Eritrea music Abraham Afewerki - Tehambele/ተሓምበለ Official Audio Video

Музыка

Eritrea music Abraham Afewerki Tehambele/ተሓምበለ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር

Пікірлер: 491

  • @ermilove685
    @ermilove6855 жыл бұрын

    *ተሓንበለ በሉለይ ደቂ ኤረይ❤❤* እሾክ ኣይጋእኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kxenhye6941

    @kxenhye6941

    5 жыл бұрын

    kkkkkkkk abey koyna

  • @filsderythree8690

    @filsderythree8690

    5 жыл бұрын

    I hope one dey bro eza gize tray b aqli b fkri nhlefa

  • @mehamedbrhanjemal93

    @mehamedbrhanjemal93

    4 жыл бұрын

    Tay waga alewo gura trah

  • @taemeabedom4953

    @taemeabedom4953

    3 жыл бұрын

    @@mehamedbrhanjemal93 ጉራ እንታይ ማለት እዩ

  • @fililove2759

    @fililove2759

    3 жыл бұрын

    @@kxenhye6941 l nokb

  • @wizfugra2920
    @wizfugra29205 жыл бұрын

    ትሓንበለ ደቂ ኤረ እንኮዕ እኮ ንስኻን ባርያ ኣይ ትሪኡና ወልዶ ሎሚ ብኣውራጃ ሃይማኖት ዓዲ ክንባላዕ ንውዕል ኣለና ዝሕዝን ዩ ኤርትራዊ ኣብዚ ደርጃ ወዲቁ ክትሪኦ 😪😪😪😭😭ክልተ ሞተ ልቢ ገርና ናብ ናይ ቀድምና ምክብባር ንምለሰሉ ፈጣሪ ዓይንና ልቦናና ይክፈተልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gidegoitom6225

    @gidegoitom6225

    5 жыл бұрын

    wiz Fugra kemaka ybzhu lebam Seb Bravo 👏

  • @wizfugra2920

    @wizfugra2920

    5 жыл бұрын

    @@gidegoitom6225 ክብረት ይሃበለይ ዓቢ ሰብ 🙏🙏🙏🙏🙏🌹

  • @user-sn2go4ej3d

    @user-sn2go4ej3d

    5 жыл бұрын

    Nay bahakey kelu kemaka ente zelibesiy

  • @wizfugra2920

    @wizfugra2920

    5 жыл бұрын

    @@user-sn2go4ej3d 🙏🙏🙏🙏🌹

  • @asmeyaru1830

    @asmeyaru1830

    5 жыл бұрын

    Amen amen amen Bro

  • @ciedmohammed3957
    @ciedmohammed39572 жыл бұрын

    ድሕሪ ህየሳ ናይ ኣማኑአል ነዛ ደርፊ ከስተማቅር ዝመጸ ላይክ ይግበር

  • @AbiTesfay

    @AbiTesfay

    Жыл бұрын

    Exactly

  • @askimhagos8625

    @askimhagos8625

    9 ай бұрын

    Men u Emanuel

  • @efremteklebrhan5548

    @efremteklebrhan5548

    9 ай бұрын

    ​@@askimhagos8625same question here 😅

  • @kidanetewede9670

    @kidanetewede9670

    9 ай бұрын

    😊😊

  • @wasbezaworku2330

    @wasbezaworku2330

    5 ай бұрын

    😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮 0:49 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😮😮😮😮😅😅😅😅😮😅😅​@@AbiTesfay

  • @getachewhaile1051
    @getachewhaile10513 жыл бұрын

    ኢትዮጵያዊ ነኘ ግን አብርሽን ከልቤ ነው የምወደው ነብስህን በገነት ዬኑራት በስራዎችህ ሁሌም ትታወሳለህ ዘመን የማሽርህ ጀግና

  • @rbl.6917
    @rbl.69175 жыл бұрын

    ኣተሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ዎዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ።

  • @yemanetesfay2039

    @yemanetesfay2039

    5 жыл бұрын

    Mestwali tkurn mkanka aklibelka zabeyet kal kabza derfi kob abilkaia nfua jigna wedi eri koraelka....

  • @rbl.6917

    @rbl.6917

    5 жыл бұрын

    @@yemanetesfay2039 Thank You so much 😍😍

  • @filmonmichael3984

    @filmonmichael3984

    5 жыл бұрын

    Very true

  • @yemanetesfay2039

    @yemanetesfay2039

    5 жыл бұрын

    @@filmonmichael3984 i miss eri .....

  • @A6i7i
    @A6i7i4 жыл бұрын

    ዓለም ፍትሓዊት ከምዘይኮነት ዝፈለጥኩሉ እኮ ንዓኻ ምስ ወሰደት እየ ፈሊጠ ኣሕሕሕሕሕ

  • @assebchannel6735
    @assebchannel67355 жыл бұрын

    መም ኣብራሃም ንሕናስ ብድሕሬካ ፍቆዶ ስደት ፋሕ ብትን ኢልና ኢና ዘለና።ንዓካ ጥራይ ኣብ የማኑ የንብርካ ፍጣሪ!!

  • @user-ju6hv4ob4i

    @user-ju6hv4ob4i

    3 жыл бұрын

    ግጥሚ ናይዛ ደርፊ እስከ ጽሓፈልና ብሮ🙏

  • @assebchannel6735

    @assebchannel6735

    3 жыл бұрын

    @@user-ju6hv4ob4i ~~~ታሓበለ~~~~ ስነ ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ንሓዋሩ ከይንውጻዕ ከይንኮን መፍቶ ጓና ዕቤት ክንጓናጻፍ ዓቅሚ ክህልወና ሰውር ሰንሰለት ፍቅሪ ተራከብ ኢላ ኣዴና በቶም ብሉጻት ደቃ ቃል እተው ኢላትና ሓላል ቤት ደቂ ጽንዓት ብርሃን ክንውልዓላ ውሑዳት ግን ህርኩታት ከክንድ ሽሕ ክንኮነላ ብዝከድናዮ ክሰምር ሚሒልና ጥሒልናላ ነንገብሮ ክንዓስል ኢና ተማጻቢዕናላ ኣሕዋተይ ደቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ካብ ጨርቂ ካብ ሓዉ ዝተፈልየ ኣብ ዘዘለናየ ዓዲ ንዓቢ'ዶ ኣለና ንሓቂ ንሳለ ኣኣብ ነንገብሮ ሞያ ንዓስል'ዶ ኣለና ንታሓላለ(2) ነፍሲ ወከፍ ጸጋ ከይትባክን ዘዝበርሀት ሽምዓ ከይትቅህም ዘዝበቆለት ተክሊ ከይ ትቅምርር ዘዝቦቆለት ክቲት ከይትዳከም ንላዘብ'ዶ ኣለና ንማካከር ንሰምር'ዶ ኣለና ንታሓናገር ኣታሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ወይ ድክነትና ሽዑ ኣክቲሙ(2) ድክነትስ ይብዳህ እዩ ኣታሓሳስባ"ዩ ቲ ፍልሲ ፍቅሪ ድዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየ'ወ ነዚ ጽባሕ ሐመድ ዝበልዖ ነብሲ(2) ኢድ ንኢድ ጠሚርና ንዝለል ንሂወት ክንገበራ ድምቅቲ ታሓበለ 💗👈

  • @kinglion4970

    @kinglion4970

    2 жыл бұрын

    @@assebchannel6735 emo entay zeyteqales

  • @user-wb2id9fx5b

    @user-wb2id9fx5b

    2 жыл бұрын

    Ahhh 2005😭😭😭😭

  • @achmetdaahir281
    @achmetdaahir2815 жыл бұрын

    Am 🇸🇴 love u Abraham Afewerki 2019 😣❣🙏🏾

  • @merontesfahiwet6192

    @merontesfahiwet6192

    Жыл бұрын

    Entay kon eilka tridio niska ke 😂😂🙃

  • @sandaluudayanga1624
    @sandaluudayanga16243 жыл бұрын

    ኤረትራና ተዓዲላ እያ ብእውነት ኾዋክብቲ ስለ ዘለዋ ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልኪ

  • @ErdiTemesgen
    @ErdiTemesgen6 ай бұрын

    ከም ቃልካ ኣይገበርናን ኣብርሸይ ተቃወማይ ደጋፋይ ወዲ ኣከለ ወዲ ሰራየ እና በልና ተባታቲና እንቃዕ ነዚ ከይረኣካ ከድካ ኣብርሸይ😢😢😢

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu28705 жыл бұрын

    *ተሓምበለ* ንሓዋሩ ከይንውጻዕ፡ ከይንኾን መፍቶ ጓና ዕብየት ክንጎናጸፍ ዓቕሚ ክህልወና ብስዉር ሰንሰለት ፍቕሪ ተራኸቡ ኢላ ኣዴና ብደም ብሉጻት ደቃ ቃል እተዉለይ ኢላትና። ሓላል ቤት ደቂ ጽንዓት ብርሃን ክንኩልዓላ ውሑዳት ግን ብርኩታት ከክንዲ ሽሕ ክንኮነላ ኣብ ዝኸድናዮ ክንሰምር ምሒልና ጥሒልናላ ኣብ ነንገብሮ ክንዓስል ኢና ተመባጺዕናላ። ነፍሲወከፍ ጸጋ ከይትባኽን *ዘዝበርሀትሽምዓ ከይትቕህም* ዘዝበቖለት ተኽሊ ከይትቕምርር ዘዝነቐለት ክእለት ከይትዳኸም፡ ንላዘብዶ ኣለና ንመኻኸር ንሰምርዶ ኣለና ንተሓናገር? . . ኣተሓሳስባና እንተሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ። ድኽነትሲ ይብዳህ’ዩ ኣተሓሳስባ’ዩ እቲ ፈልሲ ፍቕሪ’ንድዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየ’ወ ነዛ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዓ ነብሲ። ኢድ ንኢድ ጠሚርና ንዝለል ንህይወት ክንገብራ ድምቕቲ - ተሓምበለ ኢድ ንኢድ ዓቲርና ንዕሰል ዓቕምና ኣብ ዓውድና ክውሕዝ - ተሓምበለ ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ። ዕሰሉ ደቂ ጽንዓት ኣይትስኣኑ ህይወት ኣይምቅርን’ዩ ንስኹም ዘይብሉ። ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፍወርቂ

  • @gebrehiwetfiseha5804

    @gebrehiwetfiseha5804

    5 жыл бұрын

    Thank brother kemzi gerkum Aski xehaflna nay abraham shikorr👍👍👍❤❤❤

  • @erilove6277

    @erilove6277

    4 жыл бұрын

    Thanks bro

  • @angosomyigzaw6062

    @angosomyigzaw6062

    4 жыл бұрын

    Thanks bro Bravo

  • @yosefteweldemedhn1962

    @yosefteweldemedhn1962

    3 жыл бұрын

    Great job

  • @actionawia9337

    @actionawia9337

    3 жыл бұрын

    Mefto gana ba geromna zom chenewti higdef

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s5 жыл бұрын

    ኣተሓሳስባ እንተሃፍቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ዩ ኣኸቲሙ ኣየ ኣብሩሽ ማለት ናይ ኩሉ መምህር 💘💪100%

  • @yonaskaleb5408

    @yonaskaleb5408

    5 жыл бұрын

    ረዊና ጓል ትግራይ ዲዲታል ዓጋመ:: እሽ እሽሽሽ

  • @user-cn5xd3vo9o

    @user-cn5xd3vo9o

    5 жыл бұрын

    @@yonaskaleb5408 ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ከምዚ ኢልካ ክትጻረፍ የሕፍር እዩ ። ሰብ ሰብ ምኻኑ ጥራይ እመን

  • @yonaskaleb5408

    @yonaskaleb5408

    5 жыл бұрын

    ከም ሰበይ ክነብር እየ ዓጋመ ሰብንብ ፈላሊዮም

  • @KidanelTesfamariam690

    @KidanelTesfamariam690

    5 жыл бұрын

    @@yonaskaleb5408 ደንቆሮ ኣተሓሳስባኻ ኣዐርዮ!

  • @yonaskaleb5408

    @yonaskaleb5408

    5 жыл бұрын

    kidanel T/Mariam ሓቂ ፍቶ: ዲዲታል ዊዒጊን

  • @user-bd8nx4fn9v
    @user-bd8nx4fn9v5 жыл бұрын

    ተሓምበለ ደቂ ኤረይ !!! ሓደ እስከ ንኹን ሽግርና ክቀልል "ኣትሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ" ኣብርሽ

  • @Eritreanintertment
    @Eritreanintertment4 жыл бұрын

    ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ ድኽነትና ብኡኡ ኣኽቲሙ ናይ ሕጂ ወለዶ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና በስ

  • @tesfiehabteaboto8133
    @tesfiehabteaboto81335 жыл бұрын

    ንላዘብ'ዶ ኣለና ንጻዋወር ንሰምር'ዶ ኣለና ንታሓናገር ኣታሓሳስባና እንተሃብቲሙ ዎዮ ድክነትና ሹዑ ኣክቲሙ """" ኣብራሃም may king::

  • @adonaythegreat8426

    @adonaythegreat8426

    4 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ኣተሓሳስባና እንተሃብቲሙ ድሕኽነትና የኽትም! Legend Abraham.

  • @samueltekeste2508

    @samueltekeste2508

    4 жыл бұрын

    Aleka dka dea nska tefieka enber ??

  • @natsimeb1755

    @natsimeb1755

    3 жыл бұрын

    Deep

  • @bereketteklu6889
    @bereketteklu68895 жыл бұрын

    ኪሕስክኒ በለ ድምጻዊ እሰይ ኣፎርቂ ኪሕስክና ውን ሕጂ ርጋኣት ኣፎርቂ ተሓጊሰ ካብ ልበይ ናይ ብሓቂ ተሓንበለ ንበል ተሓንበለ ዩ ዲንቂ ኩልሳዕ ኣብ ልበይ ኣብርሃም ኣፎርቂ

  • @fuadahmedin9830
    @fuadahmedin98305 жыл бұрын

    Abrshi king 🔥👑👑👑 tergum temerti melketi zelwo derfetatu

  • @user-ro2pc1ki1w
    @user-ro2pc1ki1w2 жыл бұрын

    king 👑 of music 🎶📯 መምህር ሂወት ኣብልብና ሰፈርካ ኣብርሸይ ኮኮብ ኣፍሪቃ💞🇪🇷🦋 እንቃዕ ናትና ኮንካ 👑🇪🇷🦋

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom57315 жыл бұрын

    ኣብርሃም ፍቅሪ ኣብርሃም ሕልና ኣብርሃም ተስፋ ኣብርሃም ኮኮብ ኣብርሃም ኩሉ ኢካ ኣሕሕ ዓለም ጨናዊት ሰብ ወሲድክልና '

  • @beylulferzghi2463

    @beylulferzghi2463

    2 жыл бұрын

    Nay behaqi Seb b sebu feluy Seb wesdtlna entay mo yegbar

  • @wedikunama7687

    @wedikunama7687

    Жыл бұрын

    Wwwwww

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom57315 жыл бұрын

    ኣታሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ወየ ድክነትና ሽዑ'ዪ ኣክቲሙ

  • @henokt3206
    @henokt32065 жыл бұрын

    "አተሓሳስባና እንተ ሀብቲሙ ሽዑ ድኽነትና ኣኽቲሙ😍😍😍"

  • @efremmeheri2691
    @efremmeheri26915 жыл бұрын

    ሓላል ደቀይ ጽንዑ ብድም ደቃ ቃል እተው ኢላትና ።🇪🇷✊🇪🇷✊ we lave u abrihmoooooooo

  • @yonaskaleb5408
    @yonaskaleb54085 жыл бұрын

    Thank you ኣብርሃም: ኣብ ጊዚኣ:: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Habu98
    @Habu985 жыл бұрын

    ተሓንበለ 🙌✌️🤟 ንበል ደቂ ኤረይ 🇪🇷 ❤️🙏🏼

  • @user-ny3pd3bc4q
    @user-ny3pd3bc4q2 жыл бұрын

    አተሓሳስባና እንተሃፍቲሙ ወዮ ድክነትና ሽዕኡ አክቲሙ እፍፍፍፍፍ አብርሸይ ክፈትወካ አብ ገነት የምብርካ ልዑል ጎይታ

  • @Sami-Eritri
    @Sami-Eritri5 жыл бұрын

    ተሓምበለ ተሓምበለ'የ ተሓምበለ'የ ንስኹም ኣይትሳኑ ደቂ ኤረ ሸኮርናታት

  • @rabababamrabababam5500
    @rabababamrabababam55005 жыл бұрын

    *ኣታሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ* *ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ*

  • @stevenheven2561
    @stevenheven25614 жыл бұрын

    ኣብሪሂሞ ንስኻ እንተትህልውሲ ርግጸኛ ኢየ ነዚ መንእሰይና ዘይፈልጦ ኣውራጃ ወዲ ኣውራጃ እንዳተባህለ ዝናቖር ዘሎ መንእሰይና ኣብ ሓደ መምጻእካዮ በዚ ዕምቖት ዘለዎ ግጥምኻን ሙቑር ዜማኻን!ኤርትራ ሃገረይ ዓይኒ ኣባይኪ ይደፈን ካብዚ ግናይ ሕማም ምፍልላይ የገላግለና ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ባርኽካ ፍትሕን ሰላምን ኣብ ሃገርና ኣስፍነልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @yordanosteklu3148
    @yordanosteklu31485 жыл бұрын

    Abraham ur amazing, loved and missed by all over fans the world 😭😭💞💞💞💞💞😭😭💞💞💞💞💞💞💞💞💞😭😭💞💞💞💞👑

  • @user-ee5tf2nv4h
    @user-ee5tf2nv4h5 ай бұрын

    2024 ዝሰማዕኩማ በጃኹም ተረድአዋ

  • @user-xq6mo2hv2m
    @user-xq6mo2hv2m15 күн бұрын

    Who still listening 2090 ❤❤ Atehasasbana tehaftimu weyo dknetna shu aktimu

  • @yonijunior5192
    @yonijunior51925 жыл бұрын

    abrhimo best singer in #Eritrean and I love you every day ❤🙏

  • @efremmeheri2691
    @efremmeheri26915 жыл бұрын

    ድኽነት "ሲ ይብዳህ "ዪ ኣታሓሳሰባ "ዪ እቲ ፍልሲ ። ኣብሪሂሞ ዓብይ መምህር

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom57315 жыл бұрын

    ድክነት ሲ ይብዳህ ዪ ኣትሓሳስባ ዪ እቲ ፈልሲ

  • @erilove6277

    @erilove6277

    4 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️

  • @erilove6277
    @erilove62775 жыл бұрын

    Nay bhaki Abraham afewerki mamehr fikri thanks hawtey natey

  • @samielalem2432

    @samielalem2432

    4 жыл бұрын

    Nay abraham Afewerki mamehr fikri Tahnks shikoorr ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏✍✍✍✍✍

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu5 жыл бұрын

    ዓክክክክ ኣብርሽ በሊሕ ንቁሕ ባዓል ዓቢ ልቦናን ራእን ኣበይ እሞ ዓለም ረሳሕ መምህር ናይ ኩሉ . ተስፋ. ሓቦ . ጽንዓት ፍቅሪ, ጻዕሪ .ሓድነት . ኩሉ በቃ .። (የሕዋተይ ድቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ ሓዉ ዝተፈነ. ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንሰምር ዶ ኣለና ንታሓላለ.

  • @user-qn9mp8ro3j
    @user-qn9mp8ro3j5 жыл бұрын

    *ብደም ብሉጻት ደቃ ቃል እተዉ ኢላትና ፡ተሓንበለ ዋዉ🇪🇷*

  • @EyobAsefa
    @EyobAsefa4 жыл бұрын

    I love you so much Abraham Afewerki it's crazy 😭😭😭🙏🏽 RIP

  • @user-pp6yi6co4z
    @user-pp6yi6co4z5 жыл бұрын

    ኣብርሃም መምህር ሂወት ዓለም ጎዶሎ

  • @merkebeylovegirmay4683
    @merkebeylovegirmay46835 жыл бұрын

    Abraham aboy frk Alemy godelo. best Abraham ❤️❤️

  • @HanibalWediwlud
    @HanibalWediwlud4 күн бұрын

    አብርሃም አቦ ፍቅሪ ስኒት ሓቦ ተስፋ ኩሉ ነገር ኢካ ነርካ ነዓን አብ ዘለካይ ስቲለምለም ይኩነልካ

  • @ibntina1986
    @ibntina19864 жыл бұрын

    co operation of tigre and tigrinya music the classical and bit are tigre while the lyrics tigrinya what a wonderful job

  • @natawesome5612
    @natawesome56124 жыл бұрын

    አብርሃም ንትግርኛ አመቂሩ የቅርበልና ኔሩ እቲ ብሉጽ ስርሓቱ ድማ ካብ ዉሉድ ወለዶ እናዳተማሓላለፈ ብክብሪ ይነብር አምላክ ብየማኑ የንብርካ አንታ ብሩክ ክብርና ኔርካ ሕጅዉን ብስራሓትካ ኩልግዜ ትዝከር።

  • @massawamassawa9878
    @massawamassawa98785 жыл бұрын

    I love you so much 😍😍 Abraham afewerki

  • @peteryacob5855
    @peteryacob58552 жыл бұрын

    ድኽነት ሲ ይብዳህ ዩ ኣታሓሳስባ ዩ እቲ ፈልሲ ፍቅሪ ዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣብሪሸይ ኣቦ ጥበብ

  • @amahadarifsahatsion8534
    @amahadarifsahatsion85345 жыл бұрын

    professor of hope and reality 🇪🇷🇪🇷🇪🇷#Abraham Afeweriki #

  • @yikalokidane4544

    @yikalokidane4544

    5 жыл бұрын

    Kindey jelgaf ewe kobih sekela professor tbhal

  • @samsomsamsom5731

    @samsomsamsom5731

    5 жыл бұрын

    @@yikalokidane4544 ይገርም እዪ ክንደይ ዓፋፍ ቆቢዕ ጌራ ናይ ኣብርሃም ደርፊ ናብ እንፍሊዝ ተዝትርጎም ዓለም መጸለለ ኔሩ ሓደ ካብቶም ፍላስፋታት ዝሓለፋ እዪ

  • @wedighebremeskel13
    @wedighebremeskel13 Жыл бұрын

    Alekum do kemzi kemay degagimkum tsemu derfi Abreham afewerki beal abi rai and melekti ,bflay Tehambele and tmnitey zbla 🥰🥰🥰❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dawitkflay820
    @dawitkflay8205 жыл бұрын

    Tambele belu deki erey zeyhass temerti eyu gediflna koydu kubur sne tbebawi abrham afewerki

  • @rutamengstab
    @rutamengstabАй бұрын

    King 👑 of music Colt love abrshey ufff rest in peace ❤😢😢😢

  • @user-un1fk8xe2q
    @user-un1fk8xe2q2 жыл бұрын

    Hagerawi mezmur tkun tblu like akureni

  • @nahomt870
    @nahomt8705 жыл бұрын

    Enkwae aytreyena legend 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @millenhayluloveviera627
    @millenhayluloveviera6279 ай бұрын

    ስቅ ኢለ ይሰምዓ ኣተሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ዎዮ ድክነትና ሽዑ ኣክቲሙ 😢

  • @kflbr1590
    @kflbr15904 жыл бұрын

    Ezi zwerdena zelo tetrie entay kon mebelka abhimo meliekti sedidka aleka we love you jgna wedi meriet.

  • @sporttv348
    @sporttv3482 жыл бұрын

    I like Abraham's music because every sentence has a message❤️

  • @meramera1765

    @meramera1765

    11 ай бұрын

    Me too

  • @binamsolomun3231
    @binamsolomun32315 жыл бұрын

    Memher hiwet Abraham

  • @solinatey9670
    @solinatey96705 жыл бұрын

    ኣብርሂሞ ኣታ ንዓካስ ብምንታይ ኢየ ክገልጸካ ክቡር ዑንቂ ኤረይ ኣታሓሳስባና እንተሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ኣቤት ኣገላልጻ

  • @fanielatoy9445
    @fanielatoy94453 жыл бұрын

    Ane ymesgen behaki kab lebi, nezi hiwet beakalu zkone derfi nay (Abrish ❤ ) tefnewu zlekum Ahwat .so thank you so much ❤❤❤🎻🎵👑👑👑

  • @erilove6277
    @erilove62775 жыл бұрын

    ተሓንበለ ተሓንበለ ደቂ ኤረይ ❤❤ Abrhshey halal 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @haylealemayo7128
    @haylealemayo71285 жыл бұрын

    Tanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aeknmore9024
    @aeknmore90245 жыл бұрын

    LOVE U deki eri atahasasbna tehabtimu weyo diknetna sheau aktimi 😍😍😍

  • @amanmeron6032
    @amanmeron60322 жыл бұрын

    Ahhhhhh abrishey zi kulu derfikas kemzi neay ilu zitederfe koynu yisiemeani kulu haqnetin tmhirtin zelewo natna king abrish abo fqrin derfin😪👑👑👑

  • @abielt962
    @abielt9625 жыл бұрын

    *Tehanbele belu Deki Erey Eka you Elina keydo*

  • @arounadembele303
    @arounadembele3035 жыл бұрын

    Abraham is the pure gold und legend 4 ever.

  • @drarleytidenden4172
    @drarleytidenden41725 жыл бұрын

    Abraham the best !!!😢 I am still crying. HIGDEF mendef idkum ayesAnu.

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem Жыл бұрын

    ሓዋሩ ከይንውጻዕ ከይንከውን መፍቶ ጋና ዕብየት ክንጎናጸፍ ዓቅሚ ክህልወና ስዉር ሰንሰለት ፍቅሪ ተራኸቡ ኢላ ኣዴና ብደም ብሉጻት ደቃ ቃል እተዉ ኢላትና ሓላል ቤት ደቂ ጽንዓት ብርሃን ክንኩለዓላ ውሑዳት ግን ህርኩታት ከክንዲ ሽሕክንኮነላ ዝበልናዮ ክሰምር ሚሒልና ጢሕልናላ ነንገብሮ ክንሓስብ ኢና ተማባጺዕናላ ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ ኣብ ሓው ዝደበለ ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓበደለ ንሓድሕድ ንሳለ ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ ኣብ ሓው ዝደበለ ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓበደለ ንሓድሕድ ንሳለ ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ ነፍስወከፍ ጸጋ ከይትባኽን ዘዝበርሀ ሽምዓ ከይትቅህም ዘዝብቆለት ተኽሊ ከይትቅምርር ዘዝነቀለት ክእለት ከይትዳኸም ንላዘብ ዶ ኣለና ንመኻኸር ንሰምር ዶ ኣለና ንተሓናገር? ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ድኽነት ሲ ይብዳህ 'ዩ ኣተሓሳስባ እዩ እቲ ፈልሲ ፍቅሪ አንድ'ዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየ እወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ ኣየ እወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ ኣብ ሓው ዝደበለ ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓምበለ ንሓድሕድ ንሳለ ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ ኣብ ሓው ዝደበለ ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓምበለ ንሓድሕድ ንሳለ ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ ነፍስወከፍ ጸጋ ከይትባኽን ዘዝበርሀ ሽምዓ ከይትቅህም ዘዝብቆለት ተኽሊ ከይትቅምርር ዘዝነቀለት ክእለት ከይትዳኸም ንላዘብ ዶ ኣለና ንጻዋወር ንሰምር ዶ ኣለና ንተሓናገር ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ኢድ ን'ኢድ ጠሚርና ንዝለል ንሂወት ክንገብራ ድምቅቲ ተሓምበለ ኢድ ን'ኢድ ዓቲርና ዕስለ ዓቅምና ዓውድና ክውሕዝ ተሓምበለ ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ ዕሰሉ ደቂ ኤረ ኣይትሰኣኑ ኣይትሰኣኑ ተሓምበለ ኣይከውንን እዩ ንስኩም ዘይብሉ ሂወት ኣይምቅርን'ዩ ዕስለኩም ዘይብሉ ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ ኢድ ን'ኢድ ጠሚርና ንዝለል ንሂወት ክንገብራ ድምቅቲ ተሓምበለ ኢድ ን'ኢድ ዓቲርና ዕስለ ዓቅምና ዓውድና ክውሕዝ ተሓምበለ ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ abrish

  • @sheba03

    @sheba03

    11 ай бұрын

    ❤️

  • @boyfriend3589
    @boyfriend35895 жыл бұрын

    Tnx bro for this album we need more songs ❤❤🇪🇷🇪🇷 deki eri

  • @Happy19867
    @Happy198675 жыл бұрын

    Thanks for Re update abraham afwerki songs 👆🎹🎼🎤🌺🛤🕯( R.I.P) abrish halal

  • @amlesomtesfalem3363
    @amlesomtesfalem33635 жыл бұрын

    King 🤴 of music 🎶 U are always in our heart ❤️

  • @cesefabregas6635
    @cesefabregas66355 жыл бұрын

    Bluxe seb beluxe serh werkawi kalat enqe aytrena zelenayo you are always in my heart

  • @hailehaile3090
    @hailehaile30904 жыл бұрын

    RIP brother God bless Eritrea

  • @ahmedyosuf8523
    @ahmedyosuf85234 жыл бұрын

    abrihimo forever on hearts of eritrean

  • @yewasekah
    @yewasekah2 жыл бұрын

    Ahh abraham deki ereye thambele eske nbel zereba nay abrsh nsmae🇪🇷☝️🚶‍♂️🚶‍♂️🚶🏿‍♀️👨‍🎓👨‍🎓🧠❤

  • @makbelmebrahtu6985
    @makbelmebrahtu69854 жыл бұрын

    ክለት ኣብራሃም ንምድናቅ ፍለልጠት የድሊ ግን ሞት ዓይና ትፈፍሰስ እብል

  • @samueltadesse6262
    @samueltadesse62622 жыл бұрын

    all eritreans we have to listen this music

  • @user-lh9be1zl3f
    @user-lh9be1zl3f4 жыл бұрын

    ንላዘብ ዶ ኣለና ን ማኻኸር ንሰምር ዶ ኣለና ንታሓናገር ኣታሓሳስባና አንተሃብቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ድኽነት ሲ ይብዳህ ኢዩ ኣተሓሳስባ ኢዩ አቲ ፈልሲ ፍቅሪ ዝሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ ነፍሲሄር ስነ ጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ

  • @subscribe3082
    @subscribe30824 жыл бұрын

    እዋይ ሰሚዕካ ዘይጽገብ፡ ኣብርሽሽሽሽሽ።

  • @akliludereje4186
    @akliludereje41862 жыл бұрын

    "ኣተሓሳስባና እንተ ሃፍቲሙ ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኸቲሙ"-ኣብርሃም ኣፈወርቂ

  • @frehiwettesfahanes4032
    @frehiwettesfahanes40322 жыл бұрын

    Yhlu do ykewn kem Abraham 😢😢 kalat yhaxreni Entay kem zbl ytefani . I’m proud of you 👍.Nay Abraham ksema keleku tesfa ygebr . I love you ❤️

  • @mesfinajanaw8544
    @mesfinajanaw85442 жыл бұрын

    I can't stop listening Abraham's music even if I don't understand the inner messages. I love Eritrean music.

  • @wedimehari2171
    @wedimehari21715 жыл бұрын

    Asey Abrhimo Memhr nabra ...Thanks sle ti share zgeberkumlna ..

  • @elshadaimesfun9604
    @elshadaimesfun96044 ай бұрын

    ጥበብ ብሂወቱ። ኣብ የማኑ ይቀበልካ ኣብርሃም።

  • @kidanetekle2475
    @kidanetekle24755 жыл бұрын

    Thanks gn zeybers hawelty tbl entela eba sdedlna gize keywesedki

  • @habtomfsehaye
    @habtomfsehaye4 ай бұрын

    ኢድ ንኢድ ጠሚርና ንዝለል ንሂወት ክንገብራ ድምቅቲ ተሓንበለ ኣብሪሽ ንዘልዓለም ኣብ ልብና ❤❤❤

  • @ABIABI-2013
    @ABIABI-20135 жыл бұрын

    O amlak ni abrham bgele aqlql ኣብሎ !!! ኣምላክ ዘይገብሮ የብሉን ዩ ዝባሃል!

  • @hk331
    @hk3313 жыл бұрын

    Abrihimo you are the legend! Unfortunately you gone too soon😭😭. No matter how many times I listen to his songs but I can't have enough of them. I always love to listen to his songs under any situation when I am happy, bored or sad.

  • @selamnkulu3644
    @selamnkulu36445 жыл бұрын

    Atehasabana ente habtumu weyo dknetna shiu aktimu 👍👍👍💖💖💖💟💟💟💝💝💝✌✌✌

  • @simonnaizghi1942
    @simonnaizghi19425 жыл бұрын

    ንሓዋሩ ከይንውጻዕ ከይንከውን መፍቶ ጋና ዕብየት ክንጎናጸፍ ዓቅሚ ክህልወና ስዉር ሰንሰለት ፍቅሪ ተራኸቡ ኢላ ኣዴና ብደም ብሉጻት ደቃ ቃል እተዉ ኢላትና፡ ሓላል ቤት ደቂ ጽንዓት ብርሃን ክንኩለዓላ ውሑዳት ግን ህርኩታት ከክንዲ ሽሕክንኮነላ ዝበልናዮ ክሰምር ሚሒልና ጢሕልናላ ነንገብሮ ክንሓስብ ኢና ተማባጺዕናላ ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ ኣብ ሓው ዝደበለ ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓበደለ ንሓድሕድ ንሳለ ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ(2) ነፍስወከፍ ጸጋ ከይትባኽን ዘዝበርሀ ሽምዓ ከይትቅህም ዘዝብቆለት ተኽሊ ከይትቅምርር ዘዝነቀለት ክእለት ከይትዳኸም ንላዘብ ዶ ኣለና ንመኻኸር ንሰምር ዶ ኣለና ንተሓናገር? ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ (2) ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ድኽነት ሲ ይብዳህ 'ዩ ኣተሓሳስባ እዩ እቲ ፈልሲ ፍቅሪ አንድ'ዩ ሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር ቃልሲ ኣየ እወ ነዚ ጽባሕ(2) ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ! ኣሕዋተየ ደቂ ጽንዓት ከም ወርቂ ኣብ ጨርቂ ኣብ ሓው ዝደበለ ኣብ ዘዘለናዮ ዓዲ ንዓምበለ ንሓድሕድ ንሳለ ኣብ ነንገብሮ ሞያ ነዓ ዝለለ ንዓ ንተሓላለ(2) ነፍስወከፍ ጸጋ ከይትባኽን ዘዝበርሀ ሽምዓ ከይትቅህም ዘዝብቆለት ተኽሊ ከይትቅምርር ዘዝነቀለት ክእለት ከይትዳኸም ንላዘብ ዶ ኣለና ንጻዋወር ንሰምር ዶ ኣለና ንተሓናገር? ኣተሓሳስባና አንተ ሃብቲሙ (2) ወዮ ድኽነትና ሽዑ ኣኽቲሙ ኢድ ን'ኢድ ጠሚርና ንዝለል ንሂወት ክንገብራ ድምቅቲ ተሓምበለ ኢድ ን'ኢድ ዓቲርና ዕስለ ዓቅምና ዓውድና ክውሕዝ ተሓምበለ ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ ዕሰሉ ደቂ ጽንዓት ኣይትሰኣኑ ኣይትሰኣኑ ተሓምበለ ኣይከውንን እዩ ንስኩም ዘይብሉ ሂወት ኣይምቅርን'ዩ ዕስለኩም ዘይብሉ ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ ኢድ ን'ኢድ ጠሚርና ንዝለል ንሂወት ክንገብራ ድምቅቲ ተሓምበለ ኢድ ን'ኢድ ዓቲርና ዕስለ ዓቅምና ዓውድና ክውሕዝ ተሓምበለ ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ ዕሰሉ ደቂ ጽንዓት ኣይትሰኣኑ ኣይትሰኣኑ ተሓምበለ ኣይከውንን እዩ ንስኩም ዘይብሉ ሂወት ኣይምቅርን'ዩ ዕስለኩም ዘይብሉ ተሓምበለ ንበል ደቂ ጽንዓት ተሓምበለ ንበል ደቂ ኤረ ተሓምበለ ዕሰሉ ዕሰሉ ተሓምበለ ተሓምበለ በሉ

  • @alexghirmay3793

    @alexghirmay3793

    2 жыл бұрын

    Gobez

  • @saliholove101

    @saliholove101

    2 жыл бұрын

    ብዘለና ንተሓላለ

  • @user-gn2uj7ri8n
    @user-gn2uj7ri8n4 жыл бұрын

    ኣተሓሳስባና እንተ ሃብቲሙ ወዮ ድክነትና ሽዑ ኣክቲሙ ደቂ ኤርይ ንፋቀር ንተሓላለ ንሳነ እዛ ሃገርና ለምለም ክንገብራ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @afro-tv9015
    @afro-tv90155 жыл бұрын

    *ኣቤት ወ!!!!*

  • @filmonwelday1987
    @filmonwelday19875 жыл бұрын

    Nay Abrham derfi tesfa, aqli, hayli yhbeka bhaqi thanks 🙏

  • @erilove6277

    @erilove6277

    4 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️

  • @jboygman5127
    @jboygman51274 жыл бұрын

    Agedasi seb nmnbar🙏🏾!!!!

  • @ghebriel932
    @ghebriel9325 жыл бұрын

    እስኪ ነዚኣ ሰሚዕና በይንና ነስተንትን ከመይ ኣለና ፥

  • @efremmeheri2691

    @efremmeheri2691

    5 жыл бұрын

    ደርፍታት ኣብራሃም ብልብኻ ዝግ ኢልካ እንተሰሚዕካዪም ዓብይ መልኽትይ ኣለወም """ ግን እቲ ጸገም ናትና ኮይኑ ደሎ ብ እዝንኻ ሰሚዕኻ ንንፋስ ምሃብ እዪ

  • @daniwedieri741

    @daniwedieri741

    4 жыл бұрын

    Ane ab gzye leyti yserihi nyre bnay abraham jenbire mulu leyti bnatu ywdiee tesfa ja snqey habo qelebey endabelku serhey ywediee btesfa temlie ka gezay ymles nay bhaqi u memhr hewet abraham jgna wedi eri mengste semay yewarso fetari

  • @robi-gu3gu

    @robi-gu3gu

    4 жыл бұрын

    @@daniwedieri741 ናይ ባሓቂ ተማሳሳሊ ኣናባቡራ ንነቡር ኣሎና ኣነ ዉን ለይቲ እየ ዝሰርሕ ሙሉኡ ለይቲ ድማ ናይ ኣብራሃም ደርፊ እንዳደማዕኩ የ ስረሐይ ዘሳልጥ እቲ ትዓዮ ዘለካ እቲ ትደክሞ ዘለካ ንምንታይ ዕላማ ሙካኑ ዉን ካብ ናይ ኣብራሃም ግጥምታት ክርዳኣካ ይኩእል እዩ ቡዓቢኡ ዉን ዓለም ብተስፋ ከም ትስነፍ ጽቡቅ ጌሩ ኣስትምህሩና ዩ።

  • @saydseid9661

    @saydseid9661

    3 жыл бұрын

    Ok hawey asli

  • @frezerkibru3713
    @frezerkibru37135 жыл бұрын

    the best musician in EritreanMusic history

  • @danikuku4362
    @danikuku43625 жыл бұрын

    Thank you guys for releasing Abraham Aforki song , I was waiting for long . Love u Abrihmo, any one who loves abrihimo hit like

  • @footballforeverh9139

    @footballforeverh9139

    2 жыл бұрын

    You want only likes

  • @mickymedea6963
    @mickymedea69634 жыл бұрын

    ንስካዶ ዶ ትብደል፡ ዓለም ጎዶሎ ጽሓይ አካ ብርሃን ኣብ ጸልማይ አትምጩ።

  • @tigrayethio297
    @tigrayethio2975 жыл бұрын

    Uffffff temesgen enqua nayzi biluts derafi derfitat sedekmulna :: haftikum Tigrawoytiiiiiiii

  • @user-xk1hg4pv6q

    @user-xk1hg4pv6q

    4 жыл бұрын

    Nhna wun yehwatki ena xbqti

  • @majorgirmay165
    @majorgirmay1655 жыл бұрын

    Abrihimo abo fqri wetru ab lbna aleka i lave you for ever ኣየ ወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ ነብሲ

  • @abanob9005
    @abanob90052 жыл бұрын

    I can't stop listening abrsh's music.

  • @merhawiafewerki8340
    @merhawiafewerki83404 жыл бұрын

    Abrahm Afewerki kem may setika zeymno derfu tsetsenihka titsemio zeymno derftatu mengsti semay yeearska 😭😭🙏🙏

  • @piokahsay5960
    @piokahsay59603 жыл бұрын

    Abraham Tanks ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Келесі