Eritrea music Abraham Afewerki - Men yfelto/መን ይፈልጦ Official Audio Video

Музыка

Eritrea music Abraham Afewerki - Men yfelto/መን ይፈልጦ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር

Пікірлер: 435

  • @thinkyourmind8757
    @thinkyourmind87572 жыл бұрын

    እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከሎኹ ዘይቆጻጸሮ ንብዓት ይነብዕ ግን ከኣ ኣእምሮይ ዝያዳ ይብርትዕ ኣብርሸይ 👉❤❤❤❤❤ r i p

  • @LidiaSolomonYemane

    @LidiaSolomonYemane

    4 ай бұрын

    𝕄𝕖 𝕋𝕠𝕠😥😥😥

  • @user-uc7dq1zw9c
    @user-uc7dq1zw9c5 жыл бұрын

    መን ይፈልጠይ? ናይ መዓሙቕ ልበይ መን ይሰምዓለይ? መጸዋዕታ ልበይ ደቀቕቲ ሕቶታት ናይ ናብራና ኣይንፈትሖሞን ግን ንላዘብ ነይርና መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ ሰማዒ ምስኣን'ዩ ምቕባል ሲኢነዮ ካልኣተይ ኔርኪ ሰማዒተይ ይስሓቕ ይንባዕ ሂወት መኻፍለተይ ብቖላሕታ ኣብ ውሽጠይ ተንብቢ ጽኑዕ ቆፎ ምስጢረይ ትዕቅቢ ኩሉ ክኸስር ፍቕርኺ ዝዕቀብ ይመስለኒ ነይሩ ግን ፈላማ ኸሲረኪ ስለዚ ልበይ ሎሚ ልማድ ቐይሩ መን ይነግረለይ? መን'ዩ ዘእምነለይ ምን የግህዶ? ኣነ ኣብ ልበይ ዘሎ ስኣን ልዝብ ኣዕቢኻ ልቦና ግዜ ኔሩ ሞንጎኛ ክልቴና ይብራህ ይጸልምት ናይ ፍቕሪ ጎደና በይነይ ድየ ክኸዶ ቆጺርክኒ ጓና እቲ ቐደም ክጥምት ንመፃኢ ኣይካኣልኩን ዘለኒ ክርኢ ሕጂ ግና ዝደልዬ ምስ ፈለጥኩ በሪሁለይ ምስ ተኣማመንኩ ምሳይ የለኽን ዝብሎ ክትሰምዒ ሓልዬተይ ክትቐስሚ ለካ ከምዚ እዩ ጽባሕ ክንብል ዘምልጠና ሎሚ መን ይፈልጠይ? ናይ መዓሙቕ ልበይ መን ይሰምዐለይ? መጸዋዕታ ልበይ እንታይ'ሞ ክብል በሊ ጻዕዳ ይጸናሕኪ ካብዚ ማሙቕ ምኻድ ካብ መረጽኪ ምናልባት ፍቕሪ መስጣ እንተልይዎ ኣይምነየልክን ከም ዝረኸብክዎ ልበይ በጃኺ ይቕረ ልመድለይ ዓቃል ኩኒ ምጽባይ ከኣልለይ እዚ ምስትንታን የብሉን መለሳ ጠጡዑሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ ምሕረት ምሕታት ምሕረት መሃብ ንመጻኢ ማሕላ እምበር መን ኣሎ እወ ኣብ ልቡ ዘይብሉ በሰላ? ኣብርሃም ኣፍወርቂ

  • @Tigrinyatalesandtalks

    @Tigrinyatalesandtalks

    2 жыл бұрын

    Thanks

  • @IteractionsNet

    @IteractionsNet

    2 жыл бұрын

    መንግስተ ሰምስይ ይቀበልካ ፈጣሪ‼️😢💔

  • @merhawikassa5262

    @merhawikassa5262

    Жыл бұрын

    ጎበዝ✌️

  • @niyatbeyene4471

    @niyatbeyene4471

    Жыл бұрын

  • @user-tl1ef3zi2e

    @user-tl1ef3zi2e

    Жыл бұрын

    Thank you 🙏🏾

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu28705 жыл бұрын

    *መንይፈልጦ* መን ይፈልጠለይ ናይ ማዓሙቅ ልበይ መን ይሰምዓለይ መጸዎታ ልበይ ደቀቅቲ ሕቶታት ናይ ናብራና ኣይንፈትሖን ግን ንላዘብ ኔርና መልሲ ምስኣነይ ንብር ወሲደዩ ሰማዒ ምስኣን ምቅባል ሲኢነዮ ካልኣይተይ ኔርኪ ሰማዒተይ ይስሓቅ ይንባዕ ሂወት መካፍልተይ ብቆላሕታ አብ ውሽጠይ ተንብቢ ጽኑዕ ቆፎ ምስጢረይ ተዕቁቢ ኩለ ክከስር ፍቅርኪ ዝዕቅብ ይመስለኒ ኔሩ ግን ፈለማ ከሲረኪ ስለዚ ልበይ ልማዱ ቀይሩ መን ይነግረለይ መን ዩ ዘእምነለይ ንመን የ ክብሎ ኣነ ኣብ ልበይ ዘሎ ሳኣን ልዝብ ኣዕቢካ ልቦና ግዜ ዩ ኔሩ መንጎኛ ክልቲና ይበርህ ይጽልምት ናይ ፉቅሪ ጎዳና በይነይ ድየ ኽኸዶ ቆጺርክኒ ጎና እቲ ቀደም ክጥምት መጻኢ !!! አይክአልኩን ዘለኒ ክሪኢ ሕጂ ግና ዝደልዮ ምስ ፈለጥኩ በሪሁለይ ምስ ታኣማመንኹ !!! ም�ሳ የለክን ዝብሎ ክትሰምዒ ሓልዮተይ ክትቀስሚ ለካ ከምዚ ዩ ጽባሕ ክንብል ዘምልጠና ሎሚ። መን ይፈልጠለይ ናይ ማዓሙቅ ልበይ መን ይሰምዓለይ መጸዋዕታ ልበይ ፤፣ እንታይ ሞ ክብል በሊ ጻዕዳ ይጽናሓኪ ካብዚ ማሙቅ ምካድ ካብ መረጽኪ። ምናልባት ፍቅሪ ልመድለይ ዓቃል ኩኒ ምጽባይ ክኣልለይ እወ ምስትንታን የብሉን መለሳ ጠጥዕሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ ምሕረት ምሕታት ምሕረት ምሃብ ንመጻኢ ማሕላ!!!!? እንበር መን አሎ ድዪ አብ ውሽጡ ልቡ ዘይብሉ በሰላ። ❤️🎵🎶❤️

  • @user-ht9ks2fu5j

    @user-ht9ks2fu5j

    4 жыл бұрын

    ኣታ ንስኻስ ጅግና ኣብ ኩሉ ቁምነገር ቀጺሉ

  • @medhaniekifle9562

    @medhaniekifle9562

    4 жыл бұрын

    King 👑

  • @senaytokubay9113

    @senaytokubay9113

    4 жыл бұрын

    Thanks

  • @erilove6277

    @erilove6277

    4 жыл бұрын

    👍👍👍👍

  • @awetadis9011

    @awetadis9011

    4 жыл бұрын

    stricter

  • @wedigash6674
    @wedigash66745 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍ፡ 😭ኣሕሕ፡ ኣብርሂሞ እንቃዕ ኣይትርእየና፡ ብድሕሬኻ ኣይጠዓመናን።🇪🇷⚘🌹🥀🌷✌

  • @hassanadem7365

    @hassanadem7365

    Жыл бұрын

    👏👏👏✌✌✌💪🤛👍

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom975212 күн бұрын

    እቲ ዘይድገም በሊሕ ብሉጽ ኮኾብ ኩሉ ነገር ብድሕሬካ ኣይጠዓመናን ኣብርሸይይይይይይ❤❤❤❤😢😢😢

  • @selmunkidane1271
    @selmunkidane12712 жыл бұрын

    1000 ግዜ ሰሚዕያ ዘይመንዋ ደርፊ ኣብርሽ መምህር ኩሉ

  • @wizfugra2920
    @wizfugra29205 жыл бұрын

    #ኣብርሃም ንዓኻ ዝገልጽ ቃላት የብለይን ኣብ መጻኢት ኤርትራ ሓደ ዝርዳእ መንግስቲ ተምጽኡ ሓወልቲ ክስርሓልኩም መፍከድቁ ብወልቀይ ናትካ ናይ የማነ ባርያ ናይ ካልኦት ወሲኻ ኣብ ስነ ጥበብ ኤርትራ ዘይ ርሳዕ ጦብላሕታ ዝሰረጽኹም 🙏🙏 መሳይ ዝሰማማዕ ኣብዚ ፈረም 😍

  • @robi-gu3gu

    @robi-gu3gu

    5 жыл бұрын

    ኣብ ኩሉ ናይ ኣብርሽ ደርፊ ኮ ምሕላፍ ከልእካና ተማዉተ ቀዳማይ ክጽሕፍ ኣለኒ እለ ስነይ ንክሰ ኣብዛ ዩቱብ እንዳተጽበኩድ ባዓል ንስኩም ኪኣ ምሱኡ dawnlod ትኮኑ ኣለኩም የሕልፉኒ ባ በጃኩም . ብዝኮነ ነብርሽ ሓወልቲ ከማን ይዉሕዶም ይኣከ ።

  • @wizfugra2920

    @wizfugra2920

    5 жыл бұрын

    @@robi-gu3gu ክኽክክክክ ዶ ከኣ ክክክ ክኽክክ ሰላም ዱ ከ ሂወት ስደት ከመይ ኣሎ

  • @yoniweditesfiewediserayexa855

    @yoniweditesfiewediserayexa855

    5 жыл бұрын

    wiz Fugra nay gdn kea ember Abraham baria and bitweded eziom eyom eti semieka zeymno maidaom zgedefulna

  • @mt-pc6lf

    @mt-pc6lf

    5 жыл бұрын

    wiz Fugra ዋላ ንዓኻ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ምንቅስቓስ ድሕሪ ፋሺሽት ሻዕብያ ብጭቃ ሓወልቲ ይግብኣካ'ዩ።

  • @wizfugra2920

    @wizfugra2920

    5 жыл бұрын

    @@mt-pc6lf ክኽክክክክክክ ክብረት ይሃበለይ ሓደራ ግን ኣብ ጊዜ ክረምቲ ቴንዳ ወይ መሸማዕ ግብሩለይ ማይ ከይ ብሕጉገኒ 🤣🤣🙏🙏🙏

  • @asmara6901
    @asmara69015 жыл бұрын

    እቲ ክሕጉሰኒ ዝወዓለ ሎሚ ደርፍታት ኣብርሃም ካብቲ ዝተኸዎሎ ናብ ህዝቢ ክምለስ ስለ ዝተገብረ ኪሕስኩምና ኣብርሃም ወትሩ ኣብ ልብና!!!❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @robi-gu3gu

    @robi-gu3gu

    5 жыл бұрын

    መምህረይ ቃላትካ ኮ ማዓር ዩ ንዓይ ናይ ሎሚ ስነ ጥበበናታት ኪኣ ብጻቢዕቲ ዝቁጸረ ደርፊ ኣዉጽኦም ናብ እንተርቭዉ እዮም ዝጎዩልካ ኣፎም ጋህጽጾም ዝከዉንን ዘይከዉንን ሃተፍ ተፍ ክብሉ ልቢና የሕቢጦሙና ኣለዉ በስ ህወትኩም ጥራይ ዘይኮነ መይቱ ስነ ጥበብ ዉን ምሳኩም ዩ ሞይቱ።

  • @asmara6901

    @asmara6901

    5 жыл бұрын

    messi ኣንበሳ ####ናይብሓቂ ገሊጽካዮ.

  • @biniamtsegai3620

    @biniamtsegai3620

    5 жыл бұрын

    Tarikum yehsisna , hzbkum axnitna nab Ethiopia

  • @asmara6901

    @asmara6901

    5 жыл бұрын

    Biniam Tsegai እንስሳ ዘገዳም

  • @robi-gu3gu

    @robi-gu3gu

    5 жыл бұрын

    @@biniamtsegai3620 ክክክክክ ስሕዉ መን ዲኣ ይብሉካ ከ ናይ ፍልጥ ሰብ።

  • @amanoneloves2506
    @amanoneloves25062 жыл бұрын

    Men alo dhri srah kof elu kemzi kemay nay abrish derfie endasemea komentat zenbeb Abrahams the beast artist in my live ❤️

  • @belaygirma4485
    @belaygirma44854 жыл бұрын

    እዚ ደርፊ ንቕዛነት ዝሓዞም ወይ ርግኣት ንዝሰኣኑ ሰባት መፈወሲ ንክኸውን ብሓኪም ዝእዘዝ መድሃኒት እዩ።

  • @belaygirma4485

    @belaygirma4485

    3 жыл бұрын

    @Semhar Tsegay Zerie (leerling) ዝንገር ዝካፈል ስምዒት 'ሞ ይህልወካ ዶጊልካዮ ሱቅ ትብል። ተወንዚፉ ኣብ ዉሽጥካ ኮይኑ ንህላውነቱ ረሲዕኻ ግን ከኣ ብኻልእ መልክዕ ንሂወትካ ይርብሽ፡ባዶነት ይስመዓካ፡ህንጡይነት ይጠፍእ ካባኻ። ንዝተሓብዐ ውሽጥኻ ጎርጊሩ ዛንታኻ ባዕሉ ዝነግር ደርፊ ከም ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ክትሰምዕ ኮለኻ ግን ይቕስቀስ ስሚዒትካ, ቁስልኻ ትዝክር፡ትቓዝን፡ትነብዕ። ንብዓትካ ጸረር ኣቢልካ ኡፍፍ ትብል 'ሞ ዝነበረካ ሒሳብ ሂወትካ ሰብሲብካ ጣውላን ከብሕን ልብኻ ተመዓራሪ(order) ትገብር። ሂወት ከኣ ብዝሓሸ ክትቕጽል ትሳለ። ሳላ ኣብርሃም.....

  • @user-uu3tj1lu1l
    @user-uu3tj1lu1l4 жыл бұрын

    "ናይ ውሽጥኻ ስምዒት ብዘይ ቃላት ዝርደኣልካ ክትረክብ ምስ ትዕድልቲ'ዩ ዝቁጸር!።!!!! ኣብርሸይ "መን ይፈልጠይ? ናይ መዓሙቕ ልበይ መን ይሰምዓለይ? መጸዋዕታ ልበይ ደቀቕቲ ሕቶታት ናይ ናብራና ኣይንፈትሖሞን ግን ንላዘብ ነይርና መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ ሰማዒ ምስኣን'ዩ ምቕባል ሲኢነዮ ካልኣተይ ኔርኪ ሰማዒተይ ይስሓቕ ይንባዕ ሂወት መኻፍለተይ ብቖላሕታ ኣብ ውሽጠይ ተንብቢ ጽኑዕ ቆፎ ምስጢረይ ትዕቅቢ ኩሉ ክኸስር ፍቕርኺ ዝዕቀብ ይመስለኒ ነይሩ ግን ፈላማ ኸሲረኪ ስለዚ ልበይ ሎሚ ልማድ ቐይሩ "መን ይነግረለይ? መን'ዩ ዘእምነለይ ምን የግህዶ? ኣነ ኣብ ልበይ ዘሎ ስኣን ልዝብ ኣዕቢኻ ልቦና ግዜ ኔሩ ሞንጎኛ ክልቴና ይብራህ ይጸልምት ናይ ፍቕሪ ጎደና በይነይ ድየ ክኸዶ ቆጺርክኒ ጓና እቲ ቐደም ክጥምት ንመፃኢ ኣይካኣልኩን ዘለኒ ክርኢ ሕጂ ግና ዝደልዬ "ምስ ፈለጥኩ" በሪሁለይ ምስ ተኣማመንኩ ምሳይ የለኽን ዝብሎ ክትሰምዒ ሓልዬተይ "ክትቐስሚ" ለካ ከምዚ እዩ ጽባሕ ክንብል ዘምልጠና ሎሚ መን ይፈልጠይ? ናይ መዓሙቕ ልበይ መን ይሰምዐለይ? መጸዋዕታ ልበይ እንታይ'ሞ ክብል በሊ ጻዕዳ ይጸናሕኪ ካብዚ ማሙቕ ምኻድ "ካብ መረጽኪ!!! ምናልባት ፍቕሪ መስጣ "እንተልይዎ ኣይምነየልክን ከም ዝረኸብክዎ" ልበይ በጃኺ ይቕረ ልመድለይ ዓቃል ኩኒ ምጽባይ ከኣልለይ እዚ ምስትንታን የብሉን መለሳ ጠጡዑሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ ምሕረት ምሕታት ምሕረት መሃብ ንመጻኢ ማሕላ እምበር መን ኣሎ እወ ኣብ ልቡ ዘይብሉ በሰላ? !!!!!!!ኣብርሃም ኣፍወርቂ!!!!!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🎤🎼

  • @seickofiveentertainment3105

    @seickofiveentertainment3105

    3 жыл бұрын

    መአረምታ፥ መን 'ነግረለይ መንዩ ዘእምነለይ ንመን'የ ክብሎ ኣነ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ደጊምካ ስምዓያ።

  • @tekletesfamariam6854
    @tekletesfamariam6854 Жыл бұрын

    His song is an absolute classic will never get old. መን ይፈልጠለይ ናይ መዓሙቕ ልበይ መን ይሰምዓለይ መጸዋዕታ ልበይ ደቀቕቲ ሕቶታት ናይ ናብራና ኣይንፈትሖን ግን ንላዘብ ኔርና መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ ሰማዒ ምስኣን ግን ምቕባል ሲኢነዮ ካላኣይተይ ኔርኪ ሰማዒተይ ይስሓቕ ይንባዕ ሂወት መኻፍልተይ ብቖላሕታ ካብ ውሽጠይ ተንብቢ ጽኑዕ ቆፎ ምስጢረይ ተዕቑቢ ኩሉ ክኸዝር ፍቕርኺ ዝዕቆብ ይመስለኒ ኔሩ ግን ፈለማ ከሲረኪ ስለዚ ልበይ ሎሚ ልማድ ቀይሩ ******* መን ይንገረለይ መን`ዩ ዘእመነለይ ንመን` የ ክብሎ ኣነ ኣብ ልበይ ዘሎ ስኣን ልዝብ ኣዕቢና ልቦና ግዜ`‘ዩ ኔሩ መንጎኛ ክልቴና ይበርህ ይጽልመት‘ዩ ናይ ፍቕሪ ጎደና በይነይ ዲየ ክኸዶ ቆጺርክኒ ጓና እቲ ቀደም ክጥምት መጻኢ ኣይከኣልኩን ዘለኒ ክርኢ ሕጂ ግና ዝደልዮ ምስ ፈለጥኩ በሪሁለይ ምስ ተኣማመንኩ ምሳይ የለኽን ዝብሎ ክትሰምዒ ሓልዮት ክትቀምሲ ለካ ከምዚ‘ዩ ጽባሕ ክንብል ዘምለጠና ሎሚ******* መን ይፈልጠይ ናይ መዓሙቕ ልበይ መን ይሰምዓለይ መጸዋዕታ ልበይ እንታይ እሞ ክብል በሊ ጻዕዳ ይጽናሕኪ ካብዚ ማሙቕ ምኻድ ካብ መረጽኪ ምናልባት ፍቕሪ ማስጣ እንተሊዎ ኣይምነየክን‘የ ከም ዝረኸብክዎ ልበይ በጃኺ ይቕረ ልመድለይ ዓቃል ኩኒ ምጽባይ ክኣልለይ እወ ምስትንታን የብሉን መለሳ ጠጥዕሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ ምሕረት ምሕታት መሕረት ምሃብ ንመጻኢ ማሕላ እምበር መን ኣሎ ኣብ ልቡ ዘይብሉ በሰላ

  • @AmanNuguse

    @AmanNuguse

    Ай бұрын

    Kulu kekeser fiqri zeaqeb yemesleni neru eyu bro.👍

  • @user-dj7ue7vl9m
    @user-dj7ue7vl9m5 жыл бұрын

    0:09 መን ይፈልጠለይ ናይ ማዓሙቕ ልበይ መን ሰምዓለይ መጸዋዕታ ልበይ ደቀቅቲ ሕቶታት ናይ ናብራና ኣይንፈትሖምን ግን ንላዘብ ኔርና መልሲ ምስኣን ንብር ወሲደዮ ሰማዒ ምስኣን ግን ምቕባል ሲኢነዮ ካልኣይተይ ኔርኪ ሰማዒት ይስሓቕ ይንባዕ ሂወት መኻፍልተይ ብቖላሕታ ካብ ውሽጠይተንብቢ ጽኑዕ ቖፎ ምስጢረይ ትዕቑቢ ኩሉ ክኸስር ፍቅርኺ ዝዕቕብ ይመስለኒ ኔሩ ግን ፈለማ ከሲረኪ ስለዚ ልበይ ሎም ልማድ ቐይሩ*********** መን ይነግረለይ መን'ዩ ዘእምነለይ ንመን'የ ክብሎ ኣነ ኣብ ልበይ ዘሎ ስኣን ልዝብ ኣዕቢኻ ልቦና ግዜ'ዩ ኔሩ ሞንጎኛ ክልቴና ይበርህ ጽልምትዩ ናይ ፍቕሪ ጎደና በይነይ ድየ ክኸዶ ቆጺርክኒ ጎና እቲ ቀደም ክጥምት መጻኢ ኣይካኣልኩን ዘለኒ ክርኢ ሕጂ ግን ዝደልዮ ምስ ፈለጥኩ በሪህለይ ምስ ተኣማመንኩ ምሳይ የለኽን ዝብሎ ክትሰምዒ ሓልዮተይ ክትቀስሚ ለካ ከምዚዩ ጽባሕ ክንብል ዘምልጠና ሎሚ መን ይፈልጠለይ ናይ ሞዓሙቕ ልበይ መን ይሰምዓለይ መጸዋዕታ ልበይ እንታይ እሞ ክብል በሊ ጻዕዳ ይጽናሕኪ ካብዚ ማሙቕ ምኻድ ካብ መረጽኺ ምናልባት ፍቕሪ ማስጣ እንተሊዩዎ ኣይምነየልክን'የ ከም ዝረኸብክዎ ልበይ በጃኺ ይቕረ ልመድለይ ዓቃል ኩኒ ምጽባይ ክኣልለይ እወ ምስትንታን የብሉን መለሳ ጠጥዕሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ ምሕረት ምሕታይ ምሕረት ምሃብ ንመጻኢ ማሕላ እንበር መን ኣሎ ኣብ ልቡ ዘይብሉ በሰላ እዋይይይ ቃላትት መዝሙር በቃ ተቆደሱ እስኪ በሉ ይሕዋት

  • @aeramfish232

    @aeramfish232

    5 жыл бұрын

    Takk bro

  • @blataour2156

    @blataour2156

    5 жыл бұрын

    ምንባር ንዘለካ ምፍቃር እዩ! እዚ ግን ተተኻኢሉ eyu ewe

  • @halohalo7631

    @halohalo7631

    5 жыл бұрын

    Thanks

  • @user-po1tu2ou9r

    @user-po1tu2ou9r

    5 жыл бұрын

    Ya habibi bi nay english fedil gerka eba degemelna gerob nay geaz xegem zelena seb allena abzi

  • @Henok461

    @Henok461

    5 жыл бұрын

    Thanks

  • @user-sm4hz6ll7g
    @user-sm4hz6ll7gАй бұрын

    ኣንቱም ኣነስ ነዛ ደርፊ ዚ ኣ ተወሊፈያ በሉ፡ ኣብ ምዓልቲ 4 ግዜ ከይሰማዕክዋ ዘይውዕል ❤❤❤❤❤

  • @user-ds6rc7js7i
    @user-ds6rc7js7i2 жыл бұрын

    "ካልኣተይ ኔርኪ ሰማዒተይ ይስሓቅ ይንባዕ ሂወት መካፍልተይ፡ብቆላሕታ ኣብ ውሽጠይ ተንብቢ ጽኑዕ ቆፎ ምስጢረይ ተዕቁቢ"።

  • @kidaneteklesenbet5306
    @kidaneteklesenbet53065 жыл бұрын

    ኣነ ነዚ ምቁር ዝኮነ ደርፊ እንክሰምዕ ንብዓት 'ዩ ዝቅድመኒ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🎶 ኣብርሃምኖ ወትሩ ኣብ ልበይ: 2019/07/01

  • @user-rt7gs1st6h
    @user-rt7gs1st6h4 ай бұрын

    ኣብርሽ፡ ክሳብ ሕጂ ሓዘን ኣይወጻልናን፡ ጌና ንነብዕ ኣለና ❤❤❤ Gone to soon ❤❤❤

  • @hennygirmawi3898
    @hennygirmawi3898 Жыл бұрын

    አብርሽዬ ያንተ እና የአታክልቲ ሀይለሚካል ሞት ሁሌም ያስለቅሰኛል😥😥😥 ለትግርኛ ቋንቋ ላበረከትከው አስተዋፆ እኛ ተጋሩ አንረሳም። ፈጣሪ ነፋስህን በገነት ያኑረው❤❤❤❤

  • @Janiy635
    @Janiy6353 жыл бұрын

    King of ትግርኛ ኣብሩሸይ❤️🥺men yfelteley ewe 💔

  • @mrara3405
    @mrara34055 жыл бұрын

    እወ ምስትንታን የቡሉን መለሳ ጠጥዑሙ ክዝክር ካብ ጣዕሳ

  • @user-pw7kz8vc9r
    @user-pw7kz8vc9r5 жыл бұрын

    አብርሃም ፡ አፍወርቂ ፡ የኔ ፡ አንደኛ!!!!ብዬሃለሁ ፡ በመኖሪያ ፡ ቤቴ ፡ ውስጥ ፡ ከቤተሰቤ ፡ እኩል ፡ ፎቶው ፡ በጊርጊዳዬ ፡ ላይ ፡ ያኖርኩት ፡ ምርጥ ፡ የአለም ፡ አንደኛ።።።።።።

  • @aderajewalenegueshadufolde825

    @aderajewalenegueshadufolde825

    2 жыл бұрын

    Gerami sew nesh neh thank you

  • @erinet_info
    @erinet_info4 жыл бұрын

    ብርግጽ ሰማዕ ሴኢንካ መምህር ሄወት ሓሕ

  • @user-ru5ut2pp2e
    @user-ru5ut2pp2e5 жыл бұрын

    ኣሕሕሕ ዓለም ወያል ምስትንታ የብሉን መለሳ ጠጥዕሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ 🥴 ኣብራሃም ዘይ ውዳእ መጽሓፍ ኢኻ♥️!!

  • @stenlyrogger8741
    @stenlyrogger87413 ай бұрын

    ንሓዋሩ ኣብ ልብና ❤ አብርሃም ሓውና።

  • @bkalfa3348
    @bkalfa33483 ай бұрын

    ልበይ በጃኪ ይቅረ ልመድለይ ዓቃል ኩኒ ምጽባይ ከኣሊለይ ወ'ምስቲንታን ይብሉን መለሳ ጠጥዕሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ ምሕረት ምሕታት ምሕረት ምሃብ ........

  • @user-yk1lw2bx9r
    @user-yk1lw2bx9r5 жыл бұрын

    መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ፡ ሰማዒ ምስኣን ምቅባል ስኢነዮ። R.I.P memhr ፍቅሪ፡ሕልና፡ብሓፈሻ ሙዚቃ።

  • @tijitiji4532

    @tijitiji4532

    4 жыл бұрын

    waane keman way alem godolo

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom57315 жыл бұрын

    መምህር ብድሕሬካ ኣይጥዓመናን :'( :'(

  • @solinatey9670
    @solinatey96705 жыл бұрын

    ንምግላጽካ ቃላት ኢዩ ዝውሕደኒ ኣብርሂሞ ኣቦ ፍቅሪ ተስፋ ሰላም ኩሉ ነገር ኢካ ንዓና ጸሊም ኣፍሪቃዊ ኮኾብ ከዋኽብቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና

  • @erilove6277
    @erilove62775 жыл бұрын

    Men kem Abraham

  • @gheribibi1369
    @gheribibi13694 жыл бұрын

    ኣብራሂሞ ኣብ ሰማይ ይጥዓምካ፡ንፍንፍ ኣብ ዝበለሉ ብደርፍታትካ ይጸናናዕ።ክትነብር ነይሩካ

  • @Sema123
    @Sema1235 жыл бұрын

    when I listened to music of Abraham Afewerki I felt hopeful Always king

  • @RozaanAzrina
    @RozaanAzrina5 ай бұрын

    Good music. Salam from Indonesia

  • @ruthlove1462
    @ruthlove14625 жыл бұрын

    አብርሄሞ ሽኮር ስወድክ💖

  • @abellemlemberhane667
    @abellemlemberhane6675 жыл бұрын

    most touchable part **** እቲ ቀደም ክጥምት መጻኢ ኣይካኣልኩን ዘለኒ ክርኢ ሕጂ ግን ዝደልዮ ምስ ፈለጥኩ በሪህለይ ምስ ተኣማመንኩ ምሳይ የለኽን ዝብሎ ክትሰምዒ ሓልዮተይ ክትቀስሚ ለካ ከምዚዩ ጽባሕ ክንብል ዘምልጠና ሎሚ ****

  • @adgojitechnology9058
    @adgojitechnology90585 ай бұрын

    Who wach this in 2024 im enjoying this music am sami from adwa rip abrsh werqi

  • @fetwigebrebrhan9192
    @fetwigebrebrhan91928 ай бұрын

    ንልበይ በአጃኺ ይቅረ ልመድለይ ዓቃል ኩኒ ምጽባይ ካኣልለይ❤❤❤

  • @Sasawihagrawi
    @Sasawihagrawi4 жыл бұрын

    Uyyy Abersh I love you always I miss you always I remember you every time I remember you every day I can’t forget you every all my life

  • @shamfesha4974
    @shamfesha49742 жыл бұрын

    ዓለም ከዳዕ ኣብራሃም ኣፎርቂ ታሃዊካ ንምንታይ ገድፍካና ብድሕረኻ ኣብ ዓለም ደርፊ ደው ክብል ነይርዎ።

  • @godschild9020

    @godschild9020

    2 жыл бұрын

    Yes 🙌

  • @user-dh8of5sd8t
    @user-dh8of5sd8t11 ай бұрын

    Nay bahaki baeley tray eye zfelta lbey 😭😭😭😭😭😭 fqri eika nska gn alem godolo eya

  • @sabakiflemengistu6932
    @sabakiflemengistu69324 жыл бұрын

    ኣብርሽ ወትሩ ኣብልብና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @danielmamu10
    @danielmamu102 жыл бұрын

    ኣብራሃም ኣፈ-ወርቂ እግዚኣብሔር መንግስተ ሰማያት የዋርስካ

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodoxАй бұрын

    I wish i Could Bring him Back to This World with Nipsey and Jesus christ.

  • @mathu4616
    @mathu46165 жыл бұрын

    Men yfelteley nay maamuq Lbey Men Ysemaley mexewaota nay lbey iza derfi kasema kelku 😢😢😢 Hiwet kbidatna 😢

  • @daniwedieri741

    @daniwedieri741

    4 жыл бұрын

    Ajona hawey/haftey

  • @user-bd6fw1hi4v
    @user-bd6fw1hi4v5 жыл бұрын

    ኣብሪህሞ፡ ደርፍታትካ ፡ ብሓይሊ ኣማሪኹ ብሰላም ዘዕቁበካ ስፍራ ዩ።

  • @adelhayat789
    @adelhayat7894 жыл бұрын

    Mnbar ms xemamn ms zeyrin seb entekonu nay hlwey Tarik( Abraham) tray u tarikey anbibu zrdeo!!!

  • @abi2677
    @abi26775 жыл бұрын

    ኣብርሸይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢካ ንስካ ህሉው ኢካ ።

  • @JohnEnterteiment-2
    @JohnEnterteiment-25 жыл бұрын

    Men yfelteley Ahhhhhhhhhhhh Ezeas Nay eka derifkaya Abrish bderfika kixenanaee kwrih ye thanks for sharing bruk leytt nkulkum deqi Halal meret .

  • @user-dj7ue7vl9m

    @user-dj7ue7vl9m

    5 жыл бұрын

    you too

  • @bibifeqar23

    @bibifeqar23

    5 жыл бұрын

    Thanks sis u too

  • @mirehalal1860

    @mirehalal1860

    5 жыл бұрын

    Kkkk kef aleki

  • @qwerygcxrfsw2570
    @qwerygcxrfsw25705 жыл бұрын

    *welcome nay nebsiehier* *Abraham aforki kndey i you derfu* *total rgat haftey*

  • @beyourself3726
    @beyourself37264 жыл бұрын

    Abraham.afeweeki yfetweka eye kem werki

  • @ammamha9306
    @ammamha93065 жыл бұрын

    ለካ ከምዚ ዩ ጽባሕ ክንብል ዘምልጠና ሎሚ !

  • @midgetgoitom9488
    @midgetgoitom94884 жыл бұрын

    " Men Yifeltheley nay meamuq libey " Abraham Afewerki 👑🎼

  • @gabikelati1078
    @gabikelati10785 жыл бұрын

    Abrham afewerki deleka zeyrekeb kubur unki we love you so much! Higi teftero hayulna ketmlse entezekal neru abey emo!!!we miss you!!

  • @Tsgenay
    @Tsgenay5 жыл бұрын

    Abrishey Ambibka zeywdae mexhaf ahh entay emo alem gedelo 😭

  • @luwam6122
    @luwam61228 ай бұрын

    Men yfelteley nay muamuk lbey 😢 lbey bejaki ykre lmedley 😢 akal kuni msbay kalley😢

  • @tmniteynsa4722
    @tmniteynsa47225 жыл бұрын

    Abrish halal fitret aresti gn tegagikum alekum Men yfelto aykonen Men Yfelteley eyu.

  • @regatafewerki4854

    @regatafewerki4854

    5 жыл бұрын

    Abti mets-hafu b idu gtmitat ztsahafo kemu zbl aristi iyu hibuwa zelo, ksab hiji kulu fryatu kemzelewo Original ina ntsiino zelena.

  • @regatafewerki4854

    @regatafewerki4854

    5 жыл бұрын

    @@tmniteynsa4722 beti zhabkani haberta keyemesgenku khalf aydeln.

  • @samuelmussie6860
    @samuelmussie68605 жыл бұрын

    Abrishey natey memhr hiwetey ewe mstntan yeblun melesa tetimu kzkr merixe kab tasa rest in pease may dear

  • @abihaile666
    @abihaile6664 жыл бұрын

    Arma eritreaweyan Abraham afewarki

  • @rbl.6917
    @rbl.69175 жыл бұрын

    እዛ ደርፊ ኣብ ሞቢለይ ጸኒሓ ነዊሕ እንዳ ደገምኩ ከስተማቅራ ጸኒሐ እንተ ሕጂ ግን ከም ድሌትና ከነስጠማቅር ዝገበርኩምና Thanks so much mor love 🎧

  • @oneday5636
    @oneday56364 жыл бұрын

    ኣብሪሽ ሓወይ፡መን ይፈልጠልና ብድሕሬኻ ከፊኡና ከም ዘሎ?ንዓኻ ዝወሰደት መዓልቲስ ጨካን እያ።I love u more i can say,abrish my dear r.i.p

  • @alaynega5238

    @alaynega5238

    2 жыл бұрын

    እወ ሰብ ነሩ ዓቢ ሰብ ኣቦ ትግርኛ

  • @freta3038

    @freta3038

    2 жыл бұрын

    ÀAAÀÀÀAAAAÀÀÀÀÀÀÀÀAA

  • @danialves7515

    @danialves7515

    2 жыл бұрын

    ሓቂ ብሓቂ

  • @jejomikniikida7225

    @jejomikniikida7225

    2 жыл бұрын

    Egg

  • @robelfsha2381

    @robelfsha2381

    2 жыл бұрын

    Nay bahaqi

  • @Goyta-Nebsu
    @Goyta-Nebsu Жыл бұрын

    "ምሕረት ምሕታት፣ ምሕረት ምሃብ ንመጻኢ ማሕላ እምበር መን ኣሎ እወ ኣብ ልቡ ዘይብሉ በሰላ" ኣብርሃም ኣፈወርቒ ግን...... እንድዒ ንዓኻ ዝምጥን መግለጺ የልቦን! ኣብ ዘለኻዮ ይጥዓምካ legend!

  • @fnanmehari6422
    @fnanmehari64224 жыл бұрын

    men yfelteley nay meamuk lbey men ysemaley mexewaeta lbey dekekti htotat nay nabrana abrshey lomi feliteyo trgum nay derfka

  • @semharhasablo6901
    @semharhasablo69015 жыл бұрын

    Abrham afewerqi aymoten Bhaqi hiwet zerieka eka keydka nemhr fqriiii❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @jcseri7088
    @jcseri70885 жыл бұрын

    King 🤴🏽 legendary Abrham memher Hiwet 🎶. Artist hawena kiflu dagnew gela kab nay Abrham king kalet keglexi kelu n abrsi legendary sntbeb naka Entay eyu mes belwo sntbeb hiwet eyu emnet eyu fkri eyu desta eyu tesfa eyu kebelu sima mesu ka tesimami elwom derfi abraham terah zykoan si qalatu wen hiwet zelwo eyu . We love you abrish king king 👑 🎶❤️❤️❤️

  • @anqahagosekaffegf3930

    @anqahagosekaffegf3930

    5 жыл бұрын

    Abrsh. Bahri. Kelem. Ante. Zkewun. Naka.zkonu. Kalat. Xihife. Aymwedaakuwon 😍❤️❤️❤️

  • @binibini9582
    @binibini95828 ай бұрын

    Nay abram aforqi derftat enda demeqe eyu zkeyd

  • @dejenamanuel8517
    @dejenamanuel85173 жыл бұрын

    Naka zkewn meglexi yelen abrihimo sukor gn kea entay yebhal kuynu gn kulu gzi ab lbna aleka kemzi natey nebrihimo zfto ላይክ ርገጹኒ እስከ ደቂ ኤረይ ማረይ።

  • @mengstabtesfay6352
    @mengstabtesfay63525 жыл бұрын

    ኣብራሃም ሽኮር ኣነ ዝገርመኒ ናይ ኣብራሃም ዲስላይክ ክትገብሩ ኣፍልጦ ዝጎደለኩም ምካንኩም ምግማቱ ኣየጸግምን ናይ ባሓቂ ተሕዝኑ

  • @fikaduteweldebrhan9107

    @fikaduteweldebrhan9107

    3 жыл бұрын

    seb mesilom mes seb znebru alewo hawey

  • @julijulya145

    @julijulya145

    3 жыл бұрын

    Kdey alew yedug bzey hagol zkedu

  • @tttsss119
    @tttsss1195 жыл бұрын

    eska naye AFRICA BOB eyka !!!!!

  • @Alemgodol2010
    @Alemgodol20105 жыл бұрын

    Abraham I love you so much Almey always in my hert my brother

  • @GM1380mebrahtom
    @GM1380mebrahtom5 жыл бұрын

    thank for sharing abrham afewerki my favo song

  • @user-gd7ml8mh8b
    @user-gd7ml8mh8b3 ай бұрын

    "Legend of eri"abrish"

  • @danielfikadu6913
    @danielfikadu69135 жыл бұрын

    ኣብርሃም ኣፍወርቂ ንጉስ ፍቅሪ

  • @sebiyumekseb9829
    @sebiyumekseb98295 жыл бұрын

    Abrham entay emo kbl iye derftatka Ab hiwet deqi sebat buzuh tmrti Master iyu Enber musika tray z Aklo Aymslenin beqa kem qemem Ab kulu iyu z Atuw

  • @rozitsegaye3802
    @rozitsegaye38025 жыл бұрын

    We want all of his albums...

  • @user-dj7ue7vl9m

    @user-dj7ue7vl9m

    5 жыл бұрын

    step by step

  • @MerhawitHagos-dj8zq

    @MerhawitHagos-dj8zq

    2 жыл бұрын

    ASAP🥰

  • @user-lw2gy3or7v
    @user-lw2gy3or7v11 ай бұрын

    ኣቡሩሸይ መምህረ ኩሉ ዓለም ዶ ጣላም ከይናይ😔 ኣብሩሸይ ዝፈትዋ ኣሎ ዶ ከማይ ናይ ኣቡሩሸይ ደርፊ ከስምዕ ኩሉ ፉኩስ ይበለኒ ኩሉ ናይ ልበይ ቃንዛ😔

  • @hanimarley9064
    @hanimarley90645 жыл бұрын

    ክብረት ናዓካኣ ኩቡር ሓውና ናይ ቲ ኩቡር ስንጥበባዊ ምጽጻካኣ

  • @zeritebaye8292
    @zeritebaye82925 жыл бұрын

    Who’s love abrahimo 🙏🏾❤️ like

  • @himeretyuemnetey9498
    @himeretyuemnetey9498 Жыл бұрын

    ህያብ ኣምላክ! የእዛነይ ተዓዲለን እየነ ስሑል ድምጽካ ክሰምዓ'ሞ ኣብቲ ዘለካዮ ሰላምታይ ይብጻሕካ ንጉስ ልበይ❤

  • @abizzhabzzreactionyt7817
    @abizzhabzzreactionyt78175 жыл бұрын

    *ምንባር ከምዚ ከማይ ትጽበየዋ እስከ ኣብዚኣ ✍*

  • @smerttesfahiwet4840

    @smerttesfahiwet4840

    4 жыл бұрын

    Ane

  • @merahawikidane673

    @merahawikidane673

    3 жыл бұрын

    Ane 👍👍👍

  • @danimessi3177

    @danimessi3177

    3 жыл бұрын

    Aman asil

  • @user-sm1zz1lw1e
    @user-sm1zz1lw1e6 ай бұрын

    ንዛ ደርፊ ከሰምዓ ከለኩ ንብዓት እዩ ዝቅድመኒ እናመሰግናለን አብርሽ ዓሕ

  • @mamaafrica7517
    @mamaafrica75175 жыл бұрын

    Kemaka yelen abrhimo shikorr I love you so much

  • @tekleteklemichael5010
    @tekleteklemichael50105 жыл бұрын

    ኣብ"ዓለም"እቲ"እንኮ"ናይ"ደቂሰባት"ዝፈልት"ሓደ"ምስ"ሓደ"ዘይተማዛዝኖ"ንናተም"ኣለዎም"ግን"ክም"ኣብርሃም"የለን"ክብለ"እየ"ዝኽእል"ኣነ

  • @lydiahadish9688
    @lydiahadish96885 жыл бұрын

    abrhimo kabaka bzuh eyu tesfana neru gin keltifkana derftatka niana tesfa eyom miss u 😘😘😘

  • @robagebrihiwet5739
    @robagebrihiwet5739 Жыл бұрын

    Legende Never Die 2023🙌

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu5 жыл бұрын

    መምህረይ ቃላትካ ኮ ማዓር ዩ ንዓይ ናይ ሎሚ ስነ ጥበበኛታት እንቃዕ ኣይትሪኦም በጻቢዕቲ ዝቁጸራ ደርፊ ኣዉጽኦም ናብ እንተርቭዉ እዮም ዝጎይልካ ኣፎም ጋህጽጾም ኪኣ ዝከዉንኒ ዘይከዉንን እንዳተዛረቡ ልቡና የሕቢጠሙና በስ ህወትኩም ጥራይ ዘይኮነስ ዋላ ስነ ጥበብ ዉን ምሳኩም ዩ መይቱ።

  • @robibibi479
    @robibibi4795 жыл бұрын

    ኣታ ማራ እየ ዘመስግነኩም። ናይ ኣብረሃም ደርፊ እኮ ሂወት እዩ። so i love you abrehamey euuyyyyyyy.

  • @hiwot2208
    @hiwot22082 жыл бұрын

    Kabten btami zfetwen zefkren nay Abrsh hanti derfi eya degagme seme zeymenwa thanks Abrshey love you 😍 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yoditghiday9034
    @yoditghiday90345 жыл бұрын

    Nezi kemay zxmae agedadi nhiwet. Zkone nay nebsiher abham afwerqi zzergahkumlna. Btaemi ena nemesgnekum

  • @elimtesfit9413
    @elimtesfit94134 жыл бұрын

    my the best guy abrhamey

  • @yonijunior5192
    @yonijunior51925 жыл бұрын

    so happy that you come back on KZread

  • @djbambamg5923
    @djbambamg59235 жыл бұрын

    ❤❤❤ Abraham afewerki Rest and peace

  • @abrahamgetachew9160
    @abrahamgetachew91602 жыл бұрын

    Am from Addis abeba love this music I found it on tik tok

  • @user-xq4kb2dl1k
    @user-xq4kb2dl1k5 ай бұрын

    He is the one!!!!!

  • @kubromhaile2606
    @kubromhaile26062 жыл бұрын

    Abrishey shkor mengsti semay yewrska

  • @senaitbelay2477
    @senaitbelay24775 жыл бұрын

    I love you so much abraham 😍❤️😍

  • @user-vf2xv2kl3v
    @user-vf2xv2kl3v3 жыл бұрын

    Abrahamey alemey 😭😭😭😭bzey biaka hiwet merir eu memhrey

  • @user-po1tu2ou9r
    @user-po1tu2ou9r5 жыл бұрын

    Thanks for shearing ya habibi derfi nay abraham delina senayo nerna

  • @mekelle653
    @mekelle6534 жыл бұрын

    ዝምልሰልካ ክትስእን ትክእል እካ ዝሰምዐካ ክትስእን ግን ከቢድ እዩ ኒምስማዕ ብከምዚ ከ ኣብራሃም መልሲ ምስኣን ኑቡር ወሲደዮ ሰማዒ ምስኣን ምቅባል ስእነዮ እሉ ገልፅዎ

  • @hiru8331
    @hiru83313 ай бұрын

    ብናይ abrsh ሞቶ ለይቃፀል ይህሊ ዶ ኣክክክክ 😭😭😭abrsheyyyyy ufffffff ኣነስ ማራ እየ ልቃፀል ኣምላኽ ኣብ ዝፋኑ የንብርካ

  • @awethaile5456
    @awethaile54564 жыл бұрын

    Nay hiwet & fkri memhr eika😍

  • @Maraki27
    @Maraki274 ай бұрын

    Abrihimo we miss you so much 😢😢derfka keseme keleku zey Felton seb yi znafk ❤❤❤

Келесі