ብሰንኪ መስዋእቲ ኣሕዋትና ተቋሪጹ ዝጸንሐ ስፖርት እስራኤል ጀሚሩ፡ ዉሽማ ፍሊፖስ ሕጂ ውን ተኣሲራ፡ ጽባሕ ኩልኻ ናብ ሆላንድ ክተት

#eritrea #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #ethiopianews #tigray #eritreantiktok2023 #tigrignamusic #eritreanmusic #eritreannews #ethiopia#ethiopian #tigray

Пікірлер: 63

  • @user-nb2he2xw8v
    @user-nb2he2xw8v2 күн бұрын

    Deki meley ab gonkum alena:: 💙💙💙💙💙💊💊💊💊💊

  • @medhintecruray1307
    @medhintecruray13072 күн бұрын

    Wow nay behaky zehigos news nay Israel menesay Amlakh edmen tenan yihabom des you zibil Thank you kibor hawina Yemane you are doing an incredible job God bless you 👍🙏you are the voice for the voiceless people keep it up 💙👍🙏🙏💙💙💙💚💚💙💙💙💙💙💙

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel79082 күн бұрын

    ዘመና እግዝኣቢሔር ለዉጠልና ራሕዋ ን መንእሰይ

  • @user-cw2yi3ne8x
    @user-cw2yi3ne8x2 күн бұрын

    አንቃዕ ናቤትኩም መለሰኩም ተጋሩ ጭዋታት ጥዕና ይሃብኩም ኣብ ቤትኩም

  • @hagosdebas6602

    @hagosdebas6602

    2 күн бұрын

    3:09

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132Күн бұрын

    አምላክ ሰላም እዩ ሞ ሰላምን ቅሳነትን የውርደሎም አሜን :ጽቡቅን ዕውትን ይግበረልኩም ደቀይ ማዓረይ 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @ygg949
    @ygg949Күн бұрын

    ኣሜንንን(3)ክቡር ሓዉና ❤️💛❤️💛💙💙💙

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3tКүн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወገናተይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኽ ይመለሰ 😍😍🙏🙏

  • @Cliques996
    @Cliques9962 күн бұрын

    ዉርዝይ ዝበለ ወረ ዘስማዕካና :ንውሕ ዝበለ ምዕባለ ይምነይልካ /🙏ኣጽንዕ ኣጽፍፍ 👍

  • @merry7267
    @merry72672 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💪💪👍👍🙏

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene35832 күн бұрын

    ውሽማ ትብል ቃልስ ብጣዕሚ ኢየ ዝጸልኣ፣ ኣብዚ ሶሻል ሚዲያታት እንተ ዘይትጡቁሙላ ጽቡቕ። ሓንቲ ካብ ኣዴታት 👍🙏💙🌿💙🌿💙🌿

  • @gebrielakidane9973
    @gebrielakidane99732 күн бұрын

    💪💪🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙

  • @konjithagos7591
    @konjithagos75912 күн бұрын

    Selam yemane hewey einikae hegosena niaeka Kia biteimi nemesigineka yekenyelna

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes19782 күн бұрын

    የማነ ንፉዕ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha26902 күн бұрын

    Welcome Yemane information media

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse10682 күн бұрын

    👍👍👍💙🌿💙✅

  • @hhggg2840
    @hhggg28402 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💙💙💙💙💙💙

  • @bettygebru2975
    @bettygebru29752 күн бұрын

    So sad about Daniel, hope he is doing alright now! Thank you so much for your time and keeping your promises Yumun hawna!

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina11982 күн бұрын

    💙💙💙

  • @landvandeboer2626
    @landvandeboer26262 күн бұрын

    Blue Revolution ❤❤❤❤❤😊😊

  • @heidshop4103
    @heidshop41032 күн бұрын

    👍👍👍👍👍👍👍

  • @Tusfai
    @TusfaiКүн бұрын

    💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️

  • @amonabeba4005
    @amonabeba4005Күн бұрын

    ❤❤❤

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-in6im2sp5z
    @user-in6im2sp5zКүн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-br9ig5ji7q
    @user-br9ig5ji7qКүн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn2 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591Күн бұрын

    Selam yihiwetina ab eisiraeil zelekum agokum tekalesiti yhwatey biriged nihemedu agokum amilak yiheliwekum

  • @jonasand9thkafel256
    @jonasand9thkafel2562 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium10492 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem41322 күн бұрын

    ቲሚሲጊን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-in6im2sp5z
    @user-in6im2sp5zКүн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙✝✝

  • @kesete767
    @kesete767Күн бұрын

    Mejaherikum,rekibkum,wudukat,tejaharti,hzbi

  • @RusumTesfay
    @RusumTesfay2 күн бұрын

    ab tigray nkab eritrea hadimom zmexu lely aken genzeb kifelu ybehalu alewu bzaeba zegatm zelo shigr ente tzarebu xbuk neru

  • @habteghebre785
    @habteghebre7852 күн бұрын

    Beal Bini kab bisul tire kemzbihal bi kutur xaerin bikiatin hayltat keymidebu elom zigeberwo xaeri eyu ember mengsti nzkone sporti aydigfonn aymiwulonn eyu champion Eritrea 5000 nakfa shilmat eyu tedalilom zugerm eyy

  • @freedompeace3359
    @freedompeace33592 күн бұрын

    💙አ 💙ባ 💙ኩ 💙ም 💙ዘ ለ💙ኒ 💙ክብረት💙 💙ፍሉይ ኢዩ💙 ---------- ምክረይ ብዝኮነ ማስ ሜድያ ከይትደናገሩ ሐደራ💙 ዓወት ብሐባር ክመጽእ ኢዩ። ሰላም ንኩሉኩም የማነ ሐቀኛ ተቃላሳይ🕊

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e2 күн бұрын

    BINIAM GHIRMAY JIGHNA TIGHRAWAY GHEN ETI KESARA HGDEF KESHKTELU EYOM.

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e2 күн бұрын

    GOOD NEWS FROM ISRAEL.

  • @user-nb2he2xw8v
    @user-nb2he2xw8v2 күн бұрын

    Yemi thanks wedi meley haftka kab tgray kulu gize ena nketateleka medebatika betami xbuk eu::

  • @LuchiaAndestion
    @LuchiaAndestionКүн бұрын

    Hasewti hasot dea men kidmekum

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e2 күн бұрын

    BEDESCPLINE UKO ZETERATER YELON..

  • @hdyatraya8591
    @hdyatraya85912 күн бұрын

    መነን ዉሸማ ፊሊፖስ ተጋሩ ብሂወቶም ሓዊ ለቃፀለት ደቅ ራያ ስዑዲ ላትመለሱ 😢😢😢

  • @MedhanieMheretab-rh2of
    @MedhanieMheretab-rh2of2 күн бұрын

    Sq bel fara megesem

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey2 күн бұрын

    🩵🩵🩵🩵🩵

  • @tekakassa2823
    @tekakassa28232 күн бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዕ የማነ ሓውና ጅግና።❤❤❤❤❤❤

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355Күн бұрын

    ጨንፈር ቨታክቲቫ💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💪💪💪💪

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek95142 күн бұрын

    እዛ ጓል ኣይትበላ :: ሰበይቲ ኢያ ::

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e2 күн бұрын

    ISEYAS BEAAL TABYA KORARO UKO BE NEKET HEZBI KETUKOS EYU DELYU ZELO AB HOLLANDEN KEBABIUEN ZELEKHUM KEAA KEM KALEOT ASEROM TEKHTILKUM NEZI AB ALEM TERAEYU ZEYFELT CHEKAN WULKE MEGHZAETI KENEHFRO YEGHBAEA.

  • @Idferi525
    @Idferi5252 күн бұрын

    ጀማሪ ዳንኤል ኢዩ ዓቐብ ቢንያም ኣይወደአን ኣብ ሜዳ ኢዩ ሓይሉ። ዳንኤል ድማ ካብ ክንደይ ወጥሪ ኢዩ ወጽዩ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ተዓፊኑ። እምበር ንዑደት መጽዩ ደኣ ምውጻእ ትኽልክሎ። ምስ ደንጎያ ድማ ናቱ ክለብ ናይ ኣወስትራልያ ውዕሉ ሰሪዛቶ እዚዶ ኣይኮነን። የሕዝን ጀነራልት ኩዕሶ ቀሊዖም ዘይፈልጡ ኣሰልጠንቲ፡ ...ወዘተ።

  • @haneber7369
    @haneber73692 күн бұрын

    🆓💙Blue(የማነ✍️)Revolution!✊💙🆓

  • @user-uh5cz9uy2w
    @user-uh5cz9uy2w19 сағат бұрын

    Hasawi wiegin 😂

  • @girmayyihdego263
    @girmayyihdego2632 күн бұрын

    ዓጋመ ዝዓበዱ፡ ጌና ከነዕብደክን ኢና። እርይራይ ስብ ተቖጺርክንሲ፡ ኣንጻር ሕቖ ዓጋመ ዝሰበረ ሻዕብያ ያኢ ክትምክታ።

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem41322 күн бұрын

    ኒፊቲሒ ደው ዘይቢል ሲፓሪቲኛ ቢኒያም

  • @tzehaiemengstu9852
    @tzehaiemengstu98522 күн бұрын

    እዚ ናይ ቢንያም ስእሊ ኣብዚ ኣምጽእካ ምስ እታ ዘይትውክሎ ሰማያዊት ጨርቂ ምቕራብ ብዛዕባ ፌክ ኢንተርቪው ናይ ዳኒኤል ዘቕረብካዮ ሕስድናን ተጻብኦን ከድዓትን ናይ ወያነን ምድንጋር ንኩነታት ናይ ሾኾናቲቫ እስራኤል ምድናቕ ሓሳድ ወያናይ ጥራይ እዩ በዚ ዝሕጎስ ዓመጸኛ ስርዓት ወያነ ሎሚ ዘላቶ ትግራይ ህዝቢ ተዓሚጽና ተቐቲልና ናይ ሕማቕ ክፉእ እዋን ንሓልፍ ኣለና ይብል ኣሎ እንቃ ሓጎሰኩም ኩሉ ግብርኹም ሕማቕ ስራሕ ኣብ ሾኾናቲቫ ኣብ መቐለን ናይ ዓመጽን ቅትለትን ትፍጽሙ ኣለኹም ጉዳይ ኣውያት ሽግር ህዝብኹም ፍትሑ ኤርትራ ን ኤርትራውያን ጥራይ እዩ ዝምልከት።

  • @wediere2238
    @wediere22382 күн бұрын

    ኩልኻ ኣድጊ ንሓመዱ ኣብ ሆላንድ ትቕመጥ እዚ ሓድሽ ናይ ወጻኢ ጉዳይ ሚንስተር ኩሉ ካብ ሕጊ ወጻኢ ገበን ዝፈጸመን ንሃገሩ ኤርትራ ክንጥርዞ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዝርርብ ነካይድ ኣሎና ኢሉ ኣብ ፓርላማ ኣምስተርዳም መልእኽቱ ኣታሓላሊፉ ኣሎ፡ ብተውሳኺ ነቶም ሕጂ ንሆላንድ ዘኣተዉ ሓደሽቲ ናይ ግዝዩኡ ፍቓድ ኢና ንህቦም ሃገሮስሮም ሰላም ኮይኑ ኢዩ ይብል ኣሎ ብመሰረት ውዕል 1951 ሕቡራት መንግስታት ኤርትራ ኣይቅበልንየ ክብል ኣይክእልን ኢዩ ይብል፡ እንተኾነ ውን ኩሉ ዜጋይ ምዃኑ ኣለለየን ኣረጋጊጸን ኢየ ይብል መንግስቲ ኤርትራ። ክዉኡ ብዘይፍለይ ምስ መንግስቲ ኤርትራ🇪🇷 ዝምድናና ከነመሓይሾ ኢና ክብል መለጺ ፓርላማ ሓቢሩ።ሕጂ ግርም ንሓመዱ ንትግራይካን ንእስርኻን🇪🇹😢😢😢

  • @drardrar7665

    @drardrar7665

    2 күн бұрын

    Where do you stand when are saying this? It means that it is the false asylum seekers like who are going to be sent back because you do not have any reason to apply for asylum. Shame on you that you do not even call correctly the name of the opponents. Don't simply write for the sake confusing others as you yourself are confused.

  • @tiamirkidane7715

    @tiamirkidane7715

    2 күн бұрын

    ችድ 'ታይ ትብል ወደይ ሓቅኻ ዲኻ? ክክክክክክ ጉኑፍ

  • @user-cw2yi3ne8x

    @user-cw2yi3ne8x

    2 күн бұрын

    ኣብዘይ ኒቡር ዝነቢር ሰብ ዘይኒቡር ካብ ምዚራብ ሓሊፉ አንታይ ኪቲዛረብ ኒጺበየካ ይመስለካ መደንገጽ ቢሚሪጭኡ ሓሪነት ዚጸሊአ ክሳራ ፍጥረት አኻ

  • @girmayyihdego263

    @girmayyihdego263

    2 күн бұрын

    @@wediere2238 መንግስቲ ኤርትራ፡ ነተን ዓጋመ ፈልዩ ክቕበለን ኣለዎ። ኤርትራውያን ኣይኮናን ዓጋመ ኢና መታን ክብላ።😃😃

  • @freedompeace3359

    @freedompeace3359

    2 күн бұрын

    ሰላም ደለይቲ ፍትሒ። አብ Yikealo ይከአሎ Tv ብዛዕባ መሰል ሰብ ግህሰት ዝተፈጸመ ብትግርኛ ቴሪጉምዎ አሎ። ተከታተልዎ አብ ሐቂ ዘለዎ ግዜኩም ተጠቀምሉ። ዓወት ንውጹዓት አጆኩም ንኩሉ ግዜ አለዎ።

  • @hailuweld
    @hailuweld2 күн бұрын

    @girmayyihdego263እዞም ዓጋመ ዝዓበዱ ኣንታ ወስላት ዓጋመ ድኣ እቶም ንስካን ዝከማካን ተገልግልዎም ዘሎኩም እቲ በላዒ ሰብ ኢሰያስ ክሻ ማንኪ እዮም ካብኦም ንላዕሊ ትግራዋይ የለን እዞም ብርገድ ንሓመዱ ደቂ ስዋኣት ነታ ደም ኣብኦም ዝሰተየት ሃገር ዓዲ ፍትሒን ሕግን ክትከውን ብሕጊ ትምራሕ ሃገር ክሃንጹ ዝቃለሱ ዘለው ጀጋኑ ተባዓቲ ሰብ መትከል እዮም ደንቆሮ እንተተረድእካ ባራዩ ደቂ ሃገር ክትብሃሉ ሓሰውቲ ሃገት እናዓነወት ጽቡቅ ኣላ ትብሉ ባራዩ ሓሰውቲ ሰብ መሰል እንስሳ

  • @user-zz1mt5zo7y
    @user-zz1mt5zo7y2 күн бұрын

    💚🩵💚✅

Келесі