ፣ፀበል፣በርትዒ፣አጆኪ፣

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    Ай бұрын

    ቴሌፎንን ስለዘይነበራ እዩ

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7umАй бұрын

    😢😢😢😢😢💔💔💔💔

  • @AlemqDesu
    @AlemqDesuАй бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢እፍፍፍፍ

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274Ай бұрын

    ኣየ ኣደ ትረኽቦ ኣጆኪ ጸገም ሓላፋይ እዩ

  • @jjoojjoo7125
    @jjoojjoo7125Ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @xegabrhan5748
    @xegabrhan5748Ай бұрын

    መምህር ሙሉ ስልክን ኣካውንትን ደልየ

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    Ай бұрын

    0914722907 ሙሉ

  • @almaztesam9020
    @almaztesam9020Ай бұрын

    እግዚአብሔር ይስጥህ መምህር

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679Ай бұрын

    ብህጊ ክሐተት አለዎ ደቁ ምንካዕብየሉ ናይግድን ናብ ቤት ፍርዲ ክቅርብ አልዎ

  • @xegabrhan5748
    @xegabrhan5748Ай бұрын

    💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣምላኬ ሆይ ህዝብህን ኣድን ርስትህንም ባርክ ህዝብህን ኣደራ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5eАй бұрын

    ኣምላክ ይሓግዝኪ ኣደዎይ ግን ፀበል ከም ወስደቶም ፀላኢ ሰናይ እዩ ኣሳሲርዎም ዘሎ ክድሕኑ ይክእሉ እዩም

  • @Stiller_fan
    @Stiller_fanАй бұрын

    Egziabher yhagzki Seb geza krey gn lbi yhobom

  • @SalaamMk-uo8tt
    @SalaamMk-uo8ttАй бұрын

    Feteari yhagiziki hftey 😢😢

  • @MyMy-iu7qz
    @MyMy-iu7qzАй бұрын

    Wey amity haftey maarey abzi wediki ezikulia kunjina

  • @MyMy-iu7qz
    @MyMy-iu7qzАй бұрын

    Btaemi zahamim wedi hawebaa ma meraa teskar do afsis hagiywey ayyyy alem godelo

  • @HadasTedros
    @HadasTedrosАй бұрын

    እፉፉ ሓመድ ትብለዕኒ 😢😢

  • @HHrt-pn6po
    @HHrt-pn6poАй бұрын

    አበይ ቦታ ያኣ ዘላ

  • @MyMy-iu7qz

    @MyMy-iu7qz

    Ай бұрын

    Ab temben abi adi eya tinebr gal adey mewaeley nera effff gziye husum

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    Ай бұрын

    ቴንቤን

  • @NatnaelFshale
    @NatnaelFshaleАй бұрын

    Fetar yhagzki mhret ysded

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2qАй бұрын

    ኣዶ ትረኮቦ ዶ ኣሕ😥😥

  • @MisgeGere-uv5pf
    @MisgeGere-uv5pfАй бұрын

    Egzabher kredie u.ztemeye hawna kelo nhna gn ab fentahtah ena delena entay u eti meraa.birthday.babyshwor do gele nehilf alena.bejakum ena xgumat nhagz.n xgumat mhgaz eko n amlak mlqah u.amlakna b hidet zbarik eyu eko

  • @AlexAlex-hq4wx
    @AlexAlex-hq4wxАй бұрын

    Slki

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    Ай бұрын

    ቴሌፎን ስለዘይብሎም ንሙሉ ርኸቡዎ። +251914722907

  • @natsnetangosom9435
    @natsnetangosom9435Ай бұрын

    Telefonnummer eba tshafelna zhawey

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    Ай бұрын

    ቴሌፎን ስለዘይብሎም ንሙሉ ርኸቡዎ። +251914722907

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44Ай бұрын

    ቀንዲቢስነስካ ስለዝኾነምበር ብዛዕባነብሳን ደቃን ኣይተገደስካን

  • @MmN-gl4mt

    @MmN-gl4mt

    Ай бұрын

    እንተ ኽኢልኻ ሓግዝ ኣይኮነን ግን ፅቡቕ ንዝገብር ሰብ ኣይትፃረፍ ነውሪ እዩ

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184Ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭🙏

  • @JgD-fr4ny
    @JgD-fr4nyАй бұрын

    😢😢😢😢😢😢

  • @your1773
    @your1773Ай бұрын

    😢😢😢😢❤❤❤

  • @abadithagos
    @abadithagosАй бұрын

    😢😢😢😢

  • @user-we5ep8hp1o
    @user-we5ep8hp1oАй бұрын

    😭😭😭😭😭😭

Келесі