No video

Estifanos Getahun (እስጢፋኖስ ጌታሁን) - Habuni (ሃቡኒ) - New Tigrigna Music 2023 (Official Video)

#tigrignamusic #semayent #ethiopianmusic #ሃምቦፍ#Estifanos Getahun#Golden Records
#neweritreanmusic#Nahom Records#Selamawit Yohannes
Estifanos Getahun (እስጢፋኖስ ጌታሁን) - Habuni (ሃቡኒ) - New Tigrigna Music 2023 (Official Video)
🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.Copyright ©2023: Semay Ent

Пікірлер: 719

  • @HomesweetlandU
    @HomesweetlandU11 ай бұрын

    Dear Stif hawey, I wanted to take a moment to express my heartfelt appreciation for this incredible Tigrigna song, celebrating the heroism and courage of Tegaru. Your song beautifully encapsulated our strength and determination, and when you asked to hear more about our qualities, it ignited a deep sense of pride and curiosity within me. Your dedication to preserving our culture and history through your music is inspiring, and your song has touched my heart❤. Thank you for being a beacon of our collective spirit and resilience, and for reminding us of our rich heritage. Your talent and passion make a meaningful difference in the world, and I feel truly grateful to have you as a friend. Yours Mulena Desta, Homesweetland, Mekele

  • @eweane814

    @eweane814

    11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @natey783

    @natey783

    11 ай бұрын

    😍❤️😍❤️😍

  • @FluentChats

    @FluentChats

    11 ай бұрын

    That's true.

  • @paziyon369

    @paziyon369

    11 ай бұрын

  • @maymrobi

    @maymrobi

    11 ай бұрын

    🎉🎉መልካም አዲስ አመት🎉🎉 አዲሱን አመት ከእኛ ጋር ያሳልፉ! ፕሮፋይሉን በመንካት ተቀላቀሉ ❤❤🍀🍀🍀🍀🍀

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z11 ай бұрын

    ትግራይ ሸዉዓተ ሃገራት ልሓንቲ ክልል ገጢማ ዓለም ዘስደመመት መረበተይ ህዝበይ ብኣኻ ይኾርዕ ሃቡኒ ጀጋኑ እዮም በሉኒ❤❤❤❤

  • @letishkebede5965
    @letishkebede596511 ай бұрын

    ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ክበሃል ኮሎ ኩርዓት ይሰመዐኒ❤❤❤💛💛

  • @MullerAsgele-zq7xn

    @MullerAsgele-zq7xn

    11 ай бұрын

    Wala ane tigray zbl zelewa derfi des kbleni❤❤❤

  • @kidist1955

    @kidist1955

    6 ай бұрын

    ኣነለ ጓለይ 😍😍😍

  • @user-qb2tn8zx7c
    @user-qb2tn8zx7c11 ай бұрын

    ኣቤት ጥበብ ኣቤት ዉሕልነት ኣቤት ጅግንነት ተጋሩ ሰሱኑ 🌹ኽብረት የሃበልና እስቲፈይ 🙏♥️ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዘመነ ሰላምን ዕቤትን ይግበረልና 🙏♥️

  • @YmochyenaFamily
    @YmochyenaFamily11 ай бұрын

    This is a big massage for our young people 🇹🇴 🇪🇹 ኣንቱም ሰባት ንዑ እንዶ ስለ እዛ ፍቅሪ ላይክ ሃቡና ህኮት 😂😂😂 ! ጽቡቅ ስራሕ እስቲ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @muluataklti7640

    @muluataklti7640

    11 ай бұрын

    እምቢ ብግዲ ድዩ 😂😂😊

  • @helinasiyum4062

    @helinasiyum4062

    10 ай бұрын

    ሃጡኒ ሃቡኒ ተጋሩ እዮም በሉኒ😍😍😍❤❤❤💃💃💃

  • @user-dn7uo2by4q
    @user-dn7uo2by4q11 ай бұрын

    እንካዕ ን2016 ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ሓላለይ ህዝበይ ህዝብ ትግራይ ስቃይ መንከራና ህልቂት ፀበባና ዘብቀዐሉ ዘመነ ሰላም ራህዋ ደስታ ቅሳነት ዕብነት ፍቅሪ ስኒት ይግበረልና ፈጣሪ ❤❤❤👏👏👏❤💛🌹🌼💐💐☘️☘️💐💐🍃🍃🌺🌷☘️☘️🌻🌻🌻🌻🍃🍃🌺🌺🌷☘️

  • @banahaylay4343
    @banahaylay434311 ай бұрын

    ሃቡኒ ተጋሩ እዮም በሉኒ💃🕊 ኣስይ ተጋሩዋይ ጽቡቕ ስራሕ እንቋዕ ብስላም መጽኩም 🎉🎉🎉❤❤💛💛❤❤

  • @LiliKing-ku6dt
    @LiliKing-ku6dt11 ай бұрын

    እስጢፋኖስ ሓወይ ጠፊኢካና ነይረካ ኢኻ ሐዚ ገራሚ ሰራሕ ሒዘካ መፂካ ኪሒሰካና እምበይ ሰሱኑለይ ተጋሩዋይ ደመይ❤💛🎉

  • @user-bk6yp9hh6p
    @user-bk6yp9hh6p11 ай бұрын

    ሃንቦፍየ ኣቤት ውበት ጀግንነት ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamGebrekidan-bv1tm
    @SelamGebrekidan-bv1tm11 ай бұрын

    ትግራይ_ንዘለኣለም ትነብር #ተጋሩ_ኢና #በሉኒ💛❤️💪👈 ሃቡኒ_ተጋሩ _ኢና_በሉኒ#ትግራይ_ንዘለኣለም ትነብር . 🥰😍😘🙏

  • @user-dn7uo2by4q
    @user-dn7uo2by4q11 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና ዓይኒ ፀላእትና ይደፈን❤❤❤💛💛💛🌹🌼🥰🥰🥰

  • @amishmulugeta5768

    @amishmulugeta5768

    10 ай бұрын

    ዋይዋይ ተተደፊኑማ ብምንታይ ክሪኡና

  • @kokobtigray8783
    @kokobtigray878311 ай бұрын

    ድሕሪ ነዊሕ እዋን ደስ ዝብል ስራሕ ርሑስ በዓል ቅንያት ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋኒ ❤❤❤

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes598711 ай бұрын

    ትግራይ ኣዶ ጀጋኑ። ፀላእትኺ ሓሙኽሽቲ ይኹኑ💖

  • @saralove537
    @saralove53710 ай бұрын

    ሃቡኒ ተጋሩዋይ ብፍቅሪን ስኒትን ንንበራ እዛ ዓለም ንስኹም ዘይብሉ አይጥዑምን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 2016 ዘመና ትኹን ❤🙌🤗

  • @helinasiyum4062

    @helinasiyum4062

    10 ай бұрын

    አሜን🙏❤

  • @user-uy9zi5jb7w
    @user-uy9zi5jb7w11 ай бұрын

    እንካዕ ብስላም መፃእኻ ማዓረይ ኣበይሞ ህዝበይ እዚዶ 😢😢😢ኢድኻ በደልኻ ነዚሑ ዳወያነ ተገምጠሉ ናኢድኹሙ ይሃብኹሙ ህዝብና ኣሳቂኹሙዎ 😢😢😢

  • @tsigerada
    @tsigerada11 ай бұрын

    ተጋርዋይ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት አብፀሓኩም እግዚአብሔር አምላካ ሰላም የመፀአልና 😢 አብሰደት ዘለና ስደትና ይሐፅረልና😢❤

  • @user-zg3xd6fp2h
    @user-zg3xd6fp2h11 ай бұрын

    ሃቡኒ ተጋሩ እዮም በሉኒ 💪💪💪እንኻዕ ብሰላም መፅኡኹም ♥️♥️♥️♥️

  • @Ykgxu
    @Ykgxu11 ай бұрын

    ኣርቲስት ማለት ብሉፅ ጅግና ወዲ ህዝቢ ቃላት ይሓፅረኒ ንዛደሪፊ ንከገልፅ ፅፉፍቲ ስራሕ ወዲ ዓደይ ኩርዓተይ ሰላምኻ የብዘሐለይ ፈጣሪ ኣምላክ🙏🙏🙏🙏❤❤💊💊💊💊

  • @yeshigetnet9104
    @yeshigetnet910411 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ፅሩይ ድምፂ ❤ ሳዕሳዕቲ ከኣ ምዕሩጋት ተጋሩ ከምዚ እዩ ናይና ርጉዕ ❤ዝል ዝል ልኤርትራዉያን ግደፋሎም😂

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti57911 ай бұрын

    ፅቡቅ ዘመን ይግበረልና ተጋሩ ኣሕዋተይ💙🌿

  • @haftomgebretsadik2773
    @haftomgebretsadik277311 ай бұрын

    ዋው ኮርዕና እስጢፎ ሰሚዕኻ ለይፅገብ ስራሕ 👏👏👏

  • @Semoburuk
    @Semoburuk11 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና

  • @merrypam1376
    @merrypam137611 ай бұрын

    ንትግራይ ላይክ 💪👍❤️💛

  • @ArsemaMehari-jp2vo

    @ArsemaMehari-jp2vo

    8 ай бұрын

    Hi Huhrtthn

  • @ArsemaMehari-jp2vo

    @ArsemaMehari-jp2vo

    8 ай бұрын

    B b b Rebel Be rhh🎉t🎉rj😢😢t

  • @user-iy3jv5ok6w
    @user-iy3jv5ok6w11 ай бұрын

    ዓኒ አባኩም ይደፈን ተጋሩዋኒ ተጋሩ ተጋሩ ክባሃል ኩራዓት ይሰመዐኒ ኣይጥዑምን ብዘይ ተጋሩ ❤❤ኣነስ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ተመስገን 🙏♥️♥️♥️ተጋሩዋኒኒኒኒኒ❤❤❤ጅጋኑዋኒኒኒ ♥️♥️♥️👑

  • @fanigaltigray1628
    @fanigaltigray162811 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋኒ ሰላምን ቅሳነት የብዘሐልኩም ደቂ ዓደይ ፅቡቃት ፈጥረት ♥️💛♥️💛🥰💘

  • @kahsayemaryamlij199
    @kahsayemaryamlij19911 ай бұрын

    ብሉፅ ስራሕ ኩሉ ነገር ፅፍፍ ሰስኑ ድቂ ብርክቲ መሬት ተጋሩዋኒ😊❤❤❤

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer554011 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋሩዋኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alisahi1449
    @alisahi144911 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ እስጢፍ ሓወይ ትግራይ ንዘለአለም ትንበር ሰላም ንህዝብና ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @LuelTesfalem135
    @LuelTesfalem13511 ай бұрын

    Estif is one of the great directors in tigray and he is also a great artist. it's a qualified work of art!!!

  • @cheikantadiop
    @cheikantadiop6 ай бұрын

    " keep your heads up... Tegaru" one love🇪🇷

  • @Heufrfzgfdr
    @Heufrfzgfdr11 ай бұрын

    ይበል ሰራሕ ደቂ ሪመይ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤ክብሪ ንTDFና 👑😇💛❤💪💪💪

  • @user-dm5ii8il1i
    @user-dm5ii8il1i11 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋን ሰላምኹም የብዘሕ❤🥰

  • @berheteka-of2mi
    @berheteka-of2mi11 ай бұрын

    ፁቡቅ ስራሕ ስደትና ይሐፅረልና ትግራይ ዓድይ 💊

  • @danaitmulu3694
    @danaitmulu369410 ай бұрын

    ንእስጢፋኖስ መዓረይ ንሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ትዊት challenge jon pis best of the seasons ❤❤❤❤❤ንጀጋኑና ❤

  • @AaronMulugeta7429
    @AaronMulugeta742911 ай бұрын

    What a Sensetional music❤❤❤ with nice vocal and satisfactoriy poem. Best of the season👌👌👌👌

  • @roseadem6059
    @roseadem605910 ай бұрын

    One of gifted nations in the world Tigraians love respect 🙏 🫡 for life ❤️ ♥️ ❤❤❤

  • @tarhslove4629
    @tarhslove462911 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤

  • @samrisamri3248
    @samrisamri324811 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም ተጋሩ ጀጋኑ 💛💛💛💛 ❤️❤️❤️❤️💯👑

  • @Ykgxu
    @Ykgxu11 ай бұрын

    ካብ ልበይ ዝፈትዎ ኣርቲስት ጅግና ወዲ ዓደይ ኣድናቂትኻ እየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ❤💋💋❤❤❤💊💊💊💊

  • @user-sj8uc7lx5u
    @user-sj8uc7lx5u11 ай бұрын

    ዓኒ ኣባኩም ይደፈን ተጋርዋይ❤ ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይግበረና ዘመና ይባረክ ንብዓት ኣደታት ዝሕበሰሉ ❤ተጋሩ❤ ፅብቅ ስራሕካኣ❤💛❤️💛❤️👈

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh522211 ай бұрын

    ያ እስጢፈይ ዝድምፂ እዚ ሒዝካስ ትጠፍኣና ገለ ዓይነት ስራሕ ወዲ ዓደይ👑💛❤️👊

  • @merhawitgetachew6856
    @merhawitgetachew685611 ай бұрын

    Good luck💊💊

  • @Naxitey
    @Naxitey10 ай бұрын

    ፅብቁ ስራሕ ተጋሩዋይ💛❤️👑ሃልዉለይ❤️

  • @abadigebre4385
    @abadigebre438511 ай бұрын

    እስጢፋኖስ ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእካና ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅለሉ ❤️💞❤️💞💞❤️ ብፍላይ ከዓ ንስካ ብልትሰርሖም ዳሪክተርኒግ ፍልይ ዝበለ እዩሞ ቀፅለሉ ንፈትወካ ሓውና ❤❤❤

  • @SamiGoytom-tr5my
    @SamiGoytom-tr5my11 ай бұрын

    አሰይ አሰይ ደስ ኢሉኒ ሓወይ ናታይ❤❤❤❤

  • @mommommommom9907
    @mommommommom990711 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋኒ ኣርላክ ስላም ንህዝብናን ሃገርናን ይግበርልና ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበርልና ናይ ቅሳነት ስላም 🌻🌻 እና ተጋሩ ኣሕዋትና ነታባብዕ ❤❤

  • @user-hl9dl5rw3y
    @user-hl9dl5rw3y11 ай бұрын

    ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ 😍😍😍😍

  • @WushateGezanaMedia19
    @WushateGezanaMedia1911 ай бұрын

    እስጢፍ ሓወይ ደስ በሃሊ ስራሕ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tesfakirosmesele5130
    @tesfakirosmesele513011 ай бұрын

    Welcome back wedi adey ❤️❤️💛💛😍😍😍 very impressive work 🙌🙌

  • @fregoitom6568
    @fregoitom656811 ай бұрын

    TDF Kibri ni deki Tigrai 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 🐅 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @milli12354
    @milli1235411 ай бұрын

    እስጢፈይ ፍልይይይ ልበለ ስራሕ እዩ my dear thank you❤❤❤jigna tigeraway

  • @estifanosgetahun6310

    @estifanosgetahun6310

    10 ай бұрын

    የቐንየለይ ኽብረት ይሃበለይ🙏

  • @astherhagos9393
    @astherhagos939311 ай бұрын

    Well done, Stifo. Amazing music and clip. Tigray seb alewa.

  • @tiglove3041
    @tiglove304111 ай бұрын

    ስራሕ ማለት አብዚ አሎ ኩሉ ነገሩ ሙሉኡ❤💛✊👌

  • @Rewinagirmay
    @Rewinagirmay11 ай бұрын

    እዚ እዩ ናትግራዋይ ትልሂት ማለት thank you brother ❤

  • @RobelDaniel-jv7cj
    @RobelDaniel-jv7cj11 ай бұрын

    እንካዕ ንበዓል 2016ዓመት ስላምን ራህዋን ይግበረልና ዓይኒ ፀላእትና ይደፈን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @suzananeb9861
    @suzananeb986110 ай бұрын

    ብጣእሚ ደስ ዝብል ስራህ ርሁስ ሀዱሽ አመት ይግበረልና 💛💛💛💛❤❤❤❤❤

  • @fissehagebreslassie7801
    @fissehagebreslassie780111 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ፍቅሪ ኣይተውሕድሎም (like)

  • @titititi3122
    @titititi312211 ай бұрын

    ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ ከሙዙ ከማይ ዶ ትፈትዉ ደርፍታቱ ተጋሩዋይ❤️

  • @redietberhane6837
    @redietberhane68378 ай бұрын

    ትግራዋይ ጀጋኑ እንኳዕ ካብሁም ተፈጢርና 💛❤️

  • @ZeinuAhmed-od5gp
    @ZeinuAhmed-od5gp11 ай бұрын

    Welcome

  • @user-hw5so8hh8q
    @user-hw5so8hh8q10 ай бұрын

    ፅብቅ ስራሕ ተጋርዋይ💖😘😘😘💌💌💌💌💌💌💖💖💖💖💖💖💌💌💌💌💌🥀🥀

  • @user-ie3iw3wn8u
    @user-ie3iw3wn8u10 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ሰሱኑለይ ፅብቅ ስራሕ ወዲ ሪመይ❤💛

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy229310 ай бұрын

    The Tigray People Are Gifted People in wars,arts, creativity,bravery,in the World.

  • @hiwi2141
    @hiwi214111 ай бұрын

    ብሉፅ ደስ ዝብል ስራሕ❤ ተጋሩ🥰👏ፅቡቅ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና🙏💊🥰

  • @user-ho7cd8sc9k
    @user-ho7cd8sc9k11 ай бұрын

    The clip is just oustanding 100% 🥰proud to be Tigraway

  • @selamkahsay6330
    @selamkahsay633010 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ኣምላክ ፀሓይ ፅላሉ የንብሮልኩም💊💊💊💊💊♥🙏🙏

  • @helinasiyum4062

    @helinasiyum4062

    10 ай бұрын

    አሜን🙏

  • @Sufyanahmed-tj8um
    @Sufyanahmed-tj8um11 ай бұрын

    👏👏👏finally

  • @ffbh9535
    @ffbh953511 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ሰሱንለይ ክበሩለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @nugusetsegay538
    @nugusetsegay53811 ай бұрын

    ልወፆ የብሉይ ወዲ'ኖ ብደንቢ ተፀቢናዮ ኢና ልገርም ስራሕ 'ዩ❤🎉❤🎉 Dear Haw

  • @user-ke5jl5bd9c
    @user-ke5jl5bd9c11 ай бұрын

    Wowwww 💎miss you tegaruwani 💛❤😍👏🤗

  • @user-fp3fo4lb2s
    @user-fp3fo4lb2s11 ай бұрын

    ዋውውው ፅቡቕ ስራሕ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ😢😢😢😍😍😍

  • @birhanedesta9717
    @birhanedesta971711 ай бұрын

    ሓንቲ'ያ ዳስና----

  • @user-dz6kh1fe2g
    @user-dz6kh1fe2g10 ай бұрын

    ክንዲቲ ዝተፀዓረሉ ዘይተረኣየ ልገርም CLIP KEEP UP THE GOOD WORK SEMAY FILMS

  • @Bahgi_
    @Bahgi_10 ай бұрын

    ሓሪፍ ስራሕ እስጢፍ። ይበል።

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe31411 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጵቡቕ ስራሕ ጥበብ ዝመሎኦ ። ህዝብና ናብ መረበቶም ዝምለስሉ ህዝብና ዝቐስነሉ ምሖጎሲና ዓመት ይግበረልና።ዘሑጉስ ዘመን ይምጰአልና። ❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @t.g824
    @t.g82411 ай бұрын

    ዋዉ wellcome ድሕሪ ነዊሕ ሕዋን ደስ ዝብል ስራሕ ጅግና ሓዉና❤ተጋሩዋይ ሰላምን ፍቅርን ራሕዋን ዝዓሰሎ ሓዱሽ ዓመት ይኩነልና❤❤

  • @kinfehadush1592
    @kinfehadush159211 ай бұрын

    Wow wow ወድኖ

  • @habetamutsegaye5092
    @habetamutsegaye509210 ай бұрын

    Dear stifo. Amazing music & clip ohhhh habune ❤❤❤ 11😊❤

  • @user-fy7fh4cm9f
    @user-fy7fh4cm9f11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏ሕማቅ አይሕለፈኩም ምቅረተይ❤❤👌👌👌👌😘

  • @genitsi
    @genitsi11 ай бұрын

    Wow betam new miyamrewu kalat yelegnm

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy229310 ай бұрын

    Beautiful Tigray People, Beautiful Tigray People Music,. Tigray is a Ancient Country!!!

  • @akhbrtmama4237
    @akhbrtmama423711 ай бұрын

    Weee❤️😩🇻🇳

  • @user-cd3km2ry3e
    @user-cd3km2ry3e11 ай бұрын

    ልገርም ስራሕ ገደደ

  • @egziabhereregnayenew3395
    @egziabhereregnayenew339510 ай бұрын

    ዘመነ ሰላም ፍቅሪ ይኩነልና ተጋሩዋይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ እስጢፋኖስ ሓውና❤❤❤

  • @nahomtadele-xr1xx
    @nahomtadele-xr1xx11 ай бұрын

    Abo guaila estif hawey dma grmay dani fre rahel jeganu ሳዕሳዕቲ ❤❤

  • @tesfaytsegay111
    @tesfaytsegay11110 ай бұрын

    ብሓቂ ፅቡቕ ስራሕ #ትግራይ💛❤🙏

  • @fufh403
    @fufh40310 ай бұрын

    ይመችካ እስቲፋኖሰይ ተቢዕ ይመችካ❤❤❤

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy229310 ай бұрын

    Tigray People are best war fighters in the world.All the wars fought in Ethiopia to defeat foreign invaders were fought by Tigray People only.

  • @merhawitatsbha
    @merhawitatsbha11 ай бұрын

    ተጋሩ ተጋሩ❤💛 😍🔥🔥⚡

  • @Genethiluf2122
    @Genethiluf212211 ай бұрын

    Amazing ❤❤

  • @Ruthdimple16
    @Ruthdimple1611 ай бұрын

    Welcom መጀመርያ ባዕለይ💛❤

  • @user-dn7uo2by4q

    @user-dn7uo2by4q

    11 ай бұрын

    ኣነ እየ ቀዳመይቲ❤💛🥰😁🤣

  • @Ruthdimple16

    @Ruthdimple16

    11 ай бұрын

    @@user-dn7uo2by4q ሃመይሞ ስራሕ🤣🤣

  • @user-xu5uq1bt3c
    @user-xu5uq1bt3c11 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ፀላኢኩም ይደፈን💊💊💊💊💊

  • @KaledMohammedsani-xd2u
    @KaledMohammedsani-xd2u11 ай бұрын

    Nice job ....

  • @mechealedesta5454
    @mechealedesta545411 ай бұрын

    👋👏👏👏 harif srah Estifo kberelna ✌

  • @azebtigray6298
    @azebtigray629811 ай бұрын

    Welcome bro ❤️💛🥰🙏

  • @user-xi3rk4iw5w
    @user-xi3rk4iw5w11 ай бұрын

    ንፉዕ እስጢፍ 👊👏😍

  • @user-ud8zg4rf2s
    @user-ud8zg4rf2s11 ай бұрын

    ትኽእል ኢኻ ብራዘር❤

  • @vshjd5931
    @vshjd59319 ай бұрын

    ትግራይይይይ ኣቤት ❤ጀግንነት ተጋሩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gxcb4165
    @gxcb416511 ай бұрын

    ፅቡቅ ሰራሕ ተጋሩዋ ላይክ ኮመንት ሸር ኣይ ንረሰዕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FikirtGebiregZihabr
    @FikirtGebiregZihabr11 ай бұрын

    ❤❤ሰላም ንትግራይ ይኩን ሩህሰ ሀዱሸ አመት ንትግራይ ኩሉ❤❤❤🎉🎉

Келесі