Atv Asena Live - ንስንኩላን ተባሂሉ ዝተሰርሐ ኣባይቲ ዘሚቶሞ ዘለው መጋበርያ ህግደፍ ብዓል መን እዮም? ሰማያውያን ንስሪ ካብ ውሽጢ ኤርትራ!

Atv Asena Live - ንስንኩላን ተባሂሉ ዝተሰርሐ ኣባይቲ ዘሚቶሞ ዘለው መጋበርያ ህግደፍ ብዓል መን እዮም? ሰማያውያን ንስሪ ካብ ውሽጢ ኤርትራ!

Пікірлер: 60

  • @erm3806
    @erm38062 күн бұрын

    Thank you for the update edemen tenan yehabka fetari 💙🌿🌾💙🌿🌾💙🌿🌾💙🌿🌾💙🙏

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha35252 күн бұрын

    I salute you the Eritrean from back home thank you so much for the information ❤❤❤❤🎉

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla37422 күн бұрын

    Thank you asena I enjoy the program keep going for good job 💙💙💙💙💙💙💙

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad49742 күн бұрын

    ኢሱ ዕድለኛ እዩ: ብምርጭኦም ከም መንጋ ዝኹብኮቡን ዝሽየጡን ዝልወጡን ዝድመሩን ካብ እንስሳ ዘይሕሹ ህዝቢ ረኺቡ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95342 күн бұрын

    ብሓቂ የቐንየልና ፈጣሪ የሕጽሮ ናይዚ ጋኔን ዕምሪ።

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha35252 күн бұрын

    It’s right Response Aman thanks 🙏 ❤❤❤❤❤

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we2 күн бұрын

    እቲ ዝገርመካ ን30 ዓመት ሓንቲ ከምዘይ ገበረ ባዕሉ እንዳ ኣመነሉ እቶም ስዓብቱ ከምዝገበረ ገይሮም ዘውርይሉ።

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn2 күн бұрын

    H! Aman thank you ❤🎉

  • @yoseafberhereda8387
    @yoseafberhereda83872 күн бұрын

    ኣ ጀኹም ኣሰና❤❤

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal60992 күн бұрын

    Kibur gigna getanu wedi Eyasu! Aman be aman, Esayas kab hizbitat Eritrea Haki zizareb Esayas tirah eyou. Haye hizbitat Eritrea astewuel. Bezeterefe Egziabiher❤🎉🎉🎉❤ yimelselnar

  • @gatogato2852
    @gatogato28522 күн бұрын

    ኤማ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ፡ ግርም ኣውጽኣዮ እቲ ጉድ እምበር፡ ገዛውቲ ስንኩላን ድኣ ቅድሚ 12 ዓመት እንድዩ ዝዓደሎም እዚ ጉደኛ።

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.4072 күн бұрын

    ኣማን ብሓቂ ኣንበሳ ካብ A ክሳብ z

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908Күн бұрын

    እግዝኣቢሔር ዓይኒ አለዎ

  • @mussielegese8072
    @mussielegese8072Күн бұрын

    ጽቡቕ መደብ ኣሰና 💙💙💙

  • @HenSamedia8480
    @HenSamedia848016 сағат бұрын

    ብሓቂ ዝብላዕ ዘረባ ኢዩ፡ ሃየ እዛ ማዕዳን ምሕጽንታን ነተግብር፡ ንወሓሓጥ፡ ስለ ህዝቢ ኤርትራ።

  • @kebirates5125
    @kebirates51252 күн бұрын

    ኣማን ሓወይ ይግብኣካ እዩ::

  • @gatogato2852
    @gatogato28522 күн бұрын

    ከይስራሕ ንህዝብን ንምዕባለን ሳላ ብባራዩኻ ትዋግኦ ዘሎኻ ሓደ ርኹስ ጋኔን ዘርኢ መርገም ነውራም እምቢ ኣይንድመር ኢልካሎና፡ እንዶ በሎ ኤማ።

  • @fthi3585
    @fthi35852 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahammihretab5109
    @abrahammihretab51092 күн бұрын

    Bhaki Ema tebae xearam teklasay

  • @sabrinayosef3081
    @sabrinayosef30812 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we2 күн бұрын

    ብሰንኪ ኣመራርሓኻ ኣቦታቱ ተጋዲሎም ዘምጽእሉ ናጽነት መንእሰይ ወለዶ ዋላ ሓንቲ ኣይወረሰን።

  • @nayzghieweldehans6076
    @nayzghieweldehans6076Күн бұрын

    ግሩም ስራሕ ሰማያውያን ንስርታት። እዞም ኩሎም ተጋሊጾም ዘለዉ ሰባት ጽብሕ ንገሆ ሰውራ መለይ ኣስመራ ምስኣተወት ኣብ ቀይዲ ክኣትዉ ዘለዎም ኢዮም.። ምግላጽ ይቐጽል ኩሎም ሊሚ ምስ ህግደፍ ወጊኒም ግፍዒ ዘብጽሑ ዘለዉ ሃዲሞም ከይሕብኡ ህዝቢ ክፈልጦም ኣገዳሲ ኢዩ። ሓውኹም ዶ/ር ናይዝጊ

  • @okbaykflom5717
    @okbaykflom57172 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes19782 күн бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @liyategay874
    @liyategay8742 күн бұрын

    ኤማ እዚ ትሪእዮ ዘለካ ደበሳይ ወልዱ አብ ጊዜ ደርጊ ዋና ናይ ኢሠፖ ሐሳዊ ምንባሩ አብ ማይ ወላኩ ዝበሃል ገዛዉቲ አብ አስመራ ዝዓበየ ይፈልጦ

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel93872 күн бұрын

    30 ዓመታት ውጥን መደብ ትሕቲ ቅርጺ ባዶ መብጽዓ ኢሰያስ ፍሹል መራሒ

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet18722 күн бұрын

    እሞ ስለምንታይ ዘይግፈፍ ንመን እዩ ዝምጉቶ ዘሎ?

  • @AnnoyedBoardGame-qp4du
    @AnnoyedBoardGame-qp4du2 күн бұрын

    እንዳ ኣቦይ የለን

  • @Hadera-od7jn

    @Hadera-od7jn

    2 күн бұрын

    Nynya ayboy ney nen ! Nanetha nyha?

  • @atsegebatsegay5474
    @atsegebatsegay5474Күн бұрын

    You aright èm bahakkkk❤❤❤❤

  • @sami85berhe18
    @sami85berhe18Күн бұрын

    Bra jobb

  • @misssunshine865
    @misssunshine865Күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @GeberhiwetZegse-qr5qi
    @GeberhiwetZegse-qr5qi2 күн бұрын

    እዋይ ኣንታ ጉሓፍ 33 ዓመት ደቂሰካ እንተቖራይ ማፍያ ልመስ !!! 3 ሚልዮን እሞ ጻዕረኛ ህዝቢ ምምሕዳር ዘይከኣልካ አርማ ድክነት በዓል ዓለም ታሪኽ እንታይ እዩ ። ክ ዝንተወልካ ???? ነብስኻ ሓቲትካ ትፈልጥ ኢሰያስ ጉሓፍ ???

  • @berhaneh7587
    @berhaneh75872 күн бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጸጋታቱ ዝጠመየን ዝሓሶሞን ብሰንኪ ውልቀመላኺ ህግደፍ ክስደድ ዝተገደደ: ኣብ ማሕዩር ዝተደርበየ ደም ከፊሉ ጽሩይ ዝስተ ማይ ዝተሓረመ ህዝቢ ኢዩ። ውልቀመላኺ ኢሳያስ ድማ ብተደጋጋሚ ህዝቢ ኤርትራ ክሓስሞ እምበር ክሓልፈሉ ሓሲቡ ከምዘይፈልጥ ገሊጹ ኢዩ።

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad49742 күн бұрын

    ንኢሳያስ ውልቀ መላኺ እንዳበልካ ንህዝቢ ኣይተዳናግር። ኢሳያስ ብጉድለት ስነ ልቦና ዝሳቐ ዘሎ ናይ ስነ ኣእሙሮ ሕሙም እዩ። ስለዚ "ኣጽናቲ" ልክዕ መጸዉዒኡ እዩ። ውልቀ መለኽቲ ንዝንኦም ክብሉ ኣብ ግዝኣቶም ኩሉ ሰብ ክሪኦ ዝኽእል ነገር ሃኒጾም እዮም ዝሓልፉ። ኢሱ ግን ንነብሱ ከም ናይ ዓለምና ሊቀ ሊቃውንቲ ገይሩ ዝወስድ ግን ከኣ ሑሙም ሰብ ምኳኑ ካብ ዘረባታቱን ግብርታቱን ትርዳእ። ንፑትንን ንቻይናን ከመይ ኢለን ክዋስኣ ከምዘለወን ክመክር ድሕር ዘይበለ ደፋር ደንቆሮ እዩ።

  • @eyobteweldemedhin

    @eyobteweldemedhin

    2 күн бұрын

    ኡሰያሶ እኬ ሕሙም እዩ ረሱዓየ ኡሰያስ ብዛዕባ ቃልሲ ተዛብ እንታይ ንግበር??እዩ እቲ ሕቶ ንሷ እዩ

  • @ItIsNotLate
    @ItIsNotLateКүн бұрын

    ስእልታቶም ኣሰኒኻ እንተትዛረበሎም ዝያዳ ጽቡቕን ኣድማዕን ምዀነ።

  • @AlmazGhezai-ok8yk
    @AlmazGhezai-ok8ykКүн бұрын

    💙💫💥👌🏻👮‍♂️

  • @Goytahaleqa
    @Goytahaleqa2 күн бұрын

    ኢሱ ልመን እዩ ዝግምግም ዘሎ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay2 күн бұрын

    ክልተ መልሃስ ዘልዎ ኣቢ ተመን፥ህጂስ ህዝብና መታለሊ ህሙም ከልቢ ምካንካ ኣለም ፈሊጡካ ላድሮ

  • @truthalwaysprevails6669

    @truthalwaysprevails6669

    3 сағат бұрын

    Esseyas ebud kelbi dyu?

  • @freedomtnb351
    @freedomtnb351Күн бұрын

    Isseyas Afwerki became a member of berged NiHamedu officially.

  • @hayletkle2197
    @hayletkle21972 күн бұрын

    ነቲ መሰረታዊ ንገር ሉኡላውነት አርትራ ንምህሳስ ፡ ኣብ ክንዲ ምህናጽ ሃገር ፡ ወያነ ኣመሪካ ፡ እናበልካ ፡ ዓድና ኣዕኒኻያ ኣንታ ተምቤናይ መንደላይ ተመን ፡ ሓቅኻ ንስኻ ድ ኣ እቲ ንነዊሕ ዝዓለም ተልእኾኻ ኢኻ ጌርካ ተደሚርናኮ ኢልካና ልብኻ ነፊሕካ ፡ ንሕና ኢና ደንቊርና ፡ በጊዐይ በጊዐየ ባዕለይ ተዘንጊዐየ !

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera2 күн бұрын

    Eway nay 20 lewTi ergan. Bagriyatu GNa ,lewTi zbahal yeblun. Kemta ztefeTra bnay slTan Ebdan wediewa. Amlak leliu kem zelos yfelTdo yhkwo tkewn. Goyta bmHretka rayo. Zbedelnayo Hidegelna. Mhretka havens Naka zferh nhzbu zkber Merahi havens Amen beliH kulukum!

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin2 күн бұрын

    ዎይ ኢሰያስ ሕሙምዩ ረስዓዩ

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e2 күн бұрын

    SENKULAT DEAA AB KANGEW TOGHIFOM EYOM ETI SEFEROM BEFLAY AB KREMTI GHZIE ETI TEREF MEREF NAY SHIKAK YEBKELO EYU . DARGHA MENEBABRO HASEMATAT YENEBRU ALEWU . KEDEM LEALI 20 SHIH ABILOM ZEKHONU HEJI TEWEDIOM EYOM KUB AMAEET TERAY EYOM ZELEWU.

  • @tsehayehaile4760
    @tsehayehaile47602 күн бұрын

    LMAT ELKABA AB KINAT ALMIAKANA MSETEYE DA ANTAY ELU MERVEXO NEZI HZBI

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4e2 күн бұрын

    NE EKET NAY ISEYAS N SEMIEN TEGHARU WESEN YEBLUN . ISEYAS WALA HAGHER MOUYTA EYA YEBEL MEN YEHATO , EZIS MERAHI KALEA HAGHER ZEYKOWN ZENEBERO, NSEMIEN TEGHARU KAB GHAWANU WEY ABAGHEAA ,ATAL BEMENTAY YEFLE.. ISUWAYE KULU MA EDENAT NATKA EYU HEZBI . AYE ISEYAS EDLENGA EZOM ENDA GHEREFKAYOM ENDA ATMEKHAYOM MENEK ZEYBLU.

  • @hadinet23
    @hadinet238 сағат бұрын

    Dilayka kitizareb tikel eka biziaba mesarihtika hanti keragagixalika zideli gin nay kedem lichenisa nay fatheru eyu.

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin2 күн бұрын

    ኡሰያስ ኢሰያስ ዎጋ የብሉን ንቃለስ አማኑኤል ኢሰያስ ሕሙም እዩ ረስዓዩ

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy8442 күн бұрын

    እዙ ወልቀማላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዓጀውጆው ዘብሎ ዘሎስ ኣብርእሲኡ ካሊእ ሓለቓ ዘሎዎ ዶ! ኣይመስልን? ንመን እዩ ዘቑረምርመሉ ዘሎ!?

  • @gm5215
    @gm52152 күн бұрын

    እሞ ብእዝኖም ወጢጥካ ንዞም ጥሪትካ ንገረልና እምበር ንስኻ ድአ B N ኢኻ ኤሱ

  • @RusumTesfay
    @RusumTesfayКүн бұрын

    Ageb abahluna arena TV ab tigray geben yfxem alo ab leli eritreawian more than 6000 hawulu ybehalu alewu ahwatna yshyetu ylwetu alewu shame on tigray people

  • @user-zf7cz6sp5q
    @user-zf7cz6sp5q2 күн бұрын

    አንቱም ሰባት ነዚ ደንቆሮ ዘረዓይ እንስሳ ኢሳያስ ዘረብኡ ዘይሰምዓሉ ናበይ ኢዪ ዚኸዶ ዋሐጥዮ ተበልኸዋሲ መልሻ ትጎስሞ ዶ በሉ ለባማት አነ ዚገርመኒ እቶም አብ ኤርትራ ዘለዉ ሰብ አውቶቡሳት ንምዃኑ እቶም ኤርትራዊያን ነብሰምን ቤተሰቦምን እንተዘይሰሪሖምሲ እንታይ ሰሪሖም ይንበሩ እንታይ ከ ይብልዑ ካበይ አምጽኦምከ ገዛ ክራይ ካበይከ ይኽፈሉ እተን መካይ ናይ ህዚብ ሃብቲ እንዲየን እስከ ገለ ባራዩ ኢሳያስ ንዘረዓይ ኤርትራ በርኔንተ ኢሳያስ አፈወርቂ በጃኹም ሐሱዉለይ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay2 күн бұрын

    ንስካስ ዝሰምአ ህዝቢ ሲኢንካ አምበር ኮነ ኢልካ ዝብረስካያ ሃገር፥ሰራቅ ታቦት ባአሉ የለፋለፍ፥ ከምዝተባህለ አንድህር ሃገር ከተማሃድር አንተዘይ ኪልካ ስልጣንካ ከተረክብ ኣለካ፥ደንቆሮ ዲክታቶር ፥

  • @gideonasress7484
    @gideonasress74842 күн бұрын

    I bet that mail from Asmera is from the spymaster of the dictator.

  • @Goytahaleqa
    @Goytahaleqa2 күн бұрын

    ኢሱ ልመን እዩ ዝግምግም ዘሎ

Келесі