Eritrean Orthodox tewhdo saint bishoy monastery ( ሌላ ገዳም ኣባ ቢሾይ ) دير القديس بيشوي

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ርእሰ ኣድባራት ኣባ እንጠንዮስ ማሕበር ኪዳነ ምህረት ዝዳሎ መደብ።

Пікірлер: 518

  • @bittanyatube3085
    @bittanyatube30853 жыл бұрын

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን፡፡

  • @user-he1nd1lj1l
    @user-he1nd1lj1l3 жыл бұрын

    በረከቶም ናይ ኣቡነ ቡሸይ ምስ ኩልና ይኩን።

  • @merrymerry2356
    @merrymerry23563 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ንዚ ክንርኢ እግዚአብሔር አምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን የንወሐዮ ዘይንፈልጦ ተፍልጡና ኣለኩም ዓስብኩም ካብ እግዚአብሔር ርከብቦ በረከት ናይ ኣቦና ቡሽይ ምስ ኩላትና ይኩን

  • @user-rj9fw5cz7q
    @user-rj9fw5cz7q3 жыл бұрын

    ክቡር ዲያቆንይይይ 🥰ሓውይ ዋልታ ዘተዋህዶ ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ እግዚኣብሄር ኣምላኽ !!!በረከቶም ናይ ኣቡነ ቡሸይ ምስ ኩልና ይኩን ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት ኢኩም ኣብ ስደት ስጋን ነብስን ዝጠፍኣሉ ዘሎ ጊዜ ንስኩም ግን ንኩሉ ንኣምላክ ኣክእለና እንዳበልኩም ቅዱሳን ቦታታት ኬድኩም እንዳራኣኩም ትባረኩን ካብቲ በረኸት ተሳትፉና ኣለኩም ዕድሜኩም ይባርኸልኩም ይቐድሰልኩም ኣምላክ♥️🙏🤲🤲🤲

  • @user-gd4fy4ub3f
    @user-gd4fy4ub3f3 жыл бұрын

    ተባረክ ቋንቋውን ባላውቀውም ይገባኛል 🙏✝️🇪🇹

  • @user-jv5hb8tq5q
    @user-jv5hb8tq5q3 жыл бұрын

    እግዝኣብሂር ኣገልጉሎትኩም ይባርኸልኩም ደቂ ኪዳነ ምህረት ጸጋ በድቤ ጸጋ ይብዝሓልኩም

  • @ayniegach3169
    @ayniegach31693 жыл бұрын

    ዲስ ላይክ የሚያደርግ እጅ እግዛብኤር ይገስፀው🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-ky1ed4dh2k
    @user-ky1ed4dh2k3 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃል ሲኢነልኩም ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናተይ ፍቁራት ንዑ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ታሪክ ንምሃር በረከት ኣማላድነት ቅዱስ ኣቦና ቢሾይ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜንንን

  • @eritrana2865
    @eritrana28653 жыл бұрын

    በረከትን ረዲአትን ናይ ኣቦና ቢሾይ ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን። እዚኣ መዝሙር ናይ ኣቦና ቢሾይ እባ ስደዱልና ❤

  • @gantataewed4461
    @gantataewed44613 жыл бұрын

    አሜን፫ ቃል ህይወት ያስመዐና ናይ ኣቦና ብሾይ ረድኤት በረከቱ ይሕደረና አማልነደቱ አይፈለየነመ ጸጋኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋት

  • @user-qb9cj4qg4t
    @user-qb9cj4qg4t3 жыл бұрын

    ተባረክልኝ ውዴ ቋንቈውም ባይገባኝ ወደ ገዳም ስትገባ ጀምረር ማመተብህ ስግደትህ አስለቀስኝ. አባታችን አበሻ ናቸው ቋንቋ ን እዴት ቻሉ በጣም ደስ ይላል. አብርሃሙ ስላሴዋች ተባረኩልኝ. አሜን

  • @user-df7jp2gs7q
    @user-df7jp2gs7q3 жыл бұрын

    ካብቲ መጨነቂ ዝኾነ ምድያታት ውፅእ እልካ ብመንፈስ ኣብዚ ቦታ ምውዓል ይሓይሽ

  • @Rahiel47
    @Rahiel473 жыл бұрын

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ቀሊል ታሪክ ኣይኮነን ብሓቂ

  • @user-rd7bs9wj1j
    @user-rd7bs9wj1j3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታርክ እዩ

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y2 жыл бұрын

    አሰይይ ክንደይ ደስ ይብል መንፈስካ ዘሐድስ በረከት ቅዱስ አቦና ቢሾይ ይሕድረና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም⛪🙏

  • @user-su7ni2cq3f
    @user-su7ni2cq3f3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ቅዱስ ኣባ ቢሾይ ጸሎቶ ን በረከቶምን ኣማላድነቶምን ኣይፈለየና

  • @nanaalpaca9336
    @nanaalpaca93363 жыл бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yasemaln yabatachn tadku liso bereketachew yderbnamen amen amen

  • @habtemariamhabteab9062
    @habtemariamhabteab9062 Жыл бұрын

    ኣሜን ኣቦና ነመስግን ኩሉ ዝገለጽኩምልና ጸለትኩም ኣይጋደፈና ሃውና ኣብ ትመጽኢ መንግስቱ የማን የስፍርካ ነመስግነካ

  • @tesfayyemane7396
    @tesfayyemane73962 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን የሕዋት እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን

  • @user-yp4yt9qf3f
    @user-yp4yt9qf3f Жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

Келесі