Samson Gebrekiros (Kula Nenata Hiza) ሳምሶን ገ/ኪሮስ (ክንዲ ሽሕ) ኹላ ነናታ ሒዛ / Tigrigna Music (Official Video)
Музыка
Samson Gebrekiros (Kula Nenata Hiza) ሳምሶን ገ/ኪሮስ (ኹላ ነናታ ሒዛ) New Tigrigna Music 2024
goo.gl/e32poa
@LihamMelody
/ lihammelody
/ liham_melody
/ lihammelody
Any unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited.
Copyright ©2024 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigraywedding #ethiopianmusic
Пікірлер: 565
ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለካ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ዘለካዬ ሰላም ይምነየልኩም ደቂ ትግራይ!
@hiwotberane1375
2 ай бұрын
አሜን ንዓኻውን
@ahmedbd5233
2 ай бұрын
ኣሜን❤
@kutamedia6455
2 ай бұрын
Amen ❤
@milengebresilasie4562
2 ай бұрын
Amen
@marhawitmarha843
2 ай бұрын
ኣሜን ❤
ቀዳመይቲ ባዓለይ እምበር ክንዲ ሽሕ ❤ ኣድነቅቲ ሳይሞን እስከ ❤👍ክጨዉ በሃንቀዉታ ዝፀበያ ዝነበረ ❤
@tekleghebre3125
2 ай бұрын
ኩላ ነናታ ሂዛ ከምዛ ዋዛ😅
@user-wx8sw7hf9x
2 ай бұрын
@@tekleghebre3125 😂😂😍
@user-zc1by5gm9z
2 ай бұрын
🎉
@NHEfamily
2 ай бұрын
😂😂❤
@user-ou2et6zs5t
2 ай бұрын
❤
ድምፂ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ዘለዉ እሱረኛታት ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ 😢😢😢😢
Tigray, Tigrigna WOW. I love tigray people much much respect. Ane hawkum kab 🇪🇷
@ShewitAergwiy
2 ай бұрын
♥️
@SamriBaba-fz3oj
2 ай бұрын
❤
@adamhussain2863
2 ай бұрын
ክበረልና ሓውና!
ሲሚ ሓሪፍ ስራሕ .ሀየ ሪኢና ኣይንሕለፍ like ላገበርና ተጋሩ የይይይ 👌👍👍
ሳሚየ ዝፈትወካ ጅግና ሓዉና እኳዕ ብሰላም መፃካ ሓሪፍ ስራሕ❤ግን እዋይ ተጋሩዋይ ናበይ ከይድና ኣሕዋትና ባዕልና ዘየተባበዕናዬም መንዩ ከተባብዖም በጃኩም like ሼር ዳገበርኩም ሕለፉ ተጋሩዋይ ምዓረይ ❤🫶so ርሑስ ቅንያት ዓመት ብዓዓል ይኩነልና❤
@elanatom126
Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርመኒ እዚ ጉዳይ እዩ። ናይ ኣምሓርኛ ወይ ናይ ኤርትራ ደርፊ ትዝኸውን ሚሊዮን ቪወር ይኣትው ኔይሩ ኣብዚ ሀዚ እዋን።
@Jesus_Saves_Believers
5 күн бұрын
ኣምላኽ ከም ዘፍቅረካ ትፈልጥዶ፧ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽን ኣምላኽን እዩ። ኢየሱስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ ተቐቢሩ፡ ተንሲኡ ድማ ኩሎም ብእኡ ዝኣምኑ ኣብ ሰማይ ናይ ዘለኣለም ህይወት ክረኽቡ። ናይ ዘለኣለም ህይወት ብጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እመን። ዮሃንስ 14:6
መምህር ሳምሶም ጎቡዝ በርትዕ ኩቡሩን ሙዑርግን ተጋዳላይና
@elanatom126
Ай бұрын
ኩሉ ኣምልኡ ዝሃቦ🌺💞
Rhus beal Hosaena deki hagere Tigray❤💛TDF
ሰላምን ጥዕናን ንህዝብናን ንሃገርናን ናተመነይና ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም የራክበና ኣብ ትግራይ ❤❤ላይክ ሃብኒ ❤❤❤❤❤
@Jesus_Saves_Believers
5 күн бұрын
ኣምላኽ ከም ዘፍቅረካ ትፈልጥዶ፧ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽን ኣምላኽን እዩ። ኢየሱስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞተ፡ ተቐቢሩ፡ ተንሲኡ ድማ ኩሎም ብእኡ ዝኣምኑ ኣብ ሰማይ ናይ ዘለኣለም ህይወት ክረኽቡ። ናይ ዘለኣለም ህይወት ብጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እመን። ዮሃንስ 3፡15
Music of the Year 2024 much love ❤️ 😍😍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HappyLargeTree-zn7cl
Ай бұрын
Dmxi wedi tukabo do tedegima dhri kndey gze
ኹላ ነናታ ሒዛ Amazing Brother Samson
ኽንዲ ሽሕ my favorite ❤️ እንኻዕ ናብዚ አብፀሓና ታይ ይሳአኖ ጀግና ህዝቢ ትግራይ::ትግራይ ሰብ አለዋ!!
ኣዝዩ ዝገርም ስራሕ'ዩ ሳምሶን ክንድሽሕ። ብግጥሚ በል ብዜማ፡ ብዳይረክቲንግ በል ብድምፂ ታይ ክወፆ። ግቡእካ ብጅግንነት ፈፂምካ ናብ ከምዚ ዝበለ ብሉፅ ስራሕ ብምብቃዕካ ደስ ኢሉኒ፡ ብሽመይን ብሽም ነበር ማሕበረሰብ SOSን ድማ የመስግነካ።
አንካዕ ብሰላም መፀካና ወዲ ኖ ❤
ተጋሩዋኒ ጥዑም ድምፂ❤️💛🙌
Oromiaa is the land of hero man's and the most beautiful woman's 😍 blessed country 🙏 Good job man keep up ❤💚💯❤💛👏✅
God bless the people of Tigray❤🇻🇳
ፅቡቅ ስራሕ ሳምሶም ሓውና ክንድ ሽሕ ዲኻ ዝበልካ ንስኻ ብዓልኻ ክንድ ሽሕ ኢኻ ❤❤❤
@elanatom126
Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሳምሶን ክንድ ሽሕ❤❤🎉🎉
ተጋሩዋይ ኣብ ዘለክምዎ ሰላም ኩኑለይ። ፍቅርኩም ከዕብደኒ ኢሉ።
Good Luck my brother ❤
This melody deserves millions of views♥️
ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤ ተጋሩ ኣወዳት ግርማ መጎሶም ይፍለ ዉርዙያት ጎብለላት💛❤️👌 በዚ ትስማዕመዓ ኣዋልድ like ርገፃኒ
ቃደመይቲ ባዓለይ ብጣዓሚ ደስ ልብል 👍ተጋሩዋይ
ብኩሉ ጀግና ባዓል ጡዑምድምጺ ❤❤❤❤❤❤❤❤ እንቃዕ ዳሕና መጻእኻ
ዝገርም ስራሕ ናብ ቀደምና ተመሊስና ተጋርዋይ የሪእን❤❤❤ትግራይ
ተጋሩ ምቁራት ፅሩያት ወርቂ💛❤️
Wow Wow Wow 😮😮😮 what an incredible piece of music! The singer's voice is truly mesmerizing and has the power to touch hearts and souls. The beautiful lyrics evoke happiness and deeply connect with the emotions. The incorporation of Tigray culture in the music adds a special and unique touch, making it even more captivating. The stunning visuals in the video complement the music perfectly. Overall, a masterpiece that leaves me speechless. #samsonGebrekiros #kulanenatahiza #tigraymusic #love #happyFriday 💛❤️💛❤️
ንኺድ ጥራሕ 1ሚልየን ስካዕ ዝበፅሕ❤❤🎉🎉
እንካዕ ሰላም ምፃኻ ጅግና ወዲ ትግራይ ብሉፂ ደሪፍያኣ ኣይ❤❤❤❤❤❤
ፅቡቕ ስራሕ ሳምሶመይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ❤❤❤❤
እፍፍ አነስ ክፈትዎ ደራፊ እዚ ተጋሩዋይ ፅሩያት ንበሩና እስቲ ❤❤❤
ዘክብሮ ሐውና ደርፉ ዘይምኖ ሰሚዕካዩ አሰይ እግዚአብሄር ይሐልካ ሐወይ
ሳምሶሞይ ኣታ ጅግና💛❤💛❤
❤🎉🎉ሳምሶን ዝፍትዋ ጅግና ❤❤❤❤❤ኣንዃዕ ብስላም መፅኻ
ጀግናና ክሉ ዘጥዕመሉ ኩሉ ትክእለሉ😍😍😍😍😍😍
❤️❤️❤️❤️❤️ዋናም,, ወረጃ,,, ጅግና ትግራዋይ 👍😍👍👍
ጥዑም ደርፊ ኣስሚዕኻና የቐንየልና ሳሚ ሓውና
ብጣዕሚ ጥዑም(ፅቡቕ) ስራሕ ወድኖ❤
ክንድሺሕ እልካፀማም ተዋጋየ ገደደ ናይ ሐዝ ኩላ ምላ,,, ኩላ ምላ ማለት ኮ ጅግንነቱ,, ዉሐለነቱ,,, ብርዕ ይሰስን ኢልና,,, ሓውና 🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩
Amazing, beautiful melody Samson 👍💛❤️👏
ሳምሶን ዘድንቀካ ከያኒ ይበል ስራሕ♥
ገራሚ ሙዚቃ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
How come still don’t have a million views, this song is a masterpiece Love it ❤
ሳሚ እንካዓ ትግራዋይ ኮንካ ከይቲ ትግራይ ፍልያት ኢኩም
❤❤❤❤❤❤ጥዑም ልሲን
ኹርዓት ተጋሩ ሳሚ ሓወይ ይሞችኻ 💪
አረ ሳሚ ሓዉና ኮሪዕናልካ ፅቡቅ ስራሕ ኣጆካ❤💛✊
ሳም ብሉፅ ስራሕ ትፅቢት ግና ቀቲልካና ኢኻ❤❤❤❤
ሳሚ ጅግና ባዓል ጥዑም ቓና ብጥዑም ቃላት ሰሚእኻ ዘይሙኖ ኹሉ ደርፍታትካ አምላኽ ይሓልኻ ❤
Wow good job 💯👌❤❤❤❤🤗🤗🤗🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤💛 best music, thank you.
Wowwwwww harif music yekenyelna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳምሶሞይ ጅግና ብዓል ጥዑም ድምፂ ብጣዕሚ ፅፉፍን ተመራፅን እዩ ኩሉ ስራሕትካ ቀፅለሉ ወዲ ትግራይ ፅሩይ ሓፍትካ ካብ ትግራይ ነባሪት ስዑዲ ዓረብ
Am in love with this music. keep it up
እንካዕ ብሰለም መፃካ ጅግና ሓውና ፅቡቅ ስራሕ ❤❤
ርግእ ዝበለ ብሉጽ ስራሕ 👌🥰
ተመስገን ጥዑም ደርፊ ሰምዒና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ልፅበያ ልነበርኹ❤❤❤
ፀጋዘኣብ ገ/ስላሴ፡ወዲትካቦ፡ክንድሽሕ፡ ናይ 3ቲኦም ድምጺ/ዜማ ይሰምዕ እለኹ። ግሩምዕጹብስራሕ!
@HappyLargeTree-zn7cl
Ай бұрын
Ane win ❤❤❤❤❤
ጡዑም ልሳን ሕሊና ዘሕድስ ደርፊ¡❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ማዓረይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ❤❤❤👌👌👌👑👑
Abet dmts yibel❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ yekenyelna
ይበል ❤❤❤🎉🎉🎉
እንካዕ ዳሕን መፃእካ ሳሚየ🤴😘 ደሞ ተጋሩዋኒ👍ማረግ ይከፈላል እንዴ🙄👍አርጉ እንጂ ደማሙ🥰
Herzlichen Willkommen Bluts derafi ❤ 👌 🤩
Gerami derfi eyu keep it up brooo❤❤❤
ሳሚ ሓወይ ጎብዝ ቀፅለሉ ደስ ዝብል ስራሕ
ዋውውውው ገለ ዓይነት መፀለል🙏ወዲ ሪመይ❤
The best sound with the talent artist who contributed a lot during Tigray war time.
ይመችካ ባች ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I like tigray muzic❤❤❤❤
amazing music keep working
ፅቡቅ ስራሕ
xubuk serah ❤ kesilo amlak edmen teanan yihabka ni tigray ade boy dima meabale selam kulu xexibuku yihabeley fetari 🙏
Kende kuluen ❤❤
ዝገርም clip. Wedi adey
Sami Hawey Tsebuk serah eyu .... ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ሳምሶም ሓወይ 🙏🎉❤️💛🕊🌿
ሳሚዋይ ፅቡቅ ስራሓ ❤❤❤ ኩላ ንናታ ሒዛ ኣነኸ ማኣስ እየ ናተይ ክሕዝ😁😊
ማሻኣሏህ፣ ይበል ፣ ሸገ ስራሕ
waw sami zgerm srah 😍😍😍
Keep it Up !!!
ክንዲ ሽሕ ፅቡቅ ስራሕ❤💛😘
ሳምሶን ገብረኪሮስ እንካዕ ብኣኻ ተደረፈ ጀግና ኢኻ ብጣዕሚ ወድ ነይ ክብሪ ልዓኻ ኣቱም ናይ ሎሚ ትግርኛ ደረፍቲ ብደንቢ ስምዕዎ ሞ ከምዚ ዓይነት ፅቡቅ ስራሕ ሰሪሕኹም ኣስምዑና....ኣይትጥፈአና ንሰምዖ ላሰኣና ኢና👏👏👏👏👏👏👏💪 100/100 Rate👌
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻 🌻🌺 መልካም 🌺🌻 🌻🌻 በዓል! 🌻🌻 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻❤❤❤❤❤❤
Abshir wedi tgrayna anbesa❤❤❤❤❤
good job Samiwa!
እንዃዕ ብሰላም መፃእኻ ሳሚ ሓወይ❤❤❤❤
Best piece of work compared to the Tigrigna songs released within the past 2 months. Well done team Samson!
❤❤❤❤❤❤
Samiway tsbak srah eya ❤❤❤🎉🎉🎉
ሳሚ ጅግና ኹሉ ነገር ዘማላእኻ ዋይ ድምፂፂፂፂፂፂፂ❤
Kindi kuley ❤❤❤
Ember kndisheh ❤❤❤❤❤❤❤
ፈላማይ እየ
ሳሚየይ ኩሉ ግዜ ቡሉፅ❤
Nay tegaru des zbeleni hade Germa mogosom ❤❤❤❤❤
ጹቡቕ ሲራሕ ❤️
ሓሪፍ ስራሕ
🎉እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ሳሚ ሓወይ ግርም ስራሕ እዩ👌