ጎይታ እንትመፅእ NEW tigrigna begena mezmur ሓድሽ ትግርኛ መዝሙር በገና ብ ሊቀ ነብያ መሴ ኋይሉ
This tube is transfer Orthodox teachings (sermons), history of monasteries & indigenous scholars, tradition of the church and spiritual ( st. Yareds') songs based on the dogmatic and canonical low of Ethiopian Orthodox Tewahido Church.
እዚ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ትምህርተ ሃይማኖት መሠረት ብምግባር ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ (ስብከተ ወንጌል): ታሪኽ ገዳማትን ሊቃውንትን: ሥርዓትን ትውፊትን ቤተ ክርስቲያን ከምኡውን ያሬዳዊ መዝሙራትን ግጥምታትን ዝቐርበሉ ቻናል እዩ።
Пікірлер: 14
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ
እንቃዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ሊቀ ነበያት ዘማሪ ሙሴ ናይ ኣጎልጎለት ዘመንካ ይባርኽ ክቡርይ❤❤❤❤👏👏👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክክ ክቡር ሓዉና❤❤
ስብስኽራይፕ ንግበር ዝበለኹምና እሹኒ❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ክቡር ሓወና 😢👏❤
Kemzi nay nsha mezamur tigtigna ab zwehadelu bezi xbuq srah slezmexakumna btami nemesgn zmarie melaiekt
❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
Zamariye malikt yesmealne😢😢 amen amen amen
ዝማሬ ❤
🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
1000ንምለአሉ🤔
ሳብስካራይብ ዘይንገብር ግን ተጋሩዋይ🙄