Eritrea music Abraham Afewerki - Deki Erey (Emni'Are)/ ደቂ ኤረይ እምኒ ዓረ Official Audio Video
Музыка
Eritrea music Abraham Afewerki - Deki Erey (Emni'Are)/ ደቂ ኤረይ እምኒ ዓረ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
Пікірлер: 618
---ኣሰይ ኣሰይ እዛ ደርፊ እዚኣ ኡይይይ በቃ ---- ክንደይ ኣለኩም ኣብዚኣ ደቂ ኤሪትርያ like ገርኩም እስኪ ኣለና በሉኒ ጸጋ እንዱ ዜጋኩም ሙካነይ ሰስኑ ሽሕን ዋልታ ኩኑ ሰስኑ ስደት ብኣና ኣይ ተጀመረን ኣብነት ናይ እስራኤላዉያን ፎርምላ ጌርና ዓድና ደበኽ ንብለሉ ፈጣሪ የውርደልና ናትና ኣክሺን ውን ኣድላዪ ዩ ጽንዑ ንሕና ንሓድነትና ሸጥ ምዓንጣና በሉለይ
@donielasmerom5800
5 жыл бұрын
Alina feqodo sedt yake sdt gumana
@habenchayina1169
5 жыл бұрын
Alena ab emerica kolel nbl
@yf9921
5 жыл бұрын
Like
@abel8236
5 жыл бұрын
haben chayina kkkkkkkk
@habenchayina1169
5 жыл бұрын
@@abel8236 kyaro xelinayi eko
I never get ashamed of been Eritrean 🇪🇷 the government comes and go but my nationality will never fade and the world will know by my nationality Eritrea 🇪🇷 love you deqi erey God bless Eritrea adina hizibinan ❤
@feruzghersin570
10 ай бұрын
Xebah kehegusena eu hawey natey wela eti seriat zelo yegadel alo
ናይ ዶ/ር ኣብራሃም ደርፍታት ሰሚዕካ እንታይ መግቢ/ናይ ሓቦ መምህር/ናይ ፍቕሪ መምህር/ናይ ሞራል መምህር/ናይ ጥምረት መምህር/ናይ ታሪኽ መምህር ኣየድለየካን/ክን... ቃል Dr ሰሚዕካ ናብ ዕዮኻ በቓ!!!!! You're the true legend Dr Abraham and we'll never forget you, because you're a unique person for us!!!! And again and again you're not died!!!!
@user-gr6hd6rk3o
3 жыл бұрын
he is niet Doctor
This song makes me proud to be Eritrean over and over again! We miss you Abraham❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Thank you for all the best hits you left us with🙏🏽🙏🏽 (verse 4:30 and after speaks to current times in Eritrea)
ኣብርሸይ መምህረይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ ሕቡን ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕💕
አጆኹም ደቂ ኤሬይ ደቂ እዛ ሓላል መሬት አጆኹም ስደት ኣምላኽ ባዕሉ የሕፅረልና Ilove you ደቂ ኤሬይ
ኤረይ ዶ ክብለኩም ክንድኽሉ ትርጉም መንነትና ብጥቕሉሉ ።
ክንዲ ሽሕ! ኣብሪሂሞ መምህር ስነ-ጥበብ ወትሩ ኣብ ልብና።💪🏾🇪🇷
@HassanAdemIbrahem
8 ай бұрын
😅😅
Abrishey halal Abrishey feqar Abrishey memher abrishey kulu Abaykum ydefen deqi eri
I am proud to be Eritrean. Asey Asey Asey deki adey. Love that song.
Abraham: "I'm grateful to be your citizen, Erey" Eritrea: "I'm more grateful you're my citizen, Abrsh" What a perfect love story! Eritrea is, indeed, lucky to have had you. Rest In Peace, Abraham, my hero.
@yaddiskonjo
4 жыл бұрын
Yikealo Beyene So true. What a loss for her. 💔
@hailehaile3090
4 жыл бұрын
Well said brother! we need more people like this legend
ኣታ መን እሞ ከማካ ናይ ባሓቂ መግለጽ ኤርትራዊ ንስካ ጥራይ እካ መምህር ኩሉ በቃ . ሰብ ቀረባ እለሞ ንፈጣሪ ካብ ንኣምኖ ሓልወና እምበር ንጸላእስ ፈጥሪካ ሃበና. . ዝኣመናዮም ሰባት የሳራጡዩና ኣለዉ ኣብርህሞ ሽኮርርርር .
ደቂ ኤረይ እምኒ ዓረ "ብሽም (ኣብርሃም ኣፎወርቂ) ኣብ ኩለን ደርፍታቱ ኬድና ላይክ ንግበር መኽንያቱ ሓደ ካፍቲ ናይ ምንባር ትምህርቲ ድሕሪ ቃል #ኣምላኽ ቃል ኣብርሃም እዩ ምሳይ ዝሳማማዓ Like ይርገጸኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብርሸይ መግለጺ የብለይን ኮይኑ ግን ኣብ ዘለኹም ሃሊኹም ደቂ ኤረ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዛ ሓላል መሬት
@user-dc9bu7qu7p
5 жыл бұрын
ሰብ ቀረባ ኢሎሞ ንፈጣሪ ሓልወና ካብ ነኣምኖ በሪ ንጸላእስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ
@blacklioner3710
Жыл бұрын
This song makes me cry. I borne and raised in Ethiopia. But my parents makes me never foggy. I love the song and makes me cry.
@DanielAndebrhan-mc4rd
11 ай бұрын
Yugyuuuuytygyttgtyyejjkphopopoljjpyggowyyÿiiiìtuuuuuutotyutjlppiwp5uþyooyyyuou5d4itd4ej
@DanielAndebrhan-mc4rd
11 ай бұрын
@@blacklioner3710CiQJAu3QiUzqok2oaai3ujiqU2UHO3KIKAiUO19qUIQQ2pp 9w333q33333⅗Kowaliqokkk92o9QOuWIa9oq8ilQqou2o2uowjMoqoa9OAWQQ ad.qqwqOaiquwa2iqh3wihkww8qoqh1uao21owqa
Eritreawi mukane si kedey kokure u wedy!!!!!🇪🇷💪so proud to call myself Eritrean!!!
መንነትና ካብ ጥዓሞም ዕረ ክንሰግሮ ኢና ክንደይ ዘይተሰግረ
መን ኣሎ ሕጂ ኣብዛ ሰዓት ዝስምዓ 28/12 /2019 like yxkati . . .
@saraalem6697
4 жыл бұрын
3/1/2020 12:15
@erilove6277
4 жыл бұрын
Me
@matusalaphotographer3998
4 жыл бұрын
Abel Kesete 24 hours Ab af music 🎧
@user-gd2qr8ct6z
3 жыл бұрын
20/3/2021 🇪🇷🙌
@amanueltesfay2868
3 жыл бұрын
6/8/21 12:50
The Eritrean music industry and I misses this man so much. Hope you have been enjoying every second in Heaven Abraham Jigna!
@saftileini6327
4 жыл бұрын
Yes yes yes yes
@mejiger
2 жыл бұрын
Eritrean music industry did you say?!
Am Proud of to be Eritrean 🇪🇷❤💛💚💙💒🕌✌
Men alo an elete ldetu nay Abrish 30/01/2021 zisema zello🇪🇷😍
Amlak edmen tenan yhabkum all Eritrean brothers and sisters, Kemau win amlak ybarka ezi derfi zewredka. Love you all my people.
ትርጉም መንነትና ብጥቅሉሉ ኣብርሓም ኣፍወርቂ ኣቦ ተስፋ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሓድነት ኮታስ ኣቦ ኤርትራዊ .
ኣብራሃም ጅግና !!ን ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለካ, legends never die !!
🇪🇷☝️🙏🇪🇷💯u r truly blood of Eritrea 🇪🇷
ደቂ ኤረይ እምኒ ዓረ ኣብዘለና. ......... Abraham afewerki ♣☝ ________________________________ ምቁር መግቢ ብቃላት ነ/ሄር ኣብራሃም ========================= 👉ሕስብ ተበልክዎ ናይ ፈጣሪ ነገር ኩሉ ኣይከልኣካን እዩ ዓቅሊ ጥራሕ እምበር! ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ 👉አብ ሂወት ወዲ ሰብ እንተ ኣብ እምነት እንተ ኣብ ዕላማ ፍልጠት ዘይትሓትት ስሚዒት ምግቢ ናይ ፈለማ ቛንቛ ቦታ ዘርኢ ዕድመ ዘይ ጽግማ ዝኣምና ሃይማኖት ስኒት 'ያ ሽማ ዝኣምና ሃይማኖት ፍቅሪ 'ያ ሽማ! ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ። 👉ኣብ ባሕሪ ኮይንካ ምጅላብ ኣብ ደንደስ ኮይንካ ምዕዛብ ይፈላለ እዩ። ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ። 👉ምስትንታን የብሉን መለሳ ጠጥዕሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ ! ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ። 👉ተስፋ እዩ ስንቀይ ተስፋ እዩ ሐይለይ ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝኮነለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ! ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ። 👉መለይ ከይደየ ከይደ ናበይ ኣይትሕተትኒ ናይ ሂወት መርከብ ሒዛትኒ ነቂላ እንተወረድኩ ባሕሪ እዩ ውሽጣ ክቅይር ክፍትን ክመሳሰል ከግፍሕ ጽላላ ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ። 👉ፍቕሪ 'ዩ መንገደይ ድካም እንተኾይኑስ ክዕርፍ ኣይደልን ፍቕሪ 'ዩ ህይወተይ ሕልሚ እንተኮይኑስ ክበራበር ኣይደልን ፍቕሪ 'ዩ እምነተይ ሓጥያት እንተኮይኑስ ክጸድቅ ኣይደልን! ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ። ንማሃር ንፋቀር መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ ! ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።
@danielbrhane4924
3 жыл бұрын
Thank you
Deki Erey deki hade lbi ❤️❤️❤️ Love you all deki hagerey 🇪🇷🇪🇷
@eswirdallesgutnurgeduld7298
5 жыл бұрын
Love to wedi Erey
@johnmehrtab7543
4 жыл бұрын
Abrhimo asli
@rthagos635
3 жыл бұрын
Peace wedi Erey🤗🇪🇷
እዚኣ ደርፊ'ዚኣ ክሰምዕ ከለኩ፡ እቶም ብኤርትራውነቶም ጥራይ ካብ ኢትዮጵያ ዝተሰጉ ዘጋታትናን እቶም ምእንቲ ክብርን ልእላውነትን ዓደይ ኢሎም ሰማእቲ ዝኮኑ መታዓብይተይን ቅጅል ይብሉኑ።
@rthagos635
3 жыл бұрын
Ajoka halifus nele keman nab nebsom tegemtilwom
@lililili2195
2 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@user-tc7st1kv2n
2 ай бұрын
@@mehawihagos7860 ህግደፍ ኣውጺካ 😢😢
One of my favorite music. Love💓 Deki Eri from Ethiopia
አብራሃም ጨፍ ሕላገት ኤርትራውነትን ፍታዊ ዓዱ
ይኣኽለኒ ስቓይ ንዝበለ ህዝቢ ምትንኻፍ ሓድገኛ'ዩ ብሓዊ ምውዛይ......... ኣብርሂሞ ጎይታ ጥበብ።
Proud to be Eritrean 🇪🇷❤🇪🇷
@hailehaile3090
4 жыл бұрын
God bless Eritrea and her children
@studentlearning7805
4 жыл бұрын
@@hailehaile3090 አሜን ኣሜን ኣሚን ኣሚን.
@binihawiandresiniesta9596
3 жыл бұрын
More 🇪🇷💪
@jimmiysuleman4562
2 жыл бұрын
@@hailehaile3090 äää
@mengututesafay8045
Жыл бұрын
@@hailehaile30901
Nabrham defotu seb serekti hasawi dey natu defotu kkewn yeblun abrish halal ftret mengste Kemti hadera dbelena hadera awraja gele bhaymanot gele ngdefo much love deki erey 🙏🇪🇷😍
Deki Erey! Born in Asmara, grew up in Seattle. I love my country and people and will be back one day!
I am proud of you Abrihimo Orginal Eritreawi king of kings 👑👌🏽
Abraham is by far the greatest Eritrean singer of all time! Imagine what he would have accomplished if he had lived longer.
@kidanetekle2475
5 жыл бұрын
jhon samuel I agree with buddy but Yemane Barya is the greatest singer of all time and then Abraham. You have the right to disagree, no offense.
@jhonsamuel9904
5 жыл бұрын
@@kidanetekle2475 - Yemane is Incredible! specially because most of his songs are national and cause deep scenes of nationalism but he is not on the level of Abraham if you compare their melodical.instrumental.lyrical and vocal abilities!
@kidanetekle2475
5 жыл бұрын
jhon samuel well most of Abraham is songs are about love and hope, but Yemane’s songs are about Freedom, hope, love, unity and immigration. Their Melodies, their music can be compared but Yemane is lyrics are much better. Gn Abraham ንምንእኣስ aykonen zkulu, I do respect Abraham and his work. He is one of the greatest.
@kidistitekie2244
4 жыл бұрын
@@kidanetekle2475 actually abraham is way better From amamuel Loser
@mercifulbeyin4462
3 жыл бұрын
abraham is just incomparable👌👌no one can could even come close to his brilliance and talent, but a little Barya👌👌👌
ኣብ 1999 ኣብ ግንባር መረብ ሰቲት ከለና ዝወጸት ደርፊ። ኣብቲ ግዜ ኲናት ሞራል ትህብ ደርፊ እያ። WE MISS YOU ABRHIMO 😢😢😢❤
Amazing 😉 voice thanksgiving king of Eritrean music very very special forever together in my heart ❤️ 🍷🍷🍷🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘✍️✍️✍️🎻😘😘😘🤙
🙇 ጥበብ 🛌⭐️ እምኒ ዓረ ኣብ ዘለና 'ሊና - ተራኽብና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ ሓደ ኩኑ ኢልክና-ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ ስቓይ ተፈቲንና-ተሰኪምና ንዘላኣለም ዘይወርድ ሕድሪ ከም ሓደ ክንሓስብ - ከም ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ ኣብቲ ሕማቕ ጊዜ ኣብቲ ጸገም ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ ኣብቲ ጊዜ ሰላም ኣብቲ ራህዋ ኣብቲ ጠሊ ኣብ ርቡሕ ኣዝመራ ኣብ ዘለኩ'ሌ ኣላትኒ - ብመንፈሳ አተማሙቕ ስድራ ይሕሰም ይጥዓም ጊዜ ይቕረብ ይርሓቕ ኣብ ዝኾነ ስፍራ መንፈስካ ኣሎ ህዝቢ ናይ ኤርትራ ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም ኣብ መዓስከር ኣብ ድፋዕ ዘለኹም ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም ኣብ ወጻኢ ኣብ ስደት ዘለኹም ኣብ ኢትዮጵያ ትጋፍዑ ዘለኹም፡ ፈቐድኡ ኣብ ማሕዩር ዘለኹም ልግዐ ኤርትራ ልበይ ቀልበይ ኮይኑ'ሎ ምሳኹም ይመስገኖ ምፍጣረይ ካባኹም ፍቕሪ'ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ- ጽንዓት ክሰምየኩም ኣቤት በሉ ኒሕ ኢለ'የ ሰምየኩም ኣቤት በሉ-ጅግንነት ክብለኩም ኣቤት በሉ ልግሲ'ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ-ሓቂ እንተበልኩኹም ኣቤት በሉ ኤረይ ደይብለኩም ኤርትራ ክብለኩም ክንዲኹሉ ትርጉም መንነት ብጥቕልሉ ኣብ ዘለና 'ሊና - ተራኽብና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ ሓደ ኩኑ ኢልክና-ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ ስቓይ ተፈቲንና-ተሰኪምና ንዘላኣለም ዘይወርድ ሕድሪ ከም ሓደ ክንሓስብ - ከም ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ ኣብቲ ሕማቕ ጊዜ ኣብቲ ጸገም ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ ኣብቲ ጊዜ ሰላም ኣብቲ ራህዋ ኣብቲ ጠሊ ኣብ ልሙዕ ኣዝመራ ኣብ ዝኸድኩ ከይደ ኣላትኒ - ብመንፈሳ አተማሙቕ ስድራ ይሕሰም ይጥዓም ጊዜ ይቕረብ ይርሓቕ ኣብ ዝኾነ ስፍራ መንፈስካ ኣሎ ህዝቢ ናይ ኤርትራ ሰብ ቀደም ኢሎሞ ንፈጣሪ ካብ ንኣምኖ ሓልወና እምበሪ ንጸላኢስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ ጥልመት ስንቆም ንጹሃን ዝዓንተረ መንነትና ካብ እንካብ ጠዓሞም ዕረ ክንሰግሮ አና ክንደይ ዘይተሰግረ ዕጅብ ኣይበልኩም ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ ንራኸብ ክብሉዎም ንዝዓስሉ ንበገስ ክብሉዎም ዝግንፍሉ ንወሰኽ ክብሉዎም ዝኹምሩ ሰላም ኢሎም ቤተይ ኣብ ጸላለይ ሰላም'ያ ቃለይ ሰላም'ያ እምነተይ ሰላም ባህገይ ስላም'ያ ትምኒተይ ይኣክለኒ ስቓይ ንዝበለ ህዝቢ ምትንኻይ ሓደገኛ'ዩ ብሓዊ ምውዛይ ዝመጸ ይምጻእ ከፍአ ጸበቐ ሓቂ ዕጥቅይ ሓድነት ሰኒቐ ኤረ ዓደይ ሳላኺ ሟሚቘ እነሀኹ ብፍቕሪ ሟሚቘ ኤረየ...ኣሰየ ኤረየ ኣሰየ ቅዱስ ህያው ፍጡር ሕብሪ ዓይነይ መንነተይ ክብረተይ ሓበነይ ሰነፍ ኣባይ ጌርዎ ገበነይ ጸጋ እንድዩ ዜጋኺ ምዃነይ ዓደየ ኤረየ ኣሰየ ኤረየ ሓድነትኩም ጽኑዕ'ዩ ከም ዓረ ክንሰግሮ አና ክንደይ ዘይተሰግረ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረ ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ ኣሰየ ደቂ ዓደየ ኣሰየ ደቂ ኤረየ ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም ኣብ መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም ልበይ ቀልበይ ኮይኑ'ሎ ምሳኹም ኣሰየ ደቂ ዓደየ ኣሰየ ደቂ ኤረይ ኣሰየ ኣሰና ...... ኤረየ...ኣሰየ ኤረየ ኣሰየ ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም ኣብ መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም ልበይ ቀልበይ ኮይኑ'ሎ ምሳኹም ደቂ ዓደ'የ ደቂ ኤረይ ኣሰየ ኤረ ዓደይ'የ ሓድነትኩም ጽኑዕ'ዩ ከም ዓረ ክንሰግሮ አና ክንደይ ዘይተሰግረ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ ኣሰየ ደቂ ኤረየ ኣሰየ ኤረ ዓደይ'የ
*ደቂ-ኤረይ-እምኒ-ዓረ* *ካብ ንኣምኖ ሓልወና ምበሪ ንጸላእስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ!* ~ኣብ ዘለና ሊና ተራኽበና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ ሓደ ኹኑ ኢልክና ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ ስቓይ ተፈቲና ተሰኪምና ንዘልኣለም ዘይወርድ ሕድሪ ከም ሓደ ክንሓስብ ከም ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ ኣብቲ ሕማቕ ግዜ ኣብቲ ጸገም ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ ኣብቲ ግዜ'ሰላም ኣብቲ ራህዋ ኣብቲ ጠሊ ኣብ ልሙዕ ኣዝመራ ኣብ ዘለኹ 'ልየ ኣላትኒ ብመንፈሳ እተማሙቕ ስድራ ይሕሰም ይጥዓም ግዜ ይቕረብ ይርሓቕ ኣብ ዝኾነ ስፍራ መንፈስካ ሎ ህዝቢ ናይ ኤሪትራ ኣብ ጅግንነት ኣብግንባር ዘለኹም ኣብ ማዓስከር ኣብ ድፋዕ ዘለኹም ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም ኣብ ወጻኢ ኣብ ስደት ዘለኹም ኣብ ኢትዮጵያ ትግፍዑ ዘለኹም ፈቐድኡ ኣብ ማሕዩር ዘለኹም ልገዐይ ኤርትራ ልበይ ቀልበይ ኮይንዎ ምሳኹም ይመስገኖ ምፍጣረይ ካባኹም ፍቕሪ ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ ጽንዓት ክሰምየኩም ኣቤት በሉ ኒሕ ኢለ ሰምየኩም ኣቤት በሉ ጅግንነት ክብለኩም ኣቤት በሉ ልግሲ ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ ሓቂ ተበልኩኹም ኣቤት በሉ ኤረይ ዘይብለኩም ኤርትራ ክብለኩም ክንዲ ኹሉ ትርጉም መንነትና ብጥቕልሉ ኣብ ዘለና ሊና ተራኽበና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ ሓደ ኹኑ ኢልክና ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ ስቓይ ተፈቲና ተሰኪምና ንዘልኣለም ዘይወርድ ሕድሪ ከም ሓደ ክንሓስብ ከም ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ ኣብቲ ሕማቕ ግዜ ኣብቲ ጸገም ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ ኣብቲ ግዜ ሰላም ኣብቲ ራህዋ ኣብቲ ጠሊ ኣብ ልሙዕ ኣዝመራ ኣብ ዝኸድኩ ኸይደ ኣላትኒ ብመንፈሳ እተማሙቕ ስድራ ይሕሰም ይጥዓም ግዜ ይቕረብ ይርሓቕ ኣብዚኾነ ስፍራ መንፈስካ ሎ ህዝቢ ናይ ኤሪትራ ሰብ ቀደመ ኢሎሞ ንፈጣሪ ካብ ንኣምኖ ሓልወና ምበሪ ንጸላኢስ ፈጢርካ ኻ በትሪ ጥልመት ስንቁ ንጹሃን ዝሓንተረ መንነትና ካብ ጠዓሞ ዕረ ክንሰግሮ ና ክንደይ ዘይተሰግረ ዕጅብ ኣይበልኩም ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ ንራኸብ ክብልዎም ንዞኣስሉ ንበገስ ክብልዎም ዝግንፍሉ መወልቲ ክብልዎም ዝኹምሩ ሰላም ኢሎም ቤተይ ያ ጽላለይ ሰላም ቃለይ ሰላም ያ እምነተይ ሰላም ባህገይ ሰላም ያ ትምኒተይ ይኣኽለኒ ስቓይ ንዝበለ ህዝቢ ምትንኻይ…… ሓደገኛ ዩ ብሓዊ ምውዛይ ዝመጸ ይምጻእ ከፈአ ጸበቐ ሓቂ ሒዘ ሓድነት ሰኒቐ ኤረ ዓደይ ሳላኺ ማሚቐ እነሀኹ ብፍቕሪ ማሚቐ ኤረይ የ ኣሰይ የ ኤረይ የ ኣሰይ የ ቅዱስ ህያው ፍጡር ሕብሪ ዓይነይ መንነተይ ክብረተይ ሓበነይ ሰላም ኣባይ ጌርዎ ገበነይ ጸጋ እንድዩ ዜጋኺ ሙኻነይ ዓደይ የ ኤረይ የ ኣሰይ የ ኤረይ የ ሓድነትኩም ጽኑዕ ዩ ከም ዓረ ክንሰግሪ ና ክንደይ ዘይተሰግረ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ ኣሰይ'የ ደቂ ዓደይ'የ ኣሰይ የ ደቂ ኤረይ'የ ኣብ"ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም ኣብ"መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም ኣብ"ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም ልበይ"ቀልበይ ኮይንዎ ምሳኹም ኣሰይ የ ደቂ ዓደይ የ ኣሰይ የ ደቂ ኤረይ የ ኣሰየይ ኣሰና ኣሰየይ ኤረየይ ኣሰየይ ኣሰና ኣሰየይ ኤረይ የ ዓደይ የ ኣሰይ የ ኣሰየይ ኣሰና ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም ኣብ መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም ልበይ ቀልበይ ኮይንዎ ምሳኹም ደቂ ዓደይ የ ደቂ ኤረይ የ ኣሰይ የ ኤረ ዓደይ የ ሓድነትኩም ጽኑዕ ዩ ከም ዓረ ክንሰግሮ ና ክንደይ ዘይተሰግረ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ ኣሰይ የ ደቂ ኤረይ የ ኣሰይ የ ኤረ ዓደይ የ።
@robi-gu3gu
5 жыл бұрын
ታንክስ ዝዓርከይ ካብዛ ናትካ እንዳ ራኣኩ ንዛ ግጥሚ ኣብ ድያኣሪ ናተይ ኣስፍረያ ኣለኩ ሓግዝካኒ የቀንየለይ።
@geduldisdeoplossingvoorall2151
5 жыл бұрын
Bereket Weldu thank you bro tegediska bimxihafka Blbi eye zemesigneka Eza derfi Mara eye zihbiya man 🎼🎤🙏😍
@user-dj7ue7vl9m
5 жыл бұрын
የቀኔልና፡ሓወይ ናተይ
@wizfugra2920
5 жыл бұрын
❤❤❤❤thanks
@bsratgebrel6477
5 жыл бұрын
አየወ ሐቅካ ፈታዊካ ተመስሉ እዪ ድመጽእ ሴጣን
Temesgen Amlak I'm so happy to here he's voice. Selam nkulum. Hanti hkya alatni knegrekum" hade arkey si nea megbi temegeb ileyo entay eske ilni.. ane dea temegibe ilni" ane kea meas halewlew aytbel ileyo" nsu kea nay Abrham derfi iye temegibe ilni.😙😙😙😙😙😙 Dfenuni eske beta ngtma I love al of you to the moon & back gays from my hart.
Legend is never ......ወትሩ ኣብ ልቢና ኣለካ ኣባ ትግርኛ king🧚♀️🤴🧚♀️
I’m proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በስ ደቂ ኤረይ. አምኒ ዓረ. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓደ ኩኑ ኢልክን አሞ ሕጂ ደኣ አንታይ ኮና ደቂ ኤራይ መኽሰባት ን ፍ ቀ አ ስ ከ በጃኹም 🇪🇷👍👍🙏🙏
Ayni hasad yenqurelkum deki adey marey love u all eritrawi zega
Ymesgeno🙏kabakum mftarey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
"ኣብ ኢትዮፕያ ታግፍዑ ዘለኩም" ሓደ ትግራዋይ ዓርከይ በዛ ግጥሚ ኣብዛ ደርፊ ዘላ ቂር ከም ትብሎ ነጊርኒ ግን ኣብ ስዓታ ሓቂ ስለ ዝነብረት ዋሓጣ ኢልዮ። ፍቅሪ ንኩለና!
@mohannig7919
3 жыл бұрын
Xbuk geberkay..... kemey abilu yhbe'o gfie eritrean ab ethio dea!!!🇪🇷
@mussieabraham4402
2 жыл бұрын
amen kebretey
@eritreatibarekx4013
7 ай бұрын
kemey elu eyu agame arkika zikewin
Baba abrihimo dhreka hzbna tgray tsr kbl ywl alo ane gn Eritrea 🇪🇷 eye dfetu 💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷
One of Abreham's best song.
Im from 🇹🇷 very nice song
@mussieabraham1182
5 жыл бұрын
Welcome brother.....YAPMA BANA ...
@mussieabraham1182
5 жыл бұрын
@@gesetzderrache9544 yep u r right....just to make u welcome.
@felegredae548
4 жыл бұрын
Thank you
@haremecho2215
4 жыл бұрын
Thank You So Much
Abrshi Mengste semay yewarska ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zmkhala derfi xega u zegakum mukaney deqi eru love u 😍💥😘🤩😘😘😘😘😘😘
Yes natna eka wedi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 legendary abrham enka natna konka 🙏🙏
ኣብርሽ ንጉስ ጥበብ ኣብርሽ ደስታ ልበይ ኣብርሽ ኩሉ ግዜ ኣብ ማዓሙቅ ልበይ
ሕጂ ግርም ዝፈትዋ ደርፊ ናይ ኣብርሃም ይሕጉስካኒ ሕጂ ትተርፈኒ መለይ
Abrish you are the one who makes me laugh, cry, love I don't know what to say All I want to say is you have better place in my heart rather than my family ,friend becouse you are every where 😍😍😍👌👌👌👍👍👍
@Senedissak
3 жыл бұрын
That’s weakness man
I am from utopia,l love Abireham he was the most best best singer RIP
@BBGL02
5 жыл бұрын
Hiwot Tedla 🙌🏽❤️
Beautiful song I'm from 🇸🇴
I love my people. Abraham's king of the song 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud of I'm Eritrean i love you abraham afewerki rest in peace ✌ 🙏 ❤ 💜 ♥ 💕 😭😭😭
Abraham will be always in our heart!
May 24 qeribu ezia n kulom deqi eritrea ahwatey ♥️♥️eritrea 🇪🇷
2020 tsemiewa zelekum
ኣብሪሂሞ ድርፍታትካ መግለጺ ኣይርክርቦን እዩ ብዙሕ ትርጉም ዝሓዘ ኣየ እወ ንደቂ ሰባት ዘይ ወጽእ ጦቡላሕታ ገዲፍካ ኣቦ ጥበብ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ።
deki Eri xeda xebukat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Eza derfi kisemh keleku bahtayu zifetreley 🙏❤ abrhimo kea Egzabher ab yemanu yenbrka
ሰብ ቀደመ ኢለሞ ንፈጣሪ ካብ ንኣምኖ ሓልወና ምበሪ ንጸላእስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ ንስኻ እኮ ዘይተገልጸ መጽሓፍ ኢኻ ኣበርሽ
@tesfaxbah5442
5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓወይ ናተይ
@user-dj7ue7vl9m
5 жыл бұрын
ja man
@mfessehaye261
5 жыл бұрын
Zefkere do elemo n fetari eyu zibl
ኣብርሃመይ ናተይ ኢዋይ ንስካስ ዶ ሚመትካ ኣነ ዘይ ሓልፈልካ ኣብርህሸይ ዓለመይ።
Eritrea adey 🇪🇷 yemotelki wedi sudan ❤ 🇪🇷 ❤.
Deqi erey mearey lovo you😘❤️
@merhawibrhane6195
3 жыл бұрын
Love you
2k21 ኣለናዶ ደቄ ኤረይ አምኒ ዓረ Abrshey kulugize ab lbna RIP
Mexihaf genxilikayo eber mas wedikayo .Abrahimo. miss you so much 💔
Fekri ksemiekum abet belu powwwww 👌🇪🇷👑❤✍
ኣብርሃመይ ዓለመይ ምዓድየይ ኣቦ ፍቅሪ
Aseyyyeeyyyy deqi Ereyyy happy independence day to all my Eritreans 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 24/05/2024 ❤❤❤
yakleni skay nzbele hzbi mtnkaf hadegena u bhawi mwzay tbl hareg bhaki tgermeni belih seb legend abrihimo
This is ERITREANIZM!!!
አባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ !
*Abayka* *yidefen* *abrsh* *Rip*
Mene alo kemey eriey hagerey kulu negerey R I P abrham kulu sae ablbi eritrawuyan aleka
ንራኸብ ክብልዎም ንዝዓስሉ ነወፊ ክብልዎም ዝኽሙሩ ይመስገኖ ካባኹም ምፍዝጣረይ ንኣብርሃም ዝፈቱ እስከ ኣብዚ ፈርሙ love you all
Lbey kelbey enber koynu masaka abrehamey memhr semeeti tigrina 🙏🙏🙏
You are a hero anda beautiful singer which eritrean needs
Nay abraham afowerki derfi enksemo,melise yfetwo zbl eske like yhabeley 2020
ብምታይ እሞ ክንገልጸካ ንዓካ ዝከዉን ቃላት የለን ::
abrishey ab genet yenbrka eski fetari kulu alem enber derfkas nebiru
Abraham afewerki nay libey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹Abirsh shikorrr we will miss u 😍 😍 😍 😍
ኣባይኩም ይደፈን ዲቂ ኤረይ
Aseyyy asena ❤️❤️abrish
Happy 30th Independence Day Eritrea 💛🇪🇷💛
Ahhhhh eway Nay behaki hazen nay abreham aforki kesab heji ab kab lebena waxeo yelan gen entay kengaber ezea alem godolo eya nekolena eretrawian ab lebena alo abreham aforki mengeste semay yewareso rabe ab yeman edu yekebelo
@eritreashikor1991
Жыл бұрын
Haki zereba
Seb kereba eu ilomo Nefetari kab Namno halewena emberi nexelais fetirka ika Betri R.I.P Hero
ኣብርሂሞ ኣቦ ጥበብ እንቋዕ ናትና ኮንካ።
Truly Legend Abrham Afewerki
Kab niamno haliwena emberi nixelaes fetirka eka betri it's truly abrish nzrdeo
we love you abrishay forever
ተባረኩ ነዚ ዝገበርኩም
ኣጆና እስኪ ደቂ ኤረይ
I almost gave up on Eritrean music then I see people uploading Abraham Afewerki, thanks God. I was sick of all the new Eritrean music sound like Tigray music.
@mussieabraham1182
5 жыл бұрын
Beal kemakum hizna do nab adna knmles ina..aakk...wht is this racisict comment.what about Tigray...they are our brothers and sisters.dont make sterotype here.
@mussieabraham1182
5 жыл бұрын
Haha you are so funny.For u information you dont say "you must be" to someone you dont know.And who said they are not Ethiopians...they are Ethiopians nd are our brothers.Deal with it whether you like it or not.our culture,religion is the same and so is our language.
@mussieabraham1182
5 жыл бұрын
One more...if i was Tigrian...i would say that infront of ur ass.but know this i am not proud of being Eritrean or other nations citizen..i am proud of ##ME.
@mussieabraham1182
5 жыл бұрын
@@BBGL02i remember but u cant blame the whole race because of some. this is fuking sterotype. of course tigrians did wrong to us...but my point is not all tigrians did that,only z fucking politicians.For example; i am the only responsible for what i do, not my whole race.
@stk1975
5 жыл бұрын
I think they are still doing it, they would not get out of Badme even though Abiy request it, they are so greedy think they will get something in exchange. Now we are back to no war no peace again because of the corrupt TPLF