Eritrea, ኣጀማምራ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራን ምርሻን ኣባላት ሃ/ኣገልጉሎትን፡

Ойын-сауық

#story #tefetawitalkshow #eritrean #ethiopia #recordedlivepaltalk#ethioeritrean #tigray #brakhe_show #tigrai_tv #dw

Пікірлер: 62

  • @lettetecle4258
    @lettetecle425819 сағат бұрын

    Amlak ezom saiten tigaru arehekelrna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭

  • @sisaytsegay8939
    @sisaytsegay8939Күн бұрын

    History will repeat itself....wait ....tnx For the truths.

  • @tesfalemaraya50
    @tesfalemaraya5021 сағат бұрын

    Arkey jgna edkum keep going

  • @user-oh5wd3vd5n
    @user-oh5wd3vd5nКүн бұрын

    Sellka areyana

  • @melakenemariam6588
    @melakenemariam6588Сағат бұрын

    Exactly happened

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin66136 күн бұрын

    ናይዚ ወዲ ዝገረመኒ ዘይርስዕ ምኳኑ እዩ። ንዓይ ይዝከረኒ ብዛዕባ ምርጫ ናይ ባይቶ ካብ ኣዘዝቲ ቦጦሎኒ ንላዕሊ ኔሩ ንኣዛዚ ክፍለ ሰራዊትና ንወዲ ስሌማን ክንመርጽ ይጉስጉሱና ኔሮም ንሕና ግን ምስ ኣባላቶም ምድንጋጽ ዘለዎም ኢና መሪጽና ምክንያቱ ዶሞዝ ክበልዑ እምበር ካልእ ዋጋ ከምዘይብሎም ንፈልጥ ኔርና፡ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ባዕለቀም ንወዲ ሱሌማን እዩ እቲ ዕድል ተዋሂቡ😮

  • @Wediharestay

    @Wediharestay

    6 күн бұрын

    ንሕና ውን ልክዕ ንኣዛዚ ብርጌድ 4 ክፍለ-ሰራዊት 18 ወዲ ሓጎስ መሪጽና፡ ዝሓሸ ንሱ ኔሩ ካብታ ናይ ወዲ ፍርዙን ክ/ሰ 18

  • @Wediharestay
    @Wediharestay7 күн бұрын

    Welcome Eriman 💙

  • @Kudustekiehagos
    @Kudustekiehagos2 күн бұрын

    Tigraway lahja

  • @alfaomega8110
    @alfaomega8110Күн бұрын

    Kezzab.

  • @AryaFry-ii7ir
    @AryaFry-ii7ir2 күн бұрын

    Heswi gezkift

  • @johnhabte6743
    @johnhabte67432 күн бұрын

    ንስኻ እቲ ለሃጃኻውን ትግራዋይ ኢኻ እንደገና ሓሶትን ሓቅን ሕውስውስ ዝበለዩ ዘረባኻ ብመጀመርታ ፕረዝደንት መጺዩ ተዓሊም ዝጅምሮ ዝበላዮ ውጹእ ሓሶት ኮይኑ ግን ቀዳመይቲ ሓቂ ዘምጻእካያ እዚ ከምዚ ኢልና ኬድና ምልሻ ገለዮም ኔሮም ባድመዶ ገምሃሎዶ ኣጥቂዕና ሒዝናዮ ኢልካ ንሕና ከም ዝጀመርናዮ ኲናት ትዛረቦ ዘለኻ እዚ ድሕሪ እቶም ሸሞንተ ኣባላት ብወያነ ምቅታሎምዩ እዚ ንስኻ ዘይኮነ ተመለሱ እናተባህሉ ኣብዮም ኣብ ቦታና ኣትዮም ኢሉ ጻድቃን ዝተዛረበሉ ሓቂዩ ስለዚ ጠንቂ ንሱዩ እዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ሳዕቤንዩ ውጩ ኔሩ ኢልካና ኣብ መጥቃዕቲ ናይ ቀዳማይ ወራር ከባቢ ባድመ ሓሳዊ ውጩ ን2001 ሒዙ ኣብ ከባቢ ዛላምበሳዩ ኔሩ ሓሳዊ ኢኻ ካልእ ንዋልቃይት ኬድና ኣጥቂዕና ኣታ ክንደይ ትሕሱ ዘይነበረ ትዓፍር ምርሻን ድማ ኢልካ ናይ ዕቁር ሰራዊት ኣባልሲ ኣባኹም ተረሺኑ ክክክክ ንሳ ነቲ ካልእ ኩሉ ኣፍሪሳትልካ ሓሳዊ ኣስዒብካ ሰራዊትና ካልኣይ ንዋልቃይት ከጥቅዕ ከምዝኸደን ኣብኡ ሓደ ዓርኩ ዝተረሸኖ ቆልዓ ንመራሒ ቦጦሎኒ ከም ዝሃረሞ እንደገናውን ክሕዝዎ ክብሉ ተታዂሱ ተወጊኡ ከም ዝሓዝዎን ብኻራ ከም ዝሓረድዎን ተዛሪብካ ነቲ ሓራዲ ኣስላማይ ጌርካዮ ክክክክ ኣየ ተጋሩ ኣስላማዩ ዝሓርድ ንምባልዩ ክክክክ ርእሲ ኩዕንቲ እቲ ኮይኑ እቲ መሰረቱ ኩሉ ሓሶት እንድዩ ክትፈልጥ ብኻራ ሰብ ዝቀትል ኤርትራዊ የብልናን ከምኡ ዝገብር ከምኡ ይነግር ኢሎም ደሓር ንስኻ ኤርትራዊ ተትኸውን ወያነ ዝተዓወተትሉ ጥራይ ኣይመምጻእካን ሓሳዊ ክትፈልጥ ንስኻ ትግራዋይ ኮንካ ብገለ ዝኣከብካዮን ሓሶትን ሓዋዊስካ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ

  • @Insider24840
    @Insider248407 күн бұрын

    💙💙💙

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera6 күн бұрын

    ትግራዋይ ሓሳዊ ፡ ኤርትራ ብካራ ኣይትሓርድን እያ። ናይ ተጋሩ ጠባይ ንትርጋሩ ንግደፎ። ህሉው ሕሉፍን ሁሉውን ኩንታት ተጋሩ ጽቡቕ ጌርና ኢና ንፈልጦ።

  • @Wediharestay

    @Wediharestay

    6 күн бұрын

    ሰትት ከዛብ፡ ባዕለይ እንድየ ኣብኡ ዝነበርኩ ፡ ምርሻን ምሕራድ ብወግዒ ኢዩ ኔሩ።ብዙሕ ዝረሰዖ ኣሎ ከማን።

  • @senaitkfle3979

    @senaitkfle3979

    2 күн бұрын

    ​@Wከዛብediharestay

  • @iskatl1098
    @iskatl10989 сағат бұрын

    ኩሉ ዝብሎ ዘሎ ሓቂ እዩ ኣየጋነነን ።

  • @habtomgebrengus-it1om
    @habtomgebrengus-it1omКүн бұрын

    Ferah menfes aloka. Wala fltet yeblkan. Tegadelti eyom merihom neta hager zdhanwa. Mosaom aytklayom.

  • @AryaFry-ii7ir
    @AryaFry-ii7ir2 күн бұрын

    Aegamgedfe aeluku

  • @HyseniElsa-i8j
    @HyseniElsa-i8j22 сағат бұрын

    Hasawi jelgad tarik ayitehawawus

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb2 күн бұрын

    Dob wey Badime ayikonen tebahlkum biweyanen bishaeboyan shaebiya kunat zikefete elama ethiopia kijiz mengisti mihilbat agenda silezihaze eyu.Eritra gin Badime ayikonen mikniatu 4likum eyu dinkurna ayitingeruna.

  • @tekestekidane3545
    @tekestekidane35456 күн бұрын

    Algis hasawi

  • @AkliluTedi
    @AkliluTedi6 күн бұрын

    keZaB 😂

  • @mathewostsegay4868
    @mathewostsegay48682 күн бұрын

    እንታዩ ዝብል እዚ ኸ ሓሳዊ

  • @user-sq3hz6nt9z
    @user-sq3hz6nt9zКүн бұрын

    ሓሶትን ዝሑሱ ን ሰብ ጸላእኩ ካብ ምስርዕ ጅግንነት ምውርራስን ሸተት እንትይልካ ከምኡ'ዩ ክትሕሱ ጥራይ ዘለካ በርከ ንሱ'ዩ እቲ ናይ ጎሓፍ ባዓቲ ታሪኽ !!!

  • @user-gn1qo5kf5x
    @user-gn1qo5kf5xКүн бұрын

    Bu😮 eritreawi du yekwen eze loqmax hasawi😂😂 ygerm yu

  • @worshipembassy5508
    @worshipembassy55086 күн бұрын

    ወዲ ሃይለ ኣስመራ ሹቅ ክይከውን ታሪክ ኣለዎ ዓርኩ ረሽንሙ ለክምዎም ጥፊኡ😢

  • @hadushgeremdhn349
    @hadushgeremdhn3492 күн бұрын

    ኩላ ሓቂ እዩ ገልጽዋ እዞም ኣስናን ዘይብሎም ኣኽላባት እስያስ ኣብቲ ግዜ እቲ ዕረፍቶም ኣቆርጾም ብዘብዘብ ናብ ዝመጽለን ሃግራት ዝተመለሱ ሕጅ ዉሕ ዉሕ ክብሉኻ እዮም

  • @andayaman4097
    @andayaman4097Күн бұрын

    ጭው ዝበልኩም ተጋሩ ትግርጫኹም ፉሉጥ።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb2 күн бұрын

    Eseyas nikulu eritrawi ashkiewo eyu.higi zilebemkum ewn ayikefien eyu.Eritrawiyan maebilu tselaekum filetu.

  • @MusieMusie-c9h
    @MusieMusie-c9hКүн бұрын

    Ok. Zigermeka felitnaka abi 5zur buzahat teweledti tegaru xenihkum endikum eska win hade kabatom eki anta wedi megabit

  • @Insider24840

    @Insider24840

    Күн бұрын

    ክላእ ደንቆሮ፡

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab18 сағат бұрын

    ክክክክ ድፍን ድፍን ብሓሶት ብዙሓት ተጋሩ ነሮም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ንሳዋ ዝተዓለሙ እዚ ፍሉጥ ሓደ ካብኦም ዩ:: ድሓር እኮ ተሳሒቦም ዮም ንድሕሪት እዚ ሓደ ካብኦም ዩ::

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom436Күн бұрын

    አብ ትኩል ልዕሊ 1ሺሕ ሠራዊት ህግደፍ ተማሪኾም ነዚአ ረሲዕካያ

  • @harerta20088
    @harerta20088Күн бұрын

    ኣንታ ሕልኩስ #ወራር ወያነ ዶ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ?

  • @Wedimassawa525
    @Wedimassawa525Күн бұрын

    5 zurya meas deyom weridom ata hasawi wedi dekala qunti.

  • @Insider24840

    @Insider24840

    Күн бұрын

    1ይ ዙር 07/1994፡ 2ይ ዙር 01/1995፡ 3ይ ዙር 07/1995 ፡ 4ይ ዙር 01/1996፡ 5ይ ዙር 07/1996 ወሪዶም፡ ኣታ ደንቆሮ መሃይም ትጻረፍ ዘለኻ ጋውና።

  • @Wedimassawa525

    @Wedimassawa525

    Күн бұрын

    @@Insider24840 hji deka kab Seb hatitka amtsikayo 🤣🤣🤣🤣 Wediza komal nizefelteka komu belo gohaf.

  • @wangabo5561
    @wangabo55618 сағат бұрын

    እቲ ዘሕዝን ግን ኣገላልጻኻን ላህጃን ጠሊሙካ፣መጀመሪያ ላህጃ ኤረትራዊያን ክትማ ሃር ነሩካ፣

  • @user-nu4rs5tw7b
    @user-nu4rs5tw7b19 сағат бұрын

    Entay de,a Haraday islamay gerkayo,,,kkkkkkkk Aga,ezyan tekeyrka dika kkkkkk

  • @tewe8491
    @tewe84912 күн бұрын

    ብዓጋመኛ እነዳተዛረብካስ ትሕሱ ዓጋመ😂😂😂

  • @senaitkfle3979

    @senaitkfle3979

    2 күн бұрын

    ሓቂ

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w6 күн бұрын

    Imo bi Hiwet eritrawyia kab Wetrhader amharay zikefe ikum Ni deki hagherkum tetsaeitkumlen yehezin iyu

  • @Halamadrid676
    @Halamadrid6766 күн бұрын

    በቃ ፍሊጶስ ኣብ ኩሉ ኢኹም ተእትዉዎ 😂😂😂

  • @samsonhaile5072
    @samsonhaile5072Күн бұрын

    ክክክል ያ ተጋሩ ኢኩም ቆንዳፋት ኢኩም ተገጢምክን

  • @135abraham
    @135abraham19 сағат бұрын

    Tigiraway kelo kemey yezentiw alo tigrignu simiwo

  • @melakenemariam6588

    @melakenemariam6588

    Сағат бұрын

    Afafe

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom87307 күн бұрын

    Arki wchu. Eu Goitom Goitom shegeg Eu zflet. Kem Wchu. Nay alcohol Eu

  • @Wediharestay

    @Wediharestay

    6 күн бұрын

    ኣሎ'ዶ ሸገግ ሕጂ? ደስኪሉ ድዩ ኣሎ?

  • @tesfitkubrom8730

    @tesfitkubrom8730

    Күн бұрын

    @@Wediharestayalo kcha sgem amxuley Enda bele ynebr

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos8813Күн бұрын

    ነቶም ዘይነበሩ ድኣ ድፎኖም ስቅ ኢልካ ከዛብ። ባዕልና ኢና ንፈልጦ እቶም ዝነበርና። 🤮🤮👃👃

  • @nisonia9488
    @nisonia94882 күн бұрын

    ትግራዋይ ሙኻኑ ብላህጅኡ ፍሉጥ፣ወዲ ጁንታ

  • @senaitkfle3979

    @senaitkfle3979

    2 күн бұрын

    ሓቂ በልካ

  • @jberaki7078
    @jberaki7078Күн бұрын

    ዓጋመ ዋሒድ

  • @germaymebrahtom436

    @germaymebrahtom436

    Күн бұрын

    አታ ከልቢ ሐቂ ተዛሪቡ ወሓጦ

  • @user-nk1qe1jl7v
    @user-nk1qe1jl7v5 күн бұрын

    ወያነ ካብ በዓል እንዳዕሸ ባዕሉዩ ተመሊሱ ዝበልካዮ ውጹእ ሓሶት።99% ኣሉታዊ ጎኒ ሰራዊትና ኢኻ ገሊጽካዮ።ንወያነ ዝምልከት ንዐኦም ዝምጉስ ወይ ሓያላት ምንባሮም ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ።ብሓቂ ትከታተል እንተኔርካ፡ዕለት 25/05/2000 ካብወሃቢት ዝባሃል ወይ እንዳተለስኮፕ ዝባሃል ቦታ ከነዝልቅ'ንከለና ክፍለሰራዊትና ዝለዝተደፈኤ ዘይኮነስ፡ሰራዊት ወያነ ምስ ኣዝየን ብዙሓት ታንክታቱ ብተኺሎ ጌሩ ንማይዓይኒ የምርሕ ስለዝነበረ፡ነቲ ኣብምድፋእዋልታ ኮይኑ ዝከላኸል ዝነበረ ሰራዊት፡ናይ 271 ኮሙኡውን ብወዲክፍለ ናይእንዳርባዕተ ኣዛዚ ዝነበረ ዝምራሕ ብብዝሒ ሞርታር ዝዓጠቀ ሰራዊት ንምክልኻል ተባሂሉ'ዩ።ትዝክር እንተኾይንካውን ነቲ ኣጋር ሰራዊት ወያነ ብሞርታር ጌሮም ምስደሰቅዎ'ዩ እግረይ ኣውጽኒ መረብ ዝሰገረ።እምበር ወያነ ደኣ መዓልቲ ናጽነት መዓልቲ ሓዘን ክንቅይራ ኢና ኣስመራ ክናኣቱ ኢና ኢሉኳዩ ገለ ሰራዊቱ ብጸሮናብደቂለይፋይ ጌሩ ዓዲቀይሕ፡ብማይዓይኒ ጌሩ ገሊኡ ንደቀምሓረ ገለ ከኣ ብቅናፍና ጌሩ ንመንደፈራ፡ብዓረዛ ጌሩ ንበዓል ድባርዋ፡ብዓድዃላ ጌሩ ንመንደፈራ፡ብጻዕዳቃላይ ጌሩ ብድርኮ ቆሪጹ ንመስመር ዓድዃላ መንደፈራ ክቆርጽ ኢሉዩ ተበጊሱ ኔሩ።ኣብዓዲበጊዖ ሰፍ ዘይብል ክሳራ ምሰጋጠሞ ግን ክቅጽል ኣይከኣለን ዘይኮነስ ጭሩኡ ደጒሉዩ መረብ ሰጊሩ።ስለዚ ንመንግስቲ ስለዝጸላእካ ዘይኮነን ዘይነበረን ታሪኽ ኣይተሕልፍ።ብዛዕባ መግቢ ዋሕዲ ኔሩ ክኸውን ይክእልዩ።ከምዚትብሎ ዘለኻ ዝተጋነነ ጥሜት ግን ኣይነበረን።

  • @germaymebrahtom436

    @germaymebrahtom436

    Күн бұрын

    ሓሳዊ

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    Күн бұрын

    TZIKIR TEKONKA ELAKA... ABEY DO NEYRU EYU?

  • @Halamadrid676
    @Halamadrid6766 күн бұрын

    በቃ ፍሊጶስ ኣብ ኩሉ ኢኹም ተእትዉዎ 😂😂😂

  • @worshipembassy5508

    @worshipembassy5508

    6 күн бұрын

    👽👽👽🤮🤮🤮🤮

Келесі